ማይክ ሃመር ንኢትዮጵያ ክኸድ እዩ፣ ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴ ብልፅግና ተቐንፂሉ፣ ኣትሌት ፍረወይኒ ሃይሉ ከልኪሎማ፣ ህሊና ተኽለማራይም ስዒራ! 7/6/2024

ማይክ ሃመር ንኢትዮጵያ ክኸድ እዩ፣ ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴ ብልፅግና ተቐንፂሉ፣ ኣትሌት ፍረወይኒ ሃይሉ ከልኪሎማ፣ ህሊና ተኽለማራይም ስዒራ! 7/6/2024 - Please join and become a member / @tigraionline
www.gofundme.com/f/donate-to-...
#Tigray #Tigrai #Eritrea #ethiopia #amhara #almata #tdf #WesternTigray
www.tigraionline.com
/ tigraionline
/ tigraionline
/ tigraionline
/ tigraionline

Пікірлер: 40

  • @almazadamu9175
    @almazadamu91755 күн бұрын

    የቀንየልና TOL እት ንውፁዕ ህዝቢ ትግራይ ካብ ዘለው ፀበባ ንምውፃእ እትግብሮ ቃልስ ብጣዕሜ ክንእደኹካ እይሐልፍን እት ትብላ ዝላኻ ኹሉ እብ መብዛሕቶኡ ደምፄ ዘይቡሉ ህዝብ ትግራይ ዝብላን ዝስመዕን እዩ ስለዝ እት ትብላ ኩሉ ንዐይ ትክክል እዩ እት እነ ክብላ ዝደልይ ግን ደማ ናብ ህዝብ ክብፃሕ እቅም ስለዘይብለይ ባእኻ እቤለ ግን ስለዝስማዕ ዘሉ ብጣዕሜ ሕጎስቴ እየ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @TDLF-ek7if
    @TDLF-ek7if5 күн бұрын

    thank you Tigray Online for bringing our athletics to our attention she needs Saport Ethiopia never think to be nice to Tigrayan

  • @_Eli_471
    @_Eli_4715 күн бұрын

    TOL absolutely you are right about what you are talking now. Please share and talk this with your friends in the diaspora ,specifically with the GSST and with those gsst members that have easy access with those authorities in Tigray. This is very important timely issues.

  • @semirberhe7592
    @semirberhe75925 күн бұрын

    TIGRAY TSIER ❤️💛

  • @frewoinigore1782
    @frewoinigore17825 күн бұрын

    They Tigrai Geverment and TPLF need to be strong at this moment !

  • @abrahaliehailu9828
    @abrahaliehailu98285 күн бұрын

    Absolutely you're right that's only way.100%I am with you.

  • @gebremedhinkassadrar425
    @gebremedhinkassadrar4255 күн бұрын

    Conratulation

  • @gebrehiwotgebru5242
    @gebrehiwotgebru52425 күн бұрын

    Bezihu

  • @FhBb-fn2fi
    @FhBb-fn2fi5 күн бұрын

    ትኽክለኛ ሓሳብ እዩ ከም ሰምዕዎስ ብናትካ ሓሳብ ብጣዕሚ ሕጉስ እየ። ዕድመኻን እጀራኻን ይባረኽ ኣያና

  • @eritrealemlem7872

    @eritrealemlem7872

    5 күн бұрын

    አንጀርኡ አባ ዳኣ ንቑልቁል ይመለስ ኣብ ተግባር ዘየለ ሓሶት ጥራይ ዘቕርብ ክልል ትግራይ ድማ ብሙሉኡ ኣብ ትሕቲ ኣብይ ኢዩ ሓንቲ መቐለ ኢያ ዘላ ንሳ አኳ ኣመሪካ ደው ኣብሉዎ ዕርቂ ኢሉ ካብ ሞት ኣድሒኑ ንከንያ ውዕል ክገብሩ ወሲዱ ኣፈሪሙዎም ስለዚ ኣብይ ኢዩ ዘመሓድረኩም ብኣቢይ ተማአዚዝኩም ትኸዱ

  • @eritrealemlem7872

    @eritrealemlem7872

    5 күн бұрын

    አንጀርኡ አባ ዳኣ ንቑልቁል ይመለስ ይመለስ ኣብ ባይታ ዘየለ እብ ርሑቕ ሰፊሩ ሓሶት ወረ ዘመሓላልፍ ባዕልኻ መጺኻ ግበሮ በልዎ

  • @WoldeM-jf9yc
    @WoldeM-jf9yc5 күн бұрын

    Sad Tegarus are still under oppression. My advise to her is follow the path of Netherworld athletes

  • @habtomtewelde7644
    @habtomtewelde76445 күн бұрын

    ምዕራብ ትግራይ ንግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ዝዋሃብ ኣይመስለንን እዙይ ሕመቕ ግምት እዩ።

  • @abadihalfom6089
    @abadihalfom60895 күн бұрын

    ጀግና ትግራይ ኦንላይን

  • @tigraionline

    @tigraionline

    5 күн бұрын

    Thanks

  • @misginagebremedhin7762
    @misginagebremedhin77625 күн бұрын

    ንሱ አይደልዩን ግዝያዊ መንግስቲ ናይ ትግራይ እኮ አመሪካ ዘምፆኦም እዮም. ሰለዚ ኢትዮጵያ ምእንተ ክትቅፀል ትሓቂ እዙይ እዩ

  • @abrahaliehailu9828
    @abrahaliehailu98285 күн бұрын

    You're advocates tigrai. Brother.

  • @tadesseteklehaimanot5727
    @tadesseteklehaimanot57275 күн бұрын

    Hi TOL

  • @user-hz9xw3es8r
    @user-hz9xw3es8r6 күн бұрын

    Congratulations 🎈🎊Hilina❤

  • @eritrealemlem7872

    @eritrealemlem7872

    5 күн бұрын

    ኣብ ራድዮ ኣይሰማዕናዮ ኣብ መራኸቢ ብዙሃን ወዲቑ ዝረኸበቶ ሓጺን ሒዛ ተስኣኢላ ወሪድዋ ናይ ስፖርት ሰብ ከማን ኣይትመስልን መቸም ሓሶት ናትኩም አንድዩ

  • @user-xd9gm8lf3k
    @user-xd9gm8lf3k5 күн бұрын

    ሰላም ሰላም እትውሎ ዘለኻ ሓውና መስመር ትኽክል ሓሳብ እዩኣብ ኣ"ኣበባ ዝኾዱ ዝበሃሉ ተወከልቲ ናይ ትግራይ ዘኹሩዕ መልሲ ሒዞም ምኻድ ኣገዳሲ ሎሚይ ዶሮይ ንነውይኑ እዩ ኦኬይ

  • @actttig9753
    @actttig97535 күн бұрын

    ሽዋውያን ተጋሩ ሃዊኾሙና

  • @maryamtsionhizbeyhadera9233
    @maryamtsionhizbeyhadera92336 күн бұрын

    Men akeba kiekebelom harirna tigray online

  • @maryamtsionhizbeyhadera9233
    @maryamtsionhizbeyhadera92336 күн бұрын

    Tigray online ahriromuna merahtna halawi zeyblu hizbey temelisu elomuna tsibah kaa yiketluwom ahhh😢😢😢

  • @gimjaamare509
    @gimjaamare5095 күн бұрын

    Thanks TOLfor your truth. Administration and Huwahat have to be bold.PP Should not be inTigrai. Enemy have to be out.

  • @actttig9753
    @actttig97535 күн бұрын

    ንመርድእ ዝተሃወኽሉ ምኽንያት ንተጋሩ ንምስንባድ ንምድሃል ከይጋደሉ ብፍርሕን ራዕድን ተዋሒጥና ክንተርፍ ቦጅቧጃት ፈራሐት ክንከውን ብደቂ ደርግን ብፒፒን ዝተቓናጀወ ስራሕ እዩ:: እሞ ክንደይ ኢልና ክንዛራቦዋ...

  • @DawitTekle-vq6bz
    @DawitTekle-vq6bz6 күн бұрын

    ኪሮስ እለማየሁ ፤ ውነይ ዝምት፤ ኣንጉዓይ ፍስስ: ልሳነይ ልጉም፤ ስነይ ክምስ......እናበለ ትደርፍ ተሎ ተጋሩ ጥራይ ዘይኮናስ ምልእቲ ሃገረ ጦቢያ "ኣንጓይ ፍሲስ" ኢላ ኔራ ፤ ዋላ ሕፃዉንቲ ከይተረፉ፤ንስካ ግና እብ ጊዘ ኢሕአዴግ ኢካ ተወሊድካ ማለትዩ፤ፍሉጥ ከምኡ እዩ!! I thought you would be a little older than that,

  • @user-bm7wf3js6c
    @user-bm7wf3js6c5 күн бұрын

    አብ ጋዜጠኛታትን ተደራደርትን ዘቀረብካዮ ርዒቶ ይበል ዘብልዩ፡ ናይ ብዙሐት ሰምዒት ስለዝኾነ ኣብ ኩለን ፕሮግራማትክ ክትደጋግሞ እላቦ።

  • @tigraionline

    @tigraionline

    5 күн бұрын

    Thank you

  • @abrahaliehailu9828
    @abrahaliehailu98285 күн бұрын

    If you're snooze you lose.

  • @actttig9753
    @actttig97535 күн бұрын

    ህዝቢ ነናብ ገዝኡ ይመለስ እምበር ብመን ይመሂደር ዘገድስ አይኮነን እንተደልዩ መፂኡ ይረኽበና እንተደሊና ኬድና ንረኽቦ ቃል ጌታቸው ረዳ እያ::

  • @gebrehiwotgebru5242
    @gebrehiwotgebru52425 күн бұрын

    Tay ke alena? Tormet aytisbek mot ayakolena

  • @selamnkulu2541
    @selamnkulu25416 күн бұрын

    TLO ትብሎ ትኽክል እዩ: ወረርቲ ኽንዲ ካብዝወረርዋ መሬት ዝወፁ ንሶም ፈቐድትን ኸልከልትን ኾይኖም: ምምሕዳር ትግራይን ፀጥታ ትግራይን ቐዲሙ ከየማቻቸወ ተፈናቐልቲ መሊስኻ አብፍርሒ ክነብሩ ድዮም? ኽልል አምሓራ ሕጊ መኽበራይ አይኾነን ፅባሕ ተፅነቱናኸ? ታይ ውሕስነት አለና? TDF ካብ አምሓራን ዓፋርን ይውፃእ እንትብሀል ወፂኡ: ወረርቲ አምሓራ ኤርትራ ፌደራል ሰራዊት ( ጥምር ጦር)ንምንታይ ካብትግራይ ዘይወፁ? መከላከያ ገለልተኛ ዘይምዃኑ ጀነራል በላይ ስዮም ተዛረቦ እኹል እዩ: ምምሕዳርና ይመለስ ተዘየሎ በዚ ሕዚ ዝግበር ዘሎ መጨረሽኡ አይፅቡቕን: ብዘይ ናይትኸባቢ ፈቓድ አብሙሉእ ኢትዮጵያ መሬት ገዛ ምሓዝ አይክአልን: "የጨረቃ ቤት" ተባሂሉ ይፈርስ: ንምንታይ ወረርቲ ትግራይ መሬት ትግራይ ብነፃ ይሕዙ: ሰብና እናጠመየ ፈደራልን አምሓራን መሬትና ባዕሉ ንዝደልዮ እንትዕድል ተጋሩ በገዛ ዓድናስ አምሓሩ ክፈቕዱልና? ሕዚ ዝፍፀም ዘሎ ብፕሪቶርያ ውዕል ከይኾነ እታ "መን ከምዘምሓድሮ ብዘየገድስ" ትብል ዘረባ እያ ትፍፀም ዘላ:

  • @eritrealemlem7872

    @eritrealemlem7872

    5 күн бұрын

    ምስ ኣብይ ይዕንድሩ ኣለዉ መራሕትኹም ናይ ነብሶም አምበር ናይ ህዝቦም ኣይግድሶምን ዊስኮም ይጭልጡ ኣለዉኡ

  • @user-wj4fb2gr5s
    @user-wj4fb2gr5s5 күн бұрын

    ገጺካ ከፉትካ ልቢካ ነፉካ ዘይትወጽእ ቀጣፉ ለሐሲ

  • @eritrealemlem7872
    @eritrealemlem78725 күн бұрын

    ኣታዮ tigrai online ኣባኡ ኮንካ ገጽካ ሓቢአካ ካብ ምንጋር ብኣካል መጺኻ ከም ተናገርኻ ኢዩ አምበይ ባዕላቶም መራሕቲ ሕወሓት ምስ ፈድርራል ኢግሪ ኣብይ አንዳተሳለሙ ኣብ ዓበይቲ ሆተላት ኣዲስ ኣበባ ዊስኪ አንዳሰተዩ ኮፍ ኢሎም ዓቕሚ የብሎምን ንሳቶም ጎይትኦም ከይፈቐደሎም ዳሓር ድማ ትግራይ ሙሉአ ኣብ ትሕቲ ፈደራል ኢዩ አኮ ዘሎ ሓንቲ መቐለ ኢያ ንሳ አኳ ኣመሪካ ደው ኣብልዎ ኢሉ ፕሪቶሪያ ከይዶም ከምዝፍርሙ ገሪዎም አዚ ኢዩ ኢቲ ሓቂ ኣታዮ ሃሳስ

Келесі