Eritrea interview with Coloniel Tsegu Fesehaye ኮሎኔል ጸጉ ፍስሃየ ዛዕባ ቢተው፡ጴጥሮስ፡ ስብሓት፡ መስፍን

Ойын-сауық

#tefetawitalkshow #habeshatiktok #neshneshtv #tigray #fnanapp #tigrignamusic #eritreacomedy #ethiopia #hdmonashow #eritreanfilm

Пікірлер: 371

  • @gideonyemane659
    @gideonyemane6594 ай бұрын

    ሎቅመጽመጽ እንዳ በልካ ትነብር ኔርካስ ኣብ ምማትካ ሃዲምካ ዝተገብረን ዘይተገብረን ምዝራብ ሕጂ እንታይ እዩ መክሰቡ? ኣብ ጊዚኡ ስጉምቲ ምውሳድን ስልጣንካን ምሕዳግ እዩ ናይ ጅግና ተግባር።

  • @tsegayafeworki9521

    @tsegayafeworki9521

    4 ай бұрын

    Esu eyu eti zigerm zemxwo lewti ke entay eyu bitaemi hisurat

  • @sesnu2161

    @sesnu2161

    4 ай бұрын

    ከእስሮ ኢሉ ኣይኮነን ሙስጦፋ ንስልጣን ኢሉ እዩ፡ ንሱ ከማሓድር እዩ ዝደሊ ስለዝነበረ እዩ።፡ ካብ ስምኦን ገብረድንግል ከይሞተ ኣናዝዝዎ ብዝተኻእለ ።

  • @Helex1393

    @Helex1393

    4 ай бұрын

    Kab kedemus amnzira eko eu neru ab sewra ketali amatsi ezi genzeb si esu endiu serikwoo i know him good seraki hade shilt shinti hawey eu ketiluley tsibuk eye zifelto belisu nehftey genzeb afararihuwa behiwetu eye zidelyo i swear to GOD ☝🏾☝🏾☝🏾

  • @weldenegodguad4974

    @weldenegodguad4974

    3 ай бұрын

    @@Helex1393 ንስኻከ ተኻፋላይ ናይቲ ስርቂ ኔርካዶ ወዲዛ ተደማሪት? ከምኡ ኢልካ ኣዋርዶ እዩ ኢሉኸ መንዩ ልኢኹካ? ጉጅለ ኢሳያስ?

  • @Helex1393

    @Helex1393

    3 ай бұрын

    @@weldenegodguad4974 wediza shermuta adeka abtsiergya diya gihiba welidatkum kikewin alewo nezi kitmlis kab bekaeka wediza ketali dem seteyti mesu nerka tikewin niska mendela eu zilikeni sebay ane Haki yeneger alku bisbis shintam shilet Aletka muleeee yetsibetu Eeeehhhh eleka aleku mo nay zi belaeee Ahwatu Hulukus Tsegu degafiu metsika teleka okay wediza shermuta zebeytka simiet zeyblka ok shutfuckup now not answer me keyfenjreka himsmey iytelaelely Bedem eye zihato yebleka alku ehi entaydeka kitbleni delika surka kibnkuseka eye sik bel hiji Kid tifae beakoru Amasgo nezi bojbaj ok....Hizbi beu eu zijmir Hito kiberhalka kabey jemirka malet eu eska tisieb dihriu zeytfelto hateftef iytbel shintamm:-(((((!☝🏾☝🏾☝🏾

  • @wblludwigshafen1700
    @wblludwigshafen17004 ай бұрын

    We should have to try to United together . That is the Selution of Eritrea.

  • @mussieweldemicael3325
    @mussieweldemicael33254 ай бұрын

    ሃለውለው ጸጉ መወዳእታ የብሉን ራዛ ናይ ኣኩኡ ዶክተር ብኩል በረኸት ሓዛ ዝተደርበየ ሰብ ስምዑኒ ክብል ክነብር ኢዩ መደናገሪ ዓማጺ ምስኡ ንዘየለዉ ጀጋኑ መራሕቲኣልዒሉ ክዛራብ ኣየምሕረሉን ኢዩ

  • @netsaseb6445

    @netsaseb6445

    4 ай бұрын

    his uncle said we r from gonder so tsegu gondere medenageri seb.

  • @weldenegodguad4974

    @weldenegodguad4974

    4 ай бұрын

    @netsaseb6445 No, what he said was that most of the people in Hamasien are descendants of Denmbia, Gondar.

  • @mussieweldemicael3325

    @mussieweldemicael3325

    4 ай бұрын

    @@weldenegodguad4974 ጎሓፍ

  • @robeltewelde1199

    @robeltewelde1199

    4 ай бұрын

    ​@@weldenegodguad4974welde tembenay agameyay meas hakit tezaribka tifelt ATa agame

  • @weldenegodguad4974

    @weldenegodguad4974

    4 ай бұрын

    @@robeltewelde1199 ከመይከ ዓጋመ ንዓኻን ነታ ፍንፍንቲ ሓማሴነተይቲ ኣዴኻን ኣጎምቢሑ ናይ ኣድጊ ይደቕድቐልካ ኣታ ድቓላ ጎንደሬ

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru95344 ай бұрын

    ጸገምናስ ናይ ብሓቂ ጥፊኡኩም እንተኮይኑ ዘይምሕባርና እዩ፡ ኣውራጃ ሃይማኖት ደጋፋይ ተቓዋማይ እናበልና ክንቋዮቕ ነቲ መጽነቲና ረሲዕና ንሃልቕ ኣሎና ልቢ ንግበር ንሕበር ኢልካ ምዓድ።

  • @hanut8650
    @hanut86504 ай бұрын

    ኣዬ ጸጉ! መስኪናይ! ኩሉ ዝሓሰቦ ምስ ፈሸሎ: ድሕሪ ሰብ ተሪፉ: ብናይ ቅንኢ ኣንጸርጽሮትን ምምራርን ኣብ ኣልኮል ዝጠሓለ ሰብ:: ከም ከልቢ ፊንፊን እናበልካ ኣብ ሐ/ሰውራ ንክንደይ ተጋደልቲ ሂይወት ዘበላሸኻዮ ተረሲዑ?!! መወዳእትኡ ኸኣ ብሰንኪ እቲ ዘይእርኑብ ናይ ሰካራም ባህርይካን መልሓስካን እታ ትፈልጣ ሓለንጊ ፈሪሕካ ዝተሰደድካ ሰብ: ብኸመይ ኢኻ ዓርኪ በተወደድ ክትከውን? ንኹሉ መዓልቲ ኣለዎ::

  • @Helex1393

    @Helex1393

    3 ай бұрын

    Iygermekan Beyen bereka wedey Haki Nifelto Hizka ewe Ezi Amenzira zinebere Hatela Tarik Albo....uwaee Ni Betow si beminim Tiamir eko eu Arku kikewin zeykiel...beyen ke kirakebu Betow Mewaelu abetimhrti Sewera dehar Hinbol, 96 ect...ezi shilet kea dihri Mesmer kindey seb ziketil bezey dilet zeselif zinebere dehar hishkib Halawa sewera Jeganu besenselt yehank neru dehar Ararb mes Murukat Amharu amchimenchi yebel neru mes Bezabe Hayli Air mes Temareke Ansti Yerukutu amtsiu kea yeshirmut yesekir neru ezi do iykonen Tariku Tsegu Fishay ☝🏾😡

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru95344 ай бұрын

    መን ዳኛ ኣሎዎ ንኹሎም ጀጋኑ ዘፍርሑዎ እናኣሕቀቐ ኣብዚ ዝኽትምናዚ ኣውዲቐናሎ።

  • @Tbebu2815
    @Tbebu28154 ай бұрын

    ኣቶ ጸጉ ንባዕሉ ዝተፈልጠ ሰራቕን መደናገርን ኮይኑ ብሕማም ኣውራጃ ዝተቖማጠዓ ሰብ እዩ😮😮😅

  • @mebrahtsamuel2348
    @mebrahtsamuel23484 ай бұрын

    በጃኩምንዶ ተሰተሩ ኣይተስሕቁና ንመን ክንኣምን መምስ ጨነቀኩም መጺኩም ኣይተጽሙና።

  • @weldenegodguad4974

    @weldenegodguad4974

    4 ай бұрын

    እዚ ከምዚ ናትካ ዓይነት ኣታሓሳስባ እዩ ንኢሳያስ ኣብዚ ደረጃ ክበጽሕ ጌርዎ ማለት ንስኻ ከማን ካብ ኢሳያስ ዘይንእስ ገበነኛ ኢኻ

  • @mebrahtsamuel2348

    @mebrahtsamuel2348

    4 ай бұрын

    @@weldenegodguad4974 ዝኮነ ሰብ ኣፍ ዝሃቦ ንገድልን ታሪኽን ኣቦታትና ከቃሽሽ ይክል ኢዩ ። ብዘይ ጭብጥን መርትዖን ግን ዝኣምኖም የሎን። ስቅ ኢልካ ኣይትዕፈር ።

  • @weldenegodguad4974

    @weldenegodguad4974

    4 ай бұрын

    @@mebrahtsamuel2348 ዓፊራ ትጥፋእ እኖኺ: እንታይ ትገብሪ ኣለኺ ኣብ ኤሮጳ? ካብዞም ሳላ ህግ ዑቕባ ረኺበ ካብ ብእምኒ ምሙሳግ ተጋላጊለ ኢሎም ዝኣምኑ ዲኺ ያያ መሃይም ዋሕድ

  • @robeltewelde1199

    @robeltewelde1199

    4 ай бұрын

    ​@@weldenegodguad4974welde tembenay agameyay you are weyane agame

  • @asmarah3174
    @asmarah31744 ай бұрын

    ኣብ ሚድያ ዚዕድመካ ስለ ዝሰኣንካ፡ ብጾትካ ኣካፊእካ ክትዕደም ምእንቲ ድጋጊምካ ኢካ ትሕሱ ዘለካሞ ተደንግጽ፡ መንኳ ከይኣምነካ ዓሻ ዋጠኛስ ዓደቦኡ ጸሪፉ ይድረር ! ምስኪኑ!

  • @tsegayafeworki9521

    @tsegayafeworki9521

    4 ай бұрын

    Bitaemi bitaemi eyom zigermu eko kab jigna nab wekarya bigezae fikadka do tikyer eka wedey nayziom si beynu eko eyu why not sitr elom hiwetom zeymerhu ane eta tigermeni.......suk elkum ezom kulukum memexikum ab media hateftef etiblu nibaelkum geben gerkum ziwexaekum ekum etom etishiktulom jeganu dima bigebenom tedekdikommmm so what? Guhafat ekum gin

  • @medhaniekelati7790
    @medhaniekelati77904 ай бұрын

    ኮሎኔል ጽገ ብጣዓሚ ሓሳዊ ኢኻ ንባዕልኻ ብመስተ ኣርኮሊዛቶ ኮይን ትገብሮ ኣትፈልጥ ትዛረቦ ዝነበርካ ብግቦ ጠሲጢስካ ኣብ ቤት እስሪ ትአትው ትወጽእ ኢኻ ነርካ ርሑቅ ዓዲ መሐሰዊ

  • @weldenegodguad4974

    @weldenegodguad4974

    4 ай бұрын

    በዓል መን እዮም ከምኡ በል ኢሎም ልኢኾምኻ ኣታ ቢያንቶኒ ፍጥረት

  • @SaSemairesearch
    @SaSemairesearch4 ай бұрын

    ናይ ዊስኪ ገዲፍካ፤ ኣብ 80ታት ናይ ድሕሪ መስመር (ኣብ ከበሳታት) ዝነበረ ታሪኽ ሓለዋ ሰውራ እተ ትትርኽ ቅሩብ'ዶ ኣይመሓሸን;

  • @Helex1393

    @Helex1393

    3 ай бұрын

    Ab dihri Mesmer win kindey gud eu geru ab 80tat kindey seb zeyktele bezey diletu wala hitsawenti Agadilu ezi Resah shermuta Hatela Tarik muwut Tenkesaksi Resa entay Tarik Alewo ezi Amenzira😡

  • @Tesfaeusinkey
    @Tesfaeusinkey3 ай бұрын

    የቀንይልና ነቲ ዝወዓለ ክትነግረና ኮሎነል ጸጉ ምካልካ ናይ ኣያና ብተው ሓቂነት በትሪ ሓቂ ትቀጥን እንበር ኣይትስበርን

  • @asmarah3174

    @asmarah3174

    2 ай бұрын

    ዝወዓለ ሕክያ ድዩ መሲልካ ? ሃተፍተፍ ተረፍ ሓተላዩ

  • @freemedia-so4id
    @freemedia-so4id4 ай бұрын

    Fesfashat loqmaxat ikum rugumat ftret ikum blibi

  • @desebelkahsay2480
    @desebelkahsay24804 ай бұрын

    መምስ ክፋኣኩም ሕጂ ኩስቶ ስሪቑ ክምዚ ግሮም እንዳ በልና ኣይተስቕይና

  • @dawitjigna

    @dawitjigna

    4 ай бұрын

    አይትህደም ነቲ ሐቂ ፊት ንፊት ግጠሞ ዓይንኻ ክፈት ባዕልኻ አይትዕጾዎ።

  • @desebelkahsay2480

    @desebelkahsay2480

    4 ай бұрын

    ዝይከውን ሕጂ ሃገር ምስ ካሓደካ ኣብ ስደት እንዳ ነብርካ ዝምጽእ ለውጢ እንተ ኣሎ ንጽበ?

  • @robeltewelde1199

    @robeltewelde1199

    4 ай бұрын

    ​@@dawitjignaመምስ ሓደምካን ገለ ጌርካ ከይትሕተትን ዘሎ ሃሶት ኣቀናቢርካ ምሕሳው ልሙድ ኮይኑ

  • @robeltewelde1199

    @robeltewelde1199

    4 ай бұрын

    ​@@dawitjignaመምስ ሓደምካን ገለ ጌርካ ከይትሕተትን ዘሎ ሃሶት ኣቀናቢርካ ምሕሳው ልሙድ ኮይኑ

  • @dawitjigna

    @dawitjigna

    4 ай бұрын

    @@robeltewelde1199 ሮቢ ዓርከይ እቲ ናትኪ መልሲ ጠፊኡኒ እንቁዋዕ መጻኽኒ ። 70 ሽሕ ኤርትራዊ መንእሰይ ምእንተ ኢትዬጽያ ይሕሸሸ ኢሱ አፈጨርቂ ግን 7 አሕዋቱን 4 አሐቱን 3 ደቁ ዮዕቅብ 1. አማረ አፈወርቂ ይነብር 2. ኤርምያስ አፈወርቂ “ 3. ዬናስ አፈወርቂ “ 4. ናርዶሰ አፈወርቂ “ 5. ጽገረዳ አፈወርቂ “ 6. መዋእል አፈወርቂ “ 7. ጼጥሮሰ አፈወርቂ “ 8. ጻዉሎሰ አፈወርቂ “ 9. አርያም አፈወርቂ “ 10 ሮቤል አፈወርቂ “ 11. ፌቨን አፈወርቂ “ ምስ 3 ደቁ ይነብሩ

  • @Mussie-b
    @Mussie-b4 ай бұрын

    ኣቶ ጸጉ፥ ሕማቕ መዓልቲ ዊዒልካ ኣብ ቃልዕ ወጺኻ ዝኣረገ ሽጣራ ሰብ ከተነዉር ከተጸልም ቁሩብ ሕፍር ክትብል ኔሩካ። ካብ ኮነሬልነት ናብ ደምበ ዕነ?

  • @weldenegodguad4974

    @weldenegodguad4974

    4 ай бұрын

    ካብ ናይ ኢሳያስ ኮነሬል ምኳን ጃለ ሙኻን ሺሕ ግዜ ይምረጽ🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @Helex1393

    @Helex1393

    4 ай бұрын

    Gidefo eba ezi leba medenageri lokmats shilet sheyani hatela tarik Esu baelu Jenanu reshani Tsegu Amnzira nay swera zinbere abza resiu alku sedray eu ketiluley ezi Seraki Genzeb baelu zisereko eko eu i know him good

  • @justiceseeker4961

    @justiceseeker4961

    4 ай бұрын

    መራሒ ህግደፍ ከምኡ ጀልጃላት ሰባት ብዓል ሙስጦፋ ንጅግና ተባዓ ሓውና ኣያና ተመሻጢሮም ካብ መሪሕነት ካኣልይዎ ስለዝደለዩ ሰዊሮሞ።ጅግና ግን ንጀልጃላት ኣይመሳሰልን ሰብኡነቱ ኣየረክብን እዩ።ደውን ኢሎም ውን ክምጉቱዎ ከምዘይክእሉ ይፈልጡ እዮም ፡ እታ ሰራቂት ጉጅለ ብስብኡነቶም ዘረከቡ ዝተከበት ንሓቂ ደውል ኢላ ክትማጎት ኣይተራኣየትን፡ ንሓቂ ኩሉ ግዜ እንተዝይተማጊትካላ ይንዋሓ ይሕጸር ግዳይ ከምትከውን ፍሉጥ ስለዝኮነ ኩሎም እቶም ዘስቀጡ ብዝተፈላለየ ታኣሲሮም ተቀቲሎም።ጅግና ተባዓ ቢትወደድ ሓቂ እንተዘይነብሮ ኣብ 1997 ምስ ተፈትሓ ተሰማሚሑ ናብ መሪሕነት ምተመልሰ፡ከምቲ እቲ ሎቅማስ መታለሊ መራሒ ህግደፍ ዝሓሰብ ቢትወደደ ኣብ ግዜ ኪናት ወያነ ብጅግንነት ኪናት ክመርሓሉ ሓሲቡ ዘውጾ ጅግና ግን ስለሓቂ ዳኣ ይሓልፍ እምበር ብውደሳን ግንዖን ኣይታለልን።fuck ጅ15.ንመስፍን ሕተቱልና ኣብዛ ጉዳይ ናይ ቢትወደድ በጃካትኩም።ክብሪ ኣለና ኣብ መስፍን ግን፡ ኩሉ ናይቲ ድያብሎስ መራሒ ህግደፍ ምስጢራት ይፈልጥ እዩ ምስጢራት ኣውጻኣዮ ከይከድካ

  • @weldenegodguad4974

    @weldenegodguad4974

    4 ай бұрын

    @@justiceseeker4961 ከማኻ ቁርጽ ዝበለ ኣርኣእያ ዘለዎ ጥራሕ'ዩ ውቃበይ ዝቕበሎ። ናይ መስፍን ግን ሕሰበላ ድኣ..... ድሕሪ ተደምረናል እንታይ ሚስጥር ኣሎ??? ኢሱ ኮሸምሸም እንዳበለን ብሓጎስ እናነብዐን ኣፍልቡ ክጥብጥብ ኣይረኣኻዮን ዲኻ????

  • @hermonogbamichael8599

    @hermonogbamichael8599

    3 ай бұрын

    Hasewti iyom beal izi

  • @bisratgoitom6279
    @bisratgoitom62794 ай бұрын

    ዝገርምዩ ኣጥፊእና ክንብል ሃገር ምሉእ ብጣዕሚ ዘሐፍር ኢዩ።

  • @genettesfamichael3958
    @genettesfamichael39584 ай бұрын

    ኣብ ኣገልግሎት ከለኹ ናትና መጋቦ ዝነበራ ዋላ ኩላተን ካብ እንዳ ጋንታ ጀሚርካ ክሳብ እንዳ ብርጌድ ኩላተን ደቂ ሰራየ እየን ኔረን ንሕና ኸኣ ደቀስመራ ስለዝኾና ኩላትክን ደቂ ሰራየ howcome ኢልና ንሓተን ኔርና ንሳተን ይብላና እወ ካብ ሓንቲ ዓዲ ምስመጻ ደሓር ኩላ ሰራየ ሰሚዓ ኩላትና መጺእና ይብላና ኔረን። ወሪድዎ ቢትወደድ ኩሉ ዝኽእል ኣምላኽ ብጥዕና ይሓልዎ!!

  • @2468justinbieber

    @2468justinbieber

    4 ай бұрын

    ትርጉም ዘይብሉ ዘረባ። ምናልባት ብሕልነት ተሓርየን ይኾና ።

  • @ABCDLove-yu5qb

    @ABCDLove-yu5qb

    2 ай бұрын

    ከመይ ማለት እዩ ደቂ ዓዱ ንቢቶው ዶ ወላ ሰራየ? ብኣውራጃ ትሓስቡ ኔርኩም ድኩም? አዚስ ሳክት ሕማቅ ምክኒት አዩ

  • @user-po7fg6je5s
    @user-po7fg6je5s4 ай бұрын

    ኣየ ጸጉ !

  • @asmarah3174

    @asmarah3174

    4 ай бұрын

    የደንግጽ፡ ምስመንከ እዩ ዘህተፍትፍ?

  • @mehretabghenet1687
    @mehretabghenet16874 ай бұрын

    Welcome 🎉

  • @AteshmGonetz-mk3lg
    @AteshmGonetz-mk3lg4 ай бұрын

    ቢተወደድ አብ አስመራ ዓቢዩ ዲሒሩ ኢዩ ንዓዲ መንጎንቲ መጺኡ፡ አብ ቲፖ አይተማህረን አብ ሳንጆርጆ ኢዩ ድማ ተማሂሩ፡ ዓዲ መንጎንቲ ድማ 4 ኪሎ ሜትር አቢሉ ኢዩ፡ አብ ሳንጆርጆ ድማ ተማሩ መማህርተይ ስለዝነበረ ኢየ፡ ዝምስክር ዘሎኹ። እዚ ኢዩ እቲ ሓቂ

  • @menkafirst
    @menkafirst4 ай бұрын

    ሰላም Eri Me ንመጀመረያየ መደብኩም ዝሰምዕ ዘለኹ። ብወገነይ ብ1974 ካብ ኢትየጵያ ዪኒቨርሲቸቲ ቀሃስ ተመሪቐ ህሓሓአ ዝተሰለፍኩየ። መራሕ መስርዕ'ዉን ኮይነ ኣይፈልጥን። ስልከኹም እንተትልእኩለይ ብ ዋትሰኣፖ ኢሞ...ገለ ምተዛረብኩኹም ተሞክሮ ናተይ ምርኩስ ገይረ ኣብዛ ዝሰማዕኩዋ አርእስቲ ብዝምልከት።

  • @abrahamawet7245
    @abrahamawet72454 ай бұрын

    እቲ ዘሕዝን ዝላዓለ ስልጣን ሕዝካ ነይርካ ሃድምካስ ሕጂ ካብ ሰለማዊ ሰልፊ ሓልፍና ናብ እምኒ ምድርባይ ንቀይራ ትብለና ኣለኻ ዝገርምዩ

  • @Helex1393
    @Helex13934 ай бұрын

    @Eri Man hawey with all Respekt hasot Tarik zelewom husurat sebat endamtsaka ketelti Jeganu zineberu hatela endamtsaka nezi Hizbe zey kone Hasot Tarik iytedenagrwo kiemen zeykeal please!!!

  • @romatewelde1620
    @romatewelde16204 ай бұрын

    👍👍👍💙💙💙💙🙏🙏🙏

  • @andegebremichael8644
    @andegebremichael86444 ай бұрын

    Thanx

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru95344 ай бұрын

    ስኣን ምሕባርና ኢዩ እዚ ኩሉ መቕጻዕቲ ዝወርደና ዘሎ፡ ዘይንልብም ግዳ ካብዚ ምዓትዚ ሓራ ክንውርጽእ ዘይንፍትን። እቲ ዝገርምሲ ቅድሚ ቢተወደድ 100 ግዜ ብዓል ጴጥሮስ ብዓል ድሩዕን መሰልቶምን ብጅግንነት ክስመዩን ክድነቑን ከሎው ኢዩ ዘገርም። መዳለውትን ዘይሓቅኛታትን ምዃንና ድማ ትርዳእ።

  • @Ayngage

    @Ayngage

    4 ай бұрын

    AYTHAZELEY. TOO LATE!!!!!

  • @Trendy-nd9ho
    @Trendy-nd9ho4 ай бұрын

    ኣታ እዚ ካካይ ናይ ሰብ ሓርኢ ኮነ ኢሉ ከጸልም ክብል ንገዛእ ርእሱ ዝጸለመ እዚ ሑሱር ካብ ርሑቕ ዝጨኑ ኩሉ ነብሱ ሓርኢ። እንኳዕ ጽቡቕ ገርና ንፋለጥ ኮና።

  • @kidane4266
    @kidane42664 ай бұрын

    Merci beaucoup bonne journée

  • @wblludwigshafen1700
    @wblludwigshafen17004 ай бұрын

    Very Nice Well come

  • @robsnet7976
    @robsnet79764 ай бұрын

    Tesgu seraqi Zemawi Telam! Do you remember you nearly died from an elevator watching a young girl in S.Africa? Do you remember how much money you received from our friends such as Solomon, wedi Ali just to help them hide and escape from National Service and flee to Sudan in 2000? Seraqi Seraqi we Seraqi!!

  • @hermonogbamichael8599

    @hermonogbamichael8599

    3 ай бұрын

    Iway gud nay beal izi

  • @trhasweldemicael4628
    @trhasweldemicael46284 ай бұрын

    🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @j2g557
    @j2g5573 ай бұрын

    How come no live video?

  • @duhberhe9991
    @duhberhe99914 ай бұрын

    Bitow wedi adi mengonti u hawna u

  • @tesfamichaelfshaye4265
    @tesfamichaelfshaye42653 ай бұрын

    ለካ ! ጅግና ወትሩ ክዝከር እዩ ፣ ዝበሃል ከምዚ ክኣዩ !

  • @robsnet7976
    @robsnet79764 ай бұрын

    Col. Tsegu ! Please tell us your story too; what we're you doing with Fessahaye ( Zeiti), what deal did you do when you came for skimming-taining in 2000 in South Africa.....tell us yours too?

  • @asmarah3174

    @asmarah3174

    4 ай бұрын

    ብመስተ ተጸንጺሉ እናሰኸረ፡ ቨልዎ

  • @asliErda62
    @asliErda624 ай бұрын

    RIP Isayas F & Amaniel F bros zegu bro hope say all things all honest & all correct...we live once ..do it zegu bro...

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad49744 ай бұрын

    ጎደና ሓርነት ብቢተው ኣብርሃ ክትትካእ እያ። ዘመንኩም ተጸንቂቑ እዩ በለለይ ነዛ ንእሽተይ ጉጅለ ኢሳያስ።

  • @tedgebregzi3832

    @tedgebregzi3832

    Ай бұрын

    Bitweded jegna eyu

  • @menkafirst
    @menkafirst4 ай бұрын

    Eri M ሕጂ ወዲአያ። ኣብ መደመደምታ ካብ ኮለነል ጸጉ ከምዝተማሃርካ ክትምሃር ድሌት ከምዘለካ ሓቢርካ። ቅኑዕ ኣባሃህለዩ። ትምህርን ትማሃርን ኢኻሞ። እዚኣ ኣብ ተግባር እንተዉዒልካያ ብወገነይ ናይ ተራ ምሁር ተጋዳላይ ተሞክሮይ ማለት ናይ አብ ዉሽጢ ቃልሲ ቃልሲ Revolution within Revolution ክሕብረካየ።

  • @tesfamariamtewoldeberhan4731
    @tesfamariamtewoldeberhan473118 күн бұрын

    ኮረነል ዓዲ ራሕሪሑ ዝሃደመ ጀነራል ኣምባሳደራት አዚኦምዮምመስፉን ሃጎስ ጸጉ ፍሳሃየ ኣንደብርሃና፡ ኣብ ዓለም ሙኩአ ተራኢዩ ተሰሚዑ ኣይፈልጥን ሕጂ ሃጠው ቀጠው ይብሉ ሸየጥቲ ዓዶም ቢተወደድ ጅግና ኣብ ሃገሩዩ ተሓይሩ ዘሎ ንምታይ ተቃሊሶም ዘገርምዩ ሓደ ንኹሎም ኣበይቲ ሓለፍቲ ኮፍ ኢሎም ከም ዝሸኑ ገሩዎም ቃልሲ ኣልቦ ሱሱዓት ፈተውቲ ነብሶም የዋርድኩም ኮረነነራት ጀነራላት ኣምባሳደራት FALSO

  • @user-pq7ef7mo4n
    @user-pq7ef7mo4n4 ай бұрын

    كان حديثك ممتاز جدا.. سقو مناضل ممتاز.. الله يكثر من امثالك.. للأسف ناضلتم كل السنوات تحت اسياس افورقي... التغير ضروري من الداخل.

  • @wblludwigshafen1700
    @wblludwigshafen17004 ай бұрын

    Because Eseayas he Was playing with the People of Eritrea and still know he is a Player .

  • @bornrebel7657

    @bornrebel7657

    4 ай бұрын

    Isaias is a devil.omg ሙስጠፋ ሙስጠፋ ኣይትበል አሻ ኢኻ።ሙስጠፋ ካብ ኢሳያስ ዝተዋሕቦ ትእዛዝ እዩ።ኢሳያስን ቢትወደድን ብጉዳይ ንብረት ወደብ አሰብ ተሰሓሒቦም፡ ቢትወደድ ምስ ገለ ሐለፍቲ ነቲ ጉዳይ አልዒሉ "ክላ እዚ ሰብ እዚ በይኑ ናጽነት ዘምጾኦ መሲሉዎ" ኢሉ ተዛሪቡ።እቶም ሀለፍቲ ንኢሳያስ ነጊሮሞ።ኢሳያስ ንኩሎም ኤርትራውያን መን ምኳን ከርእየናን ከርእደናን ስለዝደለየ ንቢትወደድ አጸሊሞ ልዕሊ 30ኣመት አሲሩዎሎ።በቃ እዚኣያ ታ ሀቀኛ ታሪክ።

  • @ABCDLove-yu5qb
    @ABCDLove-yu5qb2 ай бұрын

    ንምንታይ ገጾም አንዳ ተራኣዩ እቲ ሓታቲ ውን ከሙ ብቭድዮ ዘይትርግሕዎ?

  • @kidane6417
    @kidane64174 ай бұрын

    Helwlw haswi lakbat fooo funfun

  • @BAY3-bl7yj
    @BAY3-bl7yj4 ай бұрын

    ሰብ ጸውዕ ተበልኩዎስ እውይ ዕብዳን ኣታ ዘይትስተርከ

  • @isaiasmichael3175
    @isaiasmichael31753 ай бұрын

    ኣብ ገድሊ እትዝላዓለ ዘጥረይዎ ባህሪ ፍጹም ባሪያ ምኻንን ነብሰ ፍቶትን ኢዮም ኣጥርዮም ። ብፍላይ ሓለፍቲ ህዝባዊ ግምባር ።

  • @kidane6417
    @kidane64174 ай бұрын

    Men neru halfi nayi nagdi ???

  • @abelkaleb7961
    @abelkaleb79613 ай бұрын

    ጸጉ ፍስሃየ ናዓኻ ኣብ ጽፍሒ ሓላፍነት ሂቡካስ ኣብዚ ኣፍዝይጽርዩ ትፍልጦን ዝይትፍልጦን ሽኮሪናዝርባታትካ እሞ ምስ ታሲርካ ምንባር ዝሃጮ ምውርዛይ ክትግብር ንብጾት ራሕሪሕካ ኬድካ ንዝማሃርካ ስውራን ምንግስትን ክትንክስ ሞራላዊ ሓላፍነት ይብልካን ብዝዕባ ብትውደድ አኹን ካሎት ኣብ ኣሜሪካ ኬንላ ሃምብርገር እንዳብላዕካ ሃትፍትፍ ምባል ሚዛንካ ከም ክሎኦት ብጽልእን ቕርሕንትን ኢስይያስ ትብጊስካ ካላይ ገበን ኢካ ትፍጽም ዝልካ። ኣብርሃም ኢሳቅ ዝብልካዮ ዝይትፍልጦ ኣይኮንካን ኣባል ውደባ 06 ቅደም ምስ ህዝባዊ ምምሕዳር ዳሓር ኣብ 2ይ ውደባዊ ጉባኤ ምስ ናብ ክፍሊ ስልያን ጽጥታን ምስ ጴጥሮስ ስለሙን ኣብ ክፍሊ ስልያን ጽጥታን ትመዲቡ ዝስርሕ ዝነብር ሙሪጽን ፍቱንን በሊሕን ዝነብረ እዩ። ምንእኣስን ምውርዛይን ንሓልፍቲ ኣብ ኣሜሪካ ኬንካ እሞ ምስዞም ኣብ ቻንላት ኣፍ ዝጽርዩ ዘልዉ ሓትትቲ ካብ ብጾትካ ሃዲምካ ምልፍላፍ ንባዕልካ እውን ታሲርካ ስልዝነብርካ ብጹእ ክትምስል ዝስሕቕ እዩ። ሃትውትውካ በልዩ ናብ ጋሓፍ ክደርበ እዩ።መንግስቲ ንጌጋታት ክህደእ ዝግብሮ ዝነብሪ ምቅጽዒ ሕጊ እሞ ንስካኻ ኣቡ ትምዲብካ ትጻሪ ኔርካ ካብ ላዕልን ታሕትን ዝነብሩ ብጾትካ ሓለዋ ስውራ ብሊጽካ ኣይኮንካን ህጂውን ኣፍካ ኣጽሪ ብዙሕ ኣይትዛርብ።

  • @tedgebregzi3832

    @tedgebregzi3832

    Ай бұрын

    Kem seb ketekebro aleka ketali

  • @AlyeGheryeGhebrehiwot
    @AlyeGheryeGhebrehiwot4 ай бұрын

    ቢተው ከምስሉ በርር ብጥርሙዝ ቢራን ወስኪን ክንድዚ ክአስርዎ ዘይሕሰብ እዩ፡ግን በዓል መስፊን፡ጴጥሮስን ካለኦትን አብታ ጸበብ ግዜ ጠሊሞም

  • @ERITREA-xu2ur

    @ERITREA-xu2ur

    4 ай бұрын

    Kulom telimomo mesfin & petros tray elka aytikises lekbat

  • @asmaratube9114
    @asmaratube91144 ай бұрын

    ከዛብ 30,000dollars ካበይ ኣምጺካዬ

  • @hagereykebretey1962
    @hagereykebretey19624 ай бұрын

    ጎሬነል ኤርትራ ክትብሎ ነዚ ዘሕፍር :ባህልን ዘይተጻዓድነትን ኤርትራዉነትን ዝድዉን ዕሩብ ሕልና ።ረብሓ ዘስደዖ መንቀላወጢ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈☝️👌🙏

  • @biniamberaki8513
    @biniamberaki85134 ай бұрын

    Foro12 ዝብሃል ብዛዕባ ጸጉ ፍስሃየ ቡዙሕ ኢሉ ነይሩ

  • @kirosghebrewold7080
    @kirosghebrewold70804 ай бұрын

    ኣነ ይገርመኒ ብሓቂ ዶ ሓዊ ኣስተር ድኻ ,ንረስካ ፈኩስካ ንስድራኻ ለክምካ ,የሕዋትካ ዝፍክኡ ነይሮም ሕጂ ,ይሓፍሩ ኣሎዎ ,ሓደራኻ ድላይካ ተቃወም ግን አዚ ኩሉ ኣብ ሜዳ ኣርግካ ,ሕጂ ኣበይ ነርካ ኢኻ ክንድዚ ተዛረብ ,ነዚ መነሰይ ,ሕማቅ መንፈስ ተሕድር ,ኣየዋኑን ,ሕጂ አንታይ ይመስል ,ንጸላኢ ተራጉድ aloka

  • @fitsummesfin3409
    @fitsummesfin34094 ай бұрын

    Eritreans spent there time on good things. I don't know why you guys tooking about trush .

  • @M.G-j5w
    @M.G-j5wАй бұрын

    Bitweded junior and highschool an St Joseph iyu wediu tewedibu yiserihin yenikihin neyru then sile zitehasewelu ni meda kikeyid kiilu

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru95344 ай бұрын

    💙💙💙💙💙💙

  • @berhaneh7587
    @berhaneh75874 ай бұрын

    ኣያ ጸጉ ቅድሚ ናጽነት ዝበዝሕ ግዜ ሓላፊ ሓለዋ ሰውራ ከምዝነበርካ ክትገልጽ ፈሪሕካን ኣይደፈርካን። ሓላፊ ኣሃዱ ሓለዋ ምሩኳት ከምዝነበርካ ጠቂስካ። ኣብ ሰሜናዊ ባሕሪ ኣብ መረብ ምዕራብ ሓላፊ ሓለዋ ሰውራ ኣብ ዝነበርካሉ እንታይ ገበን ከምዝገበርካ ኣይትረስዕ። ኣብ ጉዳይ ቤተው ንስኻ እሙን ኢሳያስ ስለዝኾንካ ኢኻ ሽማግለ ተመዚዝካ።

  • @Ayngage
    @Ayngage4 ай бұрын

    ASMARA ABEY NERKA? PLEASE? TIFELTWO TELEKHUM.

  • @mathewosmengistu1592

    @mathewosmengistu1592

    4 ай бұрын

    ኣብ አምባ ጋሊያኖ ኔሩ። 1972-1974 ኣብ ኣዲስኣበባ ኔሩ።

  • @solomonkifle-lr4nw
    @solomonkifle-lr4nw4 ай бұрын

    The low is military soldiers

  • @sesnu2161
    @sesnu21614 ай бұрын

    ቢትወደድ ኣብ ዓሰብ ኔሩ ደርጊ ዝኣከቦ ዊስኪታት ኩሉ ኣብ ወደብ ክኣቱ ዝኽእል ሰብ ዝደለዮ ይወስድ ይሰቲ ገለ ኔሩ፡ ክሳብ እቲ ሕጋዊ መገዲ ዝሕዝ፡ ድሕሪኡ ኣብዚ ቪዲኦ ትገልጹ ኣለኹም። ኣብዛ ጉዳይ ቢተው ምሕደራ ዓሰብ ኔሩ፡ ናይ ሜግሬሽን ራሻይዳ ኔሩ፡ ንጉሰ ወዲ በርሀ ድማ ኣብ ወደብ ሓላፍነት ኔርዎ። ዝባሃሉ ኣብ ዓሰብ ኔሮም። ዊስኪ ሸጥካ ኢሎም እዮም ኣሲሮሞ ቲምኽንያቱ፡ ሓንቲ እቲ ብዛዕባ ዓሰብ ዝግበር ዝካታዕ ስለዝነበረ እዩ። ኣብቲ ካልእ ግና ትፈልጥዎ ሕቡእ ተኾይኑ ግለጹልና። ስምኦን ገብረድንግል ወዲ ዓሰብ እዩ፡ እሱ ዘሳወሮ እዩ፡ኣስተውዕሉ። ኣቡኡ ኣብ ወደብ እዮም ዝሰርሑ ዝነበሩ። ብዝኾነ ቢተው በደል የብሉን። ዝገርም መርከብ ዝኣክል ንወያነ ዝገደፍኩምሎምሲ። ብዊስኪ ሰብ ይእሰር፡ እዚኣስ 60 ኣላታ። የቐንየልና ነቲ ሓበሬታኹም።

  • @2468justinbieber
    @2468justinbieber4 ай бұрын

    ሓቂ እንድየ ዝፈቱ፡ካብተን፡ ዝተዛረበን ቃላት፡ቢትወደድ፡ ብጣዕሚ ኣብ ጌጋ ከምዘሎ፡ ትርዳእ።

  • @Ayngage

    @Ayngage

    4 ай бұрын

    TEFETIHU DO NEYRU HAKAY? DHAR AB ADI KEYDU DIMA ZEESIR ZEREBA TEZARIBU (ZEYEDLI)?

  • @Wedi_bitweded

    @Wedi_bitweded

    3 ай бұрын

    እንታይ ተጋግዩ ቢተው፧

  • @Ae91scd
    @Ae91scd3 ай бұрын

    እቲ ዝገርም ነዚ ጨካን አብ ሗለዋ ሰውራ ን ብዙሐት ምህሩትን ንጽሁትን ብጭካነ ዝቀተለን ዘቅተለን ምቅርብኩም እዩ.

  • @asliErda62
    @asliErda624 ай бұрын

    Isayas , Amaniel & tsegu r bros emba galiyanow & Biteweded ( bar Tiblez area) called emba galliano named by then .,hope Tsegu tell z truth...if not ...??? Tsegu tell z Truth

  • @Ayngage

    @Ayngage

    4 ай бұрын

    BAR TIBLETSE AKEBABI B EMBAGALYANO AYKONEN ZEFILET NEYRU. ABEY GEZAWETKHA/I KIBHAL KELO, BAR TIBLETSE EYU ZBHAL NEYRU (UNIVERISTY DIMA...BAR MEGARIH) TEZEYTEGAGYE. ZEBHERE MAYTEMENAI.

  • @user-tc7st1kv2n

    @user-tc7st1kv2n

    3 ай бұрын

    Alem donkoro Embagalyano eu zbehal neal abuk

  • @Abebe45
    @Abebe454 ай бұрын

    ጸጉ ፍስሃዬ እኔ እውኑቱን ልንገርህ አደርባይ ሰነፍ ነህ ።

  • @Higuain1995

    @Higuain1995

    4 ай бұрын

    ድንጋይ ራስ አንተ ምን እንዳለ የትረዳህ አትመስልም

  • @isaiasmichael3175

    @isaiasmichael3175

    3 ай бұрын

    ኣንታ እንታይ ክትሓተሉ ኢኻ ትኽክል ሕቶ ንምንታይ ዘይታሓትት ። ንምንታይ ኢኹም ኢሰያስ ዘይፍትሓዊ ክገብር ከሎ ንስኹም ንምንታይ ኢኹም ናሓድሕድኩም ትባልዑ ካበይ ሕብረተሰብ ዝበቆልኩም ኢኹም ኢልካ ሕተቶ ።

  • @SkyEritrea

    @SkyEritrea

    3 ай бұрын

    ኣታ ብዛዕባ ሃገርካ ግበር ኪድ

  • @robeltewelde1199

    @robeltewelde1199

    3 ай бұрын

    ስላጣን ሲኢንኩም፣ ሰሪቅኩም ወይስ ህማቅ ገርኩም ተ ኣሲርኩም ዝነበርኩም፣ሃዲምኩም ከም ወካርያ ዝዋውዕ ኣሲርኩም ጻድቃናት ክትመስሉ ኣይትፈቱኑ ሃሶታት ጭብጢ ዘየብሉ ሓርባኛታት ከተካፍኡ ገለ ትካቦ ተረከብኩም

  • @robeltewelde1199

    @robeltewelde1199

    3 ай бұрын

    ​@@Higuain1995ኣንተ እብድ የፈለገው መናገር መብቱ ነው

  • @loveerinosinle4067
    @loveerinosinle40674 ай бұрын

    Hateftef zytdekumu Halawat derhue

  • @haileabm2833
    @haileabm28334 ай бұрын

    I got a question for the Colenel, if $36000 was a budget for the military and Awliay kept the money in his house, where did they get other sources of funds to feed itself? The story doesn't add up.

  • @berhanemeskeltewelde4301
    @berhanemeskeltewelde43014 ай бұрын

    ካብ ቤት ማእሰርቲ ምስ ወጸ ቢትወደድ ናብ ዓዱ ምስ ከደ ዝተዛረቦ ድዩ አንደገና ኣእሲርዎ ኩቡር ኮለነል ከም ኣፍልጦኻ? ን

  • @hanut8650
    @hanut86504 ай бұрын

    ናይ ሮሞዳን ከኣ መስሓቕ ኢኻ: ኩሉ ከም ትፈልጥ ትዛረብ: ከም ላዕለዋይ ኣዛዚ ገንዘብ ከመይ ይሕዞ ባዕሉ እዩ ዚፈልጦ:: ቆልዑ ክምህረሉ ሓቲቱኒ:? ንዓኻ? ሓላፊ እኮ ነይሩካ እዩ: ? ግዜን ኩነታትን ተራእዩ ስምኦን ጥራይ እዩ ናብኡ ኪምድበካ ዚኽአል: :

  • @eskinderkiflemariam8316
    @eskinderkiflemariam83164 ай бұрын

    Eri-man.....tekawemti elka eba nebseka ayteshashu....Eritrea ykun President Eseyas Afewerki tekawemti yeblomen.....hasot gidef

  • @Ayngage

    @Ayngage

    4 ай бұрын

    HAKI! ERITRA BY ERITREANS (9BHERAT) IN ERITREA TO ERITREANS (ASLAMAYN CRSTYANN) IN ERITREA::

  • @Ayngage
    @Ayngage4 ай бұрын

    BAR HANA TEZEYTEGAGYE, KORSATERE ZEREGABIR ZSERHALU ZENEBERE ENDA MARMO...JERDIN ZENEBEREN ZELON ZEYTFLET BAR EYA NEYRA KAB BAR MOCHAL 100 METRO...

  • @ghirmayberhane1706
    @ghirmayberhane17063 ай бұрын

    እቲ ምስ ስምኦን ዝነበረ ዶኩመንት ስለምንታይ ዘይረኣኻዮ?

  • @samueltsegay9901
    @samueltsegay99014 ай бұрын

    Hetati Gazetega Uazetega zeyti chenu kinaminini Dina kinkihid Tebeka Eka konuka zeleka

  • @user-cc5cq4jz1h
    @user-cc5cq4jz1h4 ай бұрын

    ብትወደድ እወ ጅግና ኢዩ ፈታዊ ህዝቡን ሃገሩን ኢዩ

  • @user-zg8rl1vt4b

    @user-zg8rl1vt4b

    4 ай бұрын

    ካብ ሰበስልጣን ሽዓብያ ጥዑይ የብሎምን ግድፉና።ቢትወደድ ዝረሸኖም መንእሰያት ኤሪትራ ዘህልቀ ኢዩ፡ዘይትፈልጥዎ ኣይትዛረቡ

  • @user-cc5cq4jz1h

    @user-cc5cq4jz1h

    4 ай бұрын

    @@user-zg8rl1vt4b ኩዕንትይ ጎላሉ ጀግና ክትመስል ትጻወቶ ትካብ ፍኖ ጥልያን ድካ ክክክክ

  • @user-zg8rl1vt4b

    @user-zg8rl1vt4b

    4 ай бұрын

    ክላእ ሓተላ ሱቅ ኢልካ ኣብ ዕንክሊል ንበር ጌና ንስኻ ኣብ ሕማም ኣውራጃ ተደርቢኻ ኣለኻ ሓሻካ፡ ኣውራጃ ዘይብልካ ወዲ ደርጊ ግርም ምሕቢኢ ረኺብካ ክክክ ክትፈቱ ክትጸልእ ዝኮነ ሓላፊ ናይ ሽዓብያ ሰብ ከይቀተለ ናብ ስልጣን ኣይመጽእን ።ንጹህ ኮይኑ እሞ ከኣ መራሒ የለን ኩሎም ስሕለት ዘቀበሉን ከም በጊዕ ብክሳዱ ዝሓረዱ ኢዮም ኩሎም።እንተደሊኻ ግን ቢተወደ እንታይ ጌሩ ንመን ቀቲሉ ዘርዚረ ክጽሕፎ ኣይሽገርን ግን ንኣምሓሩ ዘይኮንኩ ንደቂ ሃገረይ ክመሃርሉን ክልብምሉን ንኸይድገም ክብል ሓደ ብሓደ ኣነ ጥራይ ዝፈልጦ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ተጸበ ።እንተ ንስኻ ግን ባርነትካ ቀጽል

  • @user-cc5cq4jz1h

    @user-cc5cq4jz1h

    4 ай бұрын

    @@user-zg8rl1vt4b ቆማል ትግራዋይ ለማኒ ኪድ ነቶም ዝፋሐሱ ዘለው ይግራይ ሃገርካ ምህሮ ሃቦም ደንቆሮ ትግራይ ደናቁር ኢያ ተፍሪ

  • @user-uh4cr5sb8d

    @user-uh4cr5sb8d

    4 ай бұрын

    ​@@user-zg8rl1vt4b መዓስ ክርሽን ርኢካ ሓሶት ዘይትገድፍዎ ካብ ማእከላእይ ሽማግለ ኣብ ሰውራ እኮ እዮም ኣልየሞ ኣብ 1991 ድማ ኣሲሮሞ ወይስ ተጋዳላይ ምኳኑ እዩ ገበኑ ሕልክስክስ ዝብሉ እናተሸሙ እዮም መጺኦም ቢተው ድማ ዝነበሮ ስልጣን እናጎደለ መጺኡ

  • @abrahamawet7245
    @abrahamawet72454 ай бұрын

    እቲ ዘሕዝን እዚ ሓላፍነት ተሰክምካ ኣብ ሓዲትን ሎምጽመጽን ክትጋናባሕ የሕዝን ንሰብ ሰብ ዘብሎ ኣብ መትከሉ ደውሉ ክምክት ኮሎዩ

  • @hadushgeremdhn349
    @hadushgeremdhn3494 ай бұрын

    ህግደፍ ናይ እስያስ ንብረት እያ ተጋደልቲ ከኣ ናይ እስያስ ኣገልገልቲ እዮም ንሃገርን ህዝብን እሎም ንሳሕል ወርዶም ኣገልገልቲ እስያስ ኮኖም ተመልሶም

  • @kidane6417
    @kidane64174 ай бұрын

    Barzdnti ayinbrn heswi

  • @robeltewelde1199
    @robeltewelde11994 ай бұрын

    መምስ ሓደምካን ገለ ጌርካ ከይትሕተትን ዘሎ ሃሶት ኣቀናቢርካ ምሕሳው ልሙድ ኮይኑ

  • @DawitTeklemariam-xe2xs
    @DawitTeklemariam-xe2xs4 ай бұрын

    ብጻይ ጸጉ ፍስሃየ ንዝሓልፍ ዘይሓልፍ ሕማቅ ታሪክ ኣይትግደፍ ከም ትፈልጦ እቲ ሰውራ ብዙሕ ሕማቅን ጽቡቅን ሓሊፉ እዩ ትፈልጥ ኢካ ሞ ሕጂ ውን ታሪክካ እንተትዕቅብ ጽቡቅ ነይሩ ዜጋታት ወይ ሕብረተ ሰብ ጽልኢ ዝፈጥር ዝዓይነቱ ካልእ ሓርበኛታት ብጾትካ ምውንጃል ትረክቦ ረብሓ እንታዩ ብሕጽር ዝበለ ዓገብ ክብለካ ከም ብጽቡቅ ዝፈልጠካ ብጻይካን ሓውካን እዞም ኣብ ደገ ኮይኖም ታሪክ ሰውራን ታሪክ ውልቀሰባትን ዘጸልሙ ከድዓት ምስኦም ክትስራዕ ኣይተዋሕጠለየይን ጸጉ ሕጂ ውን ዓገብ ታሪካን ታሪክ ብጾትካን ኣይተባላሹ

  • @Wedi_bitweded

    @Wedi_bitweded

    3 ай бұрын

    ካባኻ ንላዕሊ ከዳዕን ሓሳውን ጠላምን የሎን። መልስኻ ኢዩ ዝገልጸካ፡ድቓላ። ብዛዕባ ቢተው እኮ ምስ ኣሰርክሞ ጽልኢ ተተኺሉ ኢዩ።ሕጂ እዚ ሰብ ዝዘርኦ ጽልኢ የብሉን ፡ታሪኽ ዝስነድ ታርኽ እምበር። ቢተው ሲ ዘይምእዛዝ ንኢሰያስ እምበር ምንም ገበን ኣይረኸብናሉን ኣብቲ ዝተዋህበና መርመራ ይብለካ ኣሎ። ሓሳዊ ትብሎ፡ ቢተው ምስ ወጸአ 1997 ከማን ሃገረይ የሕሊፈ ኣይህብን ነዞም ገዛእትና ሓረድትና ኢትዮጵያ ኢየ ኢለ እምበር ሰሪቕካ ዝብል እንተሎ ሕጂ ይምጻእ ክሳደይ ንኻራ ደይበለካን፡ዘይበልካ ሽዑዑ ንምንታይ ንስኻ፧ ትፈልጦ እንተለካ ግን ሃየ ባርነት ናጽነት ዝመስለኩም ሰብ መሰል እንስሳ፡ ንኸም በዓል ከማኻ ኣሚኖም በጃ ምሕላፎም በዓል ቢተው ኢዩ እቲ ጌጋ

  • @Helex1393

    @Helex1393

    3 ай бұрын

    Entay Tarik alewo dea eka Tarik tiblo...kulukom Hademti kab sewera Athizkum sheramut Amnzira kem chew tebetsbets Dewit betsay kea tibleley ezi Tarik Hatela ezi shilet dem Jeganu belaee seraki Tsegu dea Amnzia swera Beret ke hizu do yefelt yekewin ...Sidiray endiu Atfiuley delo bedemom yetehatseb ezi Tenkesakasi RESA Dirashu kitefeie eu...Eska kea Sik Tebelka yemerets Please....Betsotka ab Kunnat endatewagu eko eka Rahrihkayom kedka kiltekun Hade serkti ....Wala Tekawemti Win kindey keyamnkum Lekbat kulu geze Lekbat sele zikone....Hizbe iytedanagurun ekum AWEA☝🏾☝🏾☝🏾

  • @Helex1393

    @Helex1393

    3 ай бұрын

    @@Wedi_bitweded Exctly esu eu eti Haki Kubury Hawey:-) Abezi seb kedanagru ...meshakin Jeganu dea mentana ab gudgad ewe sefirom mes Tsiruy Tarikom🥺🙏🏾

  • @degolhaile3389
    @degolhaile33894 ай бұрын

    Deykon Aytzareb lemnkum blua tmilkum autzarebu

  • @selemuntekie3043
    @selemuntekie30433 ай бұрын

    28:54 Hasawi ane godebo bitweded eye, gn nska leba eka, entay geru elka hseb, b awraja tzareb aleka ,hasawi eka, zkone seb kieser ykiel eyu, hager gn b hade seb waga ayttmenn eya, eti gega ktzarebelu aydelekan, kali elama eyu zeleka leba. B dhri msaru tefetihu, ab adi men goti adu seb akibu entay tezaribu? Kulu tezareb.

  • @user-yb4ly1tz6h
    @user-yb4ly1tz6h4 ай бұрын

    ሰላም ዋና እዛ ቻነል ኣቅራቢ እዚ ቃል ምሕተት እዚ ቃል ምሕተት ናይ ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ዱ ዋላ ናይ ሕጂ ንኣፍልጦ እየ መክንያቱ ኣብ ዘረባካ ቢተው 29 ዓመት ተኣሲሩ ከም ዘሎ ወስ ኣቢልካ፡ ካልኣይ ናይ ካቶሊክ ቤተክርስትያን ዝበልክሞ ናይ ቅድሚ ክልተ ዓመት ዝነበረ መስለኒ !

  • @khtt8663

    @khtt8663

    4 ай бұрын

    Hadish zena kkebrwo delyo.

  • @Ayngage

    @Ayngage

    4 ай бұрын

    Nay kedem eyu...mkhnyatu nay beal BAR TIBLEZ KIBIL MIS SEMAEKWO (KINDEY AMET KOYNU RESEEYO) COMMENT TSEEFFE NEYRE. 100% NAY KEDEM EYU.

  • @mathewosmengistu1592
    @mathewosmengistu15924 ай бұрын

    ኣየ ጸጉ ቅሩብ ሕፈር።

  • @yassim9143
    @yassim91434 ай бұрын

    Kkkkk meshakat

  • @yonastekie8762
    @yonastekie87624 ай бұрын

    እስኻ ከአ 1000000 ሰሪቅካ ትኸውን ሃሰኻ

  • @miletebahta7184
    @miletebahta71844 ай бұрын

    እሞ ኩሉ ነገር ብኢሰይስ ዝደለዮ ጥራሕ ዝኸይድ እንተነሩ ኩሉ ተጋዳላይ ናኢሰያስ እዩ ተኣዲሉ ክንብልዶ ንኽእል ኣስደሚሙና እኮ መን እዩ ሓላፍነት ዝወስድ መን እዩ ተሓታቲ

  • @samsontesfazion2416

    @samsontesfazion2416

    4 ай бұрын

    Geremrem iluna endei men iyu hakegna men iyu hasawi tederbishuna wedi Eri

  • @jesmanjas1982
    @jesmanjas19824 ай бұрын

    Bzuhat zetfaka eka nifelteka ena

  • @selambetenna
    @selambetenna4 ай бұрын

    ኮነረል ጸጉ፡ ጽቡቕ መግለጺ፡ ጌና ኩልና ካብ ሓቂ ናይ ገዳይም ተቃለስቲ፡ ዋጋ ዘኽፍል ሓሶት ኢሰያስ መሪጽና።

  • @IsaackTeclemichel
    @IsaackTeclemichel4 ай бұрын

    Y. E. Kelka. Ba. Gdef. Y ekelka ba. .tegadelty..resie a ka bitow. Bitow tbl. Nebska zekra eska .ke msss men. Eka Tgray t.ewet moita Endo mo wedi .a........hzbi ertrea❤. Serawitertrea. ❤

  • @duhberhe9991

    @duhberhe9991

    4 ай бұрын

    Kla donkoro tarik temahire tigray kitblu seb anxifkum seb gize kulu kikyer u

  • @ghirmaymesfin4731
    @ghirmaymesfin47314 ай бұрын

    Aneiti giziaab aseb neire Meguhazia bihal iyob manjus iyom kihitetu neiruyom meguhazia iyom Abey kemzihatewe aifi Girmai haile

  • @betrihaki3884
    @betrihaki38843 ай бұрын

    yigdef=mendef KAB YIGDEF MENDEF YINTAYI TITZIBE BEJEKA SHIRKIN MAYISERTIN .

  • @ghirmaymesfin4731
    @ghirmaymesfin47314 ай бұрын

    Hasewti bahal nisika nitara tegadelti derbikumom hiji halewle Meda nifelto iye halaw Beja hiseyas tifhu halaw Hadami intai konka kedka Bitew ayihademen tika bitew aitikeribin ika telam Konrel hadami telam zeitetikil halafinet ahirifuka kidtifah hasawu Tihibit nisinkulan telimka Hadimka zeitisiyah

  • @IsaackTeclemichel
    @IsaackTeclemichel4 ай бұрын

    Hmam. Dehar zele .wo kolonel segu fs .Haye. mss brged. Nhamedu dengola derby esayas italymesi .o anasu teukiben. Dmu dewel men kdefra eemny sendu. Ub esrybet. Ktbel you. Alem Bekagg.

  • @AteshmGonetz-mk3lg
    @AteshmGonetz-mk3lg4 ай бұрын

    ሃይለ ትንሰኤ ኢንዲያና ፖሊስ አብ አመሪካ ዘሎ ውን ብቀረባ ክምስክር ይኽእል ኢዩ፡፡

  • @Russomfstokecoine
    @Russomfstokecoine4 ай бұрын

    ሃገራዊ ክሕደት ዝፈጸመ መራሒ ምሕረት ወይ ፍርዲ ጠበቃ ይዋህቦ ዝብሃል መሰል የላን፡ ስለምንታይ ሓርበኛታት ተጋደልቲ እዮም ነይሩ ብኽሕደት መኽሰሲኦም ናይዞም ሰባት/ ተጋደልቲ እቲ መኽሰሲኦም እዚ እዩ ነይሩ እዚ ድማ ብኽሕደት ኣየኽሱሶምን ዝብል ኣይተቅሩቡን ኢኹም። ንኣብነት ሓርበኛ ብተወደድ ኣብ ዓሰብ ብግዚያዊ ኣመሓደሪ ምስ ውጩ እዮም ነይሮም እቲ ክሲ ብተጋደልቲ ደቂ ኣንስትዮ እዞም ደርጊ ገዲፍዎም ዝኸዱ ተጋሩ ብስርቂ ንብረት ወደብ ኣብ ሽቅ ዕዳጋ ዝወርድ ንብረትና እዩ ተባሂሉ ዝጀመረ ነበረ ኣብ ሙሉ እ ኤርትራ ምስግጋር ደርግ ስለ ዝነበረ ብስራሕ ምብዛሕን ስራሕ ናይኩሉ ኤርትራዊ ዘጋ እዩ እዞም ኢትይጵያውያን ተፈቲሾም ክወጹን ምክትታል ዝብል ኣብ ሙሉእ ኤርትራ እዩ ቆይሙ ሓደካቡኡ እዛ 5ይ ረእስካ ዝነብርካያ እየ እቲ ካላኣይ ኢትዮጵያ ንብረታ ቀልጢፋ ስለ ዘይተለዕሎ ጽበት ቦታ ኣስዓቡ ስለ ዝነበረ ቢተወደድ ተጋደልቲ ብጥሩሑ ክሰርሑ ሒቆኦም ተመሊጡ ተጋደልቲ ኢትዮጵያ ክትክፍሎም ኣለዋ ኣይግባኣን ክትከፍል ኣለዋ ኢሉ ይጸቅጠሉ፡። እወ እንተኾነ እታ ጋሕማጥ ኢትዮጵያ ብሎሚ ጽባሕ ቢተውደድ የጠንቅቆም ይኩን እምበር ከም ሬሳ ኣቢድካ ዝወደቀ ን ኤርትራ ሸኸም ኮኑ ብዓይኑ መንግስቲ ኤርትራ ጽሕታረ ናይ ጽልእን ምኽንያትን እናፈልጠ ብሜላ ኣቡኡ ወሪዱ ክቃየቅ ኣይደለየን ብሃገራዊ ድሕንነት ብጸጥታን"፡ ተጋሩ ኪናትን ዓሰብ ይግባኣና ኪናት ንኽፈት ዝብሉ በዓል ክንፈ ትሒምትሒም መለስ ዜናዊ ኣይግዚኡን ዝብል መልሲ ይህብ ከምዝነበረ 1991 ይጭኖ ሓቀኛ ኢንፎ ውን ነይሩ እዩ ኣብዚ ረፈረንደም ናቅፋ ባጠራ መደብ መርሃ እምነ መስረት ማይክሮ ኢኮኖሚፖሊሲ ኤርትራ ብንጹር ምቅማጥ መጀመሪ ሃገራዊ ህንጻ ት ኣዋጅ ሃገራዊ ኣጎልጉለት ቅልጡፍ ዋሕስ ሃገርዊ መድሕን ዋርሳይ ክትካእ ዝተጀመሪ ኣብ ለዕሊ ሓዳስ ሃገር እዚ ሰኸም ብዓይነ ወያነ ኦረሞ ኣሎ ኣምሃራ ኣሎ በሎ ኢሉ ኣብ መንግስትና ምስ ተወሪረና ቀጥታዊ ውራር ንዓሰብ ግንባር ቡሬ ጀመረ መንግስቲ ምስቲ ሓዲሽን ምኻኑን ድኻ ሃገርን ክንድይ ከቢድ ምኻኑ ሩዱእ እዩ ኣብዚ ኪናት እዋን ምስ ጸላእቲኻ ወጻኢ ጉዳይ ሚንስተር( መስፉን ሱዩም) እናተራኸብካ ምስ UN ነረክባ ተቀበሉና ኢልካ ብዘይ ሓገራዊ መራሕቲ ከይተማኸርካ/ፕረሲደንቲ ችፍ ወታደራዊ እዚ ጢሒስካ ንዑኡ ንኽክሕድ ከይሰርሕ ዝዓንቀፉን ኣሉ ከይብሉ 30 ዓበይቲ ዓዲ ንምስክር ሓቲቶም እንታይ ፉሉይ ሕማቅ መዓልቲ ደኣ ረኺብኩም ክሳብ ሱዋኣት የሕዋትኩም ንጸላኢ ዓጋመ ወጊንኩም የሕሊፍኩም ክትህቡና ወሲንኩም እንታይ ፉሉይ ካብ 6ይ ወራር ዶ ነይሩ እዩ፧ 3ይ ኣብ ማእኸላዊ መኣዘዚ ሃገራዊ ወታደራውን ችፍ ስታፍ ስትራጀካዊ ኪናት መእዘዚ ደይብካ ኣብቲ ወዲ ኤፍረምን ችፍ ስታፍ ዘእዝዘሉ ደየብካ ትዋጠጡስ ኣብቅድሚ ኦፕረተር ቀሉዑት ኣዋልድ እናሰሙኻ ግደፎ ገዲፍናዮ ንወያነ ንግደፈላ ዝብሉ ህልኻት ውልቃዊ ቅንኣትን በቲ ሃደ ይኹኑ በቲሓደ ጉዳይን ሃገር ሂወት መን እሰይ ንብላሽ ተኸፊሉ ኢልካ ንምህዳም ሕጂ ስተዓዊቶም ዕዮም ሕጂ ክንእሰር ኢና ኣይገድፉናን እዮም ዝብል ገበናዊ ውሳኔ ክድዓትን ፈጺሞም ኢዮም። ቀጺለ እዚ ጽገ ዝባሃል ናይ ብተወደደ ነጻ ኢልና ጽሒፍና ዝብል ዘሎ ካብ መስመር ወጺኻ ፋሕ ኣቢልካዮ በል እዚ ኣብ 1991 ዝቀመት ሽማገለ ንሓዲሽ ዛህላል ፋሕፋሕ ዝበለ ንብረት ገዛኢ ኢትዮጵያ ምስሃደመ ንመእካብ ን ዝስረቅ ዝነበረ ልጋም ንምግባርን እምበር ምስታ ቀንጠመንጢ ክተቃጻጸሪ ብተጋደልቲ ደቂ ኣንስትዮ ዝቆመት ጉዳይ ንብረት ዓሰብ ደርጊ ገዲፉዎ ምስ ኸደ ተጋሩ ኣብ ስርቂ ተዋፈሩ ደቂ ኣንስትዮ ተጋደልቲ ዝኸሰሶኦ እዩ እምበኣር ተጀሚሩ ሓሳሲኻ ዋናታት ከምዘ ይብሉን መዛግብቲ ከምዘየለ ገርካ ሃተውተው ኣሰራርሓ መዛገብቲ ዘይምፍላጥ እዩ ።ቅድም ቀዳድም እስኻ 1976/12 ተሰሊፍካ ናይ ሓርበኛ ቢተወደድ 2ይ ዓመት ዩንቨርስቲ 1973 ተስሊፉ ኣስመራ ነይሩ ኢልካ ዘይትፈልጦ ታሪክ መበቆላዊ ዓበየሉዓዲ መንጎድቲ ሳንጀርጆ ት/ርት ኣዲስ -ኣበባ 2ይ ፡ዓመት ኣይትጀልሓዮ በጃኩም እቲ ኣብ ዓሰብ ኽሲ ንብተውደድ ኣትምልከትን እስኻ ነጻ ኢልካ ንሓደ ማእከላይ ሽማገለን ዝለዓለ ስልጣን መን ይከሶ መን ነጻ ይብሎ እስኻ ትፈልጦ ክሲን መርማሪ ናቱን መክሰሲኡን ኣይደረጃኻን እዩ። ምኽንያት ዝይትፈልጦን ደረጃኻ ኣይኮነን ኣይትጅልሕዎ

  • @justiceseeker4961

    @justiceseeker4961

    4 ай бұрын

    ስሓቢት ትሕዝቶ ዘለዋ ትመስል፡It would be nice if u edit most of ur text ናይ ጽሕፈት ጌጋታት ስለዘለዎ እቲ መልእክቲ ብጽቡቅ ክርዳኣ ኣይካልኩን፡ tnx and please

  • @hayaluberha5887
    @hayaluberha58874 ай бұрын

    Aziu zhzn eu eza Eritra lebam Hzby zelewa be kemzy zbel kaby mexiu aby znebere eu entaway eu entay gebary endatebahle knday Geganu bzy Fthy besbisom terifom Hzby kab zhalefe temahiru mexay kab gegatat temahiru aby emam yxbyo alo aby aby srah ab kdmit yxbyo alo tezy koynu ezy nreo zelena weledo anfetu zsehate eu.

  • @Ayngage

    @Ayngage

    4 ай бұрын

    SMANI! ERITRA AMET AMET EYE ZKHYID (DIHRI 2 WERHI KKHYID EYE). AB ERITRA ZELO KUNTAT YGERMEKA EYU. ETI SEB AB KALE EYU ZELO. KEMEY GEYRU YNEBIR. EZOM AB WETSAE (zelena) KOYNOM DEGEFTI TEKAWEMTI ENA ZEBLU? MENGSTI ERITRAN AB ERITRA ZELO HZBIN? AYFELTOMN EYU.

  • @dendennakfa9415
    @dendennakfa94154 ай бұрын

    ዝጠፈሽ ነጋዳይ ናይ ቀደም ደብተሩ ይግንጽል፡ ሃጠው ቀጠው ኣይትበል ዓጃው። ኣብ እርጋንካ ድሕረይ ሳዕሪ ኣይትብቆላ ዝዓይነቱ ናይ ጠፋሻት ስነ ሓሳብ ከተቕርብ ብጣዕሚ ዘሐንኽ እዩ። ኮሎኔል ፋልሶ።

  • @emitiemiti1419
    @emitiemiti14194 ай бұрын

    Emo aysereken 30 shih dolar dea abzi denbe tekawemo kema 800000 shih dolar ab hade geze tefyu nay betweded kea wedi efrem athizwo tebl si nay da xetita nabey mes kedu yom zethzwo bezkone betweded kieser aynberon yu enber lieli sebu jegna aynber enbeshi ka dea darga kulom lieliu yom nerom

  • @abelkaleb7961
    @abelkaleb79613 ай бұрын

    ጸጎይ እታ ሓላፍነትካ እካ ልትናል ክሎኔል ድያ ምሉእ ኮልኔል ኢኻ ።ንብጾት ሓልዋስውራ ክሓተላ እየ።ካብ መሳርዕ ጽጥታ ክልኻዳኣ ዝይትቃልስ ሕጂ ዓዲጋና ኬንካ ሃትፍትፍ ክትብል ኣዛ ኩላ ሓላፍነት ዝሃብትካ ትዕዝብታ ትግብርልካ ኣላ።እንት ኣፍ ዝጽርዩ ኣብ ደገ ዝለው ህጻናት ኣብ ፖሎቲካዊ ንቕሓቶም ትሑታት ውረን ውዲውረን ክትውሪ ሚዛንካ ፍኪሱ እዩ።

  • @Mindstream32
    @Mindstream323 ай бұрын

    ካብ ብጻዩ ተጋዳላይ ሓላፍነቱ ተጠቂሙ ደቂ ኣንስትዮ ይሕድግ ከም ዝነበረ ዳኣ ዘይትጠቅሱዋ ሓስውቲ ዘይዓቅሙ ኣይትሃብዋ ሓደ ሚሽቲ ኢዩ ኔሩ

  • @Wedi_bitweded

    @Wedi_bitweded

    3 ай бұрын

    መን ኢዩ ኣንታ፧

  • @hakimetkeley1256
    @hakimetkeley12564 ай бұрын

    Hasawi men kiemnekum

  • @peacecaseekpeacecaseek1919
    @peacecaseekpeacecaseek19198 күн бұрын

    Why doesn’t the interviewer stay quite and not make noises ; unprofessional and annoying

Келесі