GERE EMUN PART 169 | ገሬ እሙን ክፋል 169

Комедия

ገሬ እሙን አፕሊኬሽን Download link👇👇 play.google.com/store/apps/de...
እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም
ገሬ እሙን ኢንተርተይመንት መዘናግዕን መምሃራይ ዝኾነ መደባት ብምድላው ዝቐርበሉ ቻነል ኢዩ። ሳብስክራይብ ብምግባር ናይ ወትሩ ተኸታተልትና ክትክኮኑ ንምነ። የቐንየልና!
Welcome back to Gere emun Entertainment KZread Channel in Tigrinya Language. We Recommend you to SUBSCRIBE us to get the most updated videos. Thank you!

Пікірлер: 1 100

  • @gereemunentertainment
    @gereemunentertainment2 ай бұрын

    ገሬ እሙን አፕሊኬሽን Download link👇👇 play.google.com/store/apps/details?id=com.ccl.gereemun

  • @Hailishcatalon

    @Hailishcatalon

    2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️

  • @user-tl9gt1nf5z

    @user-tl9gt1nf5z

    2 ай бұрын

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Yemane1993

    @Yemane1993

    2 ай бұрын

    ''ሎሚ እንዳ ገሬ እሙን ድራማ ኣያ ጆኮር ካብ ጓሉ ወርቂ ካብ ክሳዳ ሰሪቅዋ። ካብኡ ድማ ብሰረቅቲ ዓጊቱ ካብ ኣሜሪካ ትነብር ኣዴኣ 500ሽሕ ተቀቢሎም ምስቶም ሰረቅትን ኣያ ጆኮርን ተስማሚዖም ገንዝብ ተኻፊሊም። እዛ ቆልዓ ድማ ተፈቲሓ''''ኣብዚ ድራማ እዚ ታይ ንምሕላፍ ተባሂሉ እዩ። እዚ ዝከታተል ሰብ ካብዚ ድራማ ታይ እዩ ክምሃር' ፖለሲ ኸ ኣብዚ ታይ ስርሑ '''ኣያ ጆኮር ካብ ጓሎም ወርቂ ሰሪቆም ዓጊቶም ገንዝብ ምቅባል ኸ ታይ ትምህርቲ ንምሕላፍ እዩ?😢

  • @user-rn3nn1lp6x

    @user-rn3nn1lp6x

    2 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @LidyaMicheal

    @LidyaMicheal

    Ай бұрын

    ❤❤❤❤​

  • @kaluunaited
    @kaluunaited2 ай бұрын

    ኣድነቅቲ ለምለም ዓይነይ ላይክ ግበሩ❤❤❤

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    2 ай бұрын

    ሳብስኽራይብ ደምሪኒ❤

  • @Asefu-mn8pz
    @Asefu-mn8pz2 ай бұрын

    እዛአ ከምንት ታንቡ ክሉክም ሓሳብ ልብክም የስመረልክም አሜን❤

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    2 ай бұрын

    ደምሪኒ ❤❤

  • @aaaaaa-rp3kp

    @aaaaaa-rp3kp

    2 ай бұрын

    ኣሜን 🙏🙏🙏

  • @user-rs8bd8un8y

    @user-rs8bd8un8y

    2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንኩላትና🙏❤❤❤❤

  • @FerFerFerFer-co3fp

    @FerFerFerFer-co3fp

    Ай бұрын

    ኣሜን

  • @user-sf3tm3ic2e

    @user-sf3tm3ic2e

    Ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @user-hm2nn4bd8r
    @user-hm2nn4bd8r2 ай бұрын

    ብትፈትዋ ወላዲትኩም ሳብስክይየ በሉን ከይታሓልፉኒ😢👏♥️

  • @teklitmsgna3284

    @teklitmsgna3284

    2 ай бұрын

    ሰብ ዲካ ትግራዋይ ቅድም ክንፈልጥ

  • @user-mf1iy7zg2d

    @user-mf1iy7zg2d

    2 ай бұрын

    ትግራወቲ እያ ዋ ሳብሰክሬይብ በልዋ❤❤

  • @brged885

    @brged885

    2 ай бұрын

    ​@@teklitmsgna3284ሰብ ዲኻ ባርያ ህግደፍ 😂😂

  • @Bazien1324

    @Bazien1324

    2 ай бұрын

    ንዓይ ለ ከይትገድፉኒ ገይረልኪ ግበርለይ

  • @user-ck4so4kr8q

    @user-ck4so4kr8q

    2 ай бұрын

    Gis😬

  • @HelloGOfficial
    @HelloGOfficial2 ай бұрын

    ነዛ ፅሕፍቲ ንብብ ዘለካ/ኪ ፈጣሪ ካብ ኩፋእ ይሓሊኩም ስደትኩም የሕፀረልኩም የሕፀረልና ገፀ ትፈትውዎም ስድራኩም የርእይኩም💓 ኣሜንን ሳብስክራይብን ኣይትረስዑ💞

  • @user-zu4ql3by5x

    @user-zu4ql3by5x

    2 ай бұрын

    አሜንአሜንአሜን❤👏👏

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    2 ай бұрын

    ደምሪኒ❤❤

  • @tgraychanell

    @tgraychanell

    2 ай бұрын

    እሺ ነዓይ እውን ግበርለይ መዓረይ

  • @user-hx5ye1gs3q

    @user-hx5ye1gs3q

    2 ай бұрын

    ኣሜን🙏

  • @kahsaytube

    @kahsaytube

    2 ай бұрын

    ንዓለ ጦቅ ኣብሉለይ

  • @MulerTigraweti
    @MulerTigraweti2 ай бұрын

    *_ቹሩ ሰንበት ተጋሩዋይ ንኩሉኩም ብዘይ ኣፈላላይ✝️💙🌿💛_*

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zq2 ай бұрын

    _ናይ ቤተክርስቲያን ድምፅ 🥺🥰_

  • @HiwotGebretsadik-lc1gh

    @HiwotGebretsadik-lc1gh

    2 ай бұрын

    👍

  • @user-qm2eu5pn1p

    @user-qm2eu5pn1p

    Ай бұрын

    😊 yeah

  • @YosefYemane-rr5pz
    @YosefYemane-rr5pz2 ай бұрын

    ብሓቂ ምሃሪት ፊልም ግን ላይክ እባ ጉበሩለይ ብርጌድ ንሓመዲ ❤

  • @fatumamohammed8041

    @fatumamohammed8041

    Ай бұрын

    😅❤

  • @user-uy1tl1cq7m
    @user-uy1tl1cq7m2 ай бұрын

    ኣነሲ ደኺመ ብስራሕ ሮሞዳን በኡነት ልበይ ያሕመንሎ😢❤❤❤❤❤

  • @MebreGere-lx4ij

    @MebreGere-lx4ij

    2 ай бұрын

    ኣጆኪ

  • @jghghh63

    @jghghh63

    2 ай бұрын

    ኣጆኪ ማዓረይ❤

  • @user-lp3vn9ge4z

    @user-lp3vn9ge4z

    2 ай бұрын

    Be strong sis GBU. 🇪🇷

  • @user-ne2rs9ix1k

    @user-ne2rs9ix1k

    2 ай бұрын

    Ane wnvlbey enahemeni dem aek yebleni

  • @hgffkkkh

    @hgffkkkh

    2 ай бұрын

    ኣጆና መዓረይ

  • @user-bj9nq3ym7g
    @user-bj9nq3ym7g2 ай бұрын

    ናብ ዓዲና ናኣትይ ሓስብልና ከመይ ኣሎ ዓዲ ና ስልችይና ዓዲዓረብ ያዓኽ😢

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበሩወይ ተጋሩዋይ❤

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    2 ай бұрын

    ደምራኒ❤❤

  • @ytub8615

    @ytub8615

    2 ай бұрын

    ሰልችውና ጥራይ ምርርርር እባ ኢልና ዓዲ ዘሎ ሰብ ደማ ትስፋ ዘይህቡኻ

  • @ytub8615

    @ytub8615

    2 ай бұрын

    ሰልችውና ጥራይ ምርርርር እባ ኢልና ዓዲ ዘሎ ሰብ ደማ ትስፋ ዘይህቡኻ

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    2 ай бұрын

    @@ytub8615 ኣጆኺ ወለላይ ስደት ዘይሸልቸየኸ እንታይ ይሽልቺ😍🥰

  • @gf5t849
    @gf5t8492 ай бұрын

    ኣየ ተኸስተ ኣስተኻኽሉ ዋይ ከሙኡ ዘበለ ብሃል የበልናን😢

  • @AdAs-dd4ny

    @AdAs-dd4ny

    2 ай бұрын

    ብስሮ ክ comment ይንብቡ ዶ ፍእ

  • @user-lz9ct2dh9x
    @user-lz9ct2dh9x2 ай бұрын

    ኣያ ጀኮር ካብ ጓሉም ሃንጊተገይሮም ክድብረኒ እዩ ገዛኩም 😢

  • @user-ly9wk2ed7q
    @user-ly9wk2ed7q2 ай бұрын

    እንዳ ገረየ ዋ እንኳዕ ብሰላም መፃእክም ምቁራት ፍጥረት❤🎉❤

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️

  • @emnetberhe
    @emnetberhe2 ай бұрын

    እንኮዕ ብሰላም መፃኹም እናበልኹ ናይ ኣያ ጀኮርን ናይ ኣያ ተከስተን ስራሕ ኣስተኻኽሉ !!

  • @najwafadlalla4380
    @najwafadlalla43802 ай бұрын

    😭😭😭اللهم أصلح حال إقليم تقراي واحفظه من الأعداء وشر الفتن❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛

  • @user-tl1pm6fr3t

    @user-tl1pm6fr3t

    2 ай бұрын

    🤲🤲🤲🤲🤲😭😭

  • @user-bg5ck4mj9i

    @user-bg5ck4mj9i

    2 ай бұрын

    አሜን ፫🙏

  • @user-bt4ln8oi7e

    @user-bt4ln8oi7e

    2 ай бұрын

    Amen❤❤

  • @tgray2416

    @tgray2416

    2 ай бұрын

    Amen 🤲

  • @user-dt6we2ze5m
    @user-dt6we2ze5m2 ай бұрын

    ኣያ ዘርእ ብሩክ ይመቸኩም

  • @LetushChanal
    @LetushChanal2 ай бұрын

    ድቂ መዳመይ ከመይ ይገብርክን ኣሎ ናይ ሮሞዳን ሽቁል 23 ማዓልቲ ጥራሕ ትራፍናና ኣለዎ 😂😂ኣጀና😂ስብስክራይብም ግበራለይ እሺ ዶ❤❤

  • @fwwrffsrr9709

    @fwwrffsrr9709

    2 ай бұрын

    እሺ ገይረልኪ አጆና ቀሪብና ኢና ❤

  • @WeynoaberhaHagos-xe2dw

    @WeynoaberhaHagos-xe2dw

    2 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    2 ай бұрын

    በጃኽን ሳብስኽራይብ ግበራለይ❤❤

  • @LetushChanal

    @LetushChanal

    2 ай бұрын

    @@user-uy4ek2zj3s እሺ ማዓርይ ንዓይስ ግርክለይ ድኺ

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    Ай бұрын

    @user-mh8pu1ow5b ገይረኺ እየ

  • @zamzammohammed9789
    @zamzammohammed9789Ай бұрын

    ኣይዘብረኣብሩኽ 😂😂😂😂ናይ ሎምስ ፍልይ ትብል ሙስልም ክርታኑ ሰላምና ይብዛህ ❤

  • @eyfryyf3929
    @eyfryyf39292 ай бұрын

    እንዳ ግረ አሙን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣር❤❤

  • @zeromhabtemariam9587
    @zeromhabtemariam95872 ай бұрын

    ብሩኽ ሰምበት ይግበረልና ❤ እንዳ ገሬ እሙን ክኣ ኣብዛ ቡናና እንዳሰተና ደበኽ ኢልኩምና :: ኣግርጭው ኣቢልኩምኒ ሕለፋ

  • @Bazien1324

    @Bazien1324

    2 ай бұрын

    ኣበይ ለ ኣግርጭው እስኪ

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    2 ай бұрын

    ንዳማመር ኣሕዋተይ❤❤

  • @HiwetBerhe-gg3lb
    @HiwetBerhe-gg3lb2 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም እንዳ ገሬ ኡሙናት ተጋሩዋይ ድሃይኩም ኣይተሓባእ🎉❤❤❤

  • @rahealraheal1881
    @rahealraheal18812 ай бұрын

    ናይ ኣያ ጆኬር ስራሕ ብጣዕሚ ደባሪ

  • @emnetberhe

    @emnetberhe

    2 ай бұрын

    ኣረ ብጣዕሚ 😢

  • @ngstiyemkaellij2424

    @ngstiyemkaellij2424

    Ай бұрын

    ብጣዕሚ እዩ ዝገርም ካብዚስ እንታይ ትማሃር ስርቂ ተፀላእናስ ኣኪልዎም ናይ ስርቅን ምትላልን ኮይኖም ተሪፎም

  • @baburasmara6312
    @baburasmara63122 ай бұрын

    እዚ ጀኮር ዝበሀል ሰብአይ በጃካትኩም አጥፍእዎ ነቲ ህዝቢ ሕማቅ እዩ ዝምህሮም ዘሎ ።

  • @mebrhitemun6936

    @mebrhitemun6936

    2 ай бұрын

    Zelo eko eyom zserh zelo ab alem mlue serekti alewu

  • @user-ws1tq5fs3n
    @user-ws1tq5fs3n2 ай бұрын

    ኣያ ጆኮር ሕማቅ ፅካነ እንኩም ኣስተካክሉ😮

  • @hddhhddhhdhdj9757
    @hddhhddhhdhdj97572 ай бұрын

    እንዳ ገረየ ዋ እንኳዕ ብሰላሞ መፃእክም ምቁራት ፍጥረት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    2 ай бұрын

    ሳብስኽራይብ ግበሪለይ

  • @DodaiT1
    @DodaiT1Ай бұрын

    ሽሮ ዕድመ የሕፅር እዩ ኸ 😂 60 ዓመትና በሊዕናያስ ኣይፀላእናያን😂😂😂 ዘጌም ናይ ገሬ እሙን፠ ቅመም ❤❤🎉

  • @abadiabadi7016
    @abadiabadi70162 ай бұрын

    ትቅዳሴ🙏😥 ናብ ዓድና ብሰላም ምልሰልና ፈጣሪ ቦይ 😥🙏

  • @user-qb2gj2gx2b
    @user-qb2gj2gx2b2 ай бұрын

    በተክርስትያን ይቅደስሎ ዓድኻ ጡዑም😢❤

  • @AdoEilyam214
    @AdoEilyam2142 ай бұрын

    እንኳዕ ደሓን መፃእኩም❤ ቅዳሴ ሰሚዑ ዝናፈቀ😢

  • @user-nr5zm4kd7j

    @user-nr5zm4kd7j

    2 ай бұрын

    Semiae ane iwun mkrtey

  • @hcddg9966
    @hcddg99662 ай бұрын

    ከመይ ውዒልክን ቀመማት እንካዕ ደሓን መፃኹም ❤

  • @mariyamey555

    @mariyamey555

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤❤

  • @hcddg9966

    @hcddg9966

    2 ай бұрын

    @@mariyamey555 እሺ ንሰኽውን ግበርለይ መዓረይ ብቅንዕና🌹❤✝️

  • @user-qv5qn9pi9w

    @user-qv5qn9pi9w

    2 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    2 ай бұрын

    ​@@user-qv5qn9pi9wሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️

  • @dnkmedia6954
    @dnkmedia6954Ай бұрын

    ከምዚ ድዩ ኣብ ትግራይ ዘሎ ሓቀኛ ሂወት ወርቂ ካብ ጓሉ ሰሪቁ ንጓሉ ውን ከም ትጭዊ ዝገብር ሕጊ የለን ።

  • @Dfbbhbj
    @Dfbbhbj2 ай бұрын

    Yes lomi anwihkuma thanks❤❤

  • @tijichannal27
    @tijichannal272 ай бұрын

    እዛ ከምነት ተንብቡ ዘለኩም መድሃንኣለም ያሓልኩም ስደትና የሕፅረና ፈጣሪ ሓላለተይ #ሳብስክራይብ #ግበሩለይ ፍቁራተይ ብታ ትፈትውዋ ወላድትኩም ሰለ እትገብሩለይ የመስግነኩም💞💞💞☕️☕️☕️☕️💖💖💝💝💝

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    2 ай бұрын

    ደምሪኒ❤❤

  • @user-iv3ou9ug1o
    @user-iv3ou9ug1o2 ай бұрын

    እንኳዕ ብዳሓን መፃኩም ❤❤❤

  • @MaregKahsay-tt9up
    @MaregKahsay-tt9up2 ай бұрын

    Welcome

  • @fhjjhyyu9639
    @fhjjhyyu96392 ай бұрын

    ንሲርቂ ተባራትዕ ለኩም አረ ዓገበ

  • @bettyhabtom291

    @bettyhabtom291

    Ай бұрын

    Seb yetenkiku alwu ember ezi hizi zelo kunetat eyom zeriyu zelewu

  • @user-eq6ih5yb9h
    @user-eq6ih5yb9hАй бұрын

    ጆኬር ከብ ጋልካ ይስረቅ😢😂❤

  • @ftuwiasmeron5053
    @ftuwiasmeron50532 ай бұрын

    Willkommen

  • @user-nx2yz4li3d
    @user-nx2yz4li3d2 ай бұрын

    ኣይትቅደሙን ኢኩም መችም ስራሕ የለን በቃ 😂😂❤❤ 4 min ክንድዚ ይገርም😂😂

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️

  • @user-nx2yz4li3d

    @user-nx2yz4li3d

    2 ай бұрын

    @@GenetChannel-uo3rv እዚ ቀሊል አንታይ ዘድክም ኣለዋ ማሺ❤️

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    2 ай бұрын

    ሳብስኽራይብ ግበራለይ ኣሕዋተይ❤❤

  • @user-fd3db4jv4m
    @user-fd3db4jv4m2 ай бұрын

    ኣንዳ ገሬ እሙን እንኳዕ ብዳሓን መፃኩም ❤❤

  • @daniel7-kq4yr
    @daniel7-kq4yr2 ай бұрын

    Enda Gerie Enqae bselam mexakum 🥰🥰🥰😍😍😍😍😍😍🏅🏅🏅🏅🏅🏅

  • @birhangebru5460
    @birhangebru54602 ай бұрын

    አየ አያ ጆኩር አፅብሐ መንዞ

  • @bilalmahamod8900
    @bilalmahamod8900Ай бұрын

    ❤❤❤ waww xubuk srah gn beal menkis genet magor tefieomna ❤

  • @almazmhretab8371
    @almazmhretab83712 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤ enda geriye emun mkurat ftret

  • @user-uw8tf5bw4r
    @user-uw8tf5bw4r2 ай бұрын

    ተጋሩ ብቻ ዝኾንኹም#ሳብክራይብ#በሉለይ ተጋሩዋይ ኣትኽፈለይ ሰናይ ሰንበት ይኹነልና❤

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበሩወይ ተጋሩዋይ

  • @GideyKassa

    @GideyKassa

    2 ай бұрын

    ​@@GenetChannel-uo3rv28:54

  • @ayu5264

    @ayu5264

    2 ай бұрын

    ገይረልኪ ጓል ዓደይ❤

  • @haftomotesfay198

    @haftomotesfay198

    2 ай бұрын

    Elna

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    2 ай бұрын

    ሳብስኽራይብ ግበራለይ ኣሕዋተይ❤❤

  • @user-rd5mp1wl7m
    @user-rd5mp1wl7m2 ай бұрын

    Joker is the best ❤❤😊 from 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mekalihtigray8627

    @mekalihtigray8627

    2 ай бұрын

    ሕማቕ ስራሕ ስለዝትፈትዉ እኮ እዩ😂

  • @mamimamimamimami7467
    @mamimamimamimami74672 ай бұрын

    Wawww good job

  • @LamlmLamlm-hn4cf
    @LamlmLamlm-hn4cf2 ай бұрын

    እንዲ ገሪየ እሙን ጥዑማት ስድራ❤❤❤❤

  • @brged885
    @brged8852 ай бұрын

    Welcome enda gere jemay😂😂

  • @user-hy3op6yx3t
    @user-hy3op6yx3t2 ай бұрын

    እናዳ ገሪሬ እሙን እንካዕ ዳሕና መፃእኹም መፃእኹም 🙏🥰🥰🙏🙏

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️

  • @tesfaysielay8703
    @tesfaysielay87032 ай бұрын

    Lemelmey ade malet zerabruk nabra kebidato eya😂😂😂

  • @Af-wp7yd
    @Af-wp7ydАй бұрын

    ከሙዘይ ዓይነት ብመንግታዊ ሚዳያ ክቀርብ ዘይቡሉ ዓላማኡ ግልፅ ዘይኮነ ድራማ።

  • @user-ed7oq6yy9p
    @user-ed7oq6yy9p2 ай бұрын

    አንኮዕ ብሰላም መፂኣኩም ተጋሩዋይ 🙏🙏❤❤

  • @mariyamey555

    @mariyamey555

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤❤

  • @YosefYemane-rr5pz

    @YosefYemane-rr5pz

    2 ай бұрын

    ​@@mariyamey555 ኣነ ደሞ ክገብረልኪ ፍቅር ❤

  • @mariyamey555

    @mariyamey555

    2 ай бұрын

    @@YosefYemane-rr5pz እሺ በለለይ ማዓረይ

  • @user-ed7oq6yy9p

    @user-ed7oq6yy9p

    2 ай бұрын

    @@mariyamey555 ገይረልኪ ዝያዳይ 🙏💘

  • @user-xn4or7cq5p
    @user-xn4or7cq5p2 ай бұрын

    ተጋሩዋይ❤❤

  • @mariyamey555

    @mariyamey555

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤❤

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️

  • @user-hv1ux8tt2q
    @user-hv1ux8tt2qАй бұрын

    ካብ ኣያ ጆኬር ግን እንታይ ኢና ክንምሃር ስርቂ ብቻ እና ኮልተፍተፍ ዘረባ🤔🤣🤣

  • @genetsamuel8518
    @genetsamuel85182 ай бұрын

    Wow Shroo ❤❤❤.

  • @Cjvjg-vy6vn
    @Cjvjg-vy6vn2 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተናፋቅቲ❤❤❤

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️

  • @Abilovetube562
    @Abilovetube5622 ай бұрын

    ነዛ ፅሕፍቲ ተንብቡ ዘለኩም ማዓልትኩም ቁድስን ብሩክን ይኩነልኩም ስደትኩም የሕፅረልኩም ሓሳብ ልብኩም ነስምረልኩም 🙏🙏🌹🌹 ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይ ግበሩለይ ኣሕዋተይ ተሓባበሩኒ 🙏🙏🌹🌹🙏🙏 ብሩክ ሰንበት ይግበረልኩም

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    2 ай бұрын

    ደምሪኒ ማዓረይ❤❤

  • @Abilovetube562

    @Abilovetube562

    2 ай бұрын

    @@user-uy4ek2zj3s እሺ

  • @QwedAsdr
    @QwedAsdr2 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ፍትዋተይ ኣያ ጆኬር ግን ካብ ጓሎም ምስራቅ ፅቡቅ ኾይኑ አይተርኣየንን ይቅርታ ድኣ እምበር

  • @asmaitalem9497
    @asmaitalem9497Ай бұрын

    Zeytemeno movie gere emun btaemi ena nefetwekum kulu gize behankeweta ena nexebeya bejakum keytekuarexewa thank you selam yefterelna happy weekend ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-oi3xz1lr4i
    @user-oi3xz1lr4i2 ай бұрын

    Kebamy layk gberuni beyzakum

  • @dsertfswer5540
    @dsertfswer55402 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-wc8tq9qn8w

    @user-wc8tq9qn8w

    2 ай бұрын

    ኣንዃዕ ብሰላም መፃእኩም🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️❤

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    2 ай бұрын

    ​@@user-wc8tq9qn8wሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️

  • @fatumamohammed8041
    @fatumamohammed8041Ай бұрын

    Realy good advice great job🇩🇯🇪🇹🇪🇷🚣‍♀️🤲

  • @salamasalama7644
    @salamasalama76442 ай бұрын

    እንካዕ ዳሓን መፃእኩም ተጋሩዋይ❤❤❤❤

  • @haneber7369
    @haneber73692 ай бұрын

    💙💙🆓ገሬ-እሙን!☝️🆓💙💙

  • @BhflhkkCjgjkui
    @BhflhkkCjgjkui2 ай бұрын

    ገሬ❤እሙን

  • @user-fx2cq2
    @user-fx2cq22 ай бұрын

    welcome

  • @user-cb4mq9up1c
    @user-cb4mq9up1cАй бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤

  • @user-rl4jw9lz7b
    @user-rl4jw9lz7b2 ай бұрын

    እዳ ገሬ እሙን እንቃዕ ብድሓን መፃኩም

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    2 ай бұрын

    ሳብስኽራይብ ግበሪለይ❤

  • @Halamadr146
    @Halamadr1462 ай бұрын

    ኣታ የ ❤❤❤❤

  • @user-vf7ov6zt4q
    @user-vf7ov6zt4q2 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም❤❤❤

  • @medhanetesfay1314
    @medhanetesfay13142 ай бұрын

    Kkkkkkkkk kab ❤❤

  • @user-sk5yf8sj4u
    @user-sk5yf8sj4u2 ай бұрын

    ስይይ ፅሩያት ኩሎ ግዝዩ እየ ዝፍትውኩም🎉❤❤❤

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    2 ай бұрын

    ደምራኒ❤❤

  • @LetushChanal
    @LetushChanal2 ай бұрын

    ዳገሬ እሙን እንኮዕ ብዳሓን መፃኹም❤

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    2 ай бұрын

    ደምሪኒ❤

  • @LetushChanal

    @LetushChanal

    27 күн бұрын

    @@user-uy4ek2zj3s እሺ ንዓይውን ድምርኒ

  • @sulekhamoosa5801
    @sulekhamoosa580121 күн бұрын

    እዋይ ዓደይ መሕዘኒት ልክዕ ከም ሆረር ኮይና ተሰሚዓትኒ ብስሩ ውን ዝከይድ ኣይመስለንን ብጣዕሚ መፍርሒት ኮይና 😭😭😭😭😭

  • @user-zf1ko5yl5i
    @user-zf1ko5yl5i2 ай бұрын

    Nay behaqi zegyewani shiro tuem u❤❤❤

  • @user-fc5re8fn9s
    @user-fc5re8fn9s2 ай бұрын

    ጀኮር መቀርሳ ዳኒኤል😂😂😂😂😂

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️

  • @user-fc5re8fn9s

    @user-fc5re8fn9s

    2 ай бұрын

    @@GenetChannel-uo3rv ወድያው

  • @GhgvhjHjgvvji-uu7tg
    @GhgvhjHjgvvji-uu7tg2 ай бұрын

    ኣያ ተከስተ ግን ፍቅሮም ኣይወፀሎምን

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd2 ай бұрын

    ምንጪ ሓጎሰይ ደቂ ሪመይ ❤️ ኤቭርደይ ሽሮ 😀

  • @MedhinDesta-mt5vj
    @MedhinDesta-mt5vj2 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ብሩኳት ዘርኢ🙏❤🎉

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    2 ай бұрын

    ሳብስኽራይብ ግበሪለይ

  • @user-nt1gq9qh3g
    @user-nt1gq9qh3g2 ай бұрын

    😂😂😂ትዕበ ኣምፁኡልና

  • @mrhafytu5944
    @mrhafytu59442 ай бұрын

    ተክስተ ጌጋ አሎ ሕማቅ ሰባእይ እዩ

  • @user-hd7jm3zt9p
    @user-hd7jm3zt9p2 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም❤❤❤😂😂😂

  • @trhasberhe1818
    @trhasberhe18182 ай бұрын

    Velkomn tilbake🎉🎉🎉

  • @tmsgnamlky6344
    @tmsgnamlky63442 ай бұрын

    እንዳ ገረየዋይ እንካዕ ብሰላም መፃኩም ምቁራት ፍጥረት❤❤❤❤❤❤

  • @medhenymeda-hd5im
    @medhenymeda-hd5im2 ай бұрын

    ተጋሩዋይ ሳብስክራይፕ ገይርኩም ባ 1k ሙልእለይ ❤

  • @aabaditmumu2317
    @aabaditmumu23172 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ❤

  • @abrhatechane7883
    @abrhatechane78832 ай бұрын

    ❤❤

  • @brged885
    @brged8852 ай бұрын

    ዛናይ ፈረንጂ ድኻያ😂😂

  • @mariyamey555

    @mariyamey555

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤❤

  • @brged885

    @brged885

    2 ай бұрын

    @@mariyamey555 እንታይ ኢዩ ቅድም ትሕዝቶኺ ምዓረይ🥰🥰

  • @user-uw3oq8lq8n
    @user-uw3oq8lq8n2 ай бұрын

    ሳፖስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩ የሕዋተይ ጥንስቲ የ ፀሊም ከይወፆ ወደይ😥😊

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    2 ай бұрын

    ደምሩኒ❤❤

  • @user-xg6rh5zi7j
    @user-xg6rh5zi7j2 ай бұрын

    ናይ ኣያ ጆኬር ስራሕ በጣዕሚ ደባሪ

  • @user-fi6lo2nn5y
    @user-fi6lo2nn5y2 ай бұрын

    ❤❤❤❤ asey xbukat ftret

  • @sabattube9229
    @sabattube92292 ай бұрын

    ናይ ኣያ ተከሰተ ኣድናቂት እየ❤🥰

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️

  • @Love-dy5ez
    @Love-dy5ez2 ай бұрын

    ቀደመይቲ ባዕለይ ረኪበያ ኮሜ❤❤❤ ደቂ ሪመይ እካዕ ብሰላም መፃኩም❤🎉

  • @tsegatsega238
    @tsegatsega2382 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም እንዳ ገሬ እሙን❤❤❤

  • @Yownas-yz8ku
    @Yownas-yz8ku2 ай бұрын

    Enda gerye wa enkae mselam mexakum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-pm9wp1ty4z
    @user-pm9wp1ty4z2 ай бұрын

    ኣያ ዘብራአብሩክ ዕድሜኩም ይንዋሕ

  • @semerehaftom5487
    @semerehaftom54872 ай бұрын

    እንታይ ድኣ ዛ ኮሞንት ሳብስክራይብ ግበሩኒ ትብል ጥራይ መሊኣ ለመና ሕደጉ ዋ😂😂

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    2 ай бұрын

    ሳብስኽራይብ ግበሪለይ❤❤

  • @AaA-nq7il
    @AaA-nq7il2 ай бұрын

    ኣያተከተ ግን ሕማቅ ትምህርቲ 😢😢😢😢😢😢

  • @mebrhitemun6936

    @mebrhitemun6936

    2 ай бұрын

    Kemu aynet asebut sle zelewu eko u

  • @user-rn2wg9vc2h
    @user-rn2wg9vc2h2 ай бұрын

    ዋይ ኣያ ጆኼር ከምዙይ ዝገብር ወላዲ የለን😎😎🙈🙈🙈🙈

Келесі