"ምስክር እየ. . ."

Ойын-сауық

ንዓርሱን ንኻልእን ዝተርፍ ሰሪሑ ዝሓድር ጠንካራ ሞያተኛ እዩ። ተወሊዱ ካብ ዝዓበየሉ ገጠር ፈረስማይ ክሳብ ከተማ መቐለ፤ ካብ ዩኒቨርስታት ታሕታይ ዓዲ ክሳብ መዓስከር ተነድባ፣ ካብ በረኻታት ምዕራብ ክሳብ ቤተ ማእሰርቲ ሑመራ ህይወት ዝተፈላለዩ ገፃት ኣርእያቶ። ብሸነኽ ሱዳን ካብ ዝነበሩ ኣባላት ሰራዊት ትግራይ ሓደ እዩ። ኣብ ከይዲ ተጋድሉኡ ኣብ ኢድ ቁፅፅር ሰራዊት ሻዕብያ ኣትዩ ነይሩ፤ ካብ ሻዕብያ ናብ ሰራዊት ኢትዮጵያ ፣ ካብ ሰራዊት ኢትዮጵያ ናብ ፋኖ፣ ካብ ፋኖ ናብ ሓይልታት ኣምሓራ ከም ኩዕሶ ተቐባቢሎም ሓሳረ መከርኡ ኣርእየሞ። ኣብ ህይወቱ ንምእማኑ ዝኸብድ ግፍዒ፣ ክትሰምዖ ዝስቕጥጥ መከራ ኣተኣናጊዱ። ኣብ ማእሰርቲ ተዳጕኑ ከሎ ካብ ወዲ 2 ሰሙን ዕሸል ክሳብ ወዲ 80 ዓመት ሽማግለ ብጥምየት እንትሞቱ ተዓዚቡ። ብዙሓት ንፁሃን ተጋሩ ብንፅልን ብጅምላን እንትርሸኑ ብዓይኑ ርእዩ። ኣብ ሕምብርቲ ሲኦል ኮይኑ ግን ነዚ ኹሉ መስካሕክሒ ግፍዒ ብሕቡእ ይስንዶ ነይሩ። መን ተቐቲሉ፣ መን ቀታሊኡ፣ ንምንታይ ተቐቲ፣ መን ተጠሊፉ ተሰዊሩ ዝብል ብኡሩይ ቁፅሪ መዝጊቡ ይሕዝ ነይሩ። ኣብዚ ሕዚ እዋን ብዓይኑ ዝራኣዮ፣ ብእዝኑ ዝሰምዖ ጨፍጫፍ ቤተማእሰርቲ ሑመራ ዝምልከት ኣዝዩ ወሳኒ ዝኾነ መረዳእታን ሓበሬታን ኣብ ኢዱ ይርከብ ተጋዳላይ ይርጋለም ሃደራ። ንፈለማ ግዜ ድማ ኣብ ፕሎት ሚድያ ዕላዊ ክገብሮ ወሲኑ ኣሎ። ንባዕሉ ብኸመይማ ድሒኑ? ሙሉእ ሓበሬትኡ ክትረኽብዎ ኢኹም ተኸታተልዎ። መን ይንገር ዝነበረ - መን የርድእ ዝቐበረ!

Пікірлер: 114

  • @HillaMhary-cc8iz
    @HillaMhary-cc8iz7 ай бұрын

    እዙ ጅግና ሓውና ኣድላይ ስለ ዝኮነ ሉዕል ጥንቃቀ ክግበረሉ ይግባእ☝

  • @Maryam-gp7wk

    @Maryam-gp7wk

    4 ай бұрын

    😅

  • @user-hg5pq2ny6g

    @user-hg5pq2ny6g

    13 күн бұрын

    O😊😊

  • @user-po6hw9ws1k
    @user-po6hw9ws1k7 ай бұрын

    የሕዝን እዩ ብጣዕሚ😢 ዝሓወይ ጅግና ኢኻ ብሓቂ❤️

  • @almazhailu8748
    @almazhailu87487 ай бұрын

    ብጣዓሚ ንፈትወኩም ጀጋኑ ኣሕዋተይ👌💪💪💪❤❤❤❤❤

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy8447 ай бұрын

    ብጣዕሚ ንፉዕ ሕቡን ትግራዋይ ስለዝኾንካ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ ዝልዓለ ጥንቃቄ ክትገብር ይግባእ::

  • @STAMA123
    @STAMA1237 ай бұрын

    እዝሓውና ብዙሕ ሰነድ ስለ ዝሓዘ ጥንቃቐ ክገብር አለዎ ሓደራ ሓደራ ባንዳታት አይሳአኑንሞ ሓደራ

  • @user-lg9nd8ks6g

    @user-lg9nd8ks6g

    7 ай бұрын

    እኮ

  • @samisolomon8470

    @samisolomon8470

    7 ай бұрын

    ገፁ ሸፊኑ እዩ ኮ ክሓቶ ነይርዎ እዚ ፍሎት ሚዲያ ኣየድሕኖ ፅባሕ ከቅትሎ ተዘይ ኮይኑ እዚ ሚድያ ጥንቃቀ ኣይገብርን ዘሎ ናይ ሎሚ ሚድያ የቅትሉካ ብቻ እዮም

  • @lulaa1242
    @lulaa12427 ай бұрын

    ሀሳቡ ፅቡቅ ገይሩ ክይገልፅ ታዓግቶ ንምንታይ

  • @lulaa1242
    @lulaa12427 ай бұрын

    ጀግና ተጋዳላይ እንኳዕ ብስላም ተረፍካ

  • @user-xi2tm6hb7w
    @user-xi2tm6hb7w7 ай бұрын

    ዕድመ ይሃብካ ሓወይ

  • @Yohannes_wedi_Humera_Tigray
    @Yohannes_wedi_Humera_Tigray7 ай бұрын

    Thank you plot media ❤️🙏

  • @KsaJajaa
    @KsaJajaa16 күн бұрын

    ኘሎት ሚድያ ብጣዕ ገቦዝ ኢካ ቀፅለሉ ናይ ለሚ ብጣዕሚዝተፈለየ እዩ❤❤

  • @ebkebk-gs4qz
    @ebkebk-gs4qz7 ай бұрын

    ሐወይ ካብ ኩሉ ተሰፋካ ክንደየናይ ቆራፅ ምካንካ እምነትና የድንቅ የቀንየልና ፀጋካ የብዝሕ

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes33927 ай бұрын

    Jegna tigraway- amazing job speaking up the endless sufferings of our people. But is it safe for him, for the evidences, and others tegarus who are still in areas invaded by allied enemies. Important to be careful. No risk

  • @user-bt8cu2lv8p
    @user-bt8cu2lv8p7 ай бұрын

    ኣየ ህዝበይ ረካቢ መከራ እፍፍ😢😢😢😢

  • @rdfgrfv7135
    @rdfgrfv71355 ай бұрын

    ጂግና እኻ ባሓቂ ❤❤❤ወዲ ህዝቢ ኮሪዒናልካ ሕቡን ትግራዋይ አየ ህዝበይ ዝረኸቦ😢😢😢😢

  • @MerryMiruts-sz7rr
    @MerryMiruts-sz7rr7 ай бұрын

    ኣምላክ እንኳዕ ብሂወት ኣትረፈካ ዝሓወይ🙏🥺

  • @tsegagaltgray
    @tsegagaltgray7 ай бұрын

    ዓብዩ ጥንቃቀ ግብር ኢካ ዝሓወይ ዞም ሓደ ሓደ ዘለው ባንዳታት ሓቂ ከይወፅእ ዝሽፍኑ ዘለው ከይሕዙካ 😢

  • @kidanfkrr6580
    @kidanfkrr65807 ай бұрын

    ህዝበይ😢😢😢😢😢😢

  • @tsegagaltgray
    @tsegagaltgray7 ай бұрын

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ሓዊተይ ተጋሩ ግን ታሞ እህህ ድሮ ላምርሳዕ ኣቲና💔😭

  • @user-ur1sh6kl8r
    @user-ur1sh6kl8r5 ай бұрын

    ጀግና ወዲ ጀጋኑ❤️💛❤️💛❤️💪💪💪💪💪

  • @Asqualgebrehiwot
    @Asqualgebrehiwot7 ай бұрын

    Nay bhqi Gegna enka beslam temlska fetari yrhgzka mareda🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️

  • @hagosberihu9321
    @hagosberihu93217 ай бұрын

    ኩሉ እተቅርቦ ዛዕባ ብጣዕሚ መምሃርን ሰሓብን እዩ ኢለ እታ ሰፈር እትብል ቃል ግና ከባቢና ብዝብል ትዝስተካከል ጎኒጎኒ ትግርናና እዉን ክነዕቢ ስለ ዘለና ምስ ይቅርታ

  • @rishanbitow3197
    @rishanbitow31977 ай бұрын

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @user-nm6ql7ug4i
    @user-nm6ql7ug4i5 ай бұрын

    አነስ ተጋሩ መአረይ ተጋሩ ዝተገበረ ነገር አይንረስእ

  • @GWMTAYTTR
    @GWMTAYTTR13 күн бұрын

    ጅግና ኢኻ ብሓቂ

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh8837 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @kingjo7100
    @kingjo71005 ай бұрын

    ኩሉ ክስነድን ክንገርን ይግባእ እቲ ወዲ ዉን ደሕንነቱ ሓልዉሉ☝️!

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh8837 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mennabekele5985
    @mennabekele59857 ай бұрын

    Thanks plot mida yekinyelna ❤

  • @memykonjooooosc1vm
    @memykonjooooosc1vm3 ай бұрын

    ሰላምኩም ይብዛሕ ሓበሬታ ደልየ ነይረ ። ዳሃይ አኮይ(ቤተሰብ )ጠፉእኒ አሎ። በሩሁ በርሀ ይባሃል።

  • @user-qk3is4qs4q
    @user-qk3is4qs4q6 ай бұрын

    ኣየ ክንደይ መከራ አዪ ሓልፉ💔😢😢😢

  • @Rshanmebrahtom
    @Rshanmebrahtom7 ай бұрын

    ኣብ ምዕራብ ትግራይ ብጣዕሚ ብዙሕ ሰብ ተጨፍጪፉ እዩ 🏴🏴🏴🏴🏴🏴🏴🏴🏴🏴🏴🏴🏴

  • @AaA-nq7il
    @AaA-nq7il3 ай бұрын

    ኣሕሕሕሕ☝️☝️😭😭😭😭😭😭

  • @netsanetkidu2434
    @netsanetkidu24347 ай бұрын

    ኣታ ክንደይ ስቓይ'ዩ ኣሕሊፉ ህዝብና😢

  • @Tigrayadey123

    @Tigrayadey123

    7 ай бұрын

    Kindey emo kibehal eti zehezin gin eti bedelna naresaenayo nikeyd alena 💔💔💔💔💔

  • @user-fx6ys6yd6m
    @user-fx6ys6yd6m7 ай бұрын

    WELCOME AND THANK U

  • @samisolomon8470
    @samisolomon84707 ай бұрын

    ስልኩ ስደደልና

  • @user-mk6gv2dr7v
    @user-mk6gv2dr7v7 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @hadushukbay
    @hadushukbay7 ай бұрын

  • @biniyamberhe8530
    @biniyamberhe85307 ай бұрын

    አቤት ክርስቶስ ገዳይ ጨፍጫፊዎችን የጃቸውን የሚሰጣቸውን ግዜ እድሜ ሰጥቶ ያሳየን የትግራዋይ ነብስ እንደዚ በከንቱ ተቀጥፎ እግዚያብሔር ዝም አይልም የዘሩትን ሲያጭዱ ያሳየን አማኑኤል።

  • @user-lg9nd8ks6g

    @user-lg9nd8ks6g

    7 ай бұрын

    አይተርፍን ናይ ምዓልቲ. ጉዳይ እዩ 😢😢😢

  • @khalidhamza3583
    @khalidhamza35837 ай бұрын

    ባዓል ደብረፅየን እናሃለው ከመይ ፍትሒ ይነግስ

  • @vardamariyam7992
    @vardamariyam79927 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @abelbrhane-bu4bd
    @abelbrhane-bu4bd6 ай бұрын

    ብጥዓሚ ዝሕዝን

  • @cutemashoo2174
    @cutemashoo21747 ай бұрын

    😭😭😭😭😭💔💔💔💔

  • @berhanalami806
    @berhanalami8067 ай бұрын

    ብጣዕሚ ዘሕዝን😢😢😢😢

  • @seli-saiiat.tigray
    @seli-saiiat.tigray7 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤😢

  • @AbdullhHani-vt9dq
    @AbdullhHani-vt9dq7 ай бұрын

    Kesbkes hteto aytkulefo Ms ykrta

  • @mennabekele5985
    @mennabekele59857 ай бұрын

    Please plot mida 2ዙር ህቶ ክትግብረሉ አይትክዕልን ክብረት ይሀበልና ❤

  • @user-jv6pu2je8m
    @user-jv6pu2je8m7 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hiwotegebrekirose3316
    @hiwotegebrekirose33166 ай бұрын

    ጂግና ኢካ ብሓቂ

  • @messiliyu1647
    @messiliyu16477 ай бұрын

    እፍፍፍፍፍፍፍ ህዝብና ታይሞ ንገብር

  • @azebasefa6947
    @azebasefa69477 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yemartakele
    @yemartakele2 ай бұрын

    💔😥

  • @TGgf-vr1ly
    @TGgf-vr1ly5 ай бұрын

    ♥️♥️♥️♥️✅

  • @user-bv8bq5zf4g
    @user-bv8bq5zf4g7 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ jigina hawey

  • @asefagerie8506
    @asefagerie85066 ай бұрын

    ጅግና ❤️❤️❤️

  • @gvgfggghfh4405
    @gvgfggghfh44054 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @asefagerie8506
    @asefagerie85066 ай бұрын

    ❤️❤️❤️💪💪💪💪

  • @generalredwan
    @generalredwan5 ай бұрын

    በጃኹም ከይትርስዑ ህዝበይ ጸላኢና ንወለዶታትና መን ምኻኑ ይነገር ። ይሰነድ

  • @naninani-wx5eo
    @naninani-wx5eo7 ай бұрын

    ይተዓብ መሸጠረ ከባኸን የበሉን

  • @user-ec8dv9ex8v
    @user-ec8dv9ex8v7 ай бұрын

    😢😢😢😢

  • @cutemashoo2174
    @cutemashoo21747 ай бұрын

    😘😘😘😘🙏🙏

  • @Fds567-wy9oe
    @Fds567-wy9oeАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @user-cs9xj9xg4v
    @user-cs9xj9xg4v5 ай бұрын

    እዛ ሰነድ ኣብ ሓፂር ግዜ ትሓልፍ ኣለዋ ንባዕለልካ እው ን ጥንቃቀ የድሊ

  • @GgHh-dw8by
    @GgHh-dw8by7 ай бұрын

    😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-gc5ps6ol6x
    @user-gc5ps6ol6x7 ай бұрын

    ❤❤❤❤😢😢😢

  • @yonikiros9177
    @yonikiros91777 ай бұрын

    Part 1 part 2 እንዳበልካ ክተቕርብ ዲኻ ዝይካኣልካ ጽድፍ ጽድፍ ኣቢልካያ ብዙኾነ ጽቡቕ ጋሻ!

  • @user-qy5sc3bl8r
    @user-qy5sc3bl8r7 ай бұрын

    ኩሉፍ ኩሉፍ እኾ ኣቢልካዮ ኣማሓይሽ

  • @almazhailu8748
    @almazhailu87487 ай бұрын

    ሓወይ ናተይ ክዛረቡ ኣተቓርፆም ንኹሎም ብትዕግስቲ ስማዓዮም ጋያሹኻ ንምታይ ታሪክ ስለዝስነድዩ sorry🙏😘

  • @ilovejesus1480
    @ilovejesus14805 ай бұрын

    ፅቡቕ ቁምነገር ዘለዎ ቻናል እዩ ቀፅልሉ.

  • @mizaanberhane4002
    @mizaanberhane40027 ай бұрын

    አይ ህዝበይ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭ጸላእቲ ህዝቢ ትግታይ እግዚአብሔር ናይ ኢዶም ይፍደዮም ጨካን ይልአኸሎም

  • @yonasabrha3918
    @yonasabrha39187 ай бұрын

    ዝገርም አቀራባ እዩ

  • @samisolomon8470
    @samisolomon84707 ай бұрын

    ናይ ሎሚ ዩቱበራት ኣይትሸኩሉ ወይ ገፆም ሸፍንዎም ከይተቅትልዎም ሕዚ ዉን ኣብ ፀገም ኢና ዘለና አብ ክባን ዕፅዋን ኢና ዘለና ብሽግር ብ ፀጥታን ዉሕስ ኣይኮነን ዘሎ ትግራይ ንጥቅምኩም ኢልኩም ሰባት ኣይተጋልፅዎም ድሕንነቶም ኣይተርጋገፅን ሕዚ ዉን ህዝብና ምሽጥር ዉን ኣይተባክኑ

  • @emirufisseha6811
    @emirufisseha68117 ай бұрын

    Eziom zebtshwo giefie do mewedaeta alewo koynu😢

  • @abrhaleyrussom1718
    @abrhaleyrussom17187 ай бұрын

    Elalu eba aytklefo

  • @hiwotdagnew5666
    @hiwotdagnew56667 ай бұрын

    🥰🥰👩‍❤️‍💋‍👩👩‍❤️‍💋‍👩🙏🙏

  • @yonikiros9177
    @yonikiros91777 ай бұрын

    ዓርስኻ ሓሉ! ንኸይትምስክር ክሃድኑኻ እዮም ተጠንቀቕ!

  • @alemamichanal82
    @alemamichanal8220 күн бұрын

    እንካዕ ተርፍካ

  • @hiwotegebrekirose3316
    @hiwotegebrekirose33166 ай бұрын

    ኣይት ቁሮፆ እንዶ

  • @Hayah-kq2vw
    @Hayah-kq2vw7 ай бұрын

    ኣይይይ ህዝብ ትግራይ ዓክክክ

  • @gebremeskelhailutesfay1819
    @gebremeskelhailutesfay18195 ай бұрын

    ኣብ ማእኸል ኣይተተዓናቕፎ..let him speak freely.

  • @tsysusys4184
    @tsysusys41843 ай бұрын

    ኣነ ዝገርመኒ ልምንታይ ኢኻ ሓሳዎም ዘይተወደኣም ቁርፅ ቁርፅ ኢኻ ትብሎም ኩለም ኣብ ናትካ ምዲያ ዝቓርው ስፍሕ ዝበለ ሂወት ታሪኽ ኢዮም ሒዞም ዝቓርው

  • @saymonshow6708
    @saymonshow67087 ай бұрын

    ግዘጠኛ ግን ንምንታይ ኢኻ እንዳ ተዛረቡ ከለዉ ኣብ መንጎ ትኣትዎም ንምንታይ ከ ትስሕቕ ንምንታይ ነዚ ታሪኽ ጽቡቕ ጊሮም ክገልጽዎ ዕድል ሃቦም ኣብ ዝበዝሐ ከምኡ ትገብር ኣለኻ ክሳብ ዝዉድኡ ተጸበዮም ምስ ወድኡ ኻኣ ትቕጽል እዚ ታሪኽ ቀሊል ኣይኮነንን😢😢😢😢

  • @abrhaleyrussom1718
    @abrhaleyrussom17187 ай бұрын

    Hatati tsegem aleka step by step gerka htoto nabey eka guguya tbl zeleka

  • @NcKx-bv5fe
    @NcKx-bv5fe7 ай бұрын

    ❌🇪🇹🇪🇹❌❌🇪🇹❌😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @merhawitkide7839
    @merhawitkide78397 ай бұрын

    ጋዜጠኛ ግን ታይ ኮይንካ ኣብዝዩ ኣብ ሞንጕ ሞንጕ ተቆሪጹ ንምንታይ ?? ብዝኮነ ግን ይቅንየልና ከምዝኦም ዝበሎ እህዋትና ናብ ምድያ ኣምፅካ ሰለ ዘፍለጥካና 💊

  • @NcKx-bv5fe
    @NcKx-bv5fe7 ай бұрын

    ❌❌🇨🇬🇨🇬❌🇪🇹🇪🇹❌😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @hiwotegebrekirose3316
    @hiwotegebrekirose33166 ай бұрын

    እቲ ጋዜጠኛ ግን ይቹኩል

  • @tsegayteame3235
    @tsegayteame32357 ай бұрын

    Gaztan gen tehwak alaka ab mongo endatka hasbo taqrxo alaka

  • @TheDelmul
    @TheDelmul5 ай бұрын

    ሓታቲ ግን ህውክ እካ አሰተካክል

  • @Cydt6Frgh-qb7yl
    @Cydt6Frgh-qb7yl7 ай бұрын

    Mnm ktezarbo aeykaaelkan meliska aemtesaelna

  • @STAMA123
    @STAMA1237 ай бұрын

    ጋዜጠኛ ግን ትሓትትምበር አይተዳምፅን ዘይተዛርቦ

  • @shewitweldu7647
    @shewitweldu76477 ай бұрын

    ኢቲ ቆላዓ ዶ ይዘረብ ።

  • @zafu6265
    @zafu62657 ай бұрын

    ጋዚጠኛ ግን ምዝራብ ትኸልኦ ኣለኻ ርግዕ በል ዝኾነ ክጅምር ከሎ ኣብ ማእኸል ካልእ ዘረባ ናእተኻ ዘረብኡ ተጥፈአሉ ኣለኻ

  • @abrhaleyrussom1718
    @abrhaleyrussom17187 ай бұрын

    Ezi hatatay keselchweka azarbo ebo kemzi nay asbeza tsestenihka trbsho aleka

  • @mihretabyemane8847
    @mihretabyemane88475 ай бұрын

    Ab hasot ktnebru mesekin nabakum kia legibu kab abotatkum

  • @urbanhymns6757
    @urbanhymns67577 ай бұрын

    ክቡር ጋዜጠኛ የኽብረካ ነይረ ኮይኑ ግና ኣብ ሞንጎ ሞንጎ ኣቲኻ ክተቋርፆ ከለኻ ነቲ ተሓታቲ ሓሳቡ ተስሕቶ ኣለኻ።ኣይትሸኩል።ንኣድመፅቲ ዉን የሰልቹ ኣሎ።ኣርሞ ኢኻ።

  • @gebreyesus8431
    @gebreyesus84317 ай бұрын

    ፍንፉናት ፋኖ:- ኣራዊት ሻዕቢያ:- ገፋዒን ዓቅመ-ጉዱልን ፌደራል ናይ ኢዱ ክረክብ ይግባእ:: ተጋሩዋኒ! ትግራይና ብዙሓት ደቃ ተሰዊኦማ:: ተጋሩ ስለዝኾኑ ጥራሕ ተኣሲሮም:- ተገፊዖም:- ተጨውዮም:- ተቀቲሎም:- ተረሺኖም:- ተጠቢሶም:- ተሓሪዶም! እሞ እዝኹሉ ግፍዒ ከመይ ጌርና ንሕና ብሂወት ዘለና ወለዶታት ንርስዖ? ንዘለኣለም ክስነድ ይግባእ:: ክርሳዕ የብሉን! ፀላእትና ናብ ዓለም ለኸ ቤት ፍርዲ ክሳብ ዝቀርቡ ክንድቅስ የብልናን:: ዘየደቅስ ሕማም ፅዒናምና'ዮም!!! ከይርሳዕ ከይድገምዉን ብትግሃት ክንቃለሰሉ ኣለና:: እልፊ ወራሪ:- እልፊ ሕሱም:- እልፍ ኣእላፍ ኣራዊት:- እልፊ ሓርገፅ:- እልፊ ተመን:- ንተጋሩ ክንዲዙይ ኣጋፊዖምማ: ደቂሶም ክሓድሩ የብሎምን!!! ጀኖሳይድ ኣብ ተጋሩ ምስምፍፃሞም:- ነታ ኢትዮጵያ ትባሃል ከም ዩጎስላቪያ ክገማምዑዋ'ዮም:: በይናይ ፍልጠቶም ድኣ ከድሕንዋ ኮይኖም? ሰብ ዝመስሉ ኣትማን ዝተፈጠሩሉ ግዘ መፅዩ ክዉድአናዉን ሸንዳሕዳሕ ኣብዚሑ!!! ንባዕሉዉን ሂወቱ የሕስርን የዋርድን ኣሎ:: መወዳእቱዉን ከቀልጥፍ ይፃፋዕ'ሎ:: መወዳእቱኡዉን ዘይተርፍ ሓቂ ክኸዉን'ዩ!!! ግዚኡ ይፀበ!!!

  • @user-fl1ye6ug4r
    @user-fl1ye6ug4r7 ай бұрын

    ሓሳቡ ኣውድኣዮ በይዛኻ

  • @user-wt6td4bp9h
    @user-wt6td4bp9h4 ай бұрын

    ማይካድራ ተሰንዱል ባዶ ሰድስትም ወያኔ የገደላቸው ተሰንዶል

  • @AaA-nq7il
    @AaA-nq7il3 ай бұрын

    እንታይ ዓይነት ጋዛጠኛ ኡዩ ኣዛርቦ በጃኻ😏😏😏😏😏😏😏😏😏😏😏😏😏

  • @user-lr8ch1wb3u
    @user-lr8ch1wb3u7 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

Келесі