Eritrean Mezmur Tewahdo Orthodox ልበይ ናፊቁ'ሎ/ lebey Nafiqu lo

#መዝሙር
#lbey nafiqu lo
#tewahdomezmur
#ቅዱስ

Пікірлер: 11

  • @Samrawihiweteyy
    @Samrawihiweteyy19 күн бұрын

    (ልበይ ናፊቑ’ሎ) ።።።።።።።።።። ልበይ ናፊቑ’ሎ ኣደ ጐይታ ድንግል ማርያም ድምጺ ሰላምታኺ ካብ ሰማይ ኣርያም ወድኺ ሓቚፍኪ መስፍን ሰላ ምጽኒ ድንግለይ እመ ብርሃን(2) ወለላ መልክዓ ውልዶ ነፍሰይ ምስላ ተደዊኑ ‘ቲ ደግለል ጉልበታ መኣዛ ስኢ ሕሱም ጻህያይ ሥጋ ሒዝዋ ከርዲ ናዝዝያ ድንግል ጌና ብእዋኑ። ምልሙላን ኣጓብዝ ቆልዑ ቤተይ በዓል ዓይኒ ልቢ ንኡስ ዝዕድሚኦም ዘይርከቦም ዓ ኣይጠዓሞን ውሽጦም ነጸብራቕ ከባ ሓልውዮም ድንግል ካብ ሰላቢ ቀልቢ። ትምኒት ህንጡይ ልበይ ሃረርትኡ ኣብ ቤቱ ከገልግል ላዕልን ታሕትን ኢለ ጽድቂ ንኸዋህልል ሕሹኽታ ይመጻኒ ንባህገይ ዝኽልክ ክሓስቦ እገርመኒ ይኾነኒ ግድል። ሃለኽለኽ ናይ ሥጋ ከንቱ ድኻም ትርጉም ኣልቦ እቶት መቐረት ዘይብሉ ጣዕሚ ናይ ትሩፋት ምስኪን ለዋህ ነፍሰይ ስኢና መስተርሆት ይድኅን`ዶ ድንግል ካብቲ ካልኣይ ሞት። ቆጽሊ ቆጥቋጥ ሲና ቀንዴል ውሽጠይ ብርሃና ደሚቑ ጎበዝ ልበይ ሙሴ ፍጹም ተደኒ ግሩም ጸሓይ ድኅነት ክርኢ በሪ ተመነየ ልበይ ኣመና ናፊቑ። ❤❤❤❤❤❤

  • @fikadushimhalal9475
    @fikadushimhalal947527 минут бұрын

    Elllllllllllllllllllll zmare melaeki yesmealna

  • @Ermias238
    @Ermias23820 күн бұрын

    ዝማሬ ቅዱሳን መላእክት ዝተቀበለ ጎይታ እየሱስ ክርስቶስ ዝማሬኹም ይቀበል ዞም'የሕዋተይ ሃብተ ረዲኤት ቅዱስ ጊዮርጊስ ምስኩልና ይኹን ❤❤

  • @liyamsgane141
    @liyamsgane14120 күн бұрын

    ዝማሬኹም ይቀበል ኣብ ቤቱ የንብርኩም እግዚኣብሄር!🥰🥰

  • @kidusanabew12
    @kidusanabew1220 күн бұрын

    ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ብሩኻተይ❤❤❤

  • @mirafokbatsion904
    @mirafokbatsion90417 күн бұрын

    እልልልልልልል ዝማረ መላክት የስመኣልና

  • @user-ym5pg1yr2f
    @user-ym5pg1yr2f16 күн бұрын

    zemarie melakit ysmalna ❤❤❤

  • @zetemezanu
    @zetemezanu20 күн бұрын

    Zmare melaekti yesmealna

  • @user-sg5hd1rn7y
    @user-sg5hd1rn7y20 күн бұрын

    Kale zmare yesmealna admen tanan

  • @DejenBereket
    @DejenBereket20 күн бұрын

    Zemari melaketi yesmalna .❤❤❤

  • @user-fx5dd5ff6v
    @user-fx5dd5ff6v17 күн бұрын

    እልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤

Келесі