" ከብዲ እግርና እንትገርፉና ደም ብፅፍሪ እግርና ይነዝዕ ነይሩ!"

Ойын-сауық

ኣብ ዘመነ ስርዓት ደርጊ ዘይረአይዎ መከራን ስቓይን የለን። ኣብ ቤተ ማእሰርቲ ተሓይሮም ዘይጠዓምዎ ዓይነት መግረፍቲ የለን። ካብ ተራ መናዘዚ ዱላ ክሳብ ቁፅሪ ሸሞንተ ዝብሃል ስልቲ መግረፍቲ ኣተኣናጊዶም እዮም። ቁልቁል ተንጠልጢሎም ብፅፍሪ እግሮም ደም ክሳብ ዝፍንጀር ከብዲ እግሮም ብዱላ ተገሪፎም። ንኽርሸኑ #ቀይ #ሽብር ዝብል ፍርዲ ተሃቲሙሎም ይፈልጥ። ካብ ቤተ ማእሰርቲ ብተኣምር ኣምሊጦም ህይወቶም ዝደሓንሉ ኩነታት ኣሎ። ሎሚ ኩሉ ነገር ብትዝታ ዝጥምትዎ ወዲ 72 ዓመት ኣይተ ተኽላይ ሓድሽ(ተኽላይ ኣፍሮ) ኣቦ 16 ኣጓብዝ እዮም። ኣብ ልዕሊ ትግራይ ወራር ፅንተት ምስ ኣጋጠመ 'ውን 5 ደቆም ዘጋደሉ ሃርበኛ እዮም። መብዛሕትኡ ሰብ "ትግራይ ምልባማ" ኣብ ዝብል ናይ ትኩእ ወልዱ ደርፊ(ክሊፕ) ብተዋሳኣይነት ይፈልጦም። ክትሰምዖ ቀልብኻ ዝገዝእ መደምም ታሪኾም ኣብ ፕሎት ሚድያ ከዘንትዉልና እዮም። ሰናይ ምክትታል።

Пікірлер: 68

  • @tsehayhalfom7613
    @tsehayhalfom76132 ай бұрын

    ዕድመን ጥእናን ምስ ሙሉእ ሰላም ጀግና ትግራዋይ

  • @Samsunga535G-we2pr
    @Samsunga535G-we2pr2 ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦና❤

  • @user-vc6ip7re1x
    @user-vc6ip7re1xАй бұрын

    ጀግና አቦጀጋኑመሉእ ዕድመን ጥዕና ይመነየልካ ወላዲ❤💛❤️💪💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @user-bk4sl2fz8z
    @user-bk4sl2fz8z2 ай бұрын

    ነውሐ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦዋይ ማዓረይ ተጋሩ ኣሕዋተይ እንተይ እዩ ቻናላትና ዘነዕብ

  • @FevenFebu-mh9sp
    @FevenFebu-mh9sp2 ай бұрын

    ጀግና አቦ ንፉዕ ጋዘጠኛ ከምዚ ዝበሉ መጽሐፍ አቅርበልና❤❤❤

  • @STAMA123
    @STAMA1232 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፁ ጅግና አቦና ብጣዕሚ የሓስቦም ነይረ አነስ ተመስገን ❤❤❤

  • @LemlemMarkos-sk7ki
    @LemlemMarkos-sk7ki2 ай бұрын

    እድመን ጥዕና ይሐብኹም ኣቦይ ጀግና ኢኹም ❤❤❤

  • @KalayGebreslase-fl8xu
    @KalayGebreslase-fl8xu2 ай бұрын

    ኣቦና ፅቡቅ ነገር ኢና ሰሚዕና ሓንቲ ነገር ጌጋ ኮይኑ ዝተርኣየኒ መራሕትና ኣይትውቆሱ ዝበልክምዋ መራሕትና ድኣ ግድን እዮም ክንቀፉ እንዳጠፋእና ድኣ ከመይ ገይርና ስቅ ንብል ብሰንኪ ድኽመት መሪሕነት እኮ ብዙሕ ሰብና ንኸስር እለና ሰለዚ መራሕቲ ግድን እዮም ክንቀፉ

  • @user-xi9yq1cj4n
    @user-xi9yq1cj4n2 ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ክቡር ወላዲና

  • @Tigray122
    @Tigray1222 ай бұрын

    እንኳዕ ብፍጹም ሰላም ልዑል እግዚኣብሄር መጻኩም ኩቡር ኣያናን ኩቡር ሓውናን ኩልኩም🙏🏻🙏🏻🙏🏻 ሰላም ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌿🌿🌿🕊️🕊️🕊️🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @user-sy8hs2zj9y
    @user-sy8hs2zj9y2 ай бұрын

    አቦና ደስ ክብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤

  • @mulushefarawe3880
    @mulushefarawe38802 ай бұрын

    ነዊሕ ዕድመ ይሃብኩም ኣያና🙏😍

  • @user-vs2ww6vr7m
    @user-vs2ww6vr7m2 ай бұрын

    ከምዚኦም ዝበሉ ኣቦታት እውን ኣምፁእልና❤

  • @kahsayghezehegn8092
    @kahsayghezehegn80922 ай бұрын

    Thanks so much, Hawebey. Well done.!! I am proud of you as always. Wonderful!

  • @kahsayghezehegn8092

    @kahsayghezehegn8092

    2 ай бұрын

    Edimen Tienan Abzihu Yihabika.

  • @user-hh5jo7eb4b
    @user-hh5jo7eb4b2 ай бұрын

    ውይ ባባዋይ ናይ ልበይ ተዛሪብኩሙለይ ወላ ኣነ መራሕቲ ትግራይ ዝወቅሰለይ ኣይፎትን ደመይ እዩ ዝፈልሓኒ❤

  • @user-vs2ww6vr7m
    @user-vs2ww6vr7m2 ай бұрын

    ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኩም ኣቦኒ❤

  • @ebkebk-gs4qz
    @ebkebk-gs4qz2 ай бұрын

    አያና የቀንየልና

  • @Tigray_Hagerey
    @Tigray_Hagerey2 ай бұрын

    ታሪኽና እዮም ኣያታትና ከምዚ ክነግሩና ዕድል ምፍጣርካ ብጣዕሚ የድንቐካ🙏🙏🙏 ቻነልካ ግን ትግራይ ሚድያ እንተትብላ ብዝበለጸ ክትፍለጥ ምንታን

  • @atakltimezgebo5364
    @atakltimezgebo53642 ай бұрын

    ፕሎት ሚዲያ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ቃለመሕት ብሓቂ ብሓቂ ጨርቆስ ዓርከይ ፅቡቅ ገይሩ ሓቲ ክነግር ዘለኒ ሓንቲ ነገር አላ ንሳ ውን ወይ ዛዕበባ ወይ ዘዛዕበባ ዘራዘይራ ንትግራይ ገፃ ሂባ እትብል አብ ቐረባ እዋን ናባኹም ከብላ እየ አጀኹም አታክልቲ መዝገቦ ( ጋርድዮላ ) አኮይ ተክለይ ሰላም በለለይ ጎይታይ

  • @brhaneye9521

    @brhaneye9521

    Ай бұрын

    ብሰላም ምፃእ ኣያና 😊

  • @user-dh4iy2kl7g
    @user-dh4iy2kl7g2 ай бұрын

    😍😍😍😍😍😍😍😍👍😍👍😍😍😍ኣታክልቲ መዝገቦ ጋሪዶልላ ማለት እኮ እዩ።👍👍👍👍

  • @dankfanta
    @dankfanta2 ай бұрын

    I love it! Keep bringing this kind of people!!

  • @ebkebk-gs4qz
    @ebkebk-gs4qz2 ай бұрын

    ብጣዕሚ ዘደንቅ አቦ ቅያ

  • @muluftwi
    @muluftwi2 ай бұрын

    Thanks plot media 🎉 Ayani egzabiher admen tanan hyabom Sisomey Berta eshi

  • @emirufisseha6811
    @emirufisseha68112 ай бұрын

    ❤❤Ayana jegna edmen tienan yhabkum

  • @KabherKa
    @KabherKaАй бұрын

    ጅግና ኣያና❤❤❤❤

  • @medhin8187
    @medhin81872 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፁ ክቡር ኣቦና ❤ ፈጣሪ ዕድመ ክህበካ እንተሎ ❤ ሽሻይ በብክፋሉ ተዝቕጽሉልና ጽቡቕ ኔሩ ክቡር ሓዉ ። እቶም ትግራይ ቲቪ ከም በዓል እዚኦም ምቕራብ ይግባእ ኔሩ ዘይረብሕ ለ ይቐርብ ብት.ይ ቲቪ😏 የቐንየልና ሽሻይ❤ ከምዚኦም ዝበሉ ኣቦታትና ዘይተገንጸለ መፅሓፍ ትግራይ በልዎ ብሓፂሩ ዕድመ ይሃቦም ኣቦና❤

  • @awtashnegussie8574
    @awtashnegussie85742 ай бұрын

    ❤️💛❤️💛❤️💛❤️🌺🌺🌺🌺

  • @belaywelu8678
    @belaywelu86782 ай бұрын

    እታ ኣብዝሓ ትብል ትስተኻኸል👌

  • @lemlemhagos9299
    @lemlemhagos92992 ай бұрын

    ❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏💛💛💛💯💯💯

  • @user-sl2eu4zl9u
    @user-sl2eu4zl9u2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @merytigraweyti
    @merytigraweyti2 ай бұрын

    Ayani💛❤️💛❤️💛❤️✊️✊️

  • @lemlemhagos9299
    @lemlemhagos92992 ай бұрын

    Abaye mearye aya tsenate jegena❤❤❤❤

  • @fulanShemshi
    @fulanShemshi5 күн бұрын

    ሰላም ብመጀመሪያ ሽሻይ ወረስ እንታይ ክብለካ ደልየ ኔረ ናይ አያና ብጣዕሚ ብጣዕሚ ሓፂር ሰዓት ጌርካዮ 1ይ ክፋል 2ይ ክፋል ኢልካ ብደንቢ ጌርካ ክተቅርበልና ኔሩካ ብቻ ንአያና ነዊሕ ዕድመ❤❤❤❤❤❤

  • @yyssss8249
    @yyssss82492 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @abadittadesse5892
    @abadittadesse58922 ай бұрын

    Kibur weladi❤❤

  • @berndadesta9679
    @berndadesta96792 ай бұрын

    ትኸክል አቦና መራሒ ምንቁሻሽ ምንዓቅ ናይ ሐንቲ ዓድይ ውድቀት ኢዩ: ዛርኢ

  • @fjhyyhgy6913
    @fjhyyhgy69132 ай бұрын

    ❤❤

  • @user-jp3cq6od5z
    @user-jp3cq6od5z2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @user-rn5gu6jp3n
    @user-rn5gu6jp3n2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @user-qd2xq1ky6y
    @user-qd2xq1ky6y2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @abebagebru5823
    @abebagebru58233 күн бұрын

    Jegena abona edemen tenani yehabekum❤

  • @user-dh4iy2kl7g
    @user-dh4iy2kl7g2 ай бұрын

    😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍መራሕቲ ስለዘለና እዩ እኮ ካብምፅናት ተሪፍና እና።እኔሄካ ዲካ?😂😂😂🙄🙄💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @Dsaert-jf7mq
    @Dsaert-jf7mq2 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @frehiwotgetachew2665
    @frehiwotgetachew26652 ай бұрын

    ሐቆም እዮም ነንባዕልና ክንከፋፈል ከለና ንጸላእትና በሪ ምኽፋት እዩ ጸገም ክሕሉ ኸሎ አብመድረኽ ምግምጋም እዩ ዘድሊ ነንባዕልኻ ምብላዕ ጽቡቅ የኾነይ

  • @dehabbitewlign2572
    @dehabbitewlign25722 ай бұрын

    ምፅማማ ምልባማ እህ

  • @hailemariamgirmayabrha9849
    @hailemariamgirmayabrha98492 ай бұрын

    ፁቡቅ ፃንሒት ነነይሩ ከምዛኦም ዘበሉ ኣቦታትና አቅርብ። ጦርነት አብ ዘይተወደአ ተጋድልቲ እናቅረብካ ሚሽጥር አይተውፅእ??

  • @2ge-sfi532
    @2ge-sfi5322 ай бұрын

    Eti guday b`shim teqawemtn degeftn tebahilu zigber zelo kab hgi zizelele akayida, nmanm ziteqimn zirebihn aykonen,,- entrfi netom nay dem sheqato.., eziatom kea nedayan iyatom.., kemeysi kem`ti Egziabiher Amlakhna Goyta serawit zimhrenan ziblenan "... “A man reaps what he sows” (harvests what he plants, gets what he deserves). In general "...You reap what you sew or sow!" dehar kea ezom kem`zeatom zibelu sebat ab zihalewu yihaluwu wala ydegfu wala yiqawemu nmanm hbreteseb ziwikilu embeykonun,, neza nebsom keman ziwukilu koynom aysimuùnn,,- eziatom b`dem nxuhan zitaluù koblelti wey`ẃn nay ketema shefatu iyom.., dem nxuh seb dma embey`seddn.., kulu kikefluwo iyom.., neti chewa hzbi b`hade kilite meaznom zisehatu sebat aymzenn iyu.., bzikone Seltene n`afka liket gberelu.., mediakha menaqoti deqi-sebat kikewn embey`gibaen.., àgeb !! qdmi mizirabka kilite seleste gziye hsebelu.., luguam yihalukha.., sebat af alona bilom qalat kem dlayom embey`jihjihwon.., n`kulu zibahaln zigbern waga alowo.., lisan xere nebsi iya.., deqi-sebat yixaèduwu yixelimu b`lisanatom yitefuu, b`lsanatom kaa nnebsom yibjewuwa.., - dehar kea wala enteteàzebna kunetat hagernan hzbnan , kulom hbretesebat b`hade iyom zibdelu zelowu,, zigifuú zelowu.., etom hade kab`tom hade zihishu embey`konun..,-- hdie mbal kedili iyu.., ihin mihin mibal kem yehwatn sdran kedili iyu.., lebam zedliyelu ewan iyu tetahahiznayo zelona gziye.., hohohoho.., nmen rebha iyu' ke? etom bedelegnatat malet gebenegnatat yqawemu wala ydegifu b`zeyegedis nab hgi b`gutet wey`wn b`merfie enateleqemu nab hgi kiqerbun yehlifom kiwehabun ygbaatom.., ab hgi zelowo `adi n`nebr alona enabelkum miliflaf migiàr trah zeykones neti hgi miezazn mikbarn kaa yigbaakatkum bahaly iye.., n`hgi mfrahn mikibarn nbaèlikum iyu ziteqim.., n`manm aykonen.., kab hgi mwxae saèbiyenu kebid waga 'yu zekifl..,-hseblu! hzbi Ertra kem hzbn hagern nay baèlina zikone nay newihn haxirn tarikh zelona hzbi ina,,. b`haxiru n`mskrinet ziakil nay jebhan shaèbiyan tarikh n`mlibamn megedi n`miqinaèn kinimeharelu zigbaana iyu.., kab`zi ziàbi tmhrti wey`wn university ayediliyin iyu.., ezi nay hywet tmhrti iyu.., no more kinibl ygbae kulna! sreàtat hagerat àlem nay hikhekeni kihakeka kem the Cosa Nostra, Camorra and Ndrangheta oligarchy groups iyatom.., likie kem qurdid wey tantu ( spider) dem hafash enamexeyu ab engideà hzbtat teweshitom wey`wn xigièteynatat koynom demn rehaxn etom hafash hzbtat enamexeyu seley tetey ziblu iyatom.., slezikone hji`wn neta haqi mdlayan migbaran iyu eti qendi qumneger , kemeysi eta haqi trah`ya naxa tewxie weyẁn hara tigebr.., kalié amaraxi yelbon... nexihen qiniènan yihatit ezi gziye ezi!! b`ziàluwu aytiqinaè ( don`t be jealous of the wicked,,,- Do not emulate the wicked neither envy the workers of evil. ) bezi agatami ezi kemahxinekum zideli n`kulukhum wala degefti wala teqawemti - le`libkum axriyu.. bebetkum kaa kostru ebl.., ezi wedhankum , hawkhum Efraim Beyin ,, kab Gävle - Shweden..,

  • @Girmay2023
    @Girmay20232 ай бұрын

    ተኽላይ ኣፍሮ (ኣለም ኣቀፍ ስጋቤት )መናሃርያ/06 ዓዲግራት ከሎ እየ ዝፈልጦ

  • @user-no5qg2nf8u
    @user-no5qg2nf8u2 ай бұрын

    ሐቅ ቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅድንግልማርያምፅዬነትቲ ናይ ኢዶም ይሀቦምምምምምምምምምም ሻዕብያ ሐውስካካካካካካካካካካካካ

  • @mulugetat2263
    @mulugetat22632 ай бұрын

    ደቆም ክልተ ኔሮም ሐጂ ሐሙሽተ ሐሙሽተ ተዝወልዱ እሶም ክአ አርባእተ ተዝወልዱ :አስካብ ሐዚ ካብ ዕስራ ንላዕሊ ትውልዲ ጠፊኡ

  • @muluftwi

    @muluftwi

    2 ай бұрын

    Ewe😢

  • @user-dx8by6xw8n
    @user-dx8by6xw8n2 ай бұрын

    ጋሽ ተኽላይ ቂኑዕ የዋህ ለባም ሰብ እዮም

  • @ermiaswedikeshi5157
    @ermiaswedikeshi51572 ай бұрын

    እዚ ጋዜጠኛ ንምንታይ እዩ ናይ ባዕሉ ሽሙ ዘይገልፅ ይብል ነይረ ሎሚ ግን ሽሙ ገሊፁ

  • @solodamedia1029
    @solodamedia10292 ай бұрын

    ተሓህት መሪፅኩም እዚ ኹሉ መከራ አምፂኹም። ብዝኣባ ኢህአፓ ግን ዝበልክምዎ ጌጋ እዩ። ኢህአፓ ከም ወታደር ኣይኽደኑን ጫማውን ኮንጎ እዮም ዝገብሩ ጂንስ (ላንግረር) ነዊሕ ስረ ዝተፈላለየ ሕብሩ ይኽደኑ ኔሮም ካብ ናይ ደርጊ ወታደር ብሕርካም ጥይት ገዚዕና ዝብልዎ ፃዕዳ ሓሶት እዩ።

  • @isaakafewerki1703
    @isaakafewerki17032 ай бұрын

    እዋ ኣታ እዞም ሰብኣይ መራሕቲ ዶ ኣይኮኑን ንትግራይ ናብ ህጉም ዘትዉዋ ዘለዉ መራሕቲ ዶ ኣይኮኑን ጸጥታ ትግራይ ኣብ ግሃነብ ኣእትዮሞ ዘለዉ መራሕቲ ዶ ኣይኮኑን ናካለ ጉድኣት ጠሊሞም ደቆም ብፍሉይ ዝበለ ጽንብል ዘመርዕዎ ዘለው።

  • @haileseged1124
    @haileseged11242 ай бұрын

    መራሕቲ ዝጸርጸለይ ደም ጠጠው እዩ ዝብል ? ክርትም በል ! ከርማሕ በል ! ብስንኪ መን ድዩ እዚ ጨፍጫፍ በጺሕና ዘሎ ? ናበይ ንከይድ ከምወለና ናበይ ንከይድ ከምዘለና ጠፊእካ ድዩ ? ናበይ እዩ ሽፍንፍን ! ሐቃንዶ ተዛረቡ ?

  • @frehiwotgetachew2665

    @frehiwotgetachew2665

    2 ай бұрын

    ነዉሪ ከምኡ አይባሀለይ ዐዲ ብዘይ መራሒ እንድሕር ተሪፋ ዐብይ ጸገም ንከይፍጠር ንምባል እዮም ደልዮም ንዐና ዘድልየና መራሕትና ብመረጻ ከነወርዶም እዩ ዘድልየና ብጸርፊ አየድልየናይ ለልባዕልኻ ምንዕዐቅ አየድለይ

  • @saramohameed6692
    @saramohameed66922 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @AwAw-qg7me
    @AwAw-qg7me2 ай бұрын

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @dehabberhe3293
    @dehabberhe32932 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @binyamygizaw6680
    @binyamygizaw66802 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-nt1gq9qh3g
    @user-nt1gq9qh3g2 ай бұрын

    ❤❤❤❤

Келесі