🛑 ኣዋልድ ኣብ ሽንቲ ቤት እየን ፎቶ ዝለዓላ። ስዋ ከመይ ከምዝስራሕ ብዝርዝር ኣረዲኣትና።ተኣምረኛ ቖልዓ ኣብ መደብ ተኣምራውያን part 16

share..like..subscrib ብምግባር መደባትና ይከታተሉ።

Пікірлер: 549

  • @user-ky7bo8mu8p
    @user-ky7bo8mu8pАй бұрын

    ካላኣይ ማዓልቲ ኣምፀአያ ብማርያም❤❤❤❤❤

  • @Yakie33
    @Yakie33Ай бұрын

    ኣብ ሂወተይ በዛ ምቅርቲ ቆልዓ ጌረ ተገሪመ ኣይፈልጥን በጃኻ ካልኣይ ግዜ ኣምጻኣያ ❤ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምቅርተይ❤

  • @hagostesfay8999
    @hagostesfay8999Ай бұрын

    በጣም የምትገርም ልጅ ናት እድሜና ጤና ይስጣት ❤❤❤❤ ትግርኛ መጻፋ አልችልም ይቅርታ

  • @user-sv8qi5ok7x

    @user-sv8qi5ok7x

    26 күн бұрын

    menem aydel❤❤❤

  • @user-vw4bh2xz1d

    @user-vw4bh2xz1d

    4 күн бұрын

    ጎቦዝ ነሽ/ነህ ውዴ🥰

  • @2Corinthians.10-17
    @2Corinthians.10-17Ай бұрын

    ጎይታና መድሓኒና እየሱስ ክርስቶስ ብዘይ ኣቦ ካብ ኣደና ቅድስት ድንግል ማርያም ዝተወለደ እዩ እምበር ኣይተፈጠን ሎቱ ስብሐት ፈጣሪ ዓለማት እዩ☦️❤

  • @KhanKhan-re3mq
    @KhanKhan-re3mqАй бұрын

    መምህር ልሎሞይ 😂ዳኒ ሓወይ ሓፍተይ አላ ከራኽበካዶ ክተቅርባ❣️❣️❣️❣️❣️

  • @user-gf4ze4ez1s
    @user-gf4ze4ez1sАй бұрын

    ሉቱ ስብሃት ጎይታ እኮ ቅድሚ ዓለም ካብ ኣቦ ብዘይ ኣዶ ድሕሪ ዓለም ካብ ኣዶ ብዘይ ኣቦ እዩ ዝበሃል ኣቦ ኣዶ የብሉን ኣይበሃልን ብዘይ ኣዶን ኣቦን ዝተፈጠረ ኣዳም እዩ ብጣዕሚ የሕዝን ህዝበይ ሰኣን ፍላጥ ይጠፍእ እቶም ህፃናት ዝፈልጥዎ ዓበይቲ ዝተበሃልኩም ዘይምፍላጥኩም ሎሚ ሻላ ቴክኖሎጂ ኩሉ ኣብ ኢድና እዩ ዳንኤል ማለት ድማ እግዚአብሔር ዳኛ እዩ ከምኡዉን መድሓኒት ማለት እዩ ብመንገዲ ቅዱስ ያሬድ ይምረሐና

  • @user-kn8yy7wy9d

    @user-kn8yy7wy9d

    Ай бұрын

    ❤❤❤

  • @Tefetawit.12.21

    @Tefetawit.12.21

    Ай бұрын

    ቃለ ሕይወትን ያሰማልን❤

  • @user-eq6wc4mk8t

    @user-eq6wc4mk8t

    Ай бұрын

    ❤❤❤

  • @hadastekle2644

    @hadastekle2644

    Ай бұрын

    nibaeley Ado koyne betchristian zezewtir eye Daniel malet gen ayfelton nere Egziabiher kab Anabis mengag zewtseo mkuanu gin yfelit Egziabiher yhabelna

  • @hadastekle2644

    @hadastekle2644

    Ай бұрын

    kalehiwet yesmealna ezi medeb zifeltu nizey feltu memhari eyu an

  • @TDFTigray-mw2xb
    @TDFTigray-mw2xbАй бұрын

    ምቅርቲ ብጥበቡ የዕብይኺ እግዛኣቢሄር ኣምላኽ ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931Ай бұрын

    ዳኒ ሓውና ስለ እቲ ቋንቋና ንኽፈልጡ ትህቦ ትምህርታዊ ምኽሪ ክንእደካ ይግባእ ቀፅሎ

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rkАй бұрын

    ዝተፈለየት ቆልዓ ብትክክል ትፈለ እያ እግዚእብሔር አምላክ ብጥበብ የዕቢኪ❤❤ ኣብታ ሕቶ ዝሓተት እካ ንሳ መሊሳታ እያ ኣቦና ኣዳም እዩ ፀጉኡ የብዘሐልኪ ምቅርተይ❤ እግዚእብሔር ኣምላክ ቅድሚ ዓለም ዘነበረ ንዓለም ዝፈጠረ እግዚእብሔር ኣብ እግዚእብሔር ወልድ እግዚእብሔር መንፍስ ቅድስ እዩ ዳሕራይ ዘመን ድማ ናይ ኣቦና ኣዳም ሓጥያት ንክድምስስ እግዚእብሔር ወልድ ካብ ሰማየ ሰማያት ወሪዱ ከብ ኣድና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ካብ ስጋኣ ስጋ ካብ ነብሳ ነብሲ ወሲዱ ተዉሊዱ ንብል ኣምብር እዮሰሰ ክርስቶስ ተፈጣሪ ኣይንብልን ምክንያቱ እዮስስ ክርስቶስ ንሱ ፈጣሪ ባዕሉ እዩ ክብሪ ንስሙ ይኩን ስለዚ እብዚ መንፈሳዊ ሕቶ ክትሓቱ ኩሉኩም ወይ ክትሕተቱ ከለኩም ንፅር መልሲ ወይ ተፈልጥዎ ተከይንኩም ትምልሱ እንድሕር ዘይተረዳኣትኩም ግን ኣይፈልጣን ክብ መልሲ ክንማሃር እዉን ዓብይ ትምህርቲ እዩ እና አሕዋተይ ኣብ መንፉሳዊ ሕቶ ብዝተካኣለና መጠን ተጠንቂቅን ክንምልስ ኣለና እና ዳንየይ ለ ቀፅለሉ ዝሓወይ ፅብቅ መደብ እዩ ኩሉ ጊዜ ዝብህጎ ነበርኩ መደብ ከምዚ ዓይነት እዩ

  • @bestebeste5137

    @bestebeste5137

    Ай бұрын

    🙏🙏🙏

  • @user-de3zb3en5e
    @user-de3zb3en5eАй бұрын

    ወይ ናይ ሎሚ ቆልዑ ብጣዕሚ እትም ዝገርሙ እቲ ትናጎሮ ንባዕሉስ ናስተውዓለት ከም ዓብዪ ሰብ ኣሜን ዛጎለይ ንዓኩም ክብል ዓድና ሰላማ ይመልስልና❤❤❤❤

  • @gsjshd3479

    @gsjshd3479

    Ай бұрын

    amen❤

  • @gsjshd3479
    @gsjshd3479Ай бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክ ብጥበቡ የዐብኪ ማዓረይ ን2ይ ግዜ ኣቅርበልና ዳኒየይ❤

  • @gsjshd3479

    @gsjshd3479

    Ай бұрын

    ❤😍

  • @tekluhailu2413
    @tekluhailu2413Ай бұрын

    ድንቅ እና እስተዋይ የሆንሽ ልጅ ነሽ ። ፈጣሪ በጥበብ አና በሞገስ ያሳድግሽ ። በቀጣይ ትግራይ ተስፉ እንድሆንሽ አምናለሁ በርቺ

  • @awegeny6875

    @awegeny6875

    Ай бұрын

    Indeed you are right ✅️ 👍.

  • @YafietGebregergs-fm4pt
    @YafietGebregergs-fm4ptАй бұрын

    I am Eritrea but l love you child Tgray. Mara gn gerimni mare kndzi xom qolu neqihom so qexlwo ajokum.....

  • @Tefetawit.12.21
    @Tefetawit.12.21Ай бұрын

    Like, share, subscrib አድርጉ የትግራይ ሚድያዎችን እናሳድግ

  • @selamgaltewahdo5510
    @selamgaltewahdo5510Ай бұрын

    እንቃዕ ብድሓን መፃእኩም ደስ ዝብል ሕቶ መንፈሳዊ ሕቶታት ብምሕታትካ ደስ ኢልና እግዚአብሔር ልምንታይ እዩ ፈጢርና ደስ ዝብል ሕቶ ልሎሞይ ቀፅለሉ መንፈሳዊ ነገር ናሓወስካ ህፃናት መንፈሳዊ ነገራት እንተፈሊጦም ብንእሽቶዮም ሕልኖኦም ኩፉት እዩ🙏🙏🙏

  • @user-zs1rr4bo6c
    @user-zs1rr4bo6cАй бұрын

    ትኣምረት ዘለዋ ቆልዓ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ብጥበበ ይዓቢኺ ዛጓለይ ዳኒኤለይ እውን እምላኽ ይባርኽ ዛሓውና ቀጽለሉ❤

  • @alganeshberhe314
    @alganeshberhe314Ай бұрын

    ሽኮሪና ንቕሕቲ ብልሂ እግዛብሄር ይመስገን ክምዚኦም ክንሪኢ ዝገበረና።ክብርን ሞጎስን ንስወአትና ንዚ ክንሪኢ ዝገበርኩምና። 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @samerasoos9074
    @samerasoos9074Ай бұрын

    ጎይታናን መዳሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ፈጣሪ እንበር ፊጡር ኣይኮነን ለቱ ሰባሃት

  • @hailemaryamgebru165
    @hailemaryamgebru16527 күн бұрын

    ዳኒ የቕንየልና ቀፅለሉ ኣብ ኣብ ወፃእ ንነብረሉ ዓለም ኣብ ቆልዑት እዮም ዝሰርሑ ንሕናው ኣብ ቆልዑት ንስራሕ

  • @fikrehaileselassie3674
    @fikrehaileselassie3674Ай бұрын

    ኤፍራታ! መርኣያ መፃኢ ወለዶ። ንፍዕቲ!!

  • @ggggggfg9183
    @ggggggfg9183Ай бұрын

    ደኒዋይ ንዞም ናይ ፅባሕ ተስፋና ዝኾኑ ህፃናት ፅቡቅ ትምህርቲ ሒዞም ክዓብዩ እትገብሮ ፃዕርን ተዋፅኦን ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ❤ቀፅለሉ❤

  • @user-de3zb3en5e
    @user-de3zb3en5eАй бұрын

    ግን ተጋሩስ ብሃይሞኖትና ድኩማት ናይ ፊልሚ እና ናይ ሙዚቀኞ ስብ ተትበሃልና ግን ምመለስና 😢😢

  • @KasuMan-zm7od

    @KasuMan-zm7od

    Ай бұрын

    ናይ ባሓቂ ድኩማት ኢና ልብና ቦታ ዘለዎ ንደርፊ እዩ

  • @user-hx5ye1gs3q

    @user-hx5ye1gs3q

    Ай бұрын

    ብሓቂ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና🙏

  • @mulugetatadese-ii8zy
    @mulugetatadese-ii8zyАй бұрын

    ዳኒ ሓወይ ትገብሮ ዘለካ ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ እዮ ኩልና ሸሪ ላይክ ብምባል ነዚ ገዛ ነዕብዮ ተመሰገን ፈጣሪ ከምዚ ዓይነት ቆልዓ ዝሃብካኒ አነ ዉን ብዝካኣለኒ ንኤፍራታ ኣብ ዝሐሰበቶ ንክትበፅ ምሰ ፈጣሪ ዝካኣለኒ ክገብር እየ እንተ ንዳኒን ንዮናሰን መስ ሙልእ መሳርሕትካን የቀንየልና ብጣዕሚ ንፈትወኩም

  • @KisanetGhebre-wz2sd

    @KisanetGhebre-wz2sd

    Ай бұрын

    እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕብየልካ ሙልጌታ ሓውና

  • @rahel7771
    @rahel7771Ай бұрын

    ክክክክክ ሓዊ ዝኾነት ሕጻን ኣታ እዝስ ክጠፍአካ ማ የበለቶይ ኣብ ሃይማኖታ ኣዝያ ንፍዕቲ ሕጻን እግዚብሔር የዕብያ

  • @user-up2rp7wr1x
    @user-up2rp7wr1xАй бұрын

    እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕቢኺ ወለላይ❤❤❤

  • @ddbehs9421
    @ddbehs9421Ай бұрын

    ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ንካልኣይ ጊዜ ኣምጻያ ዳንየ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ ቡዝሓት ህጻናት አልወ ናትካ ምትብባዕ ዘድልዮም ንቁሓት ህጻናት

  • @solamsalma7429
    @solamsalma7429Ай бұрын

    ኣሰይ ደስ ክትብል ርጋዓታ ፍልጠታ ፈጣሪ ብጥበቡ የዕቢኪ የኔ ማር❤ ንካላኣይ ግዜ ኣቅርብልና

  • @mmn7636
    @mmn7636Ай бұрын

    ኣሰይ ምቅርቲ ፍጥረተ የዕቢኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ🙏🥰❤❤❤

  • @AsefaLove-df9bi
    @AsefaLove-df9biАй бұрын

    ካሚኺ ይኹን ህዝቢ ትግራይ ምስ እግዛብሄር

  • @TesakalgBerihu
    @TesakalgBerihuАй бұрын

    የዕብየልና ዕሸላትና ተስፋ ፅባሕ መምህር ልእሎመይ ጂግና ቀፀለሉ😘💛❤💛👌🌹

  • @awegeny6875
    @awegeny6875Ай бұрын

    Because of her I subscribed your channel. So cute and smart lady girl, no wonder Tigray's future is bright if smart kids like her are getting our attentions accordingly. May God Bless her and her families with all his blessings 🙌 Amen 🙏.

  • @Dyacon-Omor
    @Dyacon-OmorАй бұрын

    ዛ ጋለይ ምቅርቲ ዕድመን፡ጥዕናን ይሃብኪ❤

  • @genetraya9799
    @genetraya9799Ай бұрын

    እሰይይ🤩 በርትዕ ንቕድሚት ብሰፊሑ ሃምትመፅእ ተሰፋ ይገብር ንበረታትዖ ተጋሩዋኒ 🎉❤

  • @MeryMery-op1bw
    @MeryMery-op1bwАй бұрын

    ኣሰይ ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ 💋💋🥰🥰🥰❤❤

  • @user-ef9ce2xj3o
    @user-ef9ce2xj3oАй бұрын

    ኣስይይ ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፍጣሪ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-lm6bo6dv4g
    @user-lm6bo6dv4gКүн бұрын

    ኣረ ካልኣይ ማዓልቲ ኣምፃኣያ ዕድመ ይሃብኪ ምቅርተይ❤❤

  • @user-bv4tb3mq3z
    @user-bv4tb3mq3zАй бұрын

    ጎብዘ ዛጋለይ ቀፅላለ

  • @user-ns9ks4pk2d
    @user-ns9ks4pk2dАй бұрын

    ህፃናትና ብሰላም የዕብየልና ፈጣሪ ኣቦይ🙏🙏🙏🙏

  • @AzeAxum
    @AzeAxumАй бұрын

    ታይ ዓይነት ዘረባ እዩ ኣወዳት ረሳሓት እልኻ ፅሕፍ ኣሎ ብላዕሊ ርአ ኣቃርፀያ።

  • @merhawitkide7839

    @merhawitkide7839

    Ай бұрын

    ኣበይ ኣሎ ኣውድት ረሳሓት ዝብል ፅሕፍ

  • @AzeAxum

    @AzeAxum

    Ай бұрын

    @@merhawitkide7839 ኣይትርኦን ድኻ ናፍቲ ናይታ ቆላዓ ፎቶ እንአ

  • @user-gx6eo8xs7k

    @user-gx6eo8xs7k

    Ай бұрын

    ቆልዐ ኢያ

  • @user-bo4yr7ms2d

    @user-bo4yr7ms2d

    Ай бұрын

    ኖርማል ኣብ ቤትምህርቲ ኣወዳት እንድዮም ኩዑሶ ይጫዉቱን ዝረገፁን ዝረስሑን ።

  • @user-sc1xy4xj2j
    @user-sc1xy4xj2jАй бұрын

    edme yHab Ki Kulu melieu za adela Skor zkonet. kola❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-sj2qg7wf8l
    @user-sj2qg7wf8lАй бұрын

    እግዛአብሔር በጥበብ የዕብኺ እዛጋልይ🙏🙏🙏

  • @user-wh5eg2ve7k
    @user-wh5eg2ve7kАй бұрын

    ብጥበቡ ይዕቢኪ ሰገነይ❤❤❤

  • @alganeshberhe314
    @alganeshberhe314Ай бұрын

    ኤፍራታ ብልህ ንቕሕቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-on2wf3tl2e
    @user-on2wf3tl2eАй бұрын

    ምቅርተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ❤❤❤❤🙏🙏

  • @user-ss5ml4zo6o
    @user-ss5ml4zo6oАй бұрын

    እግዚኣቢሔር ብጥበቡ የዕቢኪ ማዓረይ ❤❤❤❤❤❤

  • @user-oy1gp7up4j
    @user-oy1gp7up4jАй бұрын

    እግዚአብሔር ብጥቡ የዕቢኺ ሸኮሪና❤❤

  • @HayelomHayelom-ki6ry
    @HayelomHayelom-ki6ryАй бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ምቅርቲ

  • @user-ez3en9zf8v
    @user-ez3en9zf8vАй бұрын

    ኣረ ዛመደብ ንዕበያ ተጋሩዋኒ👍❤

  • @semeregebru4914
    @semeregebru4914Ай бұрын

    ካልእ ግዜ እንተተቅርብዋ ብጥዓሚ ደስ ምበለና ናይ ብሓቂ በላሕ ቆልዓ

  • @alganeshberhe314
    @alganeshberhe314Ай бұрын

    ብጣዕሚ ጵቡቕ ስራሕ በርትዕ ብጣዕሚ ዝመነዮ ዝነብረኩ እዩ። Thenkyou Brother 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍💯💯💯💯💯💯💯💯

  • @JjJj-qh2wd
    @JjJj-qh2wdАй бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እግዚኣብ ኣምላክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-zc4cv2ws3k
    @user-zc4cv2ws3kАй бұрын

    ምቅረት እግዚአብሔር ያዒብኺ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Gog-ok3ly
    @Gog-ok3lyАй бұрын

    ኣሰይይይይ ተባረኺ ቃለ ህይወት የስመዓልና ዛጓለይ❤❤❤❤

  • @user-fl6zs3hb5n
    @user-fl6zs3hb5nАй бұрын

    ኣሰይይይ ዛጓለይ እግዚአብሔር ኣምላክ የዕቢኪ ❤❤❤❤

  • @user-hq9pw6up8b
    @user-hq9pw6up8bАй бұрын

    እግዛብሔር ኣምላክ ይሓልኹሙ ተጋሩዋ❤❤❤

  • @fhfgtyyyurt8958
    @fhfgtyyyurt8958Ай бұрын

    ዋውውውውውውውውው❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @friyeamen9579
    @friyeamen9579Ай бұрын

    😍🥰ክትምቅር ሾኮሪና ድኾነት ቆልዓ' እበይለይ🙏🏾😇

  • @sadddhaxft9819
    @sadddhaxft9819Ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤❤

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyuАй бұрын

    መምህር ዳኒኤል ዕደመን ጥዕናን የሃብካ❤❤❤❤ ኣታ ዛቆልዓ ሙቅርቲ

  • @user-vy4yg3gn9n
    @user-vy4yg3gn9nАй бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምቅረተይ❤🎉❤🎉

  • @bazen_Health_and_Fitness
    @bazen_Health_and_FitnessАй бұрын

    Des bhali naybawdamet program ...❤❤❤

  • @brllabay3842
    @brllabay3842Ай бұрын

    አሰይ ምቅርተይ ብጥበቡ የዕብኪ እግዚአብሔር አምላክ ማዓረይ ንኩሉ ግዜ ከምዚኦም ዝበሉ ቆልዑ አምፀአልና መምህር ልለመይ የቀንየልና ዝሓወይ❤❤❤❤

  • @mazenceil6592
    @mazenceil6592Ай бұрын

    Wowwww❤❤❤❤❤

  • @sarahfahad2269
    @sarahfahad2269Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉 ጎበዝ የዕቢኺ ማዓረይ

  • @user-hh5bp9yx7e
    @user-hh5bp9yx7eАй бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክ ብጥበቡ የዐብኪ ማዓረይ ን2ይ ግዜ ኣቀርበልና ዳኒየይ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @WeWe-iz2eh
    @WeWe-iz2ehАй бұрын

    ብሐቂ ንምሰገና ተወሊድና ❤❤❤❤ብጣዕሚ አድኒቀያ❤❤❤

  • @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
    @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kvАй бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ማዓረይ❤❤❤❤❤

  • @raass8741
    @raass8741Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @brktitekle801
    @brktitekle801Ай бұрын

    ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዛጓለይ❤❤❤❤❤❤

  • @user-ip8lp7xn4x
    @user-ip8lp7xn4xАй бұрын

    ሳፕስክራይብ በሉኒ ፍቁራተይ❤

  • @selammebrhatom1669
    @selammebrhatom1669Ай бұрын

    ❤❤❤❤ aseyyy mqrti edmen tanan yhabki fetari 🙏

  • @user-mb6cr9cb8z
    @user-mb6cr9cb8zАй бұрын

    እግዛብሄር ብጥበቡ የዕቢኺ ወለላይ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-dj5wd9zb5h
    @user-dj5wd9zb5hАй бұрын

    ፅብቃተይ❤

  • @meazat.4857
    @meazat.4857Ай бұрын

    My favorite show God bless you all 💕 🙏 ❤️ 💖

  • @user-ed7oq6yy9p
    @user-ed7oq6yy9pАй бұрын

    ዋውው ንፍዕቲ ቆላዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ አግዚኣብሔር 🙏💘💘

  • @khjh8891
    @khjh8891Ай бұрын

    ኣሰይይይይ ጅብዕተይ❤❤❤

  • @AskaleAbebe-iq8jf
    @AskaleAbebe-iq8jfАй бұрын

    ኢፍየ ወለላ ዛጓለይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ

  • @user-de3zb3en5e
    @user-de3zb3en5eАй бұрын

    ፅሪቲ ናማና እያ ኣነውን ወዲ ኣለኒ ሓመድ ምፅዎት ዘይስልችዎ 😂❤❤❤❤

  • @selamgaltewahdo5510

    @selamgaltewahdo5510

    Ай бұрын

    ዋይ ሓጥያት😅😅😅😅

  • @user-ce2jq4eb5i

    @user-ce2jq4eb5i

    Ай бұрын

    😄😄😄😄😄

  • @AsAs-xw1zw
    @AsAs-xw1zw21 күн бұрын

    ኣሰይይ ፅብቅቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ማዓረይ💚💎

  • @TsritGoytom-ro8nm
    @TsritGoytom-ro8nmАй бұрын

    ጽብቅቲ❤❤

  • @mulushefarawe3880
    @mulushefarawe388023 күн бұрын

    እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕብኺ ምቅርቲ ፍጥረት🙏❤❤

  • @user-xn5nt7mt5h
    @user-xn5nt7mt5hАй бұрын

    ኣሰይ ምጭውቲ ዝኮነት ቆልዓ ዳንኤለይ ❤

  • @GggGgg-nk6bo
    @GggGgg-nk6boАй бұрын

    ማሻኣላህ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zqАй бұрын

    _ዋውው ምቅርተይ ነውሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ🥰🥰 ካልኣይ ግዜ ትምፃእ_

  • @abbygualadwa7685
    @abbygualadwa7685Ай бұрын

    እፍራታ ሙሉገታ God bless ምዓረይ🥰🙏🏾Danny hawey ቀፅለሉ እኻ እዚ ደስ ዝብል program!👍🏼🥰💛❤️

  • @user-xg2ke1ji4s
    @user-xg2ke1ji4sАй бұрын

    ምቅርተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ🙏🥰

  • @yiitui5517
    @yiitui5517Ай бұрын

    ምቅርተይ ዕደመ ይሃብኪ🙏❤

  • @bxbbx7087
    @bxbbx7087Ай бұрын

    ኣሰይ ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ

  • @hadguluul8785
    @hadguluul8785Ай бұрын

    Asey mikrtey edimen tienan yhabki fetari maarey ❤❤❤❤

  • @aabaditmumu2317
    @aabaditmumu2317Ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ብርካተይ አሰይ ፅብቅተይ❤

  • @zedigidey-qm8xu
    @zedigidey-qm8xuАй бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምቅርቲ❤❤❤

  • @TekleomFiseha
    @TekleomFisehaАй бұрын

    Waw

  • @abrehetfitsum3204
    @abrehetfitsum3204Ай бұрын

    Yene enat❤❤❤❤❤❤

  • @user-rs8bd8un8y
    @user-rs8bd8un8yАй бұрын

    ኣሰይይይይዮ ጅብዕተይ እግዝኣቢሔር ብጥበቡ ነዕብይኪ ሓሳብ ልብኪ የስምረልኪ ተስፋ ጽባሕ ኢኪ ምጭውተይ🙏❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍

  • @SleepyComputerChip-jv8rs
    @SleepyComputerChip-jv8rsАй бұрын

    ዕድመ ይሃብኪ ዛጋለይይ❤❤❤

  • @user-lr7lh1nj3j
    @user-lr7lh1nj3j24 күн бұрын

    ኣብ ሂወተይ በዛ ምቅርቲ ቆልዓ ጌረ ተገሪመ ኣይ ፈልጥን በጃካ ካልኣይ ግዜ ኣምጻኣያ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናንይሃብኪ ምቅርቲይ🌺🌺👏👏💖💖🌺🌺👏💖💖

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182Ай бұрын

    የዕብኪ ምቅርተይ❤❤ ዳኒኤል ማለት እግዚአብሔር ፈራዲ እዩ❤❤❤

  • @dgstu5765
    @dgstu5765Ай бұрын

    እንካዓ ብዳሓን መፃእኩም ፍትዋተይ ❤❤❤❤ብልፅቲ ዛጓለይ ብጥበብ የዕብኪ ኣግዚኣብሔር ኣምላክ ምቅርተይ❤❤❤

  • @mahialemey5162
    @mahialemey5162Ай бұрын

    የዕቢኪ ዛጓለይ ❤

  • @hintsetyoutube
    @hintsetyoutubeАй бұрын

    Selam zftwok ahwety su ucrb blaay❤❤❤🙏🙏

Келесі