ኣብ ሚድያ "ወድዛ ቆናጭ" ኢሉ ናብ ገድሊ ዝወረደ ታሪኸኛ!

Ойын-сауық

"ወድዛ ቆናጭ!" ብዝብል ቅድሚ ኵናት ኣብ ማሕበራዊ ሚድያታት ብበዝሒ ዝተበተነ ዘረብኡ ዝፍለጥ መንእሰይ ጌታቸው ወ/ሃዋርያ(ጌቼ ቆናጭ) ኣብ ወርቃምባ ዝቦቐለ ጠንካራ፣ ደፋር፣ ስፖርተኛን ምስ ሙሉእ ኣሕዋቱ ዝተቓለሰ ጅግና ተጋዳላይን እዩ። ካብ ከተማ ክሳብ በረኻ ዘጋጠሞ ኣዝዩ ዘደምም፣ ዘስሕቕን ዘሕዝንን ህይወቱ ከምኡ 'ውን ንምእማኑ ዝኸብድ ተጓንፉኡ ኣመልኪቱ ኣብ ፕሎት ሚድያ ፍትሕ ዝበለ ምቁር ወግዒ ገይሩ ኣሎ።
media #PLOTMEDIA#plotmedia
#plot#plot media ፕሎት ሚድያ#Plot meia#plotmedia

Пікірлер: 352

  • @lovefamily846
    @lovefamily8468 ай бұрын

    ካልኣይ ክፋል ኣቕርቡልና እትብሉ ላይክ ግበሩ❤

  • @medhin8187

    @medhin8187

    8 ай бұрын

    እወ 2ይ ይቅረበልና✋❤

  • @user-ch8fz1ze7w

    @user-ch8fz1ze7w

    8 ай бұрын

    Eshi

  • @jegaaesba1855
    @jegaaesba18558 ай бұрын

    ❤😥ካላአይ ክፋል የቅርበልና ቱቡሉ ላይክ TDFዋይ 😁🤗

  • @Merhawit213
    @Merhawit2137 ай бұрын

    ለዋህን ቁኑዕን ንፁህን ጀግናን ሓቦኛን ትግራዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ መላእ ስድራኻ ❤

  • @user-zg7mc9xb4s

    @user-zg7mc9xb4s

    7 ай бұрын

    ኣሜን

  • @user-pj8mz6jn6d
    @user-pj8mz6jn6d8 ай бұрын

    ብጣዕሚ ሲሕቀ❤❤❤ ሰራዊት ትግራይ ጀጋኒ ....... እንታይ ዋጋ ኣለዎ መራሕቲ እዶ ሓሚሞም

  • @NgstiTigraweyti-dz3cd
    @NgstiTigraweyti-dz3cd8 ай бұрын

    ቆራፅ ጅግና ትግራዋይ እንኳዕ ብሰላም ተመለስካ ❤

  • @Hareg675
    @Hareg6758 ай бұрын

    ቆናጭ እወ😂😂😂 ዘይርሳዕ እዩ ዝወዲ እንቋዕ ቢሂወት ተረፍኻ ዝሓወይ ጅግና🥰🥰🥰

  • @user-cu9by6cy3x
    @user-cu9by6cy3x8 ай бұрын

    እንቋዕ ብሂወት ተረፍካ ዝሓወይ ጎይታ ሰሓቅ😁❤😘ንወላዲና ኸዓ ፈጣሪ ምሕረት የውርደሎም😢

  • @user-ph2qf6yu7i
    @user-ph2qf6yu7i8 ай бұрын

    በጃካ ካልኣይ ጊዘ ኣቅርበልና ውይ ኣገላልፃኡ ደስ ክብል ጅግና ኢካ እንኳዕ ተረፍካ ማዓረይ❤🎉

  • @user-zg7mc9xb4s
    @user-zg7mc9xb4s8 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤ጅግናናና ቀደማካ😢ተጋሩ ንዘልኣለም😢😢😢😢ንበሩ

  • @Endrtaweit
    @Endrtaweit8 ай бұрын

    ኣሕ ናዓኻ ትውንንስ ተዓዲላ በኡነት❤ እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልኹም ፈጣሪ ነቦኹም እውን😢😢

  • @user-zz1tp4up8y
    @user-zz1tp4up8y8 ай бұрын

    ይመችካ ብስሩ ምሸተይ ብሰሓቅ መልዕካለይ 😂እንዃዓ ደማ ብህይወት ተረፍካልና ❤🎉

  • @salamaaa905
    @salamaaa9058 ай бұрын

    ትግራዋይ እኮ ዘለዎ እምነት ዝተፈለየ እዮ ኳዕ ብሰላም ተመላስካ ማዓረይ

  • @beana3912
    @beana39127 ай бұрын

    ጀግና ሓውና ክብሪ ንዓኹም💪💪💪💛❤💛❤💛💯👌

  • @user-cs9zz4ce9q
    @user-cs9zz4ce9q8 ай бұрын

    በሰሓቕ ጀሚረ ብሓዘን ወድአያ 😭😭(ኣየ ፀገም ሕድሕድ ገዛ ተንኳሕክሕ ኣላ

  • @user-kl4bg3cr7w
    @user-kl4bg3cr7w7 ай бұрын

    ከምዚ ከማይ ዶ ይህሉ ናይዚ ተጋዳላይዚ ዘረባ ሰሚዑ ዘይመንዎ ክሳብ ሰለስተ ሰሙን ናደጋገምኩ ይስምዖ ኣለኹ

  • @user-kt6pm6ej4d

    @user-kt6pm6ej4d

    7 ай бұрын

    ኣነ እንየኩ

  • @mesiendertawit9608
    @mesiendertawit96088 ай бұрын

    ጅግና ተጋዳላይ ኢኻ💜💛 ኣቦና ኻኣ ምሕረት የውርደሎም💔🙏

  • @askualaregawi2963
    @askualaregawi29638 ай бұрын

    ተኺእልካ ስልኪ ቁጽሩን፣ኣካውንቲ ባንኩን ኣብኮሜንት ኣቐምጠልና ብዓቕምና ንሕግዞ ንባዕሉን፣ንኣብኡን

  • @Rshanmebrahtom

    @Rshanmebrahtom

    8 ай бұрын

    ኣብ መወዳእታ ኣለኪ(ካ) ዘሓፍተይ

  • @user-rc8jt1pp3c
    @user-rc8jt1pp3c8 ай бұрын

    ኩሉ ነገሩ መስሓቂ ዝኮነ ቀልዓ ተመስገን እንካዕ ብሰላም ሃለካ ማኣረይ❤❤❤❤❤

  • @Endrtaweit
    @Endrtaweit8 ай бұрын

    ማዓረይ እንቋዕ ሰላም ተረፍካ ጅግናና። ዋይ ትብል ተሎ ኣቦይ መሲሉ ተሰሚዑንስ እታ ዋይ ኣባሃልኡ ናቆረጽኩ ደጋገመ ሰሚዐያ😢❤

  • @lovefamily846
    @lovefamily8468 ай бұрын

    ወድዛ ቆናጭ ክክክክክክክ እንኳዕ እስኪ ብሰላም ተመለካ ዝሓወይ❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛💛

  • @user-id6zw3vc5e
    @user-id6zw3vc5e8 ай бұрын

    ከመይ ዝበለ ወዲ እዩ❤❤ ተመስገን ጎይታ❤❤❤❤

  • @user-zh8bk4xc9f
    @user-zh8bk4xc9f8 ай бұрын

    አረ ንስካ ትፍለ ኢካ ኡፍ 😂ሓዊተይ ጀግና ከም ኣሕዋቱ❤💛✊

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk8 ай бұрын

    እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ዝሓወይ ጅግና ቃልት የብለይን ብሓቂ ጅግና ስሓቅ እወን ኣይካኣልኩን ቀሲለ 😂

  • @newuaq1125
    @newuaq11257 ай бұрын

    አየ ትዲኤፈይ የዋሀት ጀጋኑ እዚ ኹሉ መከራ ብዓወት ምስ ዛዘምኹም ብዞም ጠላማት ደናቁር መረሕትና ተመሊስኹም ላብ መከራ አቲኹም💛💛❤❤💔💔💔

  • @Yohannes_wedi_Humera_Tigray
    @Yohannes_wedi_Humera_Tigray8 ай бұрын

    ተመስገን ፈጣሪ እንቃዓ ብሰላም ወጸኣካ ኣምልኽ ጥዑም ባዓካ ብጣዕሚ ኢና ተጸናንዓ ናትካ ዘረባ ናዓና ብጣዕሚ ኢዩ ተስፍ ሂብና ከሚካ ጀጋኑ ይብዝሑ ኣብ ትግራይ ብ ዓዶም ዘይድራደሩ ኩርዓት 💛❤️ ናትካ ዘረባ ፍሉይ ኢዩ ናዓና ንፉዕ ሓወይ ናተይ

  • @askualaregawi2963
    @askualaregawi29638 ай бұрын

    ዝሓወይ እንቋዕ ብሂወት ተረፍካልና ንጹህ ቆልዓ

  • @user-iz7nj6fw7k
    @user-iz7nj6fw7k8 ай бұрын

    ወዲ ሓራስ ነብሪ ቃባፅ ይሞችኻ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @getayferdal8827

    @getayferdal8827

    8 ай бұрын

    Ymocheka tay malet eyu?

  • @dsertfswer5540
    @dsertfswer55408 ай бұрын

    እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ዝሓወይ ጅግና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-fp9pc2hs8x
    @user-fp9pc2hs8x8 ай бұрын

    ካልኣይ ክፋል ባ ኣምፅእልና እንኻዕ ተረፍካ ጎይታዋይ❤❤❤

  • @user-mc2jm1bl8i
    @user-mc2jm1bl8i8 ай бұрын

    እፍፍፍፍ ሓወይ ክንደይ ፈተና ሓልፍኻ ግን ከዓ ተመስገን እንኳዕ ተረፍኻ😢😢እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረት ይልኣከልኹም ንስድራኹም❤

  • @eyerusalemhaylemaryam-vg4rl
    @eyerusalemhaylemaryam-vg4rl8 ай бұрын

    ምስጋና ይግበአኩም ዘቅረብክምልና ኣበይ ይህሉ ኢልና ንተሓሳሰብ ነይርና ❤

  • @saddvzx9822
    @saddvzx98228 ай бұрын

    ዕድመ ይሃብካ ንባባካ ክአ መሕረት የውርደሎም አጀካ

  • @user-xs8el1ot9q
    @user-xs8el1ot9q7 ай бұрын

    ጀግና ሓዉና ክብሪ ንዓኹም✊✊✊✊✊❤️💛❤️💛❤️💛💯

  • @user-jx3vu1fr2s
    @user-jx3vu1fr2s7 ай бұрын

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጀግና

  • @user-ne8kx8mf9c
    @user-ne8kx8mf9c8 ай бұрын

    ናይ ገዘና ሂወት ካብ ገዛና 3 ደቅነይ ወፅኦም ኣደይ እና ኣቦይ ብጣዕሚ ተጨኒቆም ነይሮም ከዚ ግን ተመስገን እቲ ሓደ ተወቂዑ ኣሎ

  • @NoorNoor-bx4tb
    @NoorNoor-bx4tb8 ай бұрын

    ሰሓቅ እየ ሞይተ 😂😂ጅግና ኢካ 🌺🌺🌺❤❤

  • @user-ft3ky8qf1o
    @user-ft3ky8qf1o8 ай бұрын

    ስሓቅካ ደስ ክብል ጅግናና❤️❤️❤️🙏ክብሪ ንዓኩም

  • @ZufanZuzu-rr8ev
    @ZufanZuzu-rr8ev2 ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፅሩይ

  • @user-ji6wm1yn3k
    @user-ji6wm1yn3k8 ай бұрын

    አታ ጅግና ወድዞም ጀጋኑ😢❤❤❤❤

  • @user-cj6qr7ut5e
    @user-cj6qr7ut5e2 ай бұрын

    አረ ይመቸይኻ ጅግና ኣሓወይ❤❤❤❤

  • @medhin8187
    @medhin81878 ай бұрын

    ኡፍፍፍ እንኳዕ ተረፍካ ወድነ 😊 ተጎዲኣ ያ ትግራይ ዕሸላት ተደፊኦም😢 የዋህ እዩ ድማ ወለድና እኮ እቲ ፅንዓተን እምነተን ተአምር እዩ ። ፈጣሪ ወላዲኹም ይምሓሮም😢

  • @maryamawitchannel6962
    @maryamawitchannel69628 ай бұрын

    ዝሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና አብ ዕርዲ ትግራይ አርሚ 1 ዝነበሩ ትፈልጥዎም ተልዮም ባ ደሃይ ሓወይ ክጥይቅ ተሓባበርና ምስ የቅሬታ

  • @lovefamily846
    @lovefamily8468 ай бұрын

    ተባዕ ወዲ ❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛

  • @user-jj6mh7bk5u
    @user-jj6mh7bk5u8 ай бұрын

    እንኳዕ ብሂወት ኣለካ ማዓረይ❤❤❤

  • @user-zh8bk4xc9f
    @user-zh8bk4xc9f8 ай бұрын

    ዛሓወይ ጅግና ንፎትወካ ኢና😁♥️💛✊

  • @YohannesGebre-op1wv
    @YohannesGebre-op1wv8 ай бұрын

    ብሓቁ ቅኑዕን ተባዕን ጅግና

  • @ddrr9297
    @ddrr92978 ай бұрын

    አረ 2ይ ክፈል ተረጋጊዕካ ከይቸኮልካ ኣቅርበልና ንወላዲኻ ምሕረት የዉርደሎም ጌች ጅግና🙏

  • @fsedfsd-ch9fk
    @fsedfsd-ch9fk8 ай бұрын

    እንካዕ ተረፍካ ዝሓወይ ❤ ንአቦና ምሕረት የውርደሎም🙏🙏🙏

  • @kahsaygra2742
    @kahsaygra27428 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም ወፃኹም ጀጋኑ❤❤❤❤

  • @fuvk1688
    @fuvk16888 ай бұрын

    😂😂😂😂😂😂🎉❤❤❤ ኣቱም ጀጋኑ ዕድመን ጥዕናን እስኪ ይሃብኩም ፈጣሪ

  • @fidleytube
    @fidleytube8 ай бұрын

    ዘይርስዖ ወዲ ወዲ ዛ ቆንጭ ክብል ከሎ 🤣🤣 ጀግና ሓውና እንኳዕ ራኣኹካ ተመስገን 🙏😍

  • @user-bt8cu2lv8p
    @user-bt8cu2lv8p8 ай бұрын

    ጎይታዋይ እንኳዕ ብሂወት ሃለካ❤ጅጋኑና ንዓኹም ዝከውን ቃላት የብልናንን❤

  • @FfNb-un5ee
    @FfNb-un5ee8 ай бұрын

    እዉይ ዛወዲ ኣነ ኣብሂወተይ ዘሐጎሰኒ ይሞሞሞሞሞችኾ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @rfghjhhgc3429
    @rfghjhhgc34298 ай бұрын

    ስሓቅካ ደስ ክብል ጅግናና ❤❤❤ ክብሪ ንዓኩም❤❤🙏🙏🙏

  • @zenebeshneby9485
    @zenebeshneby94858 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ ጅግና ዝሓወይ እግዚኣብሄር ብምሕረቱ ንኩሎም ውቁዓትና ይጅስውበልና ኣሜን 🙏🙏🙏

  • @tesgayafet
    @tesgayafet7 ай бұрын

    👏👏👏👍👍👍ጅግና

  • @kahsaygra2742
    @kahsaygra27428 ай бұрын

    እግዚሄር ይምሓርኩም

  • @FeregebreFeregebre-kg8ht
    @FeregebreFeregebre-kg8ht8 ай бұрын

    ቐባፀይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍኻ ሓወኒ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MasumBillah-g2j
    @MasumBillah-g2j13 күн бұрын

    ጅግና ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @awetsolomon3202
    @awetsolomon32028 ай бұрын

    ይሞቺካ ብሮ ጭዋታካ ዘይምኖ❤❤❤

  • @mennabekele5985
    @mennabekele59858 ай бұрын

    ብጣእምሚ ዘኽጉስ ጅግና ወድ ትግራይ አንበሳ🎉

  • @user-dh4iy2kl7g
    @user-dh4iy2kl7g7 ай бұрын

    😍😍😍😍😍😍😍😍😍❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏ናይ ትግራዋዬነት መለክዒ ጅግንነት🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤😍😍😍😍

  • @user-oz5yq6oh8y
    @user-oz5yq6oh8y8 ай бұрын

    ዋይ ማዓረይ ብስሓቅ እየ ወደአያ ከይፈተኹ🤣😂ብጣዕም እዩ ደስ ዝብል 🥰🥰

  • @muluftwi8656

    @muluftwi8656

    8 ай бұрын

    Ane ewun bsahaq😂 jemireyo maaltey admen tanan yhabka zhawey

  • @user-dy2dd9hj8d
    @user-dy2dd9hj8d8 ай бұрын

    ጅግና ና💪💪🙌

  • @user-qb1rc9lm3r
    @user-qb1rc9lm3r8 ай бұрын

    እንካዕ ተረፍካ ጅግና ሓወይ

  • @sisaybrhanu
    @sisaybrhanu8 ай бұрын

    t d f ጀግና እካ ናይ ባሓቂ ❤❤❤

  • @yemartakele
    @yemartakele2 ай бұрын

    ብሓቂ ጅግና🤴ብኩሉ😁🥰

  • @user-ke8to9bo1c
    @user-ke8to9bo1c2 күн бұрын

    🎉🎉🎉🎉🎉ጅግና

  • @user-ox7hd8kh9y
    @user-ox7hd8kh9y8 ай бұрын

    እንዃዕ ብሂወት ተረፍከ ገቼ 🙏ንወላዲ ድማ ምሕረት የውርደሎም 🙏ንሕና ንኽንነብር ንዝኸፈልኩምልና መሰዋእቲ ብልቢ ነመሰግን ምሰ ኣሕዋትካ 🙏💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @mulushefarawe3880
    @mulushefarawe38808 ай бұрын

    እንኳዕ ብሂወት ተሪፍካ ሂወት ታሪኽካ ንምንጋር ኣብቀዐካ ጁግና❤💛😃

  • @user-bv4tb3mq3z
    @user-bv4tb3mq3z8 ай бұрын

    እንኳዕ በሰላም ተመለሰካ ጅግና ተባዕ 😊😊😊

  • @rdfffegfr6136
    @rdfffegfr61368 ай бұрын

    ማዓረይ ደአ ፅመዶ 😂😂😂 እንኳዕ ተረፍካ ጅግና ወድዓደይ ❤❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍😍😍

  • @medhin8187

    @medhin8187

    8 ай бұрын

    ብሓቂ ጉድ ኮ እዩ ረኺቡ መንእሰይና ድኽነት ፀላኢና እናበሉ ብቅጥዑ እኳ ዘይተዓለመ መንእሰይ ሒዞም መዓራተይ ዋ ተምሃሮን ሓካይምን ክንደይ ተጎዲኦሙና 😢 ጽዮን ትኽሓሰና

  • @rdfffegfr6136

    @rdfffegfr6136

    8 ай бұрын

    @@medhin8187 ብሓቂ ልብኻ ዝሰብር እዩ 😢😢

  • @Orthodoxsawit1
    @Orthodoxsawit18 ай бұрын

    Thank you for the laughter Our hero . We love and respect you ! I wish you full recovery and your father will be healed as well. Let’s all help please

  • @yekaleenat6552
    @yekaleenat65528 ай бұрын

    ❤❤❤ ገይታዋይ እንካዕ ላብዚ ኣብቐዐካ ሽኮሮይ ስሓቕ ስንቁቁቁ

  • @mulugetaZewde-sf4gz
    @mulugetaZewde-sf4gz8 ай бұрын

    ካልኣይ ክፍል እባ ቀፅለሉ ❤

  • @user-yx5vw1xb6b
    @user-yx5vw1xb6b8 ай бұрын

    ኣምላኽ ምሕረት የውርደልኩም ንኣሕዋትካን ንዓኻን ንኣቦኻን ዝሓወይ😥

  • @user-hv2yd7jd3x
    @user-hv2yd7jd3x8 ай бұрын

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጀግና❤❤❤❤

  • @hiwotdagnew5666
    @hiwotdagnew56668 ай бұрын

    አይ ተጋሩዋይ አዙይ ዶ ናአኩም 🥰🥰💝💝💝💪🙏✝️✝️

  • @NahomGAnania
    @NahomGAnania8 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤ብሓቂ ጀግና ❤❤❤❤❤❤እንዃዕ ብሰላም ተመለስካ

  • @SelamAbraha-rw6me
    @SelamAbraha-rw6me8 ай бұрын

    ቡዙሕ ፈተና😢ጂግናና❤

  • @hahahshaj4519
    @hahahshaj45198 ай бұрын

    ❤❤❤❤እንኳዓ ብስላም ተረፍካ ዛሓዉይ ጅግና❤❤❤

  • @thuryutfhhdgjjggjjgfhjjjd4524
    @thuryutfhhdgjjggjjgfhjjjd45248 ай бұрын

    ብኡነት ደስ ክብል ዕላሉ የኔ ጅግና❤

  • @user-lr3ru1tu3p
    @user-lr3ru1tu3p8 ай бұрын

    😅ዝፈትዎ ቆልዓ እንኮዕ ብሂወት ተረፍካ💖💖👏

  • @mennabekele5985
    @mennabekele59857 ай бұрын

    ጅግና ሀውና አብ what's app ረአዮ ኢኻ

  • @hanahmebrahtu5322
    @hanahmebrahtu53228 ай бұрын

    Azoka ze hawey kulu halafy eyu gegna eka mo amelake yehagzka .Tigray Korea beakume. God bless and keep you and your family safe .Amen. Plot media thank you somuch for the effort you made to introduce all geganu Tigray. We will try our best to support geganu Tigray. God bless .Amen

  • @user-dp5dn4rx4l
    @user-dp5dn4rx4l7 ай бұрын

    ካልኣይ ክፍል እባ ቀፅለሉ❤ ኣረ ንስካ ትፍለ ኢካ😁

  • @sameraaa4869
    @sameraaa48697 ай бұрын

    ዕድመ ጥዕና የሃብካ ❤❤❤❤❤❤

  • @yeshigetnet9104
    @yeshigetnet91048 ай бұрын

    😂😂😂ኣስሕቅካኒ ኮሪዓልካ ድማ ❤

  • @temarutekle6341
    @temarutekle63418 ай бұрын

    ደስ በሃሊ ጅግና ሓውና

  • @chthff1008
    @chthff10087 ай бұрын

    ካብ ልበይ እየ ሲሒቀ ማዓርይ ንበሩለይ ደቂ ትግራይ ዓደይ❤❤ ይደገም ተመለሰና ብሮ አቦካ እግዚአብሔር ይምሓሮም

  • @user-xi9bs6sb3c
    @user-xi9bs6sb3c8 ай бұрын

    ጅግና❤❤❤

  • @jdygsr871
    @jdygsr8718 ай бұрын

    እንካዕ ብሂወት ተረፍካና ፃሓይ ገፁ❤

  • @abrehatgebrhansgebrhans9400
    @abrehatgebrhansgebrhans94008 ай бұрын

    አሰይ ጅግና ወድጀጋኑ እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ፈጣሪ እንኳዕ ተረፍካ ማዓረይ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏✊💪✊💪✊💪✊💪💪✊💪💪💪

  • @SeadaAbdujelil
    @SeadaAbdujelil8 ай бұрын

    Hhhh welcome sis gena bizu entebikalen ፅቡቅ ጅማሮ!!

  • @gualabaytigray
    @gualabaytigray8 ай бұрын

    Welcome back my king 💛♥️

  • @wxdkb1734
    @wxdkb17348 ай бұрын

    ጅግና TDF ❤❤🎉🎉🎉

  • @hulumyalfal7516
    @hulumyalfal75168 ай бұрын

    እፍፍፍፍፍፍ ክንደይ መከራ እዩ ሓሊፉ ክትዛረቦ ቀሊል😢😢😢😢😢😢

  • @user-eo5bn2rb7y
    @user-eo5bn2rb7y8 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም ተሙለስካ🙏🙏🙏❤❤❤❤❤

  • @evaphone8724
    @evaphone87248 ай бұрын

    ጅግና ትግራዋየ❤❤❤❤❤

  • @aduyoutube1897
    @aduyoutube18978 ай бұрын

    ሓያቲይ ኣስሒካኒይ ለ ኣሕዚንካኒይ ለ❤❤❤

Келесі