"ካብ ፍሉያት ጀጋኑ - ክሳብ ምሕምሻሽ ሄሊኮፕተር ዝሰነደ ምዑት ጋዜጠኛ!"

Ойын-сауық

ብክልተ ኣእዳዉ ማይክን ብረትን ዓትዒቱ ንስለ ህዝቡ ተቓሊሱ። ኣብ ሚድያ መዘራረብቲ ዝኾኑ ተኣምራውያን ጀጋኑ እግሪ እግሮም እናሰዓበ ፀብፂቡ። ንነፈርቲ ብቁምቡላ ዝቖልቡ፣ ነሰላሳ ታንኪ ብኣርፒጂ ዘባርዑ፣ ንፀላእቲ ከም ቆፅሊ ዘርገፉ ሰራሕቲ ታሪኽ ቃለ መሕትት ገይሩ። ብፍላይ ድማ ኣብ ከባቢ ዓሳጊታ ዓፋር ዝተወቐዐት ብበዝሒ ዝተርኣየት ሄሊኮፕተር ንኽትቅረፅ ዝገበረ ንሱ እዩ። ኣብ ብዙሓት ክሊፓትን ሚድያታትን ዝረአዩ ጀጋኑ ኾኑ ውዕሎ ግንባራት መብዛሕትኦም ኢድ እዚ ሃብሮም ኣለዎ። ልዕሊ ክልተ ግዜ ናብ ኣፍ ፀላኢ ኣትዩ(ምስ ፀላኢ ክሳብ ምዝርራብ በፂሑ) ብተኣምር ድሒኑ። ከም ጋዜጠኛ ብድሕሪ ተጋዳላይ ዘይኮነስ ኣብ ጎኒ ተጋዳላይ ኮይኑ ናብ ሓዊ ኣትዩ ብምቅላስን ብምስናድን ታሪኽ ኣመዝጊቡ እዩ፤ ተጋዳላይን ጋዜጠኛን ምሩፅ ታረቀ። ንሎማዓንቲ ዘደምም ዛንታ ከውግዐና እዩ ንከታተሎ።

Пікірлер: 86

  • @user-po6hw9ws1k
    @user-po6hw9ws1k2 ай бұрын

    ዝገረም ጅግንነት እዩ TDFይ ዋሕስ ህዝቦም❤😍

  • @hagerawi5745
    @hagerawi57452 ай бұрын

    ጀጋኑ ኢኹም:: ንዝገበርካዮ ኩሉ ኣዚዩ ዘሕብን ታሪኽ ጅግና ዝብል ቃል ኣይገልፀካን

  • @user-xc2bt9bl4g

    @user-xc2bt9bl4g

    2 ай бұрын

    ምህዳም ድዩ ጀግንነት ክክክክክ

  • @user-gu4yx8hq7f
    @user-gu4yx8hq7f2 ай бұрын

    ዛትግራይና ክንደይ ጀጋኑ ተፊሪ አዶ ትግራይ ማህፀንኪ ይለምልም ❤❤ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና❤❤❤❤

  • @Rshanmebrahtom
    @Rshanmebrahtom2 ай бұрын

    ጀጋኑና ቃላት ኣይገልፀኩምን ክብሪ ይግበኣኩም💛💛💛❤️❤️❤️🌺💯

  • @user-er1cz4ps5u
    @user-er1cz4ps5u2 ай бұрын

    ዝገርም ጀጋኑና❤

  • @user-co5ex3jq2e
    @user-co5ex3jq2e2 ай бұрын

    ኸኸበይ 💔

  • @emirufisseha6811
    @emirufisseha68112 ай бұрын

    ጀጋኑ❤❤❤

  • @user-vn9rf4el1k
    @user-vn9rf4el1k2 ай бұрын

    ጀግና

  • @biniyamberhe8530
    @biniyamberhe85302 ай бұрын

    አንበሳ ጅግና✊✊✊

  • @salamsalam1464
    @salamsalam14642 ай бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ዝተረፍኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤

  • @tigrayarmy2293
    @tigrayarmy22932 ай бұрын

    The brave Tigray People make history.

  • @KbromHadera-hn1sy
    @KbromHadera-hn1sy2 ай бұрын

    እዋይ ሓተይ ማዓረይ ዘይስገር ዝሰገርኩም 😢😢❤❤❤🎉

  • @user-rn5gu6jp3n
    @user-rn5gu6jp3n2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤jegna

  • @hadguluul8785
    @hadguluul87852 ай бұрын

    Anta jigna wedi hzeb ❤❤❤❤

  • @zenebeshNeby-dj8em
    @zenebeshNeby-dj8em2 ай бұрын

    ብሓቂ ጀጋኑ ❤❤❤❤❤

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu54932 ай бұрын

    አዶ ትግራይ ማህጸንኪ ይባረኽ ኽንደይ ጀጋኑ ወሊድኪ ንበረልና❤❤❤ ጀጋኑና ኩሉ ግዜ አብ ልብና ኢኩም🥰🥰🥰

  • @user-zg7mc9xb4s
    @user-zg7mc9xb4s17 сағат бұрын

    እግዚኣብሔር❤ይመስገን❤ነዚ ዉሱን❤ሰላም❤ዝሃበና❤ብሓይሊ ፈጣሪ😢ኩሉ ክኢልኩምዎ😢ጀጋኑና😢😢😢ብንብዓትዩ ዝግለፅ😢😢ናትካን😢ናብፆትካን😢ኣይይይይ😢ህዝብን😢ሰራዊትን😢ትግራይ😢ብምንታይ😢ኮኒና😢ንገልፆኩም

  • @TsegayBerhaneBerhe
    @TsegayBerhaneBerhe2 ай бұрын

    ብጣዕሚ ጅግና ወዲ ህዝቢ።

  • @AhmedAli-zo2sx
    @AhmedAli-zo2sx2 ай бұрын

    ክብር ናዓኩም ጅጋኑና ✊👍👍💪💪💪💪💪🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💊💊💊💊💊💊💊👊👊👊👊

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh8832 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @bettyboo7783
    @bettyboo77832 ай бұрын

    ጀጋኑ ትግራይ እድመን ጢኢናን ሰላምን ንህዝቢ ትግራይ

  • @MamMule
    @MamMule2 ай бұрын

    Neakum zgelts kalat yelen jeganuna ❤❤

  • @MemEri0-fm8ex
    @MemEri0-fm8ex2 ай бұрын

    ግን ታጋል ኣላ ዶ ብሂወት😢

  • @samiraahmed1322

    @samiraahmed1322

    Ай бұрын

    ናይ ኩለና ሕቶ እያ ናይዛ ጓል ዋዕሮ ሓፍቲና ዳሃይ ኣምፀኣልና

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew61422 ай бұрын

    ብጣዕሚ ዘገርምን ወዲ ሰብ ክገብሮ ኢልካ ዘይትግምቶ ሓፂናዊ ፅንዓት ብተጋሩ ጥራሕ እተሰርሐ መስተንኽራዊ ጀግንነት ! ዘይተዘረበ እምበር ዘይተገበረ ሓርበኝነትን ፅንዓትን ተጋሩናስ የልቦን!!✍️🤝✊💪✌️✌️✌️👏

  • @user-ul2wb3pj1q
    @user-ul2wb3pj1q2 ай бұрын

    Selam plot media ezijegnnet ksnd alewo❤❤❤

  • @user-el9gk6xj6b
    @user-el9gk6xj6b2 ай бұрын

    😢🙏🙏❤️❤️❤️

  • @KbromHadera-hn1sy
    @KbromHadera-hn1sy2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @user-fx6ys6yd6m
    @user-fx6ys6yd6m2 ай бұрын

    WELCOME

  • @user-yn5cw5ci1w
    @user-yn5cw5ci1w2 ай бұрын

    ቡዙሕ ልብሎ ነገር ላሃለዮ ሓሳቡ ተየጣቓለለ ኣቋሪፅኻዮ። ወይ ኣብ ኽልተ ኽፋል ወይ'ለ ሰዓት ኣንዊሕኻ ኽተቕርቦ ነይሩካ 🙂

  • @user-ni5bh3bf8j
    @user-ni5bh3bf8jАй бұрын

    ዓርከይ በሪሁ ይበሃል

  • @NcKx-bv5fe
    @NcKx-bv5fe2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @user-pl5vh5gw5j
    @user-pl5vh5gw5j2 ай бұрын

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰

  • @DrFf-rr5fc
    @DrFf-rr5fc28 күн бұрын

    ክብርን ሞጎስን ናዓኩም 💪💪💪💪

  • @samiraahmed1322
    @samiraahmed1322Ай бұрын

    ጀጋኑና ሰረሕቲ ቅያ 🙏💪

  • @AaA-nq7il
    @AaA-nq7il2 ай бұрын

    💞💞💞💞💞♥️♥️♥️♥️♥️

  • @samiraahmed1322
    @samiraahmed1322Ай бұрын

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ሓዉና 🙏💪❤

  • @Cherkos-dz2se
    @Cherkos-dz2se2 ай бұрын

    ❤️❤️❤️❤️❤️👏🙏🙏

  • @user-gq2gl2xf6v
    @user-gq2gl2xf6vКүн бұрын

    ታሪክ ወሎደይ ይሰነድ "ዝገርም ጀግንነት እሞ ካኣ ህጻውንቲ ቆልዑ ✊

  • @medhin8187
    @medhin81872 ай бұрын

    ፈጣሪ እንኳዕ ኣትረፈካ ምሩፅ ከም ሽምካ ብሓቂ ምሩፅ❤ 2ይ ክፋል ይቕረብ እትብሉ 🤚👍

  • @FaysalKsa-sn9pp
    @FaysalKsa-sn9ppАй бұрын

    ❤❤❤❤ ዘገርም ጅግንነት

  • @user-mc4jw7xx3r
    @user-mc4jw7xx3r2 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @FyfeYhf
    @FyfeYhfАй бұрын

    ጀጋኑ💊💊💊💊💘💘💘💘💘💘💞💞💕💕💕

  • @genetkebede3379
    @genetkebede33792 ай бұрын

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💯

  • @elsayork5228
    @elsayork52282 ай бұрын

    ክምኣይ ዝብልአ ጅግና አዮ ግን ❤❤❤

  • @godefay2003
    @godefay20032 ай бұрын

    ሙሩፃ ዓርከይን ብፃየን ይሞችካ ጅግናና ኢካ

  • @urbanhymns6757
    @urbanhymns67572 ай бұрын

    ኳዕ ተረፍካ ይበል ወዲ

  • @brhanhailu1143
    @brhanhailu11432 ай бұрын

    ኣቱም ሰባት ናይ ትግራዋይ ታሪክ በየ you tub F.b ንስንቲም ንምልቃም ንፀላኢቲ ኣሕልፍኳም ኣይተሃቡ እዚ ብመፅሓፍ ፂሒካ ወሎዶ ክማሃረሉ ምግባር ይካኣል

  • @user-gc5ps6ol6x
    @user-gc5ps6ol6x2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @makdazebinok6789
    @makdazebinok67892 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @AnnoyedDalmatianPuppies-cc5lz
    @AnnoyedDalmatianPuppies-cc5lz2 ай бұрын

    Jgna🥰🥰🥰🥰

  • @rdfffegfr6136
    @rdfffegfr61365 күн бұрын

    ክንደይ ጀጋኑ ድዮም ሓሊፋም አሕዋትና 😢😢😢😢

  • @lidiyafshaye2017
    @lidiyafshaye20172 ай бұрын

    Enkoe Nkemi mzrab abgeaka jgna hawey kemeu tgray Nexa awxikmwa ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AnnoyedDalmatianPuppies-cc5lz
    @AnnoyedDalmatianPuppies-cc5lz2 ай бұрын

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @DgSy-cu4xp
    @DgSy-cu4xp2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😊

  • @JerbyAnneAbragan
    @JerbyAnneAbragan2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @cheguevara8514
    @cheguevara85142 ай бұрын

    🤣🤣🤣🤣ኣታ ፈጣሪ ኣቦይ ታይ እየ ዝብሎ

  • @biniyamberhe8530

    @biniyamberhe8530

    2 ай бұрын

    አንተበክት ሻብያ ሰራቂ ድስቲ ህፃናት ደፋሪ በግ ደፋሪ

  • @cheguevara8514

    @cheguevara8514

    2 ай бұрын

    @@biniyamberhe8530 እቲ ትግርኛ ጽቡቅ ጌርካ ጸሓፎ ወዲ ቶም ርሹናት ወዲ ቶም ፉትሓት ስረ ወዲ ቶም ኣርማ መርድእ ስርቂ ደኣ ናይ ኣቦኻ መለስ ዜናዊ ሞያ እንድዩ 😂😂😂

  • @AhmedAli-zo2sx

    @AhmedAli-zo2sx

    2 ай бұрын

    ኢሂ እንታይ ቆረፀኩም ደቂ ፋንፋናት ዔሌት 😉🙄

  • @nananana1404
    @nananana14042 ай бұрын

    ሙኡዝ ጀግና ወድቶም ጀጋኑ

  • @fisehaTDF
    @fisehaTDF2 ай бұрын

    ሓደ ውልቀ ሰብ 30 ታንኪ ከመይ ጌሩ ኣቃፂሉ?

  • @KhezaKhan-cs7eh
    @KhezaKhan-cs7ehАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢😢

  • @Ashenafi-fj2ri
    @Ashenafi-fj2riАй бұрын

    Bekalate theygeleste gegnent TDF ❤

  • @lidiyafshaye2017
    @lidiyafshaye20172 ай бұрын

    Nay behaki ygerm anes degagime zsemeaka zeleku entey aynet jgnnet eyu ygerm eyu ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @gizeab3537
    @gizeab3537Ай бұрын

    way nieka gud .zukulu tarik weninkayo arifka des aybly memezenika eyu negeru melemeni tigebro ko leka fetari lmenaka america yebtsahayo............ Glory to God we all are alive.................. *wedi teka *wedi ale *wedi raya *lula *fitse *titi *tedi

  • @user-me4ql9bb9s
    @user-me4ql9bb9s22 күн бұрын

    ጀጋኑናቃላትኣይገልፀክብሪይግበኣኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MaySiyePictures
    @MaySiyePictures2 ай бұрын

    ብርግፅ ብዙሕ ታሪኽ እዩ ግን ነቶም ምሳኻ ዝነበሩ ሰብ ሞያ ካሜራ ግን ዝግበኦም ክብሪ ማለት ዝሰርሕዎ ታሪኽ ምሓዝ ምስሊ ክንድቲ ዝግባእ ኣይገለፅካዮምን ። እንተነኣሰ ንምንታይ ስሞም ዘይጥቀሱ ? ንዝተትሓዙ ምስሊ "ናተይ እዩ " ብዝብል እተቕርቦም ዝነበርካ ጌጋ እዩ ። ብሓፈሻ ግን ተጋደላይ ምሩፅ ጅግና ኢኻ ንወለዶ ዝሓልፉ ስራሕቲ ሰሪሕኻ ኢኻ ። ብዙሕ ስራሕቲ ሰሪሕኻ ኢኻ ። እታ ናይ ፀሊሞይ ዝገጠመት ንዓይ ዘውጋዓኻኒ ግን ኣይኣቕረብካያን ማለት ምሳኻ ዝነበረ ካሜራ ተማሪኹ ብ ETV ተጠይቑ እዩ ። ንምንታይ ዘይገለፅካዮ ?

  • @user-zg7mc9xb4s

    @user-zg7mc9xb4s

    16 сағат бұрын

    ኣቱም ኣሓተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ በልዎ ስቁልኩም

  • @Rumaisaabdu
    @RumaisaabduАй бұрын

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @You-td4vt
    @You-td4vt16 күн бұрын

    ኮኮብ ካልኣይ ሓዮሎም

  • @michaeltekle7228
    @michaeltekle722829 күн бұрын

    Kkk eway hasot kab shaibiyas mortar marikum zgerim gele aynet hasot

  • @erapentertement1043
    @erapentertement10432 ай бұрын

    😂😂😂

  • @angel_heaven1717
    @angel_heaven17172 ай бұрын

    Shinti may kem.zexme aytfeltun dukum shabya shinti eyu zesti

  • @salehaliromedan6877
    @salehaliromedan6877Күн бұрын

    😂😂😂😂😂😂 abet hasot

  • @MorisMores-ng1he
    @MorisMores-ng1he2 ай бұрын

    Kkkk fo agameresah alet 1.5 milon kkkkk

  • @hadgu2562
    @hadgu25622 ай бұрын

    ሲነልቦና ናዞም ህዝቢ ኢዚኦም ይገርመኒ ኢዩ። ሲቅሎም ይቲርቢዑ ሓንቲ ሓይሊ ኤሪትራ 500 ቁጽሪ ነሩዋ ይብለና ኣሎ።

  • @user-xc2bt9bl4g
    @user-xc2bt9bl4g2 ай бұрын

    Kkkkkkkk ሓይሊስ 500 ኣታ ከመይ ዝበሉኹም ዱሁላት ፍጥረት ኢኹም ሃደምቲ 😂

  • @hadgu2562
    @hadgu25622 ай бұрын

    ኣብ ናይ ኣርቢጂ ዚትኮሰሉ ሪሕቀት ጀነራት ኤሪትራ ተቀትሎም በሓሶት ተወልዶም ቢሓሶት ዚዓበዩ ደኣ ኢንታይ ኪገብሩ።

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh8832 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @shxbcgfhv-sq8nw
    @shxbcgfhv-sq8nw2 күн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @AbrhaHaylu
    @AbrhaHayluАй бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @AaBb-tr6hv
    @AaBb-tr6hv2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

Келесі