#ትግራይ_ቴሌቪዥን

#ወግዒ ክልተ ወለዶ '' ምስ መ/ጀነራል ክንፈ ዳኘው'' 29 ሰነ 2016 ዓ/ም
Subscribe Tigrai Television
-------------
©Copyright: Tigrai Television
Any Unauthorized Use, Copying or Distribution is Strictly Prohibited.
-------------
Website: www.tigraitv.com
Facebook: / tigrai.tv1
Telegram: t.me/Tigrai_Ttv
E-mail: info@tigraitv.com
Twitter: / tigrai_tv
Instagram: / tigrai.tv
KZread: / tigraitv
#ቴሌቪዥን_ትግራይ #Tigrai_TV

Пікірлер: 86

  • @wgtfelafl6367
    @wgtfelafl63675 күн бұрын

    ጽቡቅ እንድዩ እቲ ሕቶን መልሲን ይኩን እምበር ናይዘረባ ሽግር የብልናን ናይ ተግባር ሽግር እዩ ዘለና ወዲ ዳኘው እውን ናይ ክልሲ ሓሳብ ሽግር የብሉን ድረዊንግ እውን ምጅማር ሽግር የብሉን ጀምሩ ኣብ ምውዳእን ናብ ተግባር ወይ ናብ ፍረ ምብፃሕ ግን ክፍተት አለው። ንዚኣ ክፍተት ተረዲኡ ናብ ፍረ ዝበቅዕ ስራሕ ክሰርሕ ይግባእ ።

  • @ahmedafar5374
    @ahmedafar53743 күн бұрын

    Like like ጅግና ጀነራል ክንፈ

  • @abebakebede1270
    @abebakebede12705 күн бұрын

    ጀግና ክልተ ወዎሎዶ እግዚአብሔር እድመን ጢኢናን የሃብካ ፃማ ልብሃ የርዊየካ በርትእ ጀግናና።

  • @SamirAlmalki-so3sz

    @SamirAlmalki-so3sz

    5 күн бұрын

    ንሰኻትኩም ዝፍጣረከምወ ችግር እዩ ህዝቢ ትግራይ ጥፍእ

  • @AlemTigray-pc8yv

    @AlemTigray-pc8yv

    4 күн бұрын

    ጉሓፍ ንስኻ ወይ ኣቦኻ ኸ እንታይ ይገብር ነይሩ በካዕ ውፃእ

  • @saara22ssss84
    @saara22ssss844 күн бұрын

    ጀጋኑና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉

  • @hggh7539
    @hggh75393 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @TesfuBerhe-kv6fr
    @TesfuBerhe-kv6fr5 күн бұрын

    ጋዜጠኛ ዛይድ ሕቶኺ ብጣዕሚ እዋናውን ድኽመታት ተጋሩ ቀደምን ሎምን እንታይ እዩ ዝብል ሕቶን ? 2, ንቐፃሊ ኸ ከመይ ንኺድ ዝብል ሕቶታትኪ ወሰንቲ እዮም ከም ናተይ እምነት እቲ ኣብ ዕጥቂ ቃልሲ ዝነበረ ሓቀኝነት ተወፋይነት ንፈጠራ ስራሕቲ ዝነበረ ፃዕሪ ወዘተ ኣብ መብዛሕቲኡ ተጋዳይን ህዝብን ዝነበረ ውፉይነትን ምትእምማንን ናይ ዓላማ ሓድነትን ዝፈጠሮ ምዕቡል ኣተሓሳስባ ኣብ መብዛሕቲኡ ወለዶ ከም እምነት ተታሒዙ ዝትግበርን ሰብ ብስርሑን ስብእንኡን ዝምዘነሉ ሓቀኛ ኣተሓሳስባ ኣብ መብዛሕቲኡ ህዝብን መሪሕነትን ተጋዳላይን ብምንባሩ ምኽንያት እቲ ዘይድፋእ ዝመስል ፋሽሽታዊ ስርዓት ደርግን እታ ንዘመናት ተጋሩ እናፅነተት እትነብር ሀገር እውን ካብ ኣትያቶ ዝነበረት ኹለመደያዊ ውድቀት ዘድሐነን ናብ ዝለዓለ ጠርዚ ልምዓትን ሰለምን ምርግጋእን ዘብቀዐ ኣተሓሳስባ ብምንባሩን እዩ እቲ ድሕሪ ውድቀት ደርግ ብፍላይ ድሕሪ ጥቅምን ስልጣንን ምክፍፋልን ድማ ኣብቲ ወያናይ ኣተሓሳስባ ሃኒፁ ዝመፀ ተጋዳላይን ህዝብን ብመንግስታዊ መዋቅር ምኽንያት ዝኣተው ከምዞም ናይ ሎሚ ንፅንተትና ዝወፈሩ ሙሩዃት እቲ ቢሮክራስን ምጥቅቃምን ዘምህሩ ካብቶም ኣብ ሕሉፍ ስርዓት ዝነበሩ ንጥቅምን ስልጣንን ዝነጥፉ ደርጋውያን እቲ ሓቀኛን ወያናይን ምትእምማንን ኣተሓሳስባ እናተሸርሸረ እቲ ብሓባር ናይ ምጥቃምን ምንባርን ምዕቡል እምነት በቲ ዝፀንሐ ድሑሩን ውልቃውን ኣተሓሳስባ እናተስዓረ ብምኻዱን ምኽንያት ከዓ ከም ህዝቢ ኣብ ውልቃዊ ዕንክሊል ኣተሓሳስባ ብምውዳቅና ኢና ወዲቅና ዝብል እምነት ኣለኒ መፍትሒኡ ኸዓ ናብቲ ካብ ናይ ዘመናት ሽርሕን ክሕደትን ፀላእቲ ዘውፀአናን ናብቲ ቀዳሞት ወለድና በፂሐምዎ ዝነበሩ ምዕቡል ታሪኽን ስልጣነን ብዘመናዊ መልክዑ ሓቢርና እናዓብየሉ ቅኑዕ ናይ ሓባር ተጠቃምነትን ዕብየትን ዘረጋግፅ ቀፃልነት ዘለዎ ሓቀኛ ሓድነት ክህልወና እንተኽኢሉ ጥራሕን ኣብ ንኻልኦት ክነንብርን ክነዐብን ዋጋ እንኸፍል ንገዛእ ርእስና ንኽንዓቢ ምስ እንሰርሕን ሓቀኛ እምነት እንትህልወናን እዩ ክብል እደሊ

  • @KburomMeresa-j8x
    @KburomMeresa-j8x3 күн бұрын

    ጀጋኑና

  • @user-br5kk1mz7h
    @user-br5kk1mz7h5 күн бұрын

    በመሰረቱ ንሕና ሕሉፍ ታሪኽ ኣየድልየናን

  • @mojohn701
    @mojohn7013 күн бұрын

    Good discussion 🎉

  • @Gye179
    @Gye1795 күн бұрын

    ትግራይ ረሲእኹም ኢትዮጵያ ትባሓል ድርእቶ አዲ ክተልምዑ ፀኒሑኹም ሎሚ ምስ ከሰርኩም ነዚ ሓዱሽ ወለዶ መከርዑ አይተብልእዖ

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh8833 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @wgtfelafl6367
    @wgtfelafl63675 күн бұрын

    ጽቡቅ ፕሮግራም እዩ እዚ ወግዒ ክልተ ወለዶ ተሞኩሮ ኣብ ምምሕልላፍ።

  • @user-uo3wv1qp5r
    @user-uo3wv1qp5r5 күн бұрын

    Very good Speech G/K❤

  • @tesfayhailu700
    @tesfayhailu7005 күн бұрын

    Thank you general 🙏 ❤❤❤

  • @fyerihaftu3914
    @fyerihaftu39144 күн бұрын

    ክቡር ኣያና ሚጀር ጀነራል ክንፈ ዳኘው እንቋዕ ናብዚ ኣብቀዐካ🙏🙏🙏

  • @azmeratesfay6273
    @azmeratesfay62734 күн бұрын

    🙏❤💛❤💛❤💛💪💪💪

  • @lemlemwoldegerima3598
    @lemlemwoldegerima35985 күн бұрын

    ❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @jeremyabreha1941
    @jeremyabreha19414 күн бұрын

    🎉🔥🔥🔥🔥🔥🔥💓✌️

  • @saara22ssss84
    @saara22ssss844 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @tirhaslegesse2499
    @tirhaslegesse24995 күн бұрын

    🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @user-me7wk1yf6d
    @user-me7wk1yf6d5 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @KburomMeresa-j8x
    @KburomMeresa-j8x3 күн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @mgr761
    @mgr7614 күн бұрын

    Thank you General Kinfe dagnew " no low shall not be above the people " Low for people's sovereignty! I love it❤

  • @user-fh4in7bt5u

    @user-fh4in7bt5u

    3 күн бұрын

    Law not low , check your spelling.

  • @qweryqwe7826
    @qweryqwe78265 күн бұрын

    GJ ኣሹ ከም ሓደ ስነ ጥበበኛ ትግርኛኻ ኣፅፊፍካ ምዝራብ ይግበአካ

  • @gebreyohanes9268
    @gebreyohanes92685 күн бұрын

    This general had an opportunity in the past to establish military science technology in Tigray but he was against it

  • @sofoniasdaniel5547
    @sofoniasdaniel55474 күн бұрын

    ዕድል ሓድሽ ወሎዶ ደኣ 29 ዓመት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኮፍ ኢልካ ሓንሺሽካዮ፡ መጻኢ ወለዶ መንእሰይ ትግራይ ኣጸልሚትካዮ። ባች።

  • @user-yj7sg5lu4f
    @user-yj7sg5lu4f5 сағат бұрын

    ኣነ ሃም ሓደ ትግራዋይ ጀነራል ክንፈ ዳኜው ብሓሳብ ደረጃ ክርክርአዮ ከለኹ ፅቡቕ መሱሉ ይራኣየኒ ፣ግን እህንምህን ፣ምድማፅ የድልይ በለፀኛታት ኣብ ትግራይ ብትሕቲ ሕግ ክኾኑ ይግባእ.

  • @anisaany6039
    @anisaany60395 күн бұрын

    ❤❤💊💊💊🥰🥰

  • @user-eh5iv3jq8p
    @user-eh5iv3jq8p4 күн бұрын

    💪💪💪👏👏👏❤️💛❤️💛🙏🙏🙏

  • @user-wr4tv3lr1s
    @user-wr4tv3lr1s4 күн бұрын

    ትግራይ ፀሊሙቱዋ እዩ ዘሎ ብሰንክ ሱሱዓት መረሕት ህወሓት ንወለዶ ብዘይ ምሕልላፎም ጀኖሳይድ ተፈጥሩና ዘይጠፍእ ጓህሪ ሕነ ንፈ፣የሉ ግዜ ክመፅኢ ዶ ይኸዉን 😢😢😢

  • @haftomasefa1989
    @haftomasefa19892 күн бұрын

    ❤❤ጀነራል ዝሓሸ ዓቅሚ መሪሕነት ከም ዘለው ምርዳእ ክኢለ ኣለኩ ኣብ ምድንፋዕ ኣታዊ ንክስርሕ ድልዊ አብ ዝኩነሉ እዋን ኣብ ስግግር ቴክኖሎጂ ኣብ ጉንካ ንምስራሕ ድልዊ እየ።

  • @user-ws8lp6yx1b
    @user-ws8lp6yx1b3 күн бұрын

    መንእሰይ ወለዶ ፀገም ስለዘልዎ፥ ኸዓ ትብለኒ ኣብ ቅድመይ ተገቲራስ! ከምቶም መናእሰይ ደኣ ዘይትኮኒ ዳ ቱትትትትትት.....

  • @genetkebede3379
    @genetkebede33795 күн бұрын

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @KirosGeberemekael
    @KirosGeberemekael2 күн бұрын

    ጀነራል ክንፈ ጅግና ? ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @dawitghebremeskel552
    @dawitghebremeskel5524 күн бұрын

    መጥፈኩምን መተሰኢኩም ዘሎ ሉኡላዊ ሀገር ምኮን ከይኮነ መሬት ናይ ጎረቤትካ ብሀይሊ ገቢትካ ሀገር ንምኮን ህልሚ ኢዩ ቀጻሊ ወሎዶ ከልል ትግራይ ዝጸንት ብዚ ኢዩ

  • @Sarahj962
    @Sarahj9623 күн бұрын

    Thanks for a good discussion. The way I see it, one huge deficit of Tigray is effectively using social media and media in general. It’s not enough to DO, it’s equally important to TALK about it and sell ideas. The other thing that’s lacking is pragmatism.

  • @geezgeez-up9dk
    @geezgeez-up9dk5 күн бұрын

    1) ሓዲሽ ወለዶ ወዲ መን ድዩ? 2) ብሽም ህዝቢ ትግራይ! ፀቢብ፣ ስሱዕ፣ ግዕዙይን ድሑሩን መሪሕነት ሕወሓት አይኮነን ድዪ ትግራይ ንጀኖሳይድ ዘቃለዓ?

  • @mulugetaalem9970
    @mulugetaalem99704 күн бұрын

    LAW"

  • @samsam-nm1cp
    @samsam-nm1cp5 күн бұрын

    Why don't you talk with Tigray opposition without any restrictions with independent media thanks

  • @MohdDanish-gy9vi
    @MohdDanish-gy9vi5 күн бұрын

    ምርጃዕ ተዘየርጃዕ ታይ ማለት እዩ

  • @ahmaduhfyui2521
    @ahmaduhfyui25215 күн бұрын

    እግዚአብሔር ሰላም የውርደልና ሕወሓት ብዘይ ዋዓል ሕደር ኣጥፍአልና ሕወሓት ሰታዪ ደም

  • @user-mw9jx8fz8f

    @user-mw9jx8fz8f

    5 күн бұрын

    ስካ ለይጠፍእ ድቃላ😂😂😂

  • @user-it6wx1cu9r
    @user-it6wx1cu9r2 күн бұрын

    ገባር ዝኹሉ ፍልጠት ክእለትን እንተሃልዩዎ ሥለምንታይ ደኣ እሥካዕ ሎሚ ንባዕሉ ካብ ሕሡም ድኽነት ክናገፍ ዘይከኣለ? ጀነራል ኣይተካብዱ ።

  • @selamselam2754
    @selamselam27544 күн бұрын

    ለካ በሊሕ ሰብ እዩ:: ናእዳ ከይተብዝሕሉ ከዓ hiዙና ከይርዕም

  • @temesgenferrari4376
    @temesgenferrari43764 күн бұрын

    ጀነራል ክንፈ:, እቲ ዉግእስ ትግራይ ህዝቢ ንፀላእቲ ስዒሩ ግን ህወሓት እቲ ናይ ኣደባባይ (ፖለቲካ ) ኣይከኣልኩምን:: ንደርጊ ህዝቢ ትግራይ ሲዒሩ ብድሕሪኡ ብፖለቲካ ትምክሕቲ ኣይተሳዕረን ኡዚ ኸኣ ናይ ህዝቢ ትግራይ ስራሕ ከይኮነስ ናይ ህወሓት እዩ ነይሩ::

  • @mulugetaalem9970
    @mulugetaalem99704 күн бұрын

    Saynsawian?????😅

  • @berhehagos6149
    @berhehagos61495 күн бұрын

    ኣብ መጀመርታ ንኹሉ ዝሓቁፍን ምሕያልን ህዝቢ ዝጣበቑ መራሕቲ ናብ ስልጣን ምስ መጹ መርገጺኦም ዝቕይሩሉ ተርእዮ ኣዝዩ ልሙድ ኮይኑ ምስ ሓያሎ ረቛሒታት ክምዘን ይከኣል፤ 1. ዳይናሚክስ ስልጣንን ብልሽውናን መራሕቲ ኣብ ስልጣን ምስ በጽሑ መብዛሕትኡ ግዜ ኣብ ዝተሓላለኸ ናይ ስልጣን ዳይናሚክስ ስለ ዝረኽብዎ ንብልሽውና ተቓላዕቲ ክኾኑ ይኽእሉ። ስልጣንን ሃብትን ጽልዋን ዝስሕብ ስሕበት ነቶም ጽቡቕ ዕላማ ዘለዎም እውን ከይተረፈ ከበላሽዎም ይኽእል እዩ። ኣገባባት ስልጣን ኣብ ልዕሊ እቲ ሰፊሕ ህዝቢ ንውልቃዊ ወይ ጉጅላዊ ረብሓታት ቀዳምነት ምሃብ ክመርሕ ይኽእል። 2. ትካላዊ ደረታት መራሕቲ ነቲ ኣብ መጀመርታ ቃል ዝኣተውዎ ለውጢ ንምሕጋግ ዓቕሞም ዝድርት ርኡይ ትካላዊ ጸገማት እውን ከጋጥሞም ይኽእል እዩ። ቢሮክራስያዊ ምትዕጽጻፍ፡ ካብ ሱር ዝሰደደ ረብሓታት ዝመጽእ ተቓውሞን ፖለቲካዊ ምሕዝነት ምዕቃብ ኣድላይነትን፡ መራሕቲ ኣብቲ መበቆላዊ ርእዮተ ዓለም ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ክኣትዉ ከገድዶም ይኽእል። 3. ስክፍታታት ድሕንነትን ምርግጋእን መራሕቲ ስልጣን ምስ ሓዙ፡ መብዛሕትኡ ግዜ ናይ ጸጥታ መግለጺታትን ብዛዕባ ክመጽእ ዝኽእል ሓደጋታት ቅድሚ ሕጂ ዘይፈልጥዎ ሓበሬታን ይረኽቡ። ሃገራዊ ድሕነትን ምርግጋእን ናይ ምሕላው ሓላፍነት፡ ብስም ድሕነት ናጽነታት ምድራት፡ ዝያዳ ምልካዊ ስጉምትታት ክወስድ ይኽእል። 4. ሪልፖለቲክን ፕራግማቲዝምን መብዛሕትኡ ግዜ ክውንነታት ምሕደራ ካብቲ ናይ መጀመርታ ርእዮተ ዓለም ክወጽእ ዝኽእል ፕራግማቲክ ኣገባባት የድሊ። ሪልፖለቲክ ወይ ኣብ ስነ-ሓሳባዊ ኣምር ዘይኮነስ ኣብ ግብራውን ንዋታውን ረቛሒታት ዝተመርኮሰ ፖለቲካ፡ መራሕቲ ምስቲ ኣቐዲሞም ዝኣተውዎ መብጽዓታት ዝጻረር ዝመስል ምድምማጽ ክገብሩ ክመርሖም ይኽእል። 5. ስነ-ልቦናዊ ረቛሒታት ስልጣን ኣብ ውልቀሰባት ዓሚቝ ስነ-ኣእምሮኣዊ ጽልዋ ክህልዎ ይኽእል እዩ። እቲ “ሃብሪስ ሲንድሮም” ዝበሃል፡ መራሕቲ ናይ ገዛእ ርእሶም ዓቕምን ጽድቂን ዝተነፍሐ ስምዒት ዘማዕብሉሉ ኩነታት ዝገልጽ ኮይኑ፡ ተቓውሞታት ኣባሪሮም ስልጣን ከደልድሉ ዝመርሖም እዩ። ኣብነታት ኣብ ታሪኽ ሮበርት ሙጋቤ ካብ ዚምባብወ ኣብ መጀመርታ ንሓርነትን ንኹሉ ዝሓቁፍን ዝጣበቕ ዝነበረ ኮይኑ፡ ድሒሩ ግን ብውልቃዊ ምሕደራን ቁጠባዊ ሕማቕ ምሕደራን ይፍለጥ። ናይ ሊብያ ሙዓመር ቃዛፊ ማሕበራዊ ጽገናን ቀጥታዊ ዲሞክራስን ዝብል መብጽዓታት ብምእታው ጀሚሮም ኣብ መወዳእታ ግን ንነዊሕ እዋን ዝጸንሐ ምልካዊ ስርዓት ኢሳያስ ኮይኑ ተዛዚሙ። ሩስያዊ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ መጀመርታ ዝያዳ ዲሞክራስያውን ክፉትን መርገጺ ኣቕሪቡ እኳ እንተነበረ፡ ካብኡ ንደሓር ግን ስልጣን ብዓቢኡ ኣማእኪሉ። ተወሳኺ ንባብ ነዚ ኣርእስቲ ብዝያዳ ክትድህስስዎ ንዝደልዩ፡ ገለ ጸጋታት እነሆ፤ "መወዳእታ ስልጣን" ብሞይስ ናይም፡ ስልጣን ኣብ ዝተፈላለየ ዓውድታት ከመይ ይበስብስ ከምዘሎን ንምንታይ ንምጥቃሙ እናኸበደ ይኸይድ ከምዘሎን ትገልጽ። "The Dictator’s Handbook" ብብሩስ ቡኤኖ ደ መስኪታን ኣላስተር ስሚዝን ፖለቲካዊ መራሕቲ ስልጣን ብኸመይ ከም ዝዕቅቡ ርድኢት ይህብ። "መራሕቲ ስለምንታይ ይሕስዉ" ብጆን ሚርሻይመር፡ ፖለቲካዊ መራሕቲ መብዛሕትኡ ግዜ ዘታልሉሉ ምኽንያታትን ሳዕቤን ናይዚ ተግባራትን ትድህስስ። ናይዞም ረቛሒታት ዝተሓላለኸ ምትሕውዋስ ምርዳእ፡ ንምንታይ ሓቀኛታት መራሕቲ ሓደ ሓደ ግዜ ናብ ስልጣን ምስ ደየቡ ካብቲ ናይ መጀመርታ መብጽዓታቶም ከም ዝወጹ ብርሃን ክህብ ይኽእል።

  • @user-lj2bm7gz7b
    @user-lj2bm7gz7b4 күн бұрын

    ሰላም❤️ እቲ ዘጉህይን ዘሕንኽን ነገር እዞም ወላድኹም ብ ቛንቋ ትግርኛ ተጠቒሞ ዘዕበይኹም ጉራማይላ ቛንቋ ተጠቂምኩም ጉዳይ ሃገር ትገልጹልና እንታይ ስለ ዝኾንኩም ኢኹም። ምስሉይነት ድዩ ወይስ ንዕቐት ፧

  • @GeatishGeatish
    @GeatishGeatish3 күн бұрын

    መንእሰይ ትግራይ መሬት ይታዓደል ???

  • @AlemHailu-xc1hm
    @AlemHailu-xc1hm5 күн бұрын

    እንድህር እቱ ውሽጣውን ደጋውን ችግራትና ዘይፈታህና እቱ ብብ አሰርተታት አመት ዝመፅእ እንወት ቀፃሊ እዬ ዝኽውን ፣እቱ ፐሬድይካል እንወት ዛምፀአልና ዘሎ እቱ ዋና ውሽጣዊ ድዬ ደጋዊ ሃይሊ?ደጋዊ ሀይሊ እንተይልና መንዪ እዙ ደጋዊ ሀይሊ?ንምንታይ ኸ እዩ ዘይግለፅ ዘይንገር ?እቱ ደጋዊ ሀይሊ እቱ እንወት እንታይ ምስ ረኸበ እዬ ዘቋርፆ?ውሽጣዊ ፀገምና ዝፈጥር ዘሎ ሀይሊ ደጋዊ ሀይሊ ዶ ይኸውን?

  • @user-ry8gv9kd8i
    @user-ry8gv9kd8i3 күн бұрын

    ህወሓት ክክሕስ እዩ ኢልካ ምሕሳብ ካብ ደርሆ ፀባ ምፅባይ እዩ

  • @amannguse
    @amannguseКүн бұрын

    Tegaru ykun merahtkum gn entay eu kndzi zedkmekum zelo ..ms shabiya selam zeytgebru ezi kulu wrdet eko nshabiya mkhadkumn ms amharu kulu behere Ethiopia habirkum Eritrea nmtfae zhasebkumo khdetn kndey hiwet kesirkum hji wn tdekmu alekum amaraxi natkum ms shabiya haki mzsab eu hasot gdefu zeynatka mmnay gedefuuuu gn ayrdeakumn eu hji kea dkemu knrio ena bhade alena

  • @danigebremeskel5982
    @danigebremeskel59824 күн бұрын

    ዋእ በቃ ዕድል ተጋሩን ትግራይ ብመራሕቲ ህወሓት ኣብ እንዳመስተን ዓጣሮን ደቂ ሽዋ ተሓንሽሹ እዩ። ዓጣሮ መራሕቲ ምስ ኣጓላት ክጓየዩ ኩሉ ነገርና ኣብዘይምለስ ደረጃ ኣውሪዶም ደርብዮምዎ እዮም።

  • @user-ot2ks1nn1z
    @user-ot2ks1nn1z2 күн бұрын

    አነ ዝገርመኒ እዞሞ. ሕቶ. አለኒ ኢሎም ዘሐቱ የህሩቁኒ ንመን. ከዝሐቱ ጉድ እዚኦም. 27ዓመት ተራኢዬም እዬም ጀነራል. ክንፈ ንትግራይ ክሰርህ እየ ክሕግዝ እየ ወይ ጉድ በዛኹም ሱቅ. በሉ ባንክን. ታንክን ሒዝካ ፀገም. ዝምፃኩም ኢኺም ንካልኦት ሙሁራን አረኪብኩም ኮፍ. በሉ ነበረያ. ነበረ ያአክል.

  • @user-oi7ce4zo6t
    @user-oi7ce4zo6t5 күн бұрын

    ትኽክለኛ ሕቶ ሀገርወይናጽነት ተዘይጌርካ ክትጠፍእኢኻ ፈቲኻ ጸሊኢኻ

  • @maharitadele8794
    @maharitadele87945 күн бұрын

    How is this general selected to share experiences than other who have a highest contribution even with the current genociadal war against Tigiray like general Tsadikan, Megbey, we'd Ashe it etc..

  • @Rachel-xy8sc

    @Rachel-xy8sc

    4 күн бұрын

    Why not the general? You can request for an interview with your selected generals but why not Generate Kenf?

  • @user-it6wx1cu9r
    @user-it6wx1cu9r2 күн бұрын

    TTv:- ጋዜጠኛ ማለት መምህር ማለት'ዩ። ናይ ባዕልና ንጠቀም እዚ ጋዜጠኛ "መንእሠይና ናብ ሥደት ይጎርፍ ኣሎ" ኢሉ። የሕፍር። "ይጎርፍ "X .. . . ይውሕዝ/ይውሕጅ ይጎርፍ ዝብሃል ነሥኒ እዩ እምበር ንውሕጅ ይጎርፍ ኣይብሃልን።

  • @leterufaelabreha7348
    @leterufaelabreha73485 күн бұрын

    Ab kemzy bota mraye yemena tahaguse abye tmhrty eyu zehlf zero smue tegaru m

  • @leterufaelabreha7348

    @leterufaelabreha7348

    5 күн бұрын

    Zelo maltey eye

  • @leterufaelabreha7348

    @leterufaelabreha7348

    5 күн бұрын

    Edmen tienan Nhawna Knfe Dagnew

  • @user-ot2ks1nn1z
    @user-ot2ks1nn1z2 күн бұрын

    ነበረያ. ነበረ እንታይ. ነቨረ ደርጊ. ሲኢርና ድሕሪዑኸ ህያው አዱሰ አበባ አቲና ካዑውን. ብላዕ. እስካብ. ትብላዕ እናበልካ ብጊዚዑ ስድራ. ሰዋአት ስዋእትና አንአብርን ምባል. እዩ ዝገርም ዘይሓፍሩ

  • @NayabKale
    @NayabKale3 күн бұрын

    So called journalist G/egzabiher, where did he get the information that Kurdes are disappred from world? actully they are strong and has playing a big role in the world. Plus they have their owen administration but didn't get recognition. So called finish 🍼🍼🍼 then talk. Be humble infront of wise people. Saying that I am do happy to see our hero General Kinfe Dagew a true son of Tigray.

  • @danigebremeskel5982
    @danigebremeskel59824 күн бұрын

    ክንፈ ዳኘው ክባር ሽቶ እንዳተቀባእኻ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሂጥ ሂጥ እንዳበልካ ዋጋ ኣኽፊልካና ኢኻ። መምሰልቲ ኢኹም። ኩሉ ብረታብረትን መምረቲ ጥይትን ኣበይ ከምዝተኸልኩሞ እኮ ፍሉጥ እዩ። ሎሚ ለባማት ምስ ጓሓፍኹም ሎሚ መቀለ መፂኹም ዲስኩር ኣይትንዝሑ።

  • @gebreyohanes9268
    @gebreyohanes92685 күн бұрын

    As long as Tigray under Ethiopian rule government, not able to invent or to be advanced in any way. Tigray independence is only the exit

  • @kahsaygesesew5132
    @kahsaygesesew51324 күн бұрын

    ከንፈ ደኞው ቲ ኣብ ሸዋ ንባዕልኹምን ንስድራኹምን ጥራሕ እኹም ተዘፉቅኩም ነይርኩም ጎተት እናበልኩም ደሞ መፅእኹም ናብ ህዝቢ ትግራይ ሃበስ ቀደስ ኣይትበሉ ህዝብና እኮ እስኪ ይኹን ኢሊ እዩ እበር ጠንቂቁ ይፈልጠኩም እዩ ኣብ ሸዋ ዝነበርኩም ይፈልጥ እዩ

  • @gebremeskelhadush3823
    @gebremeskelhadush38234 күн бұрын

    ድኸሙ ኢልኩም ኢልኩም እምበሪ እዚ ጀነራል እዝስ ከም ሃገሩ ን ትግራይ ካብ ዝበደሉን ንትግራይ ካብ ዘዳኸሙ ናይ ህወሓት ባዓል ስልጣን ሓደ እዩ።ኸዝስ እንታይ ለውጢ ከምፅእ መሲልኩም እዩ አኽቢርኩም ትሓትዎ ዘለኹም?? አብ ዘበነ ስልጣኑ ሓንቲ ናይ ሜቴክ ድርጅት እኳ አብ ትግራይ አይኸፈተን ፣ ንትግራይ እውን ብቴክኖሎጂ አይሓገዛን ስለዚ ሕዝስ ጥራሕ ኢድ ምስ ተረፈ ዝአረገ ሓሳብ ንትግራይ እንታይ ይዓብስ???

  • @gideonasress7484
    @gideonasress74845 күн бұрын

    YEKen jibb😂

  • @user-ot2ks1nn1z
    @user-ot2ks1nn1z2 күн бұрын

    በዛኹም አቱም. ናይ ቀደም. ሰባት ከምዙ. ፍልጠት ዘለዎ ሰብ. ወይ መራሕቲ እዚ ዝነበረ ኹነታት ነበረያ. ነበረ ጫወታ ግደፍዎ አብ. አዲስ አበባ መስአተኹም ሰንኪልኩም ብዘይ. ፍልጠት ደቂ አውራጃኹም ምእካብ ጀሚርኩም አብአ ተአኪብኩም ትግራይ. ክትርመስ. ገርኩም

  • @Wellaitay
    @Wellaitay5 күн бұрын

    ዓጋመ መቸስ ብናይ ርአሰ ምትሓት ዝሳቐ ፍጥረት አዩ። ኣብ ናይ ዓጋመ መዲያ አንግሊሽ አንድ ወሰኽካ ምዝራብ ከም ሊቅ ሙኻን ጊሮም ስለዝወስዱዎ፡ ኹሎም ዝኾውን ዘይኮውንን ናይ አንግሊዝ ቃላት ክውሱኩ ከለል ኪብሉ ትሪአ።

  • @kingdomofaxum6891

    @kingdomofaxum6891

    5 күн бұрын

    ዕጡን ጥልያን

  • @Wellaitay

    @Wellaitay

    5 күн бұрын

    @@kingdomofaxum6891 ኣንታ ቆንዳፍ ዓጋመ። ቆማል ትሰምዖ ዶ ኣየለካን ሳህሳህ

  • @190knife

    @190knife

    4 күн бұрын

    መኻን ርእሲ ሕዝካ እንታይነት ስነ ሓሳብን ሓሳብን ንምፍላጥን ንምርዳእን ቡዙሓት ክፍለ ዘመናት ከድልየኩም እዩ። ደቂ ከደምቲ። ምሕጋር ዝልማዶም።

  • @SolomonAdigrat

    @SolomonAdigrat

    23 сағат бұрын

    ጥልያን ጢሉ'ኸኒ ወዲ ሹቕ ?

  • @ahmaduhfyui2521
    @ahmaduhfyui25215 күн бұрын

    ኣቱም ከዳዓት ግንበት 20ማለት ኤርትራ ልሸጥኽምላ ትግራይ ወደብ ኣልባ ልገበርኽምላ መዓልቲ እያ መዓልቲ ከዳዓት እያ ግንበት 20

  • @remhayzeaxum7026
    @remhayzeaxum70265 күн бұрын

    Dear General Kinfe, please away from politics because you are one of the most Tigrayan officials who put our people in such a genocidal war. you are corrupt, chauvinist, and a dictator, and for most unable to think anything in the interest of Tigray, you have failed in all aspects.

  • @user-vj6dy9vn1t
    @user-vj6dy9vn1t5 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

Келесі