መግለፂ ህወሓት ብዛዕባ 2ይ ገምጋም ውዕል ፕሪቶርያ፣ ግምት ስጉምቲ ጀሚረ ኢሉ ናይ ብሓቂ ድዩ፣ ንመን ዒላማ ዝገበረ እዩ፣ ንምንታይ ሎሚ? 7/11/2024

መግለፂ ህወሓት ብዛዕባ 2ይ ገምጋም ውዕል ፕሪቶርያ፣ ግምት ፀረ ገብነኛታት ስጉምቲ ጀሚረ ኢሉ ናይ ብሓቂ ድዩ፣ ንመን ዒላማ ዝገበረ እዩ፣ ንምንታይ ሎሚ? 7/11/2024 - Please join and become a member / @tigraionline
www.gofundme.com/f/donate-to-...
#Tigray #Tigrai #Eritrea #ethiopia #amhara #almata #tdf #WesternTigray
www.tigraionline.com
/ tigraionline
/ tigraionline
/ tigraionline
/ tigraionline

Пікірлер: 47

  • @RobMOBILE-qx6lg
    @RobMOBILE-qx6lg25 күн бұрын

    Stuped eka

  • @tigrayarmy2293
    @tigrayarmy229325 күн бұрын

    TPLF Must Elect New Leaders Who Will punish enemies of Tigray People & develop Tigray independence.

  • @hadishbeyene6183
    @hadishbeyene618325 күн бұрын

    Very good

  • @zeggawrangel3762
    @zeggawrangel376225 күн бұрын

    Thank you for your service TOL ♥️🙋🏽‍♀️💛

  • @SelanlmatDimokracy
    @SelanlmatDimokracy25 күн бұрын

    ይቀፅል

  • @user-jn5pu2ob8w
    @user-jn5pu2ob8w25 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤ህ.ወ.ሓ.ት ፅቡቅ መግለፂ እዩ ዝሀቦ የዕስ በለለይ❤❤❤❤🙏

  • @user-pd4dd6fv6f
    @user-pd4dd6fv6f10 күн бұрын

    Vergood

  • @josephjoseph9440
    @josephjoseph944025 күн бұрын

    Time is of the essence. Those who are displaced must go back to their homes sooner than later.

  • @user-xd9gm8lf3k
    @user-xd9gm8lf3k25 күн бұрын

    ❤❤

  • @SelanlmatDimokracy
    @SelanlmatDimokracy25 күн бұрын

    ፅቡቅ

  • @GoitomAlemie
    @GoitomAlemie24 күн бұрын

    Thanks TDF

  • @semirberhe7592
    @semirberhe759225 күн бұрын

    TIGRAY TSIER ❤️💛

  • @user-xd9gm8lf3k
    @user-xd9gm8lf3k25 күн бұрын

    ሰላም ሰላም ክብር ሓውና ንመጀመሪያ እንኳዕ በዓል ሃውሪይ ኣብፀሕካ ክብለካ ይፈቱ ህውሓት ትዕወት ፀላእቲ ሕርር ክብሉ እዮም

  • @Yirgalem-tp8rk
    @Yirgalem-tp8rk25 күн бұрын

    ዝስጉምቲ እዚ ድሕሪ ጉባኤ ህወሓት ክኸውንዶ ኣይምሓሽን?

  • @TsefayBelay
    @TsefayBelay23 күн бұрын

    ያዒስ ህወሓት !!

  • @TsefayBelay
    @TsefayBelay23 күн бұрын

    ኣይሜዝዪ ኣነ ውን ብተናትካ ሓሳብ እየ ዝወስድ ንምንተይ 'ሲ ኩሉ ንትግራይን ህዝባን ሓርነት፣ነፃነትን ዝሓስባ ከለነ ውድባትን ግምትን ብሓባር ቅልፅምና ጠማርና ንኩሎም ፀገማትና ድሕሪ ምፍታሕና ንኩሎም ገበነኛታት ምሓዝ ይርከበሉ'ዩ ዝብል ሓሳብ ኣለኒ።

  • @weykefetek3020
    @weykefetek302025 күн бұрын

    ኣዲስ ከይዶም ዝነበሩ መቐለ ክሳብ ዝምለሱ ቐልጢፉ ክወፅእ ኣይከኣለን። ወርቂ ዝኾነ መግለፂ

  • @abrahaliehailu9828
    @abrahaliehailu982824 күн бұрын

    today date is 7/12 2024 .

  • @BerihuBaraki
    @BerihuBaraki23 күн бұрын

    የዕሰ

  • @gebregziabherwoldu6739
    @gebregziabherwoldu673925 күн бұрын

    ኣነ ውን ይበል ህወሓት እብል፣መን የመሓድሮ መን ኣየግድሰንን ካብ ምባል የድሕነና።ሕዚማ እት ብህዝቢ ዝተመረጸ መንግስት ትግራይ ዘፍረሶ ጀነራል ጻድቃን እዩ ኢሉ ጌታቸው ረዳ ኢሉ ዝብል ሚድያ ጸላእትና ወጺኡ። ብትኽክል ዝሰረቁ ብማስረጂ እንተኾይኑ እሰየ ግን ንስልጣንን ፕለትካ መኽሰብ ንምርካብ ተባሂሉ ምእሳርን ምብራርን እንተተገሩ ንተጋሩ ዓብይ ውድቀት እዩ፣ምፍርራሕ ውን ትመስል።

  • @Tek23109
    @Tek2310925 күн бұрын

    ጉባኤ ንዘይምክያድን ካብ ተሓታትነት ንምህዳምን ዝግበር ናይ ግምት ድኹም ምኽንያት።

  • @selamselam1351
    @selamselam135125 күн бұрын

    ሓፂን መፂን ዝ ሰረቀ ግድን እዩ ናብ ሕጊ ክቀርብ ናይ ግድን እዩ

  • @user-ou4sx6oq7h
    @user-ou4sx6oq7h25 күн бұрын

    Tigary......... Online........ MedIa........Tg........ Citly......... Country

  • @byyh6988
    @byyh698810 күн бұрын

    ነቱ ጉባእየ መታዓናቀፊ እዩ ቃደም ዘይገብርዎ ኣበይ ነይሮም

  • @Yirgalem-tp8rk
    @Yirgalem-tp8rk25 күн бұрын

    ፀላእትና ካብቲ ናይ መጀመርታ ጌገኦም ተማሂሮም ንዓና ንምጥፋእ ታክቲክ ክቅይሩ ከለዉ ንሕና ግና ንኣምኖም ።ናትና ምብትታን ካብሓድነት ምውፃእና እዮም ዝፅበዩ ዘለዉ ።እቶም መደራደርቲ ውን እንተኾኑ ትለሳሊሶም እዮም ዝቀርቡ ዘለዉ ።ንሕናድማ ዝነበረና ኣተሓሳስባ ኹሉ ናብ እምነት ተቀይሩ ተደናጊርና ህዝብና ነዕሽዎ ኣለና።ትግራዋይ ክጠፍእ ኣብዝተኣወጀልና ጊዜ ዓለም ኣሕሊፋ ዝሃበትና ምዃና ከመይ ረሲዕናዮ?ሕጂ ዝመላለሱ ዘለዉ ካብ ልቦም ክይመስለና ታክቲክ እዩ ታርጌቶም ህዝቢ ትግራይ ካብ ውዳበን ሓድነትን ኣውፂእኻ ሰራዊቱ በቲንኻ ህልውናና ምጥፋእ እዩ ።ንዓና ተዝሓልዩ ኔሮም ህዝብና ብጥምየት እናተሓለበ ዓለም እኽሊ ስኢና ኣይኮነትን ዘይሃቡና ዝዓነወ መሰረተልምዓት ትግራይ ናብ ዝነበሮ ምምላስ ጠፊኡዎም ኣይኮነን ተናቢቦም ዝፍፅሙዎ ዘለዉ ምዃኑ ግሁድ እዩ ።ሰላም ልዕሊ ኹሉ ህዝብና ዝምነዮን ዝብህጎ ዋላ እንተኾነ ብሰላሕታ ከጥፉኡና ግና ብወገነይ ኣይቅበሎን ።

  • @GeneralJackie101
    @GeneralJackie10125 күн бұрын

    Agamigna always begger

  • @adamsolomon3080

    @adamsolomon3080

    25 күн бұрын

    Ata donkro wedy donkro go sleep, fara.

  • @GoitomAlemie
    @GoitomAlemie24 күн бұрын

    ጥንቃቂ የድልይ እዩ ሕዝቢ እኾ ንስረቅቲ ስጉምቲ ይዋሓቦም ኢሉ እዩ እንታይ እዩ ንደራደር አሉና ዋላ ባአልካ ትግራይ እኮ ብዝዝት መራሓቲ አለዋ

  • @user-vy5qz5bt7x
    @user-vy5qz5bt7x25 күн бұрын

    ንሌባ ከመይ ኢሉ ጊዚኡ ድዩ ኣይኮን ክብሃል ይከኣል?

  • @arayaabai6989
    @arayaabai698925 күн бұрын

    ህልውና ህወሓት ትክክለኛ መልሲ ተዘይተዋሂዎ ሙሉእ ሰላም ክመፅእ ኢልካ ምሕሳብ የለን።

  • @brhanetewold9767
    @brhanetewold976725 күн бұрын

    leba nmhaz gzye Ayedliekan hgi ykeber nabey kttmzzuwo tdelyu Alekum yaAkl

  • @tigrayarmy2293
    @tigrayarmy229325 күн бұрын

    The Tigray People created Tigrina language, culture, religion in eritrea and ethiopia.

  • @DesaleyTarekeDesaleyTarke
    @DesaleyTarekeDesaleyTarke25 күн бұрын

    ኩሉ ዝተነበበ ፅብቁ እየ ሓንቲ ግን አብ ሓፂን መፂን ናይ ምፅራይ ግዜ አይኮነን መጀመርያ ህዝብና አብ ተፋናቀል ዘሎ ንንጠፍ

  • @tigrayarmy2293
    @tigrayarmy229325 күн бұрын

    We Need Tigray Leaders who will put Tigray People First.

  • @Gudifay
    @Gudifay25 күн бұрын

    TDF.Godifay

  • @gebrekidangebru1421
    @gebrekidangebru142125 күн бұрын

    ሓፂነ መፂን ኢዩ ዝበሃል።

  • @user-gj8wf7xe4x
    @user-gj8wf7xe4x25 күн бұрын

    ኩቡሩ አያና 45 አብግዝያዊ ምምሕዳር ዝነበሩ ንህዋሐት ክፍርሱ ሕኩ ዝብሉ እዮም አቶም ስረቕቲ ካልእ ያትረፍ ሕዋሐት እንዳበሉ ዘክፍእዎ ዝነበሩ እየም ሐጽንመጽን ዋለጨው ስረቕቲ ግን ህዝብትግራይን ህዋሐትን ንዘልኣለም ይንበር 🙏🙏🙏

  • @tamutafu528
    @tamutafu52825 күн бұрын

    Dehane. Muhurate. TIGERAY. Abeye. Akeba. Abe. MEKELE. AKEBA. ALEWOUME. EMO. DEHANE. TEREGAGAE. !!!!!!!

  • @byyh6988
    @byyh698810 күн бұрын

    ሕዋሓት ሐዚ በሪህሉኩም ኣሎ በዚ ንሰመዖ ዘለና ቃለመሕታት ከይትታዓናቀፉ መስመር ሕዋሓትን ህዝብን ፈተክ ከይተብሉ ሐዚ ወዳን ጋላን ክትፍለጥ ጀሚራኣላ ንምንታይ እዩ ኣብትግራይ ጆኖሳይድ ዝፈፀሙ ናብ ሕጊ ይቅረቡ እንተበሉ ግዚኡ ኣይኮነን ከይተውቀዐና ናበልካ ዘረባ ጉባእየ ክነካይድ እንተተባሃለ ኣይኮንን ከይተውቅዕና ናበልካ እንታይ ኣምፀኦ ፈረክረከ ሕዚ እንታይ ኣምፆኦ ።ትግራይ ትስዕር

  • @tekiaegebremichaelhantal3158
    @tekiaegebremichaelhantal315825 күн бұрын

    ቀዳማይ ትሓታቲ ጌታቸው እዩ ብኢደወነኑ ፈሪሙ ክዝረፍ ዝገበረ ሓጺናት ሎሚ ጉባኤ ንምዕንቃፍ ዝግበር ዘሎ ሽርሒ እዩ ።

  • @user-oi3zo5cy4n
    @user-oi3zo5cy4n25 күн бұрын

    ኣታ ዘይታሓፊሪ ሰራቅ ተታሕዙስ ንምንትዕቃ እዩ ትብል ኣየ ንስካትኩሙስ ንምታይ ኡኩሙ ከምዝ ትኮኑ እድኩሙ እንተ ዘይለ ኣፊት ነገረ ንምንታይ ጣዕ ጣዕ ትብል ዋይ ጉድ እነሀኩሙ ንምንታይ ግን??😂😂

  • @mizaanberhane4002
    @mizaanberhane400225 күн бұрын

    ወዲ አባዲ ዞሞ ኮዳም ከም ባዓል ደመቐ ዘውዱ ንኸብዱ መንነቱ ዝሸጠ ህዝቢ ዝኻሓደ ባንዳ ወዲ ሙሩኽ, ወዲ ሓፍታቶም ንደምቢያ ህግደፍ ወዲታ ተካል በደው ኢዩ መነዲኡ ከምሰብ ክቖጽሮ.

  • @habteabtekest7412
    @habteabtekest741225 күн бұрын

    አንታ አብዚ ሰብዚ ዘሎ ፅልአት ግዝያዊ ምምሕዳር ምኽንያት ገይርካሲ ኹሉ ግዜ ይገርመኒ። ንከይሰርሕ ህዝቢ ከምርር ዳአ ናይ አለምን ተምሳሌቱን ስራሕ እንድዩ! ንህዝቢ ዝሐሰብካ መሲልኻ ብከባያዊነት ልክፍቲ ዝተለኸፍኹም መምሰልቲ አብመግ ሐዘን አብመን ድጋፍ ሃምለለኩም ንሰምዐኩም አለና ኢና። ካብኒ ደብረፅዮን ተትኾን ነይራ እዛ ሐሳብ ዚአ ጎሮሮኻ እስካብ ልስንጠቕ ድጋፍኻ ምገለፅኻ።

  • @Gudifay
    @Gudifay25 күн бұрын

    TDF.GOditau

Келесі