ክልተ ሓደ 8ይ ክፋል KILITE HADE PART 8 Tigrigna Comedy - LEMIN FILMS
Ойын-сауық
Don't forget to subscribe now and enjoy all Tigrigna music, short comedy dramas, drama series and shows produced by LEMIN FILMS ለሚን . Thank you for subscribing! and again welcome to LEMIN FILMS ለሚን ፊልምስ
LEMIN FILMS ለሚን ፊልምስ is an online entertainment channel and will bring you all Ethiopian music, short comedy drama, drama series and an entertaining shows.
ናብ LEMIN FILMS ለሚን ፊልምስ እንኳዕ ብደሓን መፃኹም። Subscribe ብምግባር ብ LEMIN FILMS ዝዳለው ደርፊ፣ ኮሜዲ ድራማ ፣ልቢ ዝሰቅል ተኸታታሊ ድራማ ፣ ቃለመሕትትን መዘንግዕ ካሜራን ብትግርኛ ዝቐርበሉ ብሕታዊ መማረፂ እዩ።
Subscribe ብምግባር ቤተሰብ ይኹኑ!
Don't forget to subscribe now and enjoy all Tigrigna music, short comedy dramas, drama series and shows produced by LEMIN FILMS ለሚን . Thank you for subscribing! and again welcome to LEMIN FILMS ለሚን ፊልምስ
LEMIN FILMS ለሚን ፊልምስ is an online entertainment channel and will bring you all Ethiopian music, short comedy drama, drama series and an entertaining shows.
ናብ LEMIN FILMS ለሚን ፊልምስ እንኳዕ ብደሓን መፃኹም። Subscribe ብምግባር ብ LEMIN FILMS ዝዳለው ደርፊ፣ ኮሜዲ ድራማ ፣ልቢ ዝሰቅል ተኸታታሊ ድራማ ፣ ቃለመሕትትን መዘንግዕ ካሜራን ብትግርኛ ዝቐርበሉ ብሕታዊ መማረፂ እዩ።
Subscribe ብምግባር ቤተሰብ ይኹኑ!
#LEMIN_FILMS #Kilite_hade #Wenchif
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
..
.
.
zehabesha official,abel birhanu,tst app youtube,yesuf app,ሰበር ዜና,ethiopian music,ethiopian music tigrigna,ethiopian drama,gere emun,betoch comedy,enda thish, gere emun part 55 , gere emun part 56 , kezahta show,kemalatkum,seifu on ebs,eritrean music,tigrigna comedy,senselet,mezmur orthodox,zemen,zemen drama,9 shi,zetenegnaw shi,yebeteseb chewata,dr abiy ahmed,ebs sunday sp,ethiopian traditional music,dw tv news,andafta, TPLF, Tigray Region, Dr, Debretsion, Getachew Reda, hop ethiopian music,admas e,admas music, Eritrean comedy, Tigrigna comedy, Tigray comedy, TMH , Dimtsi weyane DWTV
Abel birhanu,abel birhanu(የወይኗ ልጅ) ,yeweynua lij, abel birhanu , አቤል , brex Habeshawi, Mahi & kids, abel birhanu ,seifu fantaun, ebs tv,seifu,Ethiopia police,addis ababa police, Ethio vlogs,Fani samri,zehabesha official Ethiopian,ዮኒ ማኛ yoni magna, ጂጂ ኪያ , gere emun 55 , gere emun 56, gere emun 57gege kiya,Yotube,Tst App,Yesuf App,Nuro Bezede (ኑሮ በዘዴ),Hope Entertainment,miko mikee,Ethio Times,Addis Monitor,Marsil Tv worldWide,Somi,Yeneta Tube,Nahoo tv, jtv , kana Television Abel birhanu (የወይኗ ልጅ), Abel birhanu, zehabesha, top media, አረብ ሀገር , ስደ , ሳውዲ , ቤሩት , የመን ,ethiopian ,abiy ahmed, donald trump,america ,ethiopia, prisedent,ebc,ebs,etv,walta,fana,LTV , Dimtsi weyane, Tigray Mass Media , betoch comedy,betoch drama, zetenegnaw shi, 9 shi, Amharic comedy, Ertrean comedy, Tigrigna comedy seifu on ebs,entewawekalen wey,saudi,yemen,dubai,berut,saud arebia,saudi ethiopia, Ethio samsung, Ethiopia android,feta daily, andafta yeneta tube,ethio tube,yesuf app,tst app,fast mereja,miko mikee,habesha prank,world news,bbc world,bbc ethiopia bbc tigrigna bbc,saba ethio tube, afrika,Ethiopia cnn,cctv,amharic,breaking news tv,አቤል ብርሀኑ,ዘሃበሻ,አብይ yebeteseb chewata , መግለፂ ህወሓት, ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ አህመድ,ኢትዮጵያ,ቀልድ,ፕራንክ,ድራማ,ቤቶች,9ሺ,የኢትዮጵያ ዜና,መረጃ,ፈጣን መረጃ,ሰበር መረጃ,,ሰይፉ ፋንታውን,እንጫወት,እንተዋወቃለን ወይ,ኢቢስ, Hachalu hundesa
Пікірлер: 461
ኣፍቕሪት ክልተ ሓደ like ይሃቡ 👇🏿 🌹
@sooqusabya3786
3 жыл бұрын
ب@@mesobTigray03
@hxhx204
3 жыл бұрын
😍😍😍😍😍😍
@muluhailu9570
Жыл бұрын
❤️❤️❤️🎈🎈🎈
ንኣኸዛ ትፈትው❤like👍ሃብኒ
@mesobTigray03
3 жыл бұрын
Like, ላባየይ ለ አላግስ መዓረይ 🙏 ሊንክ kzread.info/dash/bejne/oHeo1a2Yg7GXZKw.html
@merimeri8268
3 жыл бұрын
@@mesobTigray03 ኣለግሰልኪ ሓፍተይ 😍😍😍
ፍትሒ ሱዑዲ ዘለዉ አሕዋትና ቀስ ብቀስ ይሃልቅ አለዉ በይዛኩም ሰለ ናዬም ንገደሰለም😭
@user-bp2il6ov7w
3 жыл бұрын
Btkikil
@user-dx3kl4ph2d
3 жыл бұрын
ብትክክል ምቅርተይ
@madinamad6663
3 жыл бұрын
💛💛❤❤😭😭😭
@iloveyoumama7755
3 жыл бұрын
ትክክል ዝያዳይ አረ ፍትሒ ፍትሒ
@gdfd5905
3 жыл бұрын
ዋይይይ እወ ፍትሕ ፍትሒ ፍትሒ
ናይ ዓረደመ ኣድነቅቲ እስኪ 👇💛❤💗💗
@user-qk9kx2ft5w
3 жыл бұрын
ኣለና
@lloveyou1210
3 жыл бұрын
@@user-qk9kx2ft5w ❤👈
@MaryMary-wq9iy
3 жыл бұрын
Wowowwww Amennnnnnnn🙏🙏🙏🙏🙏💖💖💖💖😍😍😍😍😍
@mesobTigray03
3 жыл бұрын
ብርሃን ጋል ዓጋመ ላባየይ ለ አላግስ መዓረይ 🙏 ሊንክ kzread.info/dash/bejne/oHeo1a2Yg7GXZKw.html
@mesobTigray03
3 жыл бұрын
ሳምሪ ጋል ትግራይ l love you ትግራይ ላባየይ ለ አላግስ መዓረይ 🙏 ሊንክ kzread.info/dash/bejne/oHeo1a2Yg7GXZKw.html
አንካዕ ንብራሃነ መስቀሉ ብሰላም ኣብፀሐና ተጋሩ ናተይ ብሱም ተጋሩ ላይክ
@user-hy2pt3tr1d
3 жыл бұрын
ጌና እድዩ ዘሎ ግዲ
@user-yk7eh2fv5h
3 жыл бұрын
ኣሜን ማሮች
@user-qe6mf1ie9e
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏😍😍😍🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@iloveyoumama7755
3 жыл бұрын
እሜን እሜን እሜን ንኹልና ይኽን
@user-pc7bo1ip6l
3 жыл бұрын
@@user-yk7eh2fv5h ብስም ክለተ ሓደ ኮአዩ ክልተ ሓደ ዲሕሪ መስቀል ሰለ ትልቅቅ አየ ሰለ ዘይንራከብ ኮአዪ ሓወኒ
ዕድመን ጣዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ family ክልተ ሓደ
ንኣኸዛ ዝፈቱ like💛🧡💛ቅዱስ ሚካኤል በየላቹ ይጠብቃቹ 🙏 የኔ ናፍቆት ❤️
@user-bz8si7xx5m
3 жыл бұрын
ኣሜንንንንንንንንንን
@user-qk9kx2ft5w
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማር
@rozirozi5221
3 жыл бұрын
አሜንንን
@fnankaleab7051
3 жыл бұрын
ኣሜን! ኣሜን! ኣሜን!!!!
ጡዑማት ስድራ አብ ስደት ዘለና ከሙዙይ ልዓመታ ምስ ስድራና ንውዕሎ ይግበረልና የሕዋተይ ስደት ሑሱም 😭😭
@user-qk9kx2ft5w
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማዓረይ
@Sara-sr4sg
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማዓረይ
@mesobTigray03
3 жыл бұрын
Amean🙏 ላባየይ ለ አላግስ መዓረይ 🙏 ሊንክ kzread.info/dash/bejne/oHeo1a2Yg7GXZKw.html
@frehagos4199
3 жыл бұрын
ኣሜንንንንንንን ውድ
ብጣዕሚ እየ ደስ ዝብል ደቂ ዓደይ ሓፍትኩም ካብ ትግራይ ወድማ ኣፅቡ እየ እነ ቀፅልሉ ከይተቃርፅዎ ከምኡ ድማ ፆሎት እናገበርካ ዓይንካ ኣይዕመትይ ነውሪ እየ ምክንያቱ ዓይንና ንላዕሊ ንላዕሊ ኣእዳውና ዘርግሕና ክንፅሊ እዩ ዘለና እንበር ዓይንና ዓምትና ክንፅሊ ኣይፍቀድይ ካብኡ ድማ በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ አሜን 3ምስ በልና እና ክንፅሊ ዘለና እንበር በስመአብ ከይበልካ ፆሎት ኣይግበርን ምስ ይቅሬታ
@mesobTigray03
3 жыл бұрын
ላባየይ ለ አላግስ መዓረይ 🙏 ሊንክ kzread.info/dash/bejne/oHeo1a2Yg7GXZKw.html
@user-wr9jc3ju8s
3 жыл бұрын
@@mesobTigray03 እሺ
አታ በጃኩም አሕዋተይ like አጥዕሚኒ ክክ
@user-st4us5kl4t
3 жыл бұрын
Hibeki aleku mqrtey
@user-qy6wk1kj9f
3 жыл бұрын
የቀንየለይ ክብረተይ
@user-eb7rg1id1r
3 жыл бұрын
ሂበኪ አለኩ ጓል ትግራይ ፃዕዳ ዘይብላ ዕዳ በሊ ንስኪ እውን አጥዕምና😁
@rgatgaltgray466
3 жыл бұрын
ኣጥዒመኪ ጓል ኣፅቢ ዓደይ
@user-qy6wk1kj9f
3 жыл бұрын
@@user-eb7rg1id1r ክክክክክ እሺ
እዋይ እዛ ኣዶ ኾይና ትሰርሕ ዘላ ጋልሲ ክፎትያ ብጣዕሚ እያ ትኽእል
@astw4522
3 жыл бұрын
ዋላአነ💘💘💘💘
🤙🏿ፈትውት❤ ኣሮዶም like👍🏿ሃብኒ 👇🏿
የስ ኣነ ቀደመይት ፁቡቁ እንኳዕ ብሰላም መፀኩም
@LoveYou-xb9hi
3 жыл бұрын
ተኸታታልቲ ገሬ እሙን ምካንኩም ፈሊጠ ኣለኩ ና ኣያ ዘርአብሩኽ , ጆኬር, ገሬ, ኣብርሃም ብሉፃት ስራሕ ክጋብዘኩም SUBSCRIBE ከይትርስዑ kzread.info/dash/bejne/gYua07qfp6vFp6g.html
@love-xg3ws
3 жыл бұрын
እንዳ እሙ ተከታታሊት የዕርክቲ ንኩን
@user-mi8dj1gz7y
3 жыл бұрын
@@love-xg3ws እሽ ማዓረይ
እንኳን ብሰላም መፃኩም ደቂ ትግራይ ሓላለት ለማዓንቲ ቅድምኩሉ ኮሞንት ፀሓፈ ኣለኩ 👍👍👍👍👍👍👍 እስቲ ሃብኒ ባዑሉ ሚኪኣል ((12) ያሓሉኩም ዋ ኣብ ስደት ዘለና ካዓ ብሰላም ንብታ ምቅርቲ ዓድና ትግራይ ይምለሰና ኣብ እስርቤት ዘሎ ካዓ መዋፃፅኢ ይፍጠረለሞ ፈጣሪ
@genettsegay4666
3 жыл бұрын
Amen amen amen
@user-qy6wk1kj9f
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝያዳይ
@user-qm4bc1pb9i
3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ሓፋተይ ናተይ
@moo9930
3 жыл бұрын
Amen amen amen makrity
@heygegsgee6026
3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏
እንቃዕ ብዳሓን መጽእኹም ስድራ ክልተ ሓደ!!
ፈተውቲ ክልተ ሓደ ላይክ ሃቡኒ
እንኳዕ ብስላም መፅኡኩም ደቂ ትግራይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mesobTigray03
3 жыл бұрын
Amean ላባየይ ለ አላግስ መዓረይ 🙏 ሊንክ kzread.info/dash/bejne/oHeo1a2Yg7GXZKw.html
Welcome Welcome ❤👍👍👍
ኣነስ እታ ሰበይቲ ክፈትዋ ምዓት ማሚየይ ዝፈትዋ እስኪ👍ግሎፁለይ❤❤❤
ሰናይ ባዓል መስቀል ይግበረልና ኣብ ከሉ ኩርናዓት ዓለም ዘለና🙏💕💐
@mdinaal7283
3 жыл бұрын
Amen amen amen 💕💕💕👏👏👏
ፍቅውውውው ከመይ ቀኒኹም እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ዳ ክልተ ሓደ
@mesobTigray03
3 жыл бұрын
ላባየይ ለ አላግስ መዓረይ 🙏 ሊንክ kzread.info/dash/bejne/oHeo1a2Yg7GXZKw.html
እንካዕ ብዳሓን መፀእኩም
እውይ ጉድ ላይክ ሃቡኒ ላይክ ሃቡኒ በቃ የብልናን ተወዲኡ ሪኢቶ ዝፅሕፍ ዘየለ
@user-mi8dj1gz7y
3 жыл бұрын
ክክክክክክ እንታይ እሞ ፀገም ኣለወ ናሃቦም እዶ
@love-xg3ws
3 жыл бұрын
@@user-mi8dj1gz7y ኢደይ ትሰበር ዘይህብ ብዝሓለፍክዎ ኮምንት ከንብብ ከለኩስ ሃብኒ ሃብኒ ዝብል ጥራሕ እውይ
@user-mi8dj1gz7y
3 жыл бұрын
@@love-xg3ws ክክክክክ እንታ ፀገም ኣለወ
እንካዕ ደሓን መፃኩም ደቂ ትግራይ ፃዕዳ ንኣከዛ ኣድነቅቲ ኣለኩም ዶ
@user-qk9kx2ft5w
3 жыл бұрын
ኣለኩ ኣነ
እውይ እስት ከመይ አኻዛ ዝፈትዉ ላይክ በልና አታ ዛአኸዛስ ክፈትዋ
ኣጆኹም ሳምር ሽኮር ደቅ ዓባይ ትግራይ ክፈትዎኩም መዓት
@mesobTigray03
3 жыл бұрын
ላባየይ ለ አላግስ መዓረይ 🙏 ሊንክ kzread.info/dash/bejne/oHeo1a2Yg7GXZKw.html
ንኣኸዛ ትፈትው like ሃብኒ
@user-st4us5kl4t
3 жыл бұрын
Ane aleku fetya kmot ele
ጽቡቅ ስራሕ ግን ጾሎት ዓይንኻ ዓሚትካ ኣይጽለን እዩ ነጃኩም 🌻🌼❤
እዋይይ ደስ በሀልቲ ሙቁራት 💝💞💝💞💝💞
ቐፁሉሉ ብጣዕም ደስ ይብሎ ኣጀኹም ቦሪትዑ ።
@LoveYou-xb9hi
3 жыл бұрын
ተኸታታልቲ ገሬ እሙን ምካንኩም ፈሊጠ ኣለኩ ና ኣያ ዘርአብሩኽ , ጆኬር, ገሬ, ኣብርሃም ብሉፃት ስራሕ ክጋብዘኩም SUBSCRIBE ከይትርስዑ kzread.info/dash/bejne/gYua07qfp6vFp6g.html
ፅቡቅ እዩ እታ ተዓሚትካ ፀሎት ግን አይናትናን ካልአይ ከይትድገም
They all talented but Akeza is natural.
@mesobTigray03
3 жыл бұрын
ላባየይ ለ አላግስ መዓረይ 🙏 ሊንክ kzread.info/dash/bejne/oHeo1a2Yg7GXZKw.html
ድራምኡ እንካዕ ተፈተክዎ ሓዱሽ ዓመት እንዳ ኣክበርካ ዓይንካ ዓሚትካ ምፅላይ ምንታይ ኣምፃኦ በእግዚአብሄር ከ ዓይንካ ዓሚትካ ምፅላይ ይፈቅዶ ድዩ ወይስ የኣምባገነኑ ድቃላ ናቹ ጴንጤ ይቅርታ ግብርሎይ ኣብይ የሰመኘው የሳዓረ ግዳይ የግዛኢ ግዳይ የሃጫሉን ግዳይ ሰለሆነ ኣብይም ጴንጤም እጠልዋልው ሌላ ካላቹ ጨምሩልኝ ትግሪኛ ብዙ ኣልችልም
@user-lh8tm2gp7d
3 жыл бұрын
ኣይዞሽ ማር ሁሉም ያልፍል
@heroethiotg4836
3 жыл бұрын
@ሰላም መሓሪ ኣነ የግረመኝ ዞም ተከታተልቲ ይህ ኣስተካኩሉት እሎም ዘይ ፀሕፍሎም ኣይዞህ ኣይዞህ ኣድናቂኩም ኢና ፍእእእ
@mesobTigray03
3 жыл бұрын
ላባየይ ለ አላግስ መዓረይ 🙏 ሊንክ kzread.info/dash/bejne/oHeo1a2Yg7GXZKw.html
ናፍቀኩም ዓሩዬ ሽኮር ቀፅልሉ።ምቁራት💙💙💙💚💚💚🌷🌷❤❤❤💔💔💕💕
ንኣከዛ ላይክክክክክክክ
ኣኸዛ ሓፍተይ አብ ኽሳድኪ ማዕተብ እሰሪ ክርስቲያን እንተኮይኒኪ
@mesobTigray03
3 жыл бұрын
ላባየይ ለ አላግስ መዓረይ 🙏 ሊንክ kzread.info/dash/bejne/oHeo1a2Yg7GXZKw.html
እንኳን አደረሰቹሁ አቤት ስታምሩ
ዋይ😄መጺኩሙለይ ዶ 😍😍😍😍😍😍💝💝💝💝💝💝
@mesobTigray03
3 жыл бұрын
ላባየይ ለ አላግስ መዓረይ 🙏 ሊንክ kzread.info/dash/bejne/oHeo1a2Yg7GXZKw.html
ናይ ኣከዛዋይ ኣድናቂት እየ ይመቸኩም እስከ ሓላላተይ
ኣኸዛ ቃሕ በሃሊት
@mesobTigray03
3 жыл бұрын
ላባየይ ለ አላግስ መዓረይ 🙏 ሊንክ kzread.info/dash/bejne/oHeo1a2Yg7GXZKw.html
ክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክ ውይይይይይይይ ብስሓቕ ወዲኡኹምና ብናይ እማን ብሓቂ ኣድክም ኢኹም ብስሓቕ ተፈትፊተ ከም ፍትፍት እንደራ ክክክክክክ ውይ ዓረዶም መቑሰሊ ክልቲኹም ሓደ ባህሪ ደስ ባሃልቲ ሙቁራት ኩልኹም ከም ዘለላ ወይኒ ውቁባት ዕንቁታት ደስ ባሃልቲ ማራ ኢኹም ተመችኹምኒ ብድሓን ምፁ ብሃንቀውታ ንፅበየኩም ሽኮራተይ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ብሩኽ ኣውደ ዓመት ይግበረልኩም ንኹልኹም ደቂ ዓበይቲ ማዓር 😗😗😗😗😗😗❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️😗😗😗😗😗😗🌼🌼🌼🌼🌼❤️❤️❤️🌾🌾🌾❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ኣብ ሰደት ዘለው ሓትናን ኣብ ዓድን ዘለኩም ኩለኩም ህዚቢ ክርስተያን ሚኪኤል (12) ያሓሊኩም
@user-bz8si7xx5m
3 жыл бұрын
ኣሜንንንንንንንንን
@mdinaal7283
3 жыл бұрын
Amen amen amen 💕💕💕👏👏👏
@Th-ze8nm
3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@okookokmaradespahali3535
3 жыл бұрын
ኣሜን 3
ኣረዶም ኣከዛ well com from eritra
@mesobTigray03
3 жыл бұрын
ላባየይ ለ አላግስ መዓረይ 🙏 ሊንክ kzread.info/dash/bejne/oHeo1a2Yg7GXZKw.html
እሰይ ደስ ክትብሉ ክልተ ሓደ ቀፅልሉ ደስ ልብል ስራሕ እዩ እንኳዕ አብፀሐኩም ንሓድሽ ዓመት
ደቂ ትግራይ ፁሩያት እስኪ ሰብስክራብ ግበሩኒ ሓንቲ ኣብ ስደት ዘለኩ ሓፍትኩም እየ
@okookokmaradespahali3535
3 жыл бұрын
ብዙሓት ኣለና 👏🙏
ክልተ ሓደ እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም እስቲ ንዓሩዋይ ዝፈቱ
@mesobTigray03
3 жыл бұрын
ላባየይ ለ አላግስ መዓረይ 🙏 ሊንክ kzread.info/dash/bejne/oHeo1a2Yg7GXZKw.html
እንኳዕ ብዳሕን መፃኹም ደቅ ሓላል💊🙏💊💊💊❤❤
ዓሩዋይ ሽኮር😍😍
@user-eq5kx7mz2w
3 жыл бұрын
Ne akeza ketekenie deki
እዋይ ደስ ትብሉ ከይታቓርፁ ሓደራ
እንካዓ ዳሕና መፃአኩም ደቂ ትግራይ ሓላል💋💋💋💋
Kkkkkk እውይ ሽኮራት እንኳዕ ድሓን መፃእኹም ዓሩዋይ I Love you. ዓረዶመይ ቱፍ. ዋይ ኣይትሰኣኑ
ፍትሒ ፍትሒ ኣብ ሱዑዲ ዘሎው ኣሓትና በቻኹም ስቃይ በዚሕዎም
Willkommen deki tigray xbuk srah kexlwo
ኣታ ኣከዛ ኮ ሳሓቅ ቀቲላትኒ kkkkk😁😁😁ግንኮ ብባህልናስ ስረ ዘይብሉ ስብኣይ ክከይድ ሪእና ኣይንፈልጥን ዋላ ድካ ሰፋፍዩ እዩ ዝክደን
@mesobTigray03
3 жыл бұрын
ላባየይ ለ አላግስ መዓረይ 🙏 ሊንክ kzread.info/dash/bejne/oHeo1a2Yg7GXZKw.html
Ere akeza bsuru andegna eki twena mearey 😍😍🥰🥰🥰🥰🥰
ደስ ባሀልቲ ሩሑስ አውድአመት ይግበረልኩም ይግበረልና አመን
ጽሩያት ዝኾኑ ተዋሳኣቲ❤❤❤❤
Well come guys❤💛💋💘
Wawa des bahali eyu ketsllu ግን ኣብ ፀሎት ምግባር ግን ኣይንኩም ኣይተኣምትዎ ካመኡ ኢልካ ፀሎት ኣይግበሪ ዞም ሓተይ ሃይማነትና ኣይፍቅዶን ዝተመቸየኩም like
እንኳዕ ብሰላም ሞፃኩም ደቂ ትግራይ ማዓረይ 😘😘😘🇨🇳🇨🇳🇨🇳
Welcom halalatey 🤝🤝🤝🤝🤝🤝demo des behali ketslulu tsubuqatey ❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰
ጸሎት እንትትገብሩ ዓይንኩም አይትጨፍኒ
እዚ ዝመስል ድራማ ኣብ ዩቱብ ኽሕፀር ኣይነበሮንኩሉ መእንተ ክርእዮ ብቴሌቪዥን ጣብያ ኽማሓላለፍ ኣለዉ
Nice ድራማ❤👌🏿 👇🏿
Asey asey asey asey asey asey asey asey konaju 💖💖💖💖💖🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷💖💖💖💖🌷🌷🌷 😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘
አየ ስደት ማዓዝ ኮን እዩ ምስ ወለድና ክምዚእልና እነሕልፎ ኦ ፈጣሪ ብሰላምን ቅሳኖትን ካብዚ ስደት እዙይ ኣናግፈና
ኣኸዛዋይ ኣስሕቓትኒ
ኣሜን የውሃና ሽኮር❤👍
Ayy Akeza gobez teweset eki
Akeza Lovely
ንመጀመርታ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ሽኮራት ዋይዋይ ክክክክክክክ ኣይላቭዩ ክክክ ቱ እዩ ዝብሃል
@mesobTigray03
3 жыл бұрын
ላባየይ ለ አላግስ መዓረይ 🙏 ሊንክ kzread.info/dash/bejne/oHeo1a2Yg7GXZKw.html
willkommen wilkommen ekae dahan mexaekum arbi txbit ketilkumuna terifkum kea lomi kea khiskumuna
እውይ ፍቁራተይ ደስስ ባሃሎ ናይርኩም ዋ ግን ሓደ ሓደ ነገራት ስሕተት አሎ ሓደ ዋላዳአ በሕጫጮ ይኩን እምብር ፅረፊ ናይ ሰይጣን እዩ ተትቀሪ እና ደሞ ጸሎት ክትጽሉዩ እንተልኩሙ ዓይንኩሙ ዓሚትኩም ዘይኮነ ከመ ጴንጠ ዓይንኩም ናብ ላዓሊ ቃሓ አብልኩሙ ክርስቲያን ሰብ ተስፋ ኢና ተስፋ ዘለው ደሞ ኩሉ ግዜ ብርሃን እዩ ዓይኒ ምዕማት ናይ ፀልማት ምልክት እዩ ምስ ይቅርታ ደሞ እግዚአብሔር ቆንጆ ገይሩ ሰሪሕና እናሃለው ዘይጨግርና ጨግሪ ናይ ፈረስ ወይ ደማ ናይ ጣኦት እናተጠቀመና ከይተፈለጠና እግዚአብሔር ንሕዝን አለና ብሓቂ በተለይ አብ ትግራይና በጭግሪ አርቴና ድርፊ ተታሒዙ እዩ ዘሎ አቤቱ ማሓርና ግን ከይፈለጣን እግዚአብሔር ትክክል አይስርሕንን ስለዚ አነ መልከዐይ ክስተካክሎ አለኒ ከማለት እዩ ዘይንትና ምጥቃም ንሕደጉ በመልክዕ ስላሴ ዝተፈጠርና ፅቡቅት ኢና መልክዕ ደሞ ሓላፊ ጠፋኢ እዩ እስኪ ንስካትኩም እካ ብምድያ ንስብ ትምህርት ኩኑ ክንድይ ግዜ እግዚአብሔር ንሐዝን ትግራይ ዓዲ ሃይማኖት እዩ ይብሃል ግን ተገመጢሉ ናይ ሰይጣን መሕደሪ እና ኮይንንና ዘለና በተለይ አዴታተይ እንታይ ይገብርልክን ዘይናትክን መልክዕ ንስካትክን ኢክን ብብዝሒ ትውልዱ ትመርዛ ምክንያቱ ዛግራ ከመራሒታ እዩ ቀላዓ ናይ ወለዱ እዩ ዝርኢ እስኪ ናይ ሃይማኖት ና ዝብልናውን ንፍለጥ ፍሊጥና ንውላድና እውን ነመሓላልፍ ንግስት ሳባ ወይ ማክዳ ዝተብሃል ቅድስት አዴና በአፍ ጎይታና መዳሓኒትና እዮስሱ ክርስቶስ ዝተመስከረላ ንማካኑ ንፈልጣዶ ከመይ ነይረ ሂወታ ናብ ኤዬርሳሌም ዝከድት እኮ ጥበብ እግዚአብሔር ሰለዝመሰጣ እዩ ንሕናክ ክስዓ ማዓዝ ኢና ንታለል እግዚአብሔር ንሐዝን ይቅርታ ግን ብጣዓሚ አብ ሃገርና ዘሎ ችግር ሃይማኖት እናረሳዕና ክርስቲያን ኢና ጥራይ እምብር ናይ ክርስቲያን ስርዓት እንታይ ይብል ዘይንፈልጥ በቃ በዘፈቀድ እናተጋዓዝና ትውልዱ በዘረኝነት እናጠፈአ እዩ እግዚአብሔር አይፈልጥ ሓው አይፈልጥ ፀላኢኡ አይፈልጥ ንስብ ፀላኢኡ ሓደ ሰይጣን ጥራይ እዩ ይቅርታ አብዚሕ ግን ንስካትኩም ምዲያ ዝትጠቀሙካ እስኪ ታሪኪና ሃይማኖት ና አፍልጡና
ዋውው ደስ ባሃልቲ👍👍👍👍
እቆዕ ብሰላም መፃኩም ሓላላተይ Ilove you ኪዲ ስዲ😁😁😂😂
ዋውው ዛ ድርማ ናጣዓመት ትኸድ ላ
እታ ንእሽተይ ቆልዓ ድኣ ክንደይ ትምቅር እያ ጥዕም ኣፋ
@mesobTigray03
3 жыл бұрын
ላባየይ ለ አላግስ መዓረይ 🙏 ሊንክ kzread.info/dash/bejne/oHeo1a2Yg7GXZKw.html
ክክክክክክክክክ ዓረዶም አውፂእኩም እንካዕ ዝፈለሐ ማይ ዘይኾነ
@mesobTigray03
3 жыл бұрын
ላባየይ ለ አላግሲ መዓረይ 🙏 ሊንክ kzread.info/dash/bejne/oHeo1a2Yg7GXZKw.html
ክልተ ሓደ ዝፎትዋ ድራማ 💕💕አያ ሓርፍ 😘😘😘
Wow, what beautiful characters I'm glad our art is growing and the language of clear, perfect I really thank the author and directed and others you guys remind me of my work when I used to be an actor.
Eseyyyyy abet katmelkum etu tlhitkum
❤❤❤❤❤❤❤😘😘😘😘daki adey mearey shkorenatate
እምበይተይ በጣም ጎበዝ ተዋናይ ነሽ ቀጥይ 👍👍👍
Aasey selamna nay zelalem ygberena❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🌹🌹🌹💖💖💖🌌🌌🌌🌹🌹🌹🌹💖💖
ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም።
አከዛዋይ ማዓተብ ግበሪ
Asey des bahltey 😀😀😀😍😍
ደስ ባሃልቲ ኣሕዋት
ኣድናቒትኩም እየ ግን ዓይንኹም ዕሚትኩም ፀሎት ኣይትግበሩ
ከመይ ዲኩም መቅሰናት ደቂ ትግራይ ሓላላት አቤት ባህሊ ቀፅልዎ ትግርኛና ንቅድሚት ብአምሓርኛ ፊልም ተመሪዝና ነበርና ሐዚ ናብ ትግርኛና ዓሩ & አኩ አድናቂትኩም እየ ሽኮራት❤❤❤🇻🇳👈
ዓይንካ ጨፊንካ ፀሎታ እግዚኦ
እንኳዕ ብደሓን መፃኩም ኣከዛን ዓሩዋይን ግን ክዳንኩም ዘይትቅይሩ
@mesobTigray03
3 жыл бұрын
ላባየይ ለ አላግስ መዓረይ 🙏 ሊንክ kzread.info/dash/bejne/oHeo1a2Yg7GXZKw.html
ደቂ ዓደይ ፅሩያት ኣውዳኣመትኣዘክርኩምና ቲማ ክግበር ስደት ሕሱም
Waww des bahalti ketslluuuuu
Akeza btaemi gobez tewasaat eki ketsellu
Hadera keytekartsiwa ahiwatey
ይፈትወኩም እየ ደቂ ትግራይ ዓደይ
እውይ ዛየውሃና ክንደይከ ትምቅር አሰይ ባህልና ጡዑም 🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🍷🍷🍷🍷🍷
እንዃዕ ብሰላም መፃኹም ምቁራተይ ክፅበየኹም ፀኒሐ❤❤❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም መጻኩም ፍትዋተይ