ሰሙነ ሕማማት ሓሙስ መስዋዕቲ ኦሪት ኣሕሊፉ ቅዱስ ቊርባን ዝሰርዓሉ ብመም.ኪዳነማርያም ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH

Ойын-сауық

ብናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተ ክርስቲያን መድኃኔ ዓለም ኣብ ቅድስት ሃገረ እስራኤል ብኣባላት ክፍሊ ትምህርቲ ዝተዳለወ ስብከት

Пікірлер: 21

  • @user-fd8he1fj7w
    @user-fd8he1fj7w15 күн бұрын

    ኣመን ኣመን ኣመን ቃለ ሂወት የስምዓና መምህርና ናይ ኣገልጉሎት ዘበንካ ይባረክ

  • @fxum-yu8uo
    @fxum-yu8uo15 күн бұрын

    ኣሜን አሜን ኣሜን ቃለሕይወት የሰማዓልና

  • @user-pr8bm3iv9o
    @user-pr8bm3iv9o15 күн бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና👏👏👏✝️✝️❤✝️❤

  • @user-oz1he2ej5x
    @user-oz1he2ej5x15 күн бұрын

    ኣሜን kale hiwet yesmelana ❤❤❤

  • @user-cz7qn5tt4g
    @user-cz7qn5tt4g15 күн бұрын

    ቃለ ሂወት ቃለ ሰናይ የስምዓልና ጸጉኡ የብዝሓልኩም ፈጣሪ

  • @user-ig5dm3up6l
    @user-ig5dm3up6l15 күн бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃልሂወት የስምዓልና እንቆዕ ናብ ሓሙስ ጽግቦ ብሰላም ኣብጽሓና ኣብጽሓኩም ብዘይ ኣፋላላይ ኣመንቲ ክርስትና❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-rp3ti2cu3c
    @user-rp3ti2cu3c15 күн бұрын

    ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና

  • @QrtuudhWty42fuuy
    @QrtuudhWty42fuuy15 күн бұрын

    Amen amen amen ❤❤❤❤❤❤

  • @eyobyakob656
    @eyobyakob65615 күн бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ የስምዓልና መምህር ሓውና ኣጎልጉሎትካ ኣዕዝዙ ይባርኽ።

  • @user-oz1he2ej5x
    @user-oz1he2ej5x15 күн бұрын

    Amen Amen Amen ❤❤❤❤❤

  • @temesgenamlak4301
    @temesgenamlak430115 күн бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት ይስማዓልና

  • @Eritrea44
    @Eritrea4414 күн бұрын

    ❤❤❤

  • @BiniamtarekeBiniamtareke-bh2ti
    @BiniamtarekeBiniamtareke-bh2ti15 күн бұрын

    Amen amen amen abta zeythalif mengstka zekireni goyta"🙏🙏🙏

  • @letinayohenas7818
    @letinayohenas781815 күн бұрын

    Amen Amen Amen

  • @ZemichelHabte
    @ZemichelHabte15 күн бұрын

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏ኤሜን ኤሜን ኤሜን

  • @user-bj1tp2fs1m
    @user-bj1tp2fs1m14 күн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @user-rx6pt8ps3z
    @user-rx6pt8ps3z15 күн бұрын

    🙏🙏🙏

  • @akberettekie4309
    @akberettekie430915 күн бұрын

    Amen 🙏 🙏 🙏

  • @user-bj1tp2fs1m
    @user-bj1tp2fs1m14 күн бұрын

    amen amen

  • @TedrosAregai151986
    @TedrosAregai15198615 күн бұрын

    ቃለ ሂወት የስምዓል መምህር !!! ለበዋ ፥ እዚ ብስም ኣውዳኣመት ብልምዲ ዝግበር ኣገባብ ኣበዓዕላ ምስ ቀንዲ መሰርትን ስርዓተ ቤ/ክ ባህልናን ኣታኣሳሲርኩም ትምህርቲ እንተ ተምጹእሉና ። እዚ ጠለ-በግዕ እንዳ ሓርድካን ካልእን ስእልታት ኣብ ማሕበራዊ ሜዲያ ምልጣፍ ፡ ብስም ኣውዳኣመት ስኽራን፡ ምሕሻሽ ወዘተ ። ስለዚ ዝኸበርኩም ማሕበር ነዚ ዝምልክት ትምህርቲ እንተ ዝቀርበልናስ ሰናይ ነይሩ። ዝኾነ በዓልና ፡ ኣብ ዝካየደሉ እዋን'እቲ ኣገባብ ኣበዓዕላ ጎስጋስን ሓቤሬታን ክዋብ ይላቦ። ናይ ኣገልጉሎት ዘምንኩም ይባርኽ!!!

  • @danielgilazgi4956
    @danielgilazgi495615 күн бұрын

    ❤❤❤

Келесі