ተጠሊፉ ዝወጸ፡ ዝርርብ ስልኪ መራሕቲ - ኣቦይ ስብሓት ካብ ኣሜሪካ ናብ መቐለ ደዊሎም - ፅዋ Tube 02- ሓምለ 2016 ዓ.ም

Пікірлер: 293

  • @wagayegebremdhin6706
    @wagayegebremdhin670613 күн бұрын

    ሐሰዉቲ እዚይ ናታቶም ድምፂ አይኮነን ሐሰዉቲ

  • @samuelsoli3276

    @samuelsoli3276

    13 күн бұрын

    Haha

  • @user-dl4dr4nb9t
    @user-dl4dr4nb9t13 күн бұрын

    ስራሕያ ዝሰኣነ ፈላሲስ ቆቡዑ ቀዲዱ ይሰፊ ድዩ ዝበሃል? ብዙሕ ውራይ ኣብዘለሉ ጊዜ በታኒ ናይ ሓሶት ድርሰት ምህዞ ንምንታይ ኣድለየ?

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu855311 күн бұрын

    ኣታ ንመን ኢኹም ተዕሽውዎ ደደባት ንትግራዋይ ድኹም ተዕሽውዎ መሕፈርቲ ኢኹም ናይብሓቂ ለያቡ መዓረ ክንደይ ጭፕኒቕኩም ከምዘሎ እዩ ዘርድዕ (ቻለው )ትግራይ ክትዕወት እያ ❤❤❤TPLF❤❤❤❤❤❤

  • @getachewmergia8949
    @getachewmergia894913 күн бұрын

    ፉሹል ምጭብርባር እዩ። ፍፁም ዘይመሳሰል ድምፂ እዩ።

  • @gebregiorgiskahssay2657

    @gebregiorgiskahssay2657

    12 күн бұрын

    ዘይመሳሰል ድምፂ ዝበልካዮ ቅዳሕ ስለዝኮነ ክከውን ይኽእል እዩ። ኮይኑ ግና ብትክክል ካብ ካድረ ደጋፊ ዓለም ገ/ዋህድ ከምዘረጋገፅኩዎ ግና ይብለፁ ከምዘለዉ እዩ። እቲ ዘሐዝን ግና መናእሰይ አወዲኦም ንሶም ንስልጣን ምቁሳሎም እዩ።

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu855311 күн бұрын

    ሕውሓት መዓረ ክንደይ ከምብረት ጠንኪራትኩም ኣላ TPLF ❤❤❤❤❤❤❤ደመይ ሕውሓት ረመፅ ንፀላእታ❤❤❤

  • @meskeremberhanu6307
    @meskeremberhanu630713 күн бұрын

    ቁሩብ ዝመሳሰል ድምፂ እንተትመርፁ ምበለፀ እዚ ድራማ ንመን ከእምን ኢልኩም ትግምቱ?

  • @abebakebede1270

    @abebakebede1270

    13 күн бұрын

    ብሞቆስን በቆስን እሱባት።

  • @kiGG-p7f

    @kiGG-p7f

    9 күн бұрын

    ካብዚ ንላዕሊ ካበይ ክመፅእ?

  • @user-fn9ti1ow6g
    @user-fn9ti1ow6g10 күн бұрын

    ጌታቸው አጆካ እግዚአብሔር ምሳካ ይኩን ሰራቅን ጉሒላን ቀታልን ዓመፅን ካብምድርካን ዓድካን አወግድ ብዝሰረቅዎ ገንዘብ ዓመፅቲ ከየልዑልካ ገንዘቦም ተከታተሎ ሕዞ በዓል ሐጎ ባዓል አለ ካፒታል ተቆፃፀር

  • @DestaGebremeskel
    @DestaGebremeskel13 күн бұрын

    It is funny and good. እቲ ኣቦይ ስብሓት ኾይኑ ዝተወነ ግን መን እዩ?

  • @hassetashenafi4693

    @hassetashenafi4693

    13 күн бұрын

    ክልቲኡ ሓደ ሰብ እዩ፣ ኣዝማሪኖ Hope

  • @hassetashenafi4693

    @hassetashenafi4693

    13 күн бұрын

    Sorry, Alem= ዘመን Aboy= Azmarino hope

  • @kiGG-p7f

    @kiGG-p7f

    9 күн бұрын

    ስብሓት ነጋ።

  • @AftomAftom-yi8oo

    @AftomAftom-yi8oo

    8 күн бұрын

    ኣቦይ ስብሓት ከይኑ ዝተወነ ኢዛና(ንጉሰ ወዲ ስንቃጣ) እዩ😂😂😂😂

  • @yemariamlij3770
    @yemariamlij377010 күн бұрын

    ዋላ ሓንቲ ኣይመሳሰልን ከም ድራማ ግን ብጣዕሚ ፅቡቕ እዩ

  • @tekle1975
    @tekle197513 күн бұрын

    ሓሰውቲ ንሕና ንገድድ ናትኩም ኸፊትና ምስማዕ ምጅማርና።

  • @HayetTesfay-rh1wy
    @HayetTesfay-rh1wy12 күн бұрын

    ክክክ ኣቦ ስብሓት ለይባ ኮይኑ ዝዋሳእ ዘሎ በተለይ ኣብታ ምስዓል ብጣዕሚ ክኢሉዋ😂😂😂

  • @AlfaOmega-pz2cw
    @AlfaOmega-pz2cw12 күн бұрын

    ብጣዕሚ ዝገርም እዩ ኣታ ስራሕ ዶየ ብልኩምን እዩ 😂😂😂😂

  • @user-le8mk5sb1r
    @user-le8mk5sb1r9 күн бұрын

    ዋላሓንቲኳ ክተመሳስልዎ ኣይከኣልኩምን ኣቱም ደናቑር

  • @AbrehaleyArku
    @AbrehaleyArku13 күн бұрын

    ዝገሪም እዩ ንህዝቢ ዝጠቀም ዘረባ ዳ ኸይትዛሪቡ ንጉጂለ ጥቅሚ ጥራሕ 50ዓመት ሙሉእ ኽትሓስቡ የሕዝን።

  • @user-fn9ti1ow6g
    @user-fn9ti1ow6g10 күн бұрын

    አለም አቶሰብሃት አየዋፅኡካን ቀልጢፍካ ልቀቅ ውፃእ

  • @noahmueze4130
    @noahmueze413012 күн бұрын

    ደናቁር ባንዳታት ተጋሩ ሓሪፍ ድራማ ሒዝኹም ዘይትመፁ

  • @yemariamlij3770
    @yemariamlij377010 күн бұрын

    ከማኹም ሓሳዊ ሚድያ ሪእና ኣይንፈልጥን ንሕና ንገዽድ

  • @user-dl7dw2gh9q
    @user-dl7dw2gh9q12 күн бұрын

    ዕድመልክዕ ኣብ ሸርሒ! ትግራዋይ ነዚ ሸርሒ'ዚ በጣጢስካ ሓራ ክትወፅእ ኣብ ኢድካ'ያ ዘላ፤ ተዘይኮይኑ ናብ ዝገደደ መሃሙቕ ከእትውና ተግባሮም ሪእናዮ'ለና።

  • @user-rl7pp6ij2i
    @user-rl7pp6ij2i13 күн бұрын

    ደርኾ በሙዑታ ትጫወት ዝብሃል ምሳላ አሎ ሐሰውቲ ርስሐት ተጋሩ

  • @samuelgirmay6691
    @samuelgirmay669113 күн бұрын

    ኣይ ዘመን subscriber ልምግናይ ኢልካስ ዝኹሉ ጨነውነው ልመስል ድምፂ ዶ ኣይትጥቀምየ ወደይ ወግዒ ዘመንይ ፀጋይይ

  • @abebakebede1270

    @abebakebede1270

    13 күн бұрын

    ሓቂ ዝበድበደ ጨናዊ ድምፂ ነገሩ ካብ ባንዳታት እንታይ ትፅበ ዋይየ ህውሃትስ እንደይ እዩ ፈጥ ፈጥ አቢልኩም ዘሎ መሕፈሮ

  • @klant17denbosch44
    @klant17denbosch4413 күн бұрын

    ግርምተቃናብር ሓሳዊ ።

  • @HaileselassieGw
    @HaileselassieGw13 күн бұрын

    😂😂 ኣዝመሪኖንን ዘመንን😂😂

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu855311 күн бұрын

    ተጋሩ ታይ ትፅበዩለኹም ዳይ ኣንሳብስክራይብ ኤንድ ብሎክ ግበርዎ !!!! ነዞም ረሰሕልት መደናገርቲ

  • @MhretTekle-t5h
    @MhretTekle-t5h8 күн бұрын

    ጎበዛት.well began is half done.great continue.good copy.

  • @weldebrhanazazi
    @weldebrhanazazi11 күн бұрын

    100000₀000000000000000000000000000⁰0000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000% ሓቂ እዩ ዋላ ባዕሎም ኣይናገርዎ ከምኡ እዮም ዝገብሩ ዘለው

  • @nebyu2692
    @nebyu26925 күн бұрын

    😂😂😂I can't stop laughing 😅😅😅

  • @TiblalaHager
    @TiblalaHager12 күн бұрын

    መሕዘኒ ሕሶት ገለ ተጋሩስ እንተዘይፍጠሩ ፅቡቕ ኔሩ ኣለምን ኣቦይ ስብሓትን ድዮም ዝዘራረቡ ዘለው ለባም ይፈልጦ እዩ

  • @edenge-ge9tm
    @edenge-ge9tm12 күн бұрын

    ናይ አቦይ ስብሓት ድምፂ ከመይ ድዩ ምንም ዝመስል ነገር የለን እዙይ ናይ መናእሰይ ድምፂ እዩ። ገረምቲ

  • @user-rd9je9wx2f
    @user-rd9je9wx2f13 күн бұрын

    ስሪሕካያ 🙆 ኣብዚ ኮሜንት ከም ትክክል ገይርኩም ትፅሕፉ ዘለኩም ቀልዲ እዩ ።

  • @user-zj8jd6kp2x
    @user-zj8jd6kp2x12 күн бұрын

    😂😂😂😂ቐልዲ እዩ ዝብል ጌጋ እዩ እዝኣ ብሓቒ ደቒ ስብሓት የተግበርዋ ኣለው እዮም!

  • @user-di7sp8mk8d
    @user-di7sp8mk8d10 күн бұрын

    ብምለእኹም ተጋሩ እዚ ናይ ህግደፍ ወይ ሻዕብያ ቻናል እዩ። ስለዚ ዋላ ሓቂ ተዝኸውን ብምድያና ክንስምዕ ይግባእ ስለዚ ዓግብ ዓግብ።

  • @hailuzelalem-gd6rx
    @hailuzelalem-gd6rx10 күн бұрын

    የሕዝን

  • @tsigiehadush2008
    @tsigiehadush200813 күн бұрын

    ዘመን ድዩ ሰሪሕዋ😂😂😂

  • @ocean_630
    @ocean_63012 күн бұрын

    ዕድመ ዘይያምህሮ ሓደ እግሩ ኣብ ጉድጓድ ዝኣተወ ናብ ንስሃ ክኣቱ ኢንትግብኦ ካሊኢ ሓጥያት ይወስኽ ኣሎ ካብ ብሐዚ ስብሓት ዝብሃል ሰብኣይ ጉድጓዱ ውን ኣይኳዓትይ ጉዳም ።

  • @zaebakulu8553

    @zaebakulu8553

    11 күн бұрын

    ኣታ ከመይ ዝበልካ መሃይም ኢኻ

  • @user-wj1vm7bb2s
    @user-wj1vm7bb2s9 күн бұрын

    ሓሰውቲ ሰባት ድምፆም ናይ ስብሓትን ናይ ኣለምን አይመስልን

  • @user-hj1gl1sm3h
    @user-hj1gl1sm3h13 күн бұрын

    It is drama, please stop to disturb Tegaru you yourself

  • @TsegayGkidan-kk4zu
    @TsegayGkidan-kk4zu11 күн бұрын

    ዋይ አታ ከመይ ዝበሉ ሲንኪሳራት እዮም

  • @alemfivetube
    @alemfivetube9 күн бұрын

    ክክክክክ ቁርብ ብድምፂ እኳ ተዝመሳሰል እቲ ድራማ ንመቸወና ናይሩ 😂😂

  • @Gmt853
    @Gmt8535 күн бұрын

    😢😢😢 ድምፆም ብደምቢ እየ ዝፈልጦምኮ፡ ኣይተፀልሙ

  • @rona7755
    @rona775512 күн бұрын

    ቅንይ ኢልኩም ድማ ምስ መለ ዝገብርዎ ዘለው ናይ ስልኪ ዝርርብ ቀሪፅኩም ክተምፅኡልና ተስፋ ንገብር። ብፍላይ ኣብዛ ናይ ካድረታት ብፍካይ ኣምፅኡልና። ኣቦይ ኣቦይ እናበለ ዝፅዎዖ ሰብ ግን ኣብህወሓት ኣሎ ድዩ?😂😂😂😂😂

  • @zewdeneshamare9782
    @zewdeneshamare97828 күн бұрын

    Wawa izbi tgray. Keme di way. Rugumt. Italiana. Tgray gudi rekva. Mediante. Hagzna😭😭💔💔😭

  • @teklehiwottareqegnteklay
    @teklehiwottareqegnteklay13 күн бұрын

    አንታ ኢኹም ትህስው ገቾ ንምፅላም እዚኹሉ ሸርሂ አህባይ ኢኹም

  • @LeakeMekonenTesfay
    @LeakeMekonenTesfay10 күн бұрын

    ዋይ ባርነጎድ!!! ናይ ኣቦይ ስብሓት ድምጺ ቁሩብ ቁሩብ ይመስል። እንተ ድምጺ ኣለም ሱቕ ኢልካ እዩ።

  • @user-be1wq7bz8l
    @user-be1wq7bz8l11 күн бұрын

    ቁርብዶ ካይ ድምፂ አይተመሳሱሉን ኩሉ ትግራዋይ ድምፆም ይፈልጦም እዩ

  • @Tekle-lr6it
    @Tekle-lr6it12 күн бұрын

    ትክክል እንኮይኑ ትግራይ ናይ ውልቅኩም ኣይኮነትን

  • @kebedeberihu1243
    @kebedeberihu124310 күн бұрын

    መግራሚ ድራማ ።አይተሳኸዐን።ጌቾ ቀጽል ጥራሕ።

  • @danayitmeretab-wz9do
    @danayitmeretab-wz9do12 күн бұрын

    እዙይ ናይስብሓት ድምፂ ኣይኮነንለክባጣት

  • @MoMmoo-q2y
    @MoMmoo-q2y12 күн бұрын

    ኣይካኣልኩሞን

  • @user-xy1db7lo9r
    @user-xy1db7lo9r6 күн бұрын

    ሐሸውቲ ናይቦይ ስብሐትን ናይአለምን ድምፅ አይትፈልጥዎን አይተፀጋዕኩምን አንኳን ክመስል

  • @MTHA-ee1ym
    @MTHA-ee1ym9 күн бұрын

    ንዓይ ተተማኽሩኒ እቲ ድምጺ ክሠርሐልኹም ነይረ እድየ አየ እዳሻዕብያ ኩሉ ከማኹም ዝሽወድ ይመሥለኩም

  • @genocidalstate
    @genocidalstate10 күн бұрын

    ኝኝኝኝኝኝ ሓሰውቲ ድምፂ ኣያታትና ጠፊኡናስስስ

  • @yonasnega-ml1hr
    @yonasnega-ml1hr12 күн бұрын

    አንቱም ጉዳማት አሪኩም አይታአርፉን ፀላዕትና ንስኹም ኢኹም

  • @nigusteka8050
    @nigusteka805010 күн бұрын

    ስብሓት ነጋ ናይ መስፍናዊን ከባቢያውን ቡርዥዋነት በሓዱሽ መልክዕ አብ ትግራይ ክፍጠር ዘይሕለል አስተዋፅኦ ገይሩ ኢዩ፡፡ ብጣዕሚ ዝገርመኒ ድማ እዚ ስብአይ እዚ አብ ትካላት ትእምት ዝፈፀሞም ናይ ከባቢያዊነት ተግባራት ትግረዋይ ብሽሙ አብ ዝፅወዓን ብሽሙ አብ ዝንገደለንን ትካላት ተወዳዲሪ ከይቁፀር አበይ ኢኻ ክብሃል ዝገብር ዝነበረ ኢዩ፡፡ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ዝገርመኒ ድማ አብ 90 ዓመቱ ተማሪኹ ኢዱ ሁቡ ተታሒዙ እንብዓል ስዩም ግን ዓርሶም ሰዊኦም፡፡ ከብዚ ብተወሳኺ ድማ መናእሰይ ትግራይ አብ 15፤16፤17 ወዘተ ዕድመኦም ሂወቶም ከም ቆፅሊ እናረገፈ ንሱ ግን ንሕክምና ናብ አሜሪካ ከይዱ፡፡ እ/ሄር ፍርድ ይሃብ፡፡ አለም ገ/ዋህድ ዝምልከት አብ ትግራይ ፍትሓዊን ዲሞክራሲያዊ ስርዓት ከይህነፅ ህዝቢ ትግራይ ተመጣጣኒ ውክልና ዘለዎ ናይ ስልጣን ክፍፍል ከይህልዎ በተንኮል ውሽጥ ውሽጡ ከም ተመን ዝኸይድ ቀንደኛ ጎጃሊ ሰብ ኢዩ፡፡ እንተኾነ ግን እዞም ሰባት እዚኦም ዓቅሊ ፅበት ናይ ሞት ሽረት ቃልሲ ይገብሩ አለው፡፡ነገር ግን ህዝቢ ትግራይ ዝአረገ አተሓሳስባ ዝሽከም እንግድዓ ክህልዎ አይግባእን፡፡ ምስ እቲ ግዜ ዝስጉም አተሓሳስባ ዘለዎ መሪሕነት ይጠልብ፡፡በቲ ዝአረገን ዝተለመደን መንገዲ ክመርሐካ ኢሉ ዝመፅኦ ሓይሊ ክሽከሞ አይፈቕድን፡፡

  • @Desaley-nw1jq

    @Desaley-nw1jq

    9 күн бұрын

    ተሕዝኑ ብዙይን ከምዙይ ዝበለን ን።ናገር አይኮንናን ድራማኩም ግን አይፀላእክዎን

  • @samuelhailekiros
    @samuelhailekiros12 күн бұрын

    ናአለምስ ዳሕናዋ ፀጋይ ድዩ አቦይ ኮይኑ

  • @TheCritic101
    @TheCritic10112 күн бұрын

    😂😂😂😂😂 ፈተነ 1, 2, 3 ተዋስኦ ኣይተሳኸዐን!

  • @eyasuberhe-xh3uy
    @eyasuberhe-xh3uy8 күн бұрын

    ፍጹም ዘይሕለም

  • @danaytkidane-wr6jo
    @danaytkidane-wr6jo8 күн бұрын

    This is not Aboy's voices

  • @bskihwvwij2u316
    @bskihwvwij2u31612 күн бұрын

    ብፍፅም ሓሳት እዩ ናይ አቦይ ስብሓት ድምፂ አኪነን

  • @user-ik6du4fq3e
    @user-ik6du4fq3e10 күн бұрын

    ሓሳዊ ብምሕሳው ዝረከብነገር የላይ

  • @brhanteka6259
    @brhanteka62596 күн бұрын

    Betaeme yehezen

  • @genetzerihun5658
    @genetzerihun565812 күн бұрын

    ርካሻት ርካሻት ልሳንኩም ይታአፆ ሃስውትይ

  • @TemesgenTeklay-ll6pf
    @TemesgenTeklay-ll6pf13 күн бұрын

    አይ ፊልሚ አይከአልኩምዋን ንቐፃሊ አማሓይሽኩም አምፅእዋ

  • @samuelsoli3276

    @samuelsoli3276

    13 күн бұрын

    አየናይቲ እያ ዘይካአልዋ

  • @tnbiteselomon-vj4ps
    @tnbiteselomon-vj4ps9 күн бұрын

    አቱ አንደበት ነሃቶም አዩ አቱ ሽርሒ ድማ አመሎም እዩ

  • @bekindtoyourself1817
    @bekindtoyourself181713 күн бұрын

    ምስሐቅ ሸራፋት ዶ በሉ

  • @AnnoyedMicroscope-ud5tl
    @AnnoyedMicroscope-ud5tl9 күн бұрын

    የአለም ገብረዋሕድ ድምፅ ማምጣት አቃታችሁ ጥሩ ሙከራ ነበር ግን ለዛሬ አልተሳካም😂ሌላ ሞክሩ 😂

  • @berhefissuh3823
    @berhefissuh382313 күн бұрын

    ጥጥን ፍጥን ንፈልጥ እና ኣይተሳኸዐን😂

  • @TeklehaimanotLilay
    @TeklehaimanotLilay13 күн бұрын

    መላክዒ ሓሳዊ

  • @kibromgebremeskel8823
    @kibromgebremeskel882312 күн бұрын

    ታናይ አለም ድምፂ ተበላሽያትኩም ኣይምፃእኹማን እምበር ታናይስብሓት ሰሪሒኹምዋ ነይርኩም 😉

  • @mekelleshikor2368
    @mekelleshikor236812 күн бұрын

    ውይ ዝሙርኮኝ ኣረጌት ካንሰር ሕዝቢ ትግራ መንቀሊኹም በፂሃ ረስሃት ፍጥረት

  • @meareg59
    @meareg5913 күн бұрын

    ዘመን ሕልኹስ 😅😂

  • @user-fh4in7bt5u
    @user-fh4in7bt5u11 күн бұрын

    ድምጺኹም ናትካቱም አይመስልን ሀሰውቲ እድመ ልክእኩም ንህዝቢ ምድንጋር ጊዜኡ አብቂኡ እዮ።

  • @HaftomGebre-xs7wo
    @HaftomGebre-xs7wo9 күн бұрын

    ናኣኻ ዛኣምን የለን

  • @selamntgrayadey2059
    @selamntgrayadey205912 күн бұрын

    እዚ ፀላእቲ ትምነይዎ እምበር ናይ ክልቲኦም ዝርርብ ኣይኮነን

  • @frehiwet7809
    @frehiwet780911 күн бұрын

    ብጣዕሚ ከም ሚድያ ተሕዝኑ እዙይ ዓቢይ ሚድያን ተአማንን ኢልና ልዕሊ ኹሉ ሚድያታት ብጣዕሚ ግዜና እነጥፈአሉ እዩ ኔሩ ግን ብጣዕሚ መሕፈርቲ ኢኹም አይትድከሙ ሕወሓት ፈተኹም ፀላእኹም በዚ ተልካሽ ርካሽ ምህዞኹም ህዝቢን ሐቃዊ መስመሩን ሒዙ አይፈርስን አይፈርስን አርባዕተ ነጥቢ እዙይ ናይ አቦይም ናይ አለምም ድምፂ አይኮነን ንሳቶም ከዓ ከምዙይ ዝወረዱ አይኮኑን ተማሊ እውን ጀጋኑ እዮም ሎሚ እውን ጀጋኑ እዮም ማንም ለዛይን አብ ስሪኡ ሸያኒ ድማ አፉ ክኸፍተሎም ሞራል የብሉን ባንዳታት መጥፊእኹም ድለዩ ።

  • @user-vi8wh5ty8e
    @user-vi8wh5ty8e3 күн бұрын

    ኣይካኣልኹምሉን ደደባት ኣሳንኾይ ንህዝቢ ትግራይ ኣይትሽውድዎን .....

  • @gebremedhinhadera4652
    @gebremedhinhadera465212 күн бұрын

    ሀሸዉቲ ንምህሻዉ እዉን አይከአልኩምዎን:ብእልጓት

  • @geregere-tt6im
    @geregere-tt6im12 күн бұрын

    ኣይከኣልክሞን።ብዛዕባ ቴክኖሎጂ ፍልጠት ክእለትን የድሊ እዩ።

  • @abelataklti107
    @abelataklti10712 күн бұрын

    መሕፈርቲ ድራማታት።

  • @DanielNetetsereab
    @DanielNetetsereab4 күн бұрын

    AI ተጠቒምካ ምምሳል ምተኸኣለ፣ እዚ ግን ፋራ imitation እዩ።

  • @destatesfaye2147
    @destatesfaye214712 күн бұрын

    ዓጥነ ብያንስ ድምፂኩም እካንዶ መማሳሰልኹምን ለክባጣት ዓጥኘታት

  • @tesfeomtafere3679
    @tesfeomtafere36797 күн бұрын

    FOSHLAK HABERETA!!

  • @Assefa-jb4fq
    @Assefa-jb4fq13 күн бұрын

    Enant tinish enkan mamsasl enkan atimokurum

  • @hagosGebrehaweria
    @hagosGebrehaweria12 күн бұрын

    እዚአ ጠሊፈ ኢልካ ዝመጻካ እግርካ ትጠለፍ ሓሰዳት ትሓስብኩም ምክፋኡ

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane789712 күн бұрын

    Demets yeman new?????

  • @tsegazeabhagos3395
    @tsegazeabhagos339512 күн бұрын

    ናይዛ ሚድያ ወናኒ ሓሳዊ መጋንዒ ምዃኑ እዚ ዘረባ ምስክር እዩ

  • @RuftinaHaile
    @RuftinaHaile13 күн бұрын

    ኣቤት ዘመን ክፉእ😂😂😂😂

  • @yohannesbaraya4269
    @yohannesbaraya42698 күн бұрын

    ስብሓት ወዲ 70 ከሎ ዝነበረ ድምጹ'ዩ😅😅😅

  • @user-vx9dn9ge8d
    @user-vx9dn9ge8d12 күн бұрын

    ክልተ መኻኽቲ እንተተመኻኸሩስ ከይኒሕረድ ባቃ ኢሎም ይበሃል። አታ ጠስጣስ አረጊት ሞት ዝአበየካ ዳግማይ ዝሰምዐካ የለን ፅግዕተኛ ዝበስበሰ ሓሳባት አይተቅረብ የአክል።

  • @user-qf3hm4io9t
    @user-qf3hm4io9t12 күн бұрын

    ናይ መጀመርያ ናይ ኣያ ጆኬር ድራማ ድያ ሓቀይ ክክክክክክ

  • @tadeleweldu6975
    @tadeleweldu69752 күн бұрын

    ኣይመስልን

  • @nim681
    @nim6818 күн бұрын

    ፎሽፏሻት ተረውኡ እሺ ምድረ ለይባን ደንቆሮን

  • @slime12-so5mx
    @slime12-so5mx12 күн бұрын

    ድራማ ዩ ዝመሰል!! ብዝኾነ በዚ ወዲዚ ዝታለል ዓሻ ትግራዋይ የለን፡፡ ኣለም ድማ ምሰ ማንም ክዛረብን ክማኸርን መሰሉ ዩ፡፡ ምሰ ኣቦ ሰብሓት ምድውዋል ውን ሓጥያት ኣይኮነን፡፡ ብማሕበራዊ ሚድያ ብዙሕ ምፍልሳፍ ታይ ኣድለየ? ኣብኡ ዶ ሓሓቆም የዋጽኦምን፡፡ ናይ ሃሳሳት ሰራሕ ንሕደጎ፡፡

  • @TigrayEthiopia
    @TigrayEthiopia12 күн бұрын

    አሃሃይ አሃሃይ

  • @user-rs3ww3rb1w
    @user-rs3ww3rb1w10 күн бұрын

    ሓሳዊ ሓላዊ መዓኮር ምድንጋር እንታይ ዓስቡ

  • @BlanchG-yy9ml
    @BlanchG-yy9ml11 күн бұрын

    ኩሉ ሓሰውቲ ሓቂ ዘይብሉ ብስሩካ ዘይመስ

  • @Trhas-y4f
    @Trhas-y4f11 күн бұрын

    ድምፅም ኣይኮነን

  • @AmeteHailu
    @AmeteHailu10 күн бұрын

    ወይ ጉድ 😭😭😭

  • @amanuelgebrerufael9540
    @amanuelgebrerufael954012 күн бұрын

    ክክክ ዝኸሰረ ድራማ ጡፉሻት ዘረባኹም እኳ ኮምፒተር ተወሲኽዎ ክመስል ኣይከኣለን መስሓቁቕቲ

  • @-lionmidea9512
    @-lionmidea951213 күн бұрын

    ዘመን ሕልኩስ 😂😂😂

  • @rona7755
    @rona775512 күн бұрын

    ክክክክክክክክክክክክክክክክክክክ ነዚ ዝኣምን ሰብ ዶ ይህሉ? 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

Келесі