"ኣብ ዝተረኸበሉ ይቀተል..." ፀሓፍን ኣላይን ፊልሚ "ሕፃፅ" ርእሶም ዓረዶም

Ойын-сауық

ኣብ ትግራይ ብሰራዊት ሻዕብያ ካብ ዝተፈፀሙ መስካሕከሕቲ ግፍዕታት ሓደ ኣብ ከባቢ ሕፃፅ ዝተተግበረ ትሉም ኣረመንያዊ ፍፃመ ተጠቃሲ እዩ። ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ሕፃፅ ዝተፈፀመ ንምእማኑ ዝኸብድ ግፍዒ፣ ተግባር ምፅናት ዘርእን ዝተዓዘበ በዓል ሙያ ፊልሚ መንእሰይ ርእሶም ዓረዶም ኣእጋሩ ኣብዚ ከባቢ እንትረግፃ ስኽ ኢሉ ክሓልፍ ኣይመረፀን፤ ብርዑን ወረቐቱን ኣዋዲዱ ንታሪኽ ዝተርፍ ሰነድ ብምፅሓፍ ደረጅኡ ዝሓለወ ፊልሚ ትግርኛ ኣሰናደአ። እዚ ፊልሚ እዚ ምስርሑ ስዒቡ ካብ ውሽጢ ዓዲ ክሳብ ሃገራት ኣውሮፖ መዘራረቢ ኮይኑ ይርከብ። ኣብ ሞንጎ ንኸይረአ ዝፅዕሩ ደገፍቲ ህግደፍን ዓለም ንኽትፈልጦ ዝብህጉ ተጋሩን ክልተ ጫፍ ፈጢሩ እናቃለሶም ይርከብ። ፀሓፍን ኣላይን እዛ ፊልሚ መንእሰይ ርእሶም ዓረዶም ነዚ ኣመልኪቱ ምስ ፕሎት ሚድያ ትኹረት ዝገዝእ ዕላል ኣካይዱ ኣሎ። ተኸታተልዎ።

Пікірлер: 161

  • @elsatawolde1249
    @elsatawolde12498 ай бұрын

    በጃኩም ንዞም ጀጋኑ ነታባበዓዮም ንፊዓት ጀጋኑ ተጋሩ 💛❤🙏 ታርክና ይሰነድ ቆስልና ከይርሳዕ😢😢 ተጋሩ ኣሕዋተይ ከየንትና ኣጆኩም ንበሎም

  • @azabgaseso5502
    @azabgaseso55028 ай бұрын

    ርእሶሞይ ኣብ ጎንኻ ኣለና ቀፅለሉ ዝበፀሐና በደል😢😢 ከይርሳዕ😢😢😢😢 ተጋርዋኒ ሚድያና ነዕቢይ❤

  • @mulushefarawe3880
    @mulushefarawe38808 ай бұрын

    ፅብቅ ጅማሮ እዩ ርእሶም ሓውና ቀፅለሉ እዚ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ከም ዝበሃል ተጀሚሩ ኣሎ ብዙሕ ከም ትሰርሑ ተስፋ ኣለና🙏💛❤

  • @sarahfahad2269
    @sarahfahad22698 ай бұрын

    ❤❤❤❤ክብረት ይሃበልና ዝሓወይ ማዓረይ ታሪክና ብደምቢ ክስነድ አለዎ

  • @user-lw8hw3fc7j
    @user-lw8hw3fc7j8 ай бұрын

    ጀጋኑና ክብሪ ንዓኹም ኣብ ጎድንኹም ኣለና ኣጆኹም ጠንክሩ🙏❤💛

  • @VbNm-xo2pn
    @VbNm-xo2pn8 ай бұрын

    እንኳዕ ብዳሓን መፃኩም ጀጋኑና ብሓቂ ርእሶም ሓውና በሊሕ መንእሰይ ኢካ ኢሞ ቀፅለሉ አብ ጎንካ አለና ቀፅለሉ❤ እቶም ሓሳዳት ጎሮቤት ለ ናይ ኢዳም ይሃቦም አምላክ😢

  • @user-lw8hw3fc7j
    @user-lw8hw3fc7j8 ай бұрын

    ይሰነድ ይሰራሕ ከይድገም ከይርሳዕ ህዝበይ ረኻቢ መክራ😢😢💔💔💔

  • @Eri-First

    @Eri-First

    3 ай бұрын

    ብሓባር ክኾኑልኩም ክንደግሞኩም እሞ መጀመርያ 😂

  • @VbNm-xo2pn
    @VbNm-xo2pn8 ай бұрын

    ተጋሩ አሕዋተይ ቻነላት ናይ ተጋሩ አሕዋትና ነዐቢ ነታባበዐዮም አጀኩም ንበሎም❤

  • @Tigray122
    @Tigray1228 ай бұрын

    ክብሪ ይሃብካ ኩቡር ጅግና ሓውና ❤️❤️❤️💛💛💛🥰🥰🥰

  • @alexandershewitalexander2394
    @alexandershewitalexander23948 ай бұрын

    አጆኩም ኩላኩም አብ ሕንፃፅ ዝተዋስእኩም ብጣዕሚ ክትምስገኑ ይግባእ ሩእሶም ካዓ ከም ሸምካ ረእሲ ኩሎም ሕደረ ዝሐወይ አጆካ ተስፈ ከይትቆረፅ ይዕፅውዋ ይክፈትዋ ምረአያ አይተሰፈን ዩ

  • @HillaMhary-cc8iz
    @HillaMhary-cc8iz8 ай бұрын

    እንኳዕ ብዳሓን መፃእኩም ኣጆኩም ጀጋኑና ቀፅሉላ ደቂ ዓባይ ትግራይ ታሪክና ንሰንድ ተጋሩ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MerryMiruts-sz7rr
    @MerryMiruts-sz7rr8 ай бұрын

    ትግራዋይ ጅግና'ዩ✊✊✊💪💪💪💊💊💊

  • @sarakedana8798
    @sarakedana87988 ай бұрын

    ክስነድ አለዎ ንውልድ ወለዶ ናይዞም ርኩሳት በላዕቲ ሰብ ይግደፍ አብ ሕዝብ ትግራይ ዘውርድዎ ግፍዒ ጀጋኑና ❤❤❤❤

  • @Eri-First

    @Eri-First

    3 ай бұрын

    ገና ክንደግመኩም ኢና እዚ ደኣ ቀዳማይ ክፋል እንድዩ

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu54938 ай бұрын

    ሰላምታኹም ይብዛሕ ደቂ ማህጸን ትግራይ ብጣዕሚ ኮሪዕናልኩም ኢና ቀጽልሉ አብ ጎንኩም አለና 2ይን 3ይን ፓርቲ ከም እትሰርሑ ከአ ተስስፋ ንገብር ጀጋኑና❤❤❤❤

  • @user-yr5os1us9b
    @user-yr5os1us9b8 ай бұрын

    ኤሬትራውያን መስል አራዊት ባላዕቲ ነፍሲ ካብ ዘልኩምዎ ስቃይ መከራ አይትውፅኡ አሜን

  • @sassfadd118
    @sassfadd1188 ай бұрын

    ጅግና ሓውና❤❤❤

  • @ሲል
    @ሲል8 ай бұрын

    ኤርትራውያን ኩፋኣት ዘርኢ ናብ ገዛና ኣትዮም እባ ኣጥፈኡና ኣክ😢😥😭

  • @user-xc2bt9bl4g

    @user-xc2bt9bl4g

    8 ай бұрын

    ኣቲ ዓባቅ በላዒት ኣድጊ ጌና እዚ ሓሶት እንተጠቂሙኩም ክንሪኤ ኢና

  • @almaztareke6060

    @almaztareke6060

    8 ай бұрын

    ⁠ርኹሳት ፍጥረት

  • @Eri-First

    @Eri-First

    3 ай бұрын

    ምድጋም ደሊኹም ኣሉኹም 😂

  • @apsaramobile7888

    @apsaramobile7888

    2 ай бұрын

    ata gahaf zibelaikumulu tsahile tisebru defrite adeom​@@user-xc2bt9bl4g

  • @askualaregawi2963
    @askualaregawi29638 ай бұрын

    ርእሶም ብሓቂ ጅግናን፣በሊሕን፣ንፉዕን ኢኻሞ ቀጽሎ

  • @berihukahsay7143
    @berihukahsay71438 ай бұрын

    ብጣዕሚ ጅግና👏 ታሪኹ ዝስንድም ጅግና እዩ።

  • @user-le4dq9iv9p
    @user-le4dq9iv9p8 ай бұрын

    ሰላምታኩም ይብዛሕ ጀጋኑ አሕዋትና አጀኩም ዳሓን ንፅቡቅ እዩ ፈተና ዘይብሉ ሂወት የለን ንሱኩም ጥራይ ጠንኹሩ አምላክ ድማ ይሓግዝኹም🤲❤❤

  • @6tigraylove
    @6tigraylove8 ай бұрын

    ዓደይ ሓላል በዞም ሰብ መሰል ተካላት ጎረቤት እባ ተበላዕክን ተሳቀክን ኣምላክ ዳ መሬት ትገምጠሎም እንበር

  • @rigbeberhe846
    @rigbeberhe8467 ай бұрын

    አጀኹም ❤ ጀጋኑ አሕዋትና ቀፅሉ ❤❤❤

  • @user-qy5sc3bl8r
    @user-qy5sc3bl8r7 ай бұрын

    ክቡር ሓዉ ክብሪ ይግበኣዃ ❤❤❤

  • @gideygebreslasse6169
    @gideygebreslasse61698 ай бұрын

    ኣጆኹም ዘምሓተይ ቀፅሉሉ ጎበዛት ♥️💛♥️

  • @user-zg7mc9xb4s
    @user-zg7mc9xb4s8 ай бұрын

    እምብር😢ርእሶም❤ጅግና

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes33928 ай бұрын

    Jegna tigraway hawuna- thank you for this brilliant film. Heartbreaking, horror but important the world to see it.

  • @user-gs5fu9bx7w
    @user-gs5fu9bx7w8 ай бұрын

    ሓቂ ሒዝካ እንተተጋዓዝካ ኩሉ እዩ ዝፍትነካ ማለት እምኒ ንድርቢ ናብ ፈረ ዘለዋ ተክሊ እንበር ናብ ፍረ ዘይብሉ ኣይንድርብን ስለዚ ኣጀካ ሓቂ ብርእሳ ዋላ እንተቀበርካያ ብእግራ እያ ትወፅእ ስለዚ ተስፋ ከይትቆርፅ ቀፅለሉ

  • @selamselam2569
    @selamselam25698 ай бұрын

    ብጣዕሚ ብጣዕሚ ኑፉዕ ቀጽሉሉ እዚ ኣገዳሲ ስራሕ እዩ ቅድሚ ሕጂ ከምዚ ጌሩ ታሪክና ስለ ዘይተሰነደ እዩ ክንድይ ጌጋ ትፈጢሩ ስለዚ ኩሉ ትግራዋይ ተገዲሱ ብገንዘብ ይኩን ብሓሳብ ክሰርሓሉ ይግባእ።

  • @Hareg675
    @Hareg6758 ай бұрын

    ኣጆኹም ጎቡዙ ሸነፋት ኢና ኣብ ምትሕግጋዝ እሞ ሃየ እዞም አራዊት ጉዶም ይረአ😢😢😢 ምስ ዓጋም ያ እትነብር ቆልቋልስ እናነብዐት ትነብር እዩ ናይ ዚኦም ነገር😢

  • @user-lv7tu3sc3d

    @user-lv7tu3sc3d

    8 ай бұрын

    ዓጋመ😮😮

  • @Hareg675

    @Hareg675

    8 ай бұрын

    @@user-lv7tu3sc3d ምንባብ እንዶ ንክኣል ዓጋምን ዓጋመን ምፍላይ ዶ ኣብዩኺ ብዝኾነ ኩርዕቲ ጓል ዓጋመ እየ እንዳ ኤርጥርን መሲለኪ ከይኸውን

  • @user-lv7tu3sc3d

    @user-lv7tu3sc3d

    8 ай бұрын

    @@Hareg675 ዋይ ገደደ ንስኪ ከ ዔጋም ዘይትብሊ እንታይ ምንባብ ዋ ኣነ ናይ ካሊእ ዜጋ ኣይመሰለንን ብጌጋ እዩ ዝከዉን ኢለ እየ

  • @Hareg675

    @Hareg675

    8 ай бұрын

    @@user-lv7tu3sc3d እሞሲ ዓጋም ኢና ንብሎ ንሕና🤔🤔🤔 በቢኸባቢኡ ይፋላለ ይኾን ዔጋም ንጀመመርያ ይሰምዓ ኣለኹ ካባኺ

  • @user-lv7tu3sc3d

    @user-lv7tu3sc3d

    8 ай бұрын

    @@Hareg675 እሹኒ ይቅሬታ ዝሓፍተይ

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe62168 ай бұрын

    _ፅቡቕ ስራሕ ርእሶም ሽኮርና ቓፅል ጥራይ ካብ ፀለእት ድኣም እንታይ ክንፅቡይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ።_

  • @alefumekele3184
    @alefumekele31848 ай бұрын

    ርእሶም ሓውና ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ ገና ቡዙሕ ስራሕ ንፅበ ካባኩም ንፅበ ❤❤❤

  • @ST-tq9el
    @ST-tq9el8 ай бұрын

    Resume hawna, keep it up. we are so proud of you🫶🫶🫶🫶

  • @user-xc2bt9bl4g

    @user-xc2bt9bl4g

    8 ай бұрын

    ኣቱም ሓሰውቲ በላዕቲ ኣድጊ

  • @user-yr5os1us9b
    @user-yr5os1us9b8 ай бұрын

    ተጋሩ ሕበሩ ስመሩ ሃየ ሃየየየየ

  • @user-id6zw3vc5e
    @user-id6zw3vc5e8 ай бұрын

    ኣጀኩም በርቱዑ ሓቐኛን ውፅዕን ኣምላክ ኣለዎ ተጋርዋይ❤❤❤❤❤

  • @askualaregawi2963
    @askualaregawi29638 ай бұрын

    😢😢😢😢ዘይተገበረ ግፍዒኮ የለን ኣብትግራይ እህ

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu13598 ай бұрын

    Ambasa. Hawuey. Egziabher. mesakum. Eyu. Agekum. 🙏🙏🙏❤️🌿🦁🕊️🤔

  • @eyerusalemhaylemaryam-vg4rl
    @eyerusalemhaylemaryam-vg4rl8 ай бұрын

    በርትዑ ኣጀኹም❤

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes33928 ай бұрын

    Johnny Stern a director and fm producer from USA did another film "Woyane". Hope meet him work together for more films to produce the world to see the horror of our people of Tigray

  • @haileabay4021
    @haileabay40218 ай бұрын

    ኣጆኹም! ህግደፍ እቲ ርኳን ሰርይዊቱ ኣብልዕሌና ኣፍሲሱ ዝፈፀሞ ግፍዒ እንዳሓነኸሉ ዝነብር'ዩ::

  • @hanahmebrahtu5322
    @hanahmebrahtu53228 ай бұрын

    AJOKA Resom hawey nefuea bertie ajoka kulna kenhegzeka deluwat ena. God bless and keep you safe Amen

  • @trustcellphones2441
    @trustcellphones24418 ай бұрын

    ኣየ ህዝበይ ዝረከብካዮ መከራ😢😢😢😢

  • @user-ri2hm8lx5c
    @user-ri2hm8lx5c4 ай бұрын

    ብጣዓሚ እየ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-bp5ye2rh6f
    @user-bp5ye2rh6f5 ай бұрын

    ❤የቀንየልና ዝሓወይይ

  • @samrigaltigray6853
    @samrigaltigray68538 ай бұрын

    ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ እና ርእሱም ሓወና❤😢

  • @Netsanet-mi7xe
    @Netsanet-mi7xe8 ай бұрын

    ኣጆኹም ኣሕዋተይ ቀፅሉሉ🥰🥰🥰😥🙏

  • @user-le4dq9iv9p
    @user-le4dq9iv9p8 ай бұрын

    እቲ ሓቂ ንከይረእ እንድዩ ክደፍንዎ ሒክ ዝብሉ ዘለዉ ዞም ሓሳዳት😢😭 አጀኩም ንሱኩም አምላክ ጥበቡ ይሃብኩም

  • @elsamulgeta3006
    @elsamulgeta30068 ай бұрын

    ፅብቅ ፃኒሕት ገይርኹም ሺሻይ እውን በርትዕ ንርእሶም ዲማ ፅብቅ ዕድል ይኹነልካ ::ተጋሩ ታርክና ዘይምፊላጥና ፤ዘይምሰናድና ዋጋ ከፊልና ኢናሞ ካብ ጌጋና ንምሃር ።

  • @baleunateu4894
    @baleunateu48948 ай бұрын

    በርትዕ አጀኻ ጅግና ሓውና

  • @FriwayniAbraha-nb8pq
    @FriwayniAbraha-nb8pq8 ай бұрын

    Tigraway chewa lewah ❤ alemwin hade malti kberhalayu eritrawyan bjahra chikanen zkebru eyu zemslom Bertu ntsbeyekum alena. Htsets aruyna

  • @aasaas7284
    @aasaas72848 ай бұрын

    ኣጆካ ጅግና ነተባብዐዮ ክብሪንዓኩም TDF❤❤❤❤❤❤

  • @Yesiamm1863
    @Yesiamm18638 ай бұрын

    ስዊድን ርኢናያ ኢና ብጣሚ እዩ ዘሕዝን ናይዞም ረሳሓት

  • @KhanLala-fu1ev
    @KhanLala-fu1ev8 ай бұрын

    አየ ህዝበይ ክንደይ ግፍዒ አሒልፍካ አሕሕሕሕ 😢😢😢

  • @salamsalam1464
    @salamsalam14648 ай бұрын

    እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ተጋሩዋይ

  • @saramm8772
    @saramm87728 ай бұрын

    😢😍😍

  • @Non-nb3pi
    @Non-nb3pi8 ай бұрын

    How do I support this gentleman?

  • @aman0611a
    @aman0611a8 ай бұрын

    እቲ ሓቂ ንኸይቃላዕ ህግደፋውያን overtime ይሰርሑለዉ። ንሕናኸ??

  • @galtigray5257
    @galtigray52578 ай бұрын

    ክብሪ ይገበኣካጅግና ሓውና❤❤

  • @KhanLala-fu1ev
    @KhanLala-fu1ev8 ай бұрын

    😢😢😢😢😢😢

  • @muhraalomar7341
    @muhraalomar73418 ай бұрын

    ጅግና 🥰🥰💪💪💊💊🥰🥰

  • @zizihibue5241
    @zizihibue52418 ай бұрын

    Thankyou ❤

  • @tigraywerki1355
    @tigraywerki13558 ай бұрын

    ተጋሩ ኣበይ ኣለኩም

  • @wedibashay7272
    @wedibashay72728 ай бұрын

    ጅግና!!!

  • @Possiblism
    @Possiblism8 ай бұрын

    ጀጋኑ ኢኹም ቀፅልዎ ሹሻይ ወረስ ለ ንፉዕ ቀፅልል❤

  • @ahcdghdi6046
    @ahcdghdi60468 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @yewuhanadasta9093
    @yewuhanadasta90938 ай бұрын

    ❤❤❤❤ኣጆና

  • @rituritu9794
    @rituritu97948 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @MiriMiri-fb8fx
    @MiriMiri-fb8fx8 ай бұрын

    💔💔💔😢😢😢😢

  • @user-bg5ck4mj9i
    @user-bg5ck4mj9i8 ай бұрын

    በጁኹም ተጋሩ ነቲባበዐዮም ታሪክና እዩ እዚ ናይባዓሊና ቺናል ናዓቢ❤

  • @elizahalfom2193
    @elizahalfom21938 ай бұрын

    Thankyou guys ❤🙏🙏

  • @mhadergebreslase2040
    @mhadergebreslase20408 ай бұрын

    ሰላም ርእሶም ዓርከይ ወዲ ሰፈረይ ሽሻይ ወረስ

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu85538 ай бұрын

    ቀፅሉ ጥራይ ❤❤❤❤❤

  • @user-ox7hd8kh9y
    @user-ox7hd8kh9y8 ай бұрын

    Jgna ahwna edmen tenan yhabka fetari 🙏💖💖💖💖

  • @zufangaltewahado7247
    @zufangaltewahado72478 ай бұрын

    ኣጆኹም ጀጋኑና ክብሪ ንዓኹም ህዝበይ ክንደይ ስቃይ ኣሕሊፍኻ ኤርትራውያን ግዜኹም ተፀበዩ

  • @user-cs3cs6jx7d
    @user-cs3cs6jx7d3 ай бұрын

    ጎስጓስ ይካየድ ሕጅውን ቆስልና ኣይሓወየን ኣብ ኩሉ ከተማታት ትግራይ እናዞሩ ኩሉ እቲ ትውልዲ ከርእዩዎም ክክእሉ ኣለዎም ኩሉ ሓዱሽ ወሎዶ ዝበፅሖ ግፍዒ ቅንጣብ ከይተረፈት ክፈልጦ ክክእል ኣለዎ ነዚ ዘዳለኩም ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ ከዓ ዓብዪ ክብሪ ኣለና ንዓኩም 🙏

  • @bere81
    @bere818 ай бұрын

    Please specify the date that when it will show in Sweden?

  • @MulerTigraweti
    @MulerTigraweti8 ай бұрын

    እህህህህህ😢😢😢😢

  • @SalamSalam-lm5oq
    @SalamSalam-lm5oq8 ай бұрын

    💔💔💔

  • @user-sz6gb3ht6q
    @user-sz6gb3ht6q8 ай бұрын

    😢😢😢😭😭😭

  • @user-ev9kv6nf1n
    @user-ev9kv6nf1n8 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @berhanalami806
    @berhanalami8067 ай бұрын

    ጀግና ወዲ ህዝቢ❤❤❤❤

  • @hgfdg7858
    @hgfdg78588 ай бұрын

    😢😢😢

  • @sewwesrree4676
    @sewwesrree46768 ай бұрын

    😢😢😢😢😢

  • @eygdetdyihffio7760
    @eygdetdyihffio77608 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @vardamariyam7992
    @vardamariyam79928 ай бұрын

    ❤❤❤❤😢

  • @user-eh5bj8bw6j
    @user-eh5bj8bw6j3 ай бұрын

    💪ቀፅልሉ💊

  • @asefagerie8506
    @asefagerie85062 ай бұрын

    ጅግናን ትግራዋይ ❤️❤️❤️💪💪💪💪

  • @mamaayaalemey1112
    @mamaayaalemey11128 ай бұрын

    ኣጆኩም ዞም ሓተይ ቀፅልሉ ተገርዋይ❤😢

  • @breymekonen7583
    @breymekonen75838 ай бұрын

    😢😢😢😢

  • @user-fp2ey6qu7r
    @user-fp2ey6qu7r8 ай бұрын

    ዋይ እዞም ሓረድቲ በርትዕ ጥራይ❤❤❤

  • @algagebre7485
    @algagebre74858 ай бұрын

    Well done Bro. Stay strong

  • @user-yh2pp9xn2z
    @user-yh2pp9xn2z8 ай бұрын

    ❤❤❤😢😢

  • @user-wc8tq9qn8w
    @user-wc8tq9qn8w8 ай бұрын

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @Nolaweher
    @Nolaweher8 ай бұрын

    Haye eski tegaru. Kabana zestibey nger.. negber..

  • @user-fl2ss5xv1n
    @user-fl2ss5xv1n8 ай бұрын

    ❤❤❤❤😢😢😢

  • @user-fp2ey6qu7r
    @user-fp2ey6qu7r8 ай бұрын

    ❤🎉🎉❤❤❤

  • @samiramir6719
    @samiramir67198 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢

  • @user-vd2mh5jo9y
    @user-vd2mh5jo9y8 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤😢😢😢

  • @mebrhitmebrhit6945
    @mebrhitmebrhit69454 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉

  • @saragared4747
    @saragared47477 ай бұрын

    Eza Ehewatina tebel zerebas zeyetegedefewa pls

  • @MaMa-vk6gw
    @MaMa-vk6gw8 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢

Келесі