#ቴሌቪዥን_ትግራይ

#መኣዲ ሓሳባት 6ይ ክፋል ምልከታ ጋዜጠኛታት ኣብ ሚድያታት ትግራይ 30 ሰነ 2016 ዓ/ም
------------
Subscribe Tigrai Television
-------------
©Copyright: Tigrai Television
Any Unauthorized Use, Copying or Distribution is Strictly Prohibited.
-------------
Website: www.tigraitv.com
Telegram: t.me/Tigrai_Ttv
E-maiL: info@tigraitv.com
Twitter: / tigrai_tv
/ tigrai.tv1
Instagram: / tigrai.tv
KZread: / tigraitv
#ቴሌቪዥን_ትግራይ #Tigrai_TV

Пікірлер: 8

  • @Amen499
    @Amen49928 күн бұрын

    We love you my beautiful people! Ayokom kolu kahalef eyo! Jegano✊🏾✊🏾💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️

  • @Amen499
    @Amen49929 күн бұрын

    Wedi Meresha jegna we love you❤❤❤❤

  • @fultoneth9869
    @fultoneth986929 күн бұрын

    🎉❤

  • @shalom5798
    @shalom579829 күн бұрын

    እዛ ዘተ ፈትየያ ኣለኩ ኣንቱምሰብ❤❤

  • @gebreyesus8431
    @gebreyesus843128 күн бұрын

    እተን ሚድያታት ክሳብ ሎሚ ብዝሃባና ተስፋታት ክምስገና ይግባእ:: ሎሚ ድማ:- ዘድለዬንን ዝጎደለንን ኩሉ ተፀኒዑ ከም ተወሳኺ ቴሌቪዥን:- ካሜራ:- ቪድዮታት ናይ ሕትመት መሳርሕታት: መጉዓዓዚ መካይናት: ወዘተ.... ዝመሳስሉ ነገራት ንክማልአለን ስለዘድሊ ብዓለም ለኸ ተጋሩን ፈተዉቲ ተጋሩን ሓገዝ ክተኣኻኸበለን ዝግበረሉ መድረኽ እንተዝዳሎ ፅቡቅ ዉፅኢት ክንምስክር ኢና:: ብተወሳኺ ድማ ብዝተማዓራረዬን ዝተማሓዬሸን ናይ መተሓዳደሪ ደንብታት ዝሰርሓ እንተኾይነን ንትግራይ ዝበለፀ ዓብዪ ኣበርክቶ ወሃብቲ እዬን:: ቅልጡፍን እዋናዉን ሓቂ ዝሓቆፈን ዜናታት የድልዬና'ዩ:: ሕብረትና ከይዕምፀፅ ዝሕግዘና:- ክቡርን ብርቱዕን ኮይኑ ክምህረናን ክመኽረናን ዝኽእል ስለዝኾነ ኣብ ሕዉዬትናን ዕብዬትናን ዘድህብ ትካል ይኹነልና:: "ናይ ጋዜጠኛታት ወርሒ" ተባሂሉ ዝተሰዬመ ኣለናዶ? ኣይዝክርን--- እንተዘይሓልዩና ንክህልወና እንተዝግበር--- ከመይ ትሪእዎ? ናይ ጋዜጣን ጋዜጠኝነትን ክብርን ኣድላይነትን ብዝበለፀ ይበርኽ! ኣብ ብራኸ ትግራይ ታሪኽ ስነዳ ምስ ጋዜጠኝነት ተዋሂዱ ንግስጋሰና ዝህልዎ ኣስተዋፅኦ ከመይ ንርኣዮ?

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion778528 күн бұрын

    Iziomo Behleikilele Kiteyesesuwu Aseweti zeyekunuhate Sirahaku Azelemitezeyemizola Yetayehalekumo Yetimehadiabekiuo Bejekaasototetyetahalekumoasewetiti

  • @aronyonas7563
    @aronyonas756328 күн бұрын

    ስላም ህዝቢ ትግራይ ስላም ድምፂ ወያነ ስላም አፈወርቂ አሮን ይባሀል ናይ ሎሚ 6 ወርሂ አብ ድምፂ ወያነ ወዲ ሮሚጥን ነጋ ጋዜጠኛ እዩ ይመስለኒ ጋዜጠኛ ኮይኑ ወዲ ሮሚጥ ጠያቃይ ተማኪሮም አትዬም አለም አሊሙኒ ምድበይ ነጊሩኒ ታይ ንምባል አነ አላማይ አይነበርኩን አብ ድምፂ ወያነ TV መህመይ ገይሮሞ ቅድመይ ፈሊጥክሞ እቲ ቃልሲ ውድብ ህዋህት አቅምካ ፍለጥ አርከይ አይኮንካን አይፈልጠካን ንምንታይ አብ ሚድያ ሽመይ ተልእልዎ ? ከምዚኦም emotional fulish ስብ ይመስል ምስ ሙሁራት ኮፍ ኢሉ ናይ ርእሲ ፀገም አለዎ ኢሎሙኒ ካብ ብቁልእነቱ ❤

  • @sabagebru6850
    @sabagebru685028 күн бұрын

    አብይ እስስት ነው እንዳታምኑት የፕሪቶሪያ ስምምነት ሙሉ በሙሉ መፍፀም አለበት ከአብይ ጋር ለክበጥበጥ አያስፍልግ አሁንም የትግራይን ህዝብ የማጥፋት ህልም አላቸው ሁሉም ነገር በልኩ ነው ከመሽርፍት ጋር ሁሉም ሚዲያ ለትግራ ህዝብ በቅንነት ያገልግል ማንም ከትግራይ ህዝብ አይበልጥም

Келесі