Gere emun part 152 | ገሬ እሙን ክፋል 152

Комедия

እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም ገሬ እሙን ኢንተርተይመንት መዘናግዕን መምሃራይ ዝኾነ መደባት ብምድላው ዝቐርበሉ ቻነል ኢዩ። ሳብስክራይብ ብምግባር ናይ ወትሩ ተኸታተልትና ክትክኮኑ ንምነ። የቐንየልና! Welcome back to Gere emun Entertainment KZread Channel in Tigrinya Language. We Recommend you to SUBSCRIBE us to get the most updated videos. Thank you

Пікірлер: 1 000

  • @gereemunentertainment
    @gereemunentertainment6 ай бұрын

    ፍርሳ ክፋል 2 ሓዱሽ ተኸታታሊ ድራማ 👇👇👇 kzread.info/dash/bejne/nYSGyNKfhMiqe5c.html

  • @Ganet-wd2rh

    @Ganet-wd2rh

    6 ай бұрын

    ንከታተልለና ያ እና ቆፁሉላ ጥራሕ❤🎉🎉

  • @yes6292

    @yes6292

    6 ай бұрын

    እሞሲ ንፈትውክም እና ዋ ድምፂ ስዕዲ ዘይትከንና እንዳ ገሬ 😢😢😢😢

  • @user-iq8rg8fo8k

    @user-iq8rg8fo8k

    6 ай бұрын

    አብ ስዑዲ ገንዘብን ዝተበልዓ አሕዋትና ድምፂፂፂፂፂፂፂፂ ክንወን ይዓብዳ አለዋ ናይ ሰለስተ ዓመት ደም ሪሂፀን ዝሰርሕኡ ብተጋሩ ተካሒደንስ ሰሚዕኩም ከም ዘይሰማዕኩም ስቁ አይትበሉ😭🥺

  • @habshhbash2031

    @habshhbash2031

    6 ай бұрын

    ​@@Ganet-wd2rh0❤

  • @kibromkibrom931

    @kibromkibrom931

    6 ай бұрын

    ደቂቃ ይሓፅርር አሎ

  • @NneeNeeqoo
    @NneeNeeqoo6 ай бұрын

    አብ ስዑዲ ዓረብ ዘለና ደቃ አንስታይ ገንዘብ ና ከመለሰና ድምፂ ዘይተከነኒ 😭😭😭

  • @edon7537

    @edon7537

    6 ай бұрын

    ሰማዒ የለን😢

  • @Erulov

    @Erulov

    6 ай бұрын

    መን እዩ ባ በሊዕኩም

  • @Hanj9581

    @Hanj9581

    6 ай бұрын

    ​@@Erulovኣዛብእ

  • @SaraSara-zu2vl

    @SaraSara-zu2vl

    6 ай бұрын

    ​@@Erulovሓዙልና ኢለን ኣሚነን ዝሃቦኦም ኣወዳት

  • @Erulov

    @Erulov

    6 ай бұрын

    @@SaraSara-zu2vl መሕዘኒ ዋይ በስማኣም

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zq6 ай бұрын

    _ማርሓባ ደቂ ዓደይ ሓላላት😌❤ኣድነቅቲ ለምለም ዓይነይ 👍ላይክ እስከ ፀፍዕኩም ሕለፉ😌😁_

  • @BrhantubeBrhantube

    @BrhantubeBrhantube

    6 ай бұрын

    ሳብስክራያብ ግበረለይ ማዓረይ❤❤

  • @marbayname

    @marbayname

    6 ай бұрын

    አደይ ተራእያትኒ አታሓቃቅፋአ

  • @Abilovetube742
    @Abilovetube7426 ай бұрын

    ነዛ ፅሕፍቲ ተንብብ ዘለካ /ኪ ፈጣሪ ካብ ኩፉእ ይሓሊኩም ስደትኩም የሕፅረልኩም ገፅ ትፈትውዎም ስድራኩም የርእይኩም ዓድናን ህዝብናንን ሰላም ይበረልና 🎉🎉🎉 ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኩቡራተይ 🎉🎉🎉ኣሕዋተይ

  • @merrytsigab5505

    @merrytsigab5505

    6 ай бұрын

    Amen❤

  • @adak3185

    @adak3185

    6 ай бұрын

    ኣሜንን ኣሜንን ኣሜንን ❤❤❤❤❤

  • @user-it5xv2gk9m

    @user-it5xv2gk9m

    6 ай бұрын

    Amen amen amen zyaday

  • @user-it5xv2gk9m

    @user-it5xv2gk9m

    6 ай бұрын

    Gerelki

  • @Abilovetube742

    @Abilovetube742

    6 ай бұрын

    ​@@user-it5xv2gk9mየቀንየለይ ማዓረይ❤❤❤❤

  • @tesfaytsegay8664
    @tesfaytsegay86646 ай бұрын

    እዳ ገርየ እሙን ኣብ ቃፃላይ ሰሙን ብዛዕባ ኣብ ስዕዲ ዓረብ ዝነብራ ኣሓትና ገንዘበን ዝተበለዓ ኣብጭንቂ ዘለዋ ድምፂ ኩኑዎን❤❤❤❤

  • @user-hc2bf4uz5v
    @user-hc2bf4uz5v6 ай бұрын

    ኣብራሃም ዝፈቲ😢❤

  • @thankgodforeverything6361
    @thankgodforeverything63616 ай бұрын

    ፍትሕ ኣብ ስዑድ እስርቤት ዝሳቐይለው ወገናትና ድምፅ ኹኑ ገሬ እሙን

  • @betimodel6712
    @betimodel67126 ай бұрын

    ፍርሳ ኣቲኹም ረአይዋ ኩሉኩም ኣብዚ ዘለኩም ❤ ገሬ ኡሙን💙

  • @WegahtaChanel27

    @WegahtaChanel27

    6 ай бұрын

    ህያበይ ሳብስክራይብ ግረብለይ❤🙏

  • @user-ei2mf1ft7l

    @user-ei2mf1ft7l

    5 ай бұрын

    @@WegahtaChanel27ገ ክገብረኪ እየዋ ንስኽዉን መልሲ መዓረይ

  • @LwamLwam-gt5bv
    @LwamLwam-gt5bv6 ай бұрын

    ኣታ ክንደይ ትቅልጥፉ ኮሜንት 🙄😂ላይክ ግጨውኒ ፈተውቲ ዘጌ

  • @BrhantubeBrhantube

    @BrhantubeBrhantube

    6 ай бұрын

    ግጨዉናኪ አለና ሳብስክራያብ ግበረለይ ማዓረይ❤❤

  • @tigraylove9361
    @tigraylove93616 ай бұрын

    ዘብራኣብሩክ ግና ናይ ባሓቂ ብሉፅ ተዋሳኣይ❤❤❤❤❤

  • @fgjyrgjopui2586
    @fgjyrgjopui25866 ай бұрын

    አረ ስለ እዘን እብ ስዑዲ ቅርሺ ዝብላዓ ዘለዋ አሐዋትና ድምፂ ኩኑወን

  • @selugaltigray6987
    @selugaltigray69876 ай бұрын

    11"ላይክ ተይረኣየ ሓፋሸይ😅እንካዕ ዳሓን መፃእኩም ❤ብሩክ ሰንበት🌿

  • @firiyatyemane
    @firiyatyemane6 ай бұрын

    ተጋሩዋይ ዘይተሓሰበ ሽሻይ ይፍጠረልኹም ናይቻናለይ ቤተሰብብሙዃን ሓግዙኒ ኣሕዋተይ 😘😘

  • @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv

    @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv

    6 ай бұрын

    እሸኒ ማዓረይ❤❤❤❤❤

  • @yes6292

    @yes6292

    6 ай бұрын

    እሺኒ ማዓረይ❤

  • @user-bp6jp4qh3j

    @user-bp6jp4qh3j

    6 ай бұрын

    አሜንንንንንን❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @adak3185

    @adak3185

    6 ай бұрын

    ኣሜንን ኣሜንን ኣሜንን ❤

  • @user-it5xv2gk9m

    @user-it5xv2gk9m

    6 ай бұрын

    Amen amen amen ashi❤

  • @HuriyaMohammed-eh9te
    @HuriyaMohammed-eh9te6 ай бұрын

    ኣያ ዘርኣቡሩክን ለምለም ዓይነይን ክፈትዎም ❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @GshShh-mz5xi

    @GshShh-mz5xi

    6 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @Maryam-rv4di
    @Maryam-rv4di6 ай бұрын

    ስደት ስደት እዩ ዓድኻ እዩ ጥዑም ዳኒ ሽኮር ❤❤

  • @user-es7bi4df5v
    @user-es7bi4df5v6 ай бұрын

    ቀፃላይ ኣብ🇸🇦ሱዑዲ ንዘለዉ እስራት እና ገንዘቤን ዝበልእወን ድምፅ ኩኑ እንዳ ጌሬ እሙን ብትሕትና🙏

  • @almazeyasu7388

    @almazeyasu7388

    6 ай бұрын

    Lomi do ne seb hazlay elka yewab eyu❤

  • @user-es7bi4df5v

    @user-es7bi4df5v

    6 ай бұрын

    @@almazeyasu7388 ሓወልቲ ኮ እዮም ክሕደምወን ሰብ ኮ ኣብ ርእሱ እንተይ ደሪስዎ ስግር እዩ

  • @MizanAbay-gw5pv
    @MizanAbay-gw5pv6 ай бұрын

    ድምፂ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዘለዉ ቅርሺ ዝተበልዑ ድምፂ ኩን በይዛኩም ደም ነቢዐን ዘምፀአኦ ገንዘብ በዚ ይወልዕዎን ኣሉ 😢😢በይዛኩም😢

  • @rhdbxhff5098
    @rhdbxhff50986 ай бұрын

    ንዳኒ ዝፈቱ❤

  • @Brave-Is_Mine1
    @Brave-Is_Mine16 ай бұрын

    "ቆሎ ክተቛምት:በርገር ይሓልፈካ'ሎ"😂😂😂 "ናብ ኣሜሪካ ደዩ ዋላስ ናብ ኣምሓራ እዩ ኣይከይድን ኢሉካ"😁🤭 ሰላምኩም ይብዛሕ ተጋሩ ኣሕዋተይ🤞🏽✌🏽❤️!!!

  • @mikelebaraki5269

    @mikelebaraki5269

    6 ай бұрын

    ይገርመካ እዩ😂😂

  • @Brave-Is_Mine1

    @Brave-Is_Mine1

    6 ай бұрын

    @@kidentube I subscribed you👍🏽

  • @munatube-qt3lz

    @munatube-qt3lz

    5 ай бұрын

    እሺ ወድየ ንስኽለ መልሲለይ ሳብስክራይብ🙏

  • @debesayabraha8121
    @debesayabraha81216 ай бұрын

    ስራሕኩም ጻዕርኹም ብምድናቕ፡ እዛ ትስዕብ መልእኽተይ ተቐበሉ። እታ ኣብ እንዳ ኣያ ዘርኣብሩኽ ዘላ ናይ ኪዳነ ምህረት ስእሊ ብላዕሊ ተቐዲዳ ኣላ ሞ ሓደራ ኣስተኻኽልዋ በጃኹ። ኪዳነ ምህረት ትስማዕኩም።

  • @user-km3qr7ni4q
    @user-km3qr7ni4q6 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ በጃኹም አብ ሰዕዲ ዓረብ ዘለና መገንዛ ገንዘብና ዘሳቅሎውና ድምፂ ኩኑና 😢😢😢😢😢

  • @user-bb9vk2mo8o
    @user-bb9vk2mo8o6 ай бұрын

    እንዳ ገሬ ክብረት ይሃብኩም ልብና እኮ ብስሓቅ መሊሕኩምና

  • @temesgenamlake1327

    @temesgenamlake1327

    6 ай бұрын

    Arawut Eritrea 😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @ngstihaylay6002

    @ngstihaylay6002

    6 ай бұрын

    ❤❤

  • @user-bb9vk2mo8o

    @user-bb9vk2mo8o

    6 ай бұрын

    ኣንታ ጸቢብ ርእሲ እሞ ንስነጥበባውያን ሞራል ምሃበይ እንታይ ኢዩ ጸገምካ

  • @MiriMiri-fb8fx

    @MiriMiri-fb8fx

    6 ай бұрын

    ❤❤

  • @dassjwxr163

    @dassjwxr163

    6 ай бұрын

    ​@@user-bb9vk2mo8o❤❤❤

  • @user-dr9bb1by8s
    @user-dr9bb1by8s6 ай бұрын

    ኮሜ 6ቲ ባዕለይ😂 ተጋሩዋይ ❤❤❤ ነያ ጆኮር ዝፈቱ like 👍😍

  • @Kafutube

    @Kafutube

    6 ай бұрын

    ኣያ ተኸስተ ልቅድሚት😂😂😂😂😂

  • @binyam1578
    @binyam15786 ай бұрын

    ከመይ ሐድሩኩ ቡሩክ ሰምበት 🕊✝️💒☔️😇🌿🌻🙏🏼

  • @hailagebermeskel-sh4mw

    @hailagebermeskel-sh4mw

    6 ай бұрын

    ኣሜን

  • @DPo-fq3lb

    @DPo-fq3lb

    6 ай бұрын

    እግዛብሄር ይመስገን ኣሜን

  • @GgJg-gw1vk

    @GgJg-gw1vk

    6 ай бұрын

    ከምሎሚ ሲሒቀ ኣይፈልጥን 🤣

  • @dsdsrseser-je1ub

    @dsdsrseser-je1ub

    6 ай бұрын

    🙏🙏🙏

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu85536 ай бұрын

    ትግራይ ሃገር እያ ❤

  • @user-dq5kv7bz2q
    @user-dq5kv7bz2q6 ай бұрын

    በረከት ቅድስቲ ሰንበት ይሕደረና👏እንካዕ በሰላም መፃኣኩም ፍቁራተይ💞

  • @wedimiki5318
    @wedimiki53186 ай бұрын

    ምንጪ ሰሓቀይ ኣምላክ ዕድመ ይሃብኩም ኣብኩሉ ስራሕኩም

  • @ngstihaylay6002

    @ngstihaylay6002

    6 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @user-kn8yy7wy9d

    @user-kn8yy7wy9d

    6 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @kerkebedeley

    @kerkebedeley

    5 ай бұрын

    ብርጌደይ ✊🔵💙

  • @BurhanBurhan2-cs6vx
    @BurhanBurhan2-cs6vx6 ай бұрын

    ተጋሩዋይ እካዕ ዳሕና መፃእኹም❤❤❤❤❤❤

  • @user-xn5rr1tn3w
    @user-xn5rr1tn3w6 ай бұрын

    እንኳዕ ድሓን መፃእኩም እንዳ ገሬ እሙን ስድራና❤

  • @erichanell
    @erichanell6 ай бұрын

    ነዞም ስድራ እንዳ ገሬ እሙን ከምዚ ከማይ ካብ ልቢ ትፈትውዎም ተሊኹም እስከ ላይክ ሃቡኒ

  • @user-uh7sy9uy6j
    @user-uh7sy9uy6j6 ай бұрын

    ሰናይ ዕለተ ሰንበት ደቂ ዓበይቲ 😊

  • @user-xy1vk5iv9m
    @user-xy1vk5iv9m6 ай бұрын

    ብሩክ ሰንበት ይግበረልና ደቂ ዓደይ አረ በጃኩም ድምፂ ኩኑኑ እስሪቤት ሰዑዲ ዓረብ ዋይ አእሙሮና ከይንስሕት ኡፍፍፍፍፍ አረ በጃኩ ብልሓለፈ ይአክለና እፍፍፍ😢😭😭😭😭😭😭😭

  • @user-vj9ld4ni2v

    @user-vj9ld4ni2v

    6 ай бұрын

    ኣይዘክን እግዚአብሔር ኣምላክ መዋፅኦ ይፍጠረልክን ሰብ ድምፂ ኮነ ኣይኮነ ዘምፅኦ ለውጢ የለን እግዚአብሔር ኣብቲ ዝሓሰቦ ክትወፃ ኢክን ካባካ ዝገድድ እናርአካ ንባዕልካ ምፅንዕናዕ ወዲ ሓው ኣቦይ 4ዓመት ገይሩ እንዮየ

  • @meri.Tgraweyti

    @meri.Tgraweyti

    5 ай бұрын

    ኣምላኽ ምዋፆኦ ይፍጠረልኹም ኣሕዋተይ ኣጀኹም ኹሉ ኻሓልፍ'ዩ

  • @dawittesfay8290
    @dawittesfay82906 ай бұрын

    ስደት ሕማቅ ነፃነት የብልካን አይ ከም ዓድኻን❤❤🎉

  • @MuseHuluf
    @MuseHuluf6 ай бұрын

    ኣብ ሰዑዲ ዓረብ ዘለና ኣሕዋትና ገንዘብን ክንመለሰለን ድምፂ ኩንወን😢

  • @askalutsegay9498
    @askalutsegay94986 ай бұрын

    ዓደይ ማዓረይ ሰላም ኩንለይ❤❤❤❤❤❤

  • @ghfy4299
    @ghfy42996 ай бұрын

    ንሰመሃልየ ዝፈቱ❤❤❤

  • @salmevms5847

    @salmevms5847

    6 ай бұрын

    🤮🤮

  • @user-sx6iv2uc2p
    @user-sx6iv2uc2p6 ай бұрын

    ምንጪ ሳሓቀይ እንዳ ገሬ ኡሙን ይፈትወኹም የ ቡሩክ ሰበት ❤❤

  • @binyam1578
    @binyam15786 ай бұрын

    ሐቅካ ደገ ጡዑም አይኮነን ዳኑ ጅግና።

  • @user-vz4xl7vu8o
    @user-vz4xl7vu8o6 ай бұрын

    ስላምን ፍቅርን ይግበረልና ፈጣሪ 🎉❤

  • @Atsbiii
    @Atsbiii6 ай бұрын

    ሰናይ ሰንበት ይኩነልና ተጋሩዋይ ❤❤❤❤❤

  • @user-te6sd6qi2d
    @user-te6sd6qi2d6 ай бұрын

    ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዘለና ደቂ ኣነስትዮ ኣሕዋት ኩም ብሰብ ኢጋማ ቅርሽና ዝተብላዕና ድምፂ ኩኑና በጃኩም ኣብ ሕማቅ ኣለና😢😢😢

  • @user-hv1ux8tt2q

    @user-hv1ux8tt2q

    5 ай бұрын

    ኣጆኪ እቲ ምንም ዘይስኣኖ መድሃኒኣለም ምሳኪ ይኩን😥❤

  • @Azmera-oo9sy
    @Azmera-oo9sy6 ай бұрын

    ያጣዓመ ኾይድሎ ቃፅልሉ ካብ ጥዕምት ድዳዚማ ያጣዓመ ኾድሎ❤❤❤

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd6 ай бұрын

    እንቃዕ ሰላም መፃኩም ደቂ ሪመይ ሓላላት ❤️ እስኪ youtub ክኸፍት ሓሲበ ናይ ምትብባዕ ምልክት ኣሪኡና 😉❤️

  • @maldayayu4160
    @maldayayu41606 ай бұрын

    አቦ አብራሃም አፍልጥኒ😂😂😂😂😂

  • @user-fd3db4jv4m
    @user-fd3db4jv4m6 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ገሬ እሙን ❤❤

  • @rozaoppo828
    @rozaoppo8286 ай бұрын

    ናበይ ኣለዂ ባዕለይ ለሚ ሓምሸይቲ ቀፃሊ ቀዳመይቲ እንኳዕ ብሰላም መፅኹም ብሪዅተይ❤❤😂 ኣያ ዘራኣ ብርኹ ዘለናዮ መፅኹም እንተትርእዉ 😂😂😢

  • @hayelomwedimeri
    @hayelomwedimeri6 ай бұрын

    እንኳዕ ደሓን መፃኹም❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-ik7vx5hb1w
    @user-ik7vx5hb1w6 ай бұрын

    መበል /36 ኮሜ😅😅😅😅❤🎉ኳዕ ዳሓን መፃእኩም ገዛና ሰንበት ባኣኩም እየ ዝፈልጣ

  • @fthawihakote
    @fthawihakote6 ай бұрын

    ን ጆኬር ትፈትዉ ላይክ❤

  • @BahafitaGebire
    @BahafitaGebire6 ай бұрын

    ዋው😂😂😂ናለማዕትሰ ዝተፈለየ አዩ አየ ዘብረአሮ ብሳሓቅ ቀትለምየ አዳ ገረ አሙን ናይ ሰሓቅ ምጨይ ኣዘኩም በረትዑ❤❤❤

  • @user-jv2by6fx2t
    @user-jv2by6fx2t6 ай бұрын

    ገርየ እሙን እኮዕ ብሰላም መፃእ ኩም ደቅዓ ደይ ቀፅሉላ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😂😂😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊

  • @sweetbrhanu9661
    @sweetbrhanu96616 ай бұрын

    እንኳዕ ዳሕን መፃእኹም ተጋሩዋይ

  • @Nifty-pb9bn
    @Nifty-pb9bn6 ай бұрын

    ሰሓቕ ጥዕና እዩ ዝበሃል ። ኣስሒቕኩምና ኢኩም እሞ ጥዕናኩም ይርብዝሓዮ። ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ❤❤❤

  • @user-be1tt7ok5s
    @user-be1tt7ok5s6 ай бұрын

    እንካዕ ብሰልም መፃክም ገሬ እሙን 🥰🥰🥰🥰🔰🔰🔰

  • @abebaab2172
    @abebaab21726 ай бұрын

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🤣🤣🤣🤣ዋይ ❤️❤️❤️❤️ስሓቕ ሞተ ❤️❤️❤️❤️🤣🤣🤣🤣🤣ዓድመ ይሃብኹም ❤️❤️❤️ፈጣርይ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @mawchagebreyohannes5987
    @mawchagebreyohannes59876 ай бұрын

    ጉጅለ ገሬ እሙን ናይ ሰሓቕና ምኽንያታት። ንበሩልና ዕንቊታት ናይና💖

  • @Channel-qe9mn
    @Channel-qe9mn6 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ዳገሬ እሙን❤ሰናይ ዕለተ ሰንበተ ክርስትያን ይግበረልና ❤✝️

  • @user-it5xv2gk9m

    @user-it5xv2gk9m

    6 ай бұрын

    Amen amen amen 🙏 ❤

  • @miliyoutube-su8uo

    @miliyoutube-su8uo

    6 ай бұрын

    ተጋሩዋይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ

  • @user-it5xv2gk9m

    @user-it5xv2gk9m

    6 ай бұрын

    @@miliyoutube-su8uo gerelki

  • @hshsusuei6713
    @hshsusuei67136 ай бұрын

    ዋላ ይሕመቀካ ዓዲኻ እያ ጥዕምቲ ዳኒ ብሓቂ❤❤❤

  • @user-vj9uh1ji2i
    @user-vj9uh1ji2i6 ай бұрын

    ዋይ ኣነ ክፅብይ ወዕለ ኮመንት ተቀድመ እንኳዕማ ብሰላም መፃእኽም ዳሕናዋ😋 ❤❤❤❤❤ ኣታ ዋዮዋዮ ኣማርካ ኣይኸድይ😂😂😂😂

  • @user-bs5py2ws1z
    @user-bs5py2ws1z6 ай бұрын

    እንክዓ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ❤❤❤

  • @miliyoutube-su8uo

    @miliyoutube-su8uo

    6 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

  • @user-hq9pw6up8b
    @user-hq9pw6up8b6 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃእኹሙ እንዳ ገሬ እሙን ቡሩኩ ሰንበት ይግበረልና ይግበረልኹሙ ❤❤❤❤

  • @user-vy2fq6xb4c
    @user-vy2fq6xb4c6 ай бұрын

    ለምለም ዓይነይ ምሰሊ ኣደዋይ😢ንዓኺ ኽርአየኮ ዝመጽአ😊😊

  • @user-nu9xh1zs1g
    @user-nu9xh1zs1g6 ай бұрын

    እንኳዕ ብደሓን መፃኩም ደቂ ሓላል መሬት ተጋሩ ድምፂ ንነበርቲ ሱዑዲ ዓረብ ደቂ ኣንስትዮ 😢

  • @miliyoutube-su8uo

    @miliyoutube-su8uo

    6 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ብምግባር ኣታባቡዑኒ ተጋሩዋይ

  • @Merhawit213
    @Merhawit2136 ай бұрын

    Well came ዳገሬ እሙን 💞 ዋይ ኣቱም ተጋሩዋኒ ኣብዚ ዳኮሞንት ዲኹም ኣስፊሕኩም ማዓዝ ዳኣ መሊእኽምዎ 😅😅❤

  • @MedhinDesta-mt5vj
    @MedhinDesta-mt5vj6 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ቡሩካት ዘርኢ❤❤

  • @elsakidanu
    @elsakidanu6 ай бұрын

    welcom ደቂ ትግራይ 🎉🎉 ኣያ ዘርኣብረኽ😂😂ኣታ ው😂

  • @user-vq8zr6gg9n
    @user-vq8zr6gg9n6 ай бұрын

    ተጋሩዋኒ❤❤❤❤

  • @user-nu1my2ci1j
    @user-nu1my2ci1j6 ай бұрын

    ኣብ ሱዑዲ ዘለዋ ኣሕዋትና ገንዘብን ብሰብ ኢገማ ዝብላዓ 😢 ዘለዋ በጃኹም ድምፂ ኩንዎን

  • @yes6292
    @yes62926 ай бұрын

    ዳኒተይ ፍቅር ሶ ይመችካ ❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-vb7kq8jt4f
    @user-vb7kq8jt4f6 ай бұрын

    ድምጺ ንኩነን ኣብ ስዕዲ ዓረብ ገንዘበን ዝተበልዓ ኣሕዋትና ኣለዋ😢

  • @user-rj6zh1sx5d
    @user-rj6zh1sx5d6 ай бұрын

    ስብ ኮሞተ ግን ኣብዚ ድኩም ሓድርኩም ይሞችኩም ❤️😅 እሽሩሩ ኣኝኪ😁🤦

  • @user-gd6eq2yh4y
    @user-gd6eq2yh4y6 ай бұрын

    🤣🤣🤣እንኻዕ ዳሓን መፃኩም ተጋቱዋይ ❤️❤️❤️

  • @NomorehgdefEzgharya
    @NomorehgdefEzgharya5 ай бұрын

    ኡኡኡኡኡይይይይይ ኣቦ ኣብርሓም ንገርኒ እዋይ ኣያዘርኣብሩኽ😂😂😂😂😂😂😂ከመይ ውዒልኩምልና እንዳ ገርየ እሙን❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-vw9pd1js3o
    @user-vw9pd1js3o5 ай бұрын

    ብጣዕሚ ቡሉጽ ስርሕ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @samrigaltigray6853
    @samrigaltigray68536 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መጻኩም እንዳ ጌረ ብሩኽ ሰንበት😍😍

  • @user-if4wo6dg2g
    @user-if4wo6dg2g6 ай бұрын

    ጓይታይ ዝኮነ ማዓልቲ❤❤❤❤

  • @user-oe5kj2rt8e
    @user-oe5kj2rt8e6 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃአኩም ተጋሩ ዋይ ማዓረይ❤️💛❤️💛🥰🥰🥰

  • @brhanegerezihar3032
    @brhanegerezihar30326 ай бұрын

    ዕንካዕ ሰላም መፃአኹም ሰናይ ዕለተ ሰንበት ይግበረልና❤

  • @abrehatgebrhansgebrhans9400
    @abrehatgebrhansgebrhans94006 ай бұрын

    ዋውውውውውውውውው አትስአኑ አመሪካ ብእግርካ ደበኽ ክብልዐለይ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞

  • @samirha5358
    @samirha53586 ай бұрын

    ኣያ ጀኴር ምርቃ ደስ ይብለካ❤❤❤❤❤❤🎉

  • @user-xb9oy5bw2o
    @user-xb9oy5bw2o6 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኣኩም ተጋሩዋይ♥️🥰

  • @wekj9541
    @wekj95415 ай бұрын

    እንኳዕ ዳሕን መፃኡኹመ ❤❤❤

  • @user-ig3ws4bn7g
    @user-ig3ws4bn7g6 ай бұрын

    እንካዕ ሰላም መፃኩምልና ገዛና❤💛😍🙏

  • @zebibmedhane6774
    @zebibmedhane67746 ай бұрын

    My happiness admen tenan yhabkum fetari😂😂😂❤❤❤❤

  • @tesfaysielay8703
    @tesfaysielay87036 ай бұрын

    Ane kemza film zeftwa yeblyen jeganu nay behaki from Canada 🇨🇦 ❤❤❤❤❤❤

  • @MhariGebrehiwet
    @MhariGebrehiwet4 ай бұрын

    ዘብረኣብሩኩ ጎቦዝ ተዋሳኣይ ብጣዒሚ ቀፅለሉ🎉❤

  • @lulaweldelchel8502
    @lulaweldelchel85026 ай бұрын

    ❤It is an extremely nice drama.

  • @titigezaei138
    @titigezaei1386 ай бұрын

    እንኳዕ ድሓን መፀእኩም❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @duy6703
    @duy67036 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋርዋይ ብልፃት ምንጪ ሳሓቀይ

  • @noheissak4854
    @noheissak48546 ай бұрын

    ❤❤❤ኣጆኩም እንዳ ገሬ

  • @adak3185
    @adak31856 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-gq1is1eh2s
    @user-gq1is1eh2s6 ай бұрын

    ዓድካ ጥዑም ዳኒ ሽኮር♥️🥰

  • @user-nx7vw7cw4t
    @user-nx7vw7cw4t6 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኢኹም ናይ ምጪ ሳሓቅ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tsigehadush7472
    @tsigehadush74726 ай бұрын

    እንኳዕ እንኳዕ ዳሕና መጻእኩም ስድራና❤❤

  • @user-hp8ue7vp4y
    @user-hp8ue7vp4y6 ай бұрын

    እንኳዓ ብሰላም መፀኹም እንዳ ገሬ እሙን 🎉🎉🎉🎉🎉🎉😍❤❤❤❤

  • @Halamadr146
    @Halamadr1466 ай бұрын

    ዘራብሩክ ሓቂ ተዛሪቡ እንዳ ሰሓቁ ይውለዱ ❤

  • @Meri81219
    @Meri812196 ай бұрын

    እንኳዕ ዳሓና መፃእኩም ተጋሩዋይ ፅርያት❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-ve1lz6qp7w
    @user-ve1lz6qp7w6 ай бұрын

    ተጋሩዋይ ፅሩያት ❤❤❤

  • @akbbbbbhhb

    @akbbbbbhhb

    6 ай бұрын

    kkkkkkkkk since when komall

  • @miliyoutube-su8uo

    @miliyoutube-su8uo

    6 ай бұрын

    የቀንየልና ማዓረይ

  • @user-ve1lz6qp7w

    @user-ve1lz6qp7w

    6 ай бұрын

    @@miliyoutube-su8uo እሺ ናተይ ታንኪው ሓላለይ 😘😘😘

  • @user-ve1lz6qp7w

    @user-ve1lz6qp7w

    6 ай бұрын

    @@akbbbbbhhb ለሚ እውን ተጋሩ ፅባሕ እውን ተጋሩ ኢና 💪💪😘😘ትግራወይቲ ምካነይ ይኮርዕ ንዑቅስያ ሰብ ይፀርፈ ዘይትፎልጦ ፀርፍስያ ዳርጋ ደርፊዩ ኣይትድከም

  • @user-ys9yj7en6v
    @user-ys9yj7en6v6 ай бұрын

    እንኮዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ገሬ እሙን ሰላምታኩም ይብዛሕ ፍቅራት ኣሕዋተይ❤🎉

  • @rsdssvzgdmsc8248
    @rsdssvzgdmsc82486 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ገሬ እሙን❤❤ሳሓቅ ቀቲልኩምና ብሩክ ሰምበት ይግበረልና❤👏

Келесі