EMNA1 ኤርትራውያን ተጋደልቲ፡ ብዘይብኣኹም እነመዝግቦ ዘሎና ዓወት ኣይምተረኽበን። ነመስግነኩም ወያናይ ሓየሎም ኣርኣያ ERITREAN HISTORY AND CU

EMNA1 "ኤርትራውያን ተጋደልቲ፡ ብዘይብኣኹም እነመዝግቦ ዘሎና ዓወት ኣይምተረኽበን። ነመስግነኩም " ወያናይ ሓየሎም ኣርኣያ ERITREAN HISTORY AND CULTURE
#eritreanhistory #eritreanmovie HISTORY AND CULTURE #efremghidey #Efremghidey #eritrea #ERITREANHISTORYANDCULTURE #Efremghidey #eritrea #ERITREANHISTORYANDCULTURE

Пікірлер: 48

  • @m.t6772
    @m.t6772Ай бұрын

    ክግለጽ ኢዩ ዘለዎ እቲ ኩሉ ሓቅታት።ቀጽልሉ ኢኹም👍

  • @negstihabtu6788
    @negstihabtu6788Ай бұрын

    ተጋዳላይ ❤ዓንዲ ሑቀ ህዝቡ ዓንዲ ሑቀ ሃገሩንክብርን ሞጎስን ንተጋዳላይ ሞስ ደቁ ዋርሳይ ሐበን ሃገር ኤፍሮም ግደ ዕድመን ጥዕናን ንዓኻ ሰላም ❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @KflaySbhatu-nr4xr
    @KflaySbhatu-nr4xrАй бұрын

    ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዝኽሪን መጎስን ንሰሜእትና ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷 🇪🇷🇪🇷 👍

  • @tirhasdainel4906
    @tirhasdainel4906Ай бұрын

    ተጋደልቲን❤ ወረስቲ ሕድር ዋርሳይ ክብሪ ንዓኹም🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @WarsaYYikealo1249
    @WarsaYYikealo1249Ай бұрын

    ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና፡ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ! 🫡🇪🇷🐪✊🏿

  • @EPLFVISION1962
    @EPLFVISION1962Ай бұрын

    ህ.ግ.ሓ.ኤ. መትከላውን ዋሕስ ህዝብን ሃገርን ኤርትራን ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስውኣትና ዓወት ንሓፋሽ!!!❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @beriyewedierey8797
    @beriyewedierey8797Ай бұрын

    ወራሲ ሕድሪ ተጋዳላይ መትከል ዋርሳይ ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና ዓወት ንሓፋሽ ።👍💪💪💪❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @simonmengstab2620
    @simonmengstab2620Ай бұрын

    Eritrea 🇪🇷 shaebiya hager jeganu adi seb sre 🇪🇷 ❤️

  • @RuftaiLabiey
    @RuftaiLabieyАй бұрын

    Dekiy Erey, mixakumn metawkumn Amlak daa yhelweley!!!!❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽✅✅✅✅🌹🌹🌹🌹

  • @fitsumkelati8552
    @fitsumkelati8552Ай бұрын

    አነ አብ ትግራይ ዝኣበኹ ኤርትራዊ እየ ተጋሩ ተጋደልቲ ብዙሓት እየ ዝፈልጥ አራት ኪሎ ቤተ መንግስቲ ምስተቆጻጸርኩሞ ቀለጢፎም አብ ካብዝበጽሑ ሓደ አነ እየ ዝነበርኩ ግን ዋላ ህዝባዊ ግንባር ከምዘለዉ እንተፈለጥኩ መስተ አብ ግዳም ምእባይ ዋላ ናይ ስጋ አዝማደይ ስለዘይንፋለጥ ስቕ ኢለ ዝፈልጦ ሰብ ከምዝጠፍኣኒ ዓይነይ የማን ጸጋም ቀባህባህ እንዳበልኩ ሓደ ተጋዳላይ ካብተን ታንክ ከባቢ ትክ ኢሉ ናባይ ይመጽእ ሕጂ ገጹ ብደሮና ስለ ዝተሸፈነ አነ ክፈልጦ እየ ኢልካ አይሕሰብን ብዝኾነ አብ ጥቓይ ምስ በጽሐ እከለ ዲኻ? ኢሉ ምስሓተተኒ ሰንቢደ እወ ግን አይፈለጥኩኻን ኢለዮ ሽዑ እከለ እየ ኢሉ ሽሙ ምስነገረኒ ከምዝተጋደለውን ስለዘይፈለጥኩ ብሰላም ምምላሱውን ተሓጉሰ ተሓፎፊቅና ተሰኣኢምና ደሓር ብዛዕባ ንፈልጦም መተኣብይትና እንዳልኣልና አዕሊልና አብ ሞንጎ እንታይ ድኣ በይንኻ ምስ ህዝባዊ ግንባር እንታይ ትገብር ምስበልኩዎ ዝመለሰለይ መልሲ ዘይትርሳኣንን ብሕይወተይ ድማ ካብ ዝተሓጎስኩለን መዓልትታት ኮይና ተመዝጊባ እንታይ ኢሉኒ መሲልኩም " እዚኦም ሻዕብያ ፍሉያት ፍጡር እዮም ብከመይ እየሞ ክገልጸለካ ምስኣቶም እንድሕር ኮንካ ሞት ዝበሃል የለን ዋላ ሞት እንተ መጺኡ ነቲ ሞትውን ይቐትልዎ" መግለጺ ስኢንሎም ተጨኒቁ ከረዳአኒ ዝፈተኖ ኩልግዜ ይረኣየኒ ተዘክሮታት ግንቦት ሀያ

  • @RuftaiLabiey
    @RuftaiLabieyАй бұрын

    Alem kititelmena, Fetarie gin misana neru. Kongon nexelan hzom wexiom, kalashin tiray zekone Tankitat marikom ab maekel Asimara 33 nefarit deraimom enkoa Eritreawit konku temesgen fetari!!!!❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🌹🌹🌹🌹

  • @simrethabtemariam7809
    @simrethabtemariam7809Ай бұрын

    Zelalemawi kbrn Mogens nsemaetatna wetru awet nhafash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍

  • @habtomrussom3689
    @habtomrussom3689Ай бұрын

    Welcome EMNA

  • @tirhasghebremariam4122
    @tirhasghebremariam4122Ай бұрын

    ዘልአለማዊ ክብርን ዝክሪን ንሰማታትና ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @aberehamtegaygelegaber7404
    @aberehamtegaygelegaber7404Ай бұрын

    Nerhaba EMNA1 Selam neakum ab srahkum asalito ymne. Btigebrwo tarik gedlina malet gedli hizbi Eritrea mbirbar kemesginekum afkiduley, bzileale nahri kitkixilwo dima edmen tienan ymneylkum. Awet Nihafash💪

  • @dawitgebrat1878
    @dawitgebrat1878Ай бұрын

    ሕስድና! እዞም ጎረባብትናስ የሕዋትና ይብሉና፡ በቲ ካልእ ገድ ግን ባሕርኩም ግመል ይስተያሉዶ፡ ካብ ንስኩም ትጥቀሙ ጁብቲ ትብላዓዮ ዝዓይነቱ ሽርሒ ይኣልሙ፡ ይገርመናሎ ኢዩ ዘብል ነገሩ የሕዋት🤔 ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊☀

  • @merhawitandegergish2839
    @merhawitandegergish2839Ай бұрын

    When I hear sahel's song, I have no words to explain something in my hear can't explain thanks Efrem Gde keep it deki erey

  • @sabasimon4736
    @sabasimon4736Ай бұрын

    ሰላም ደቂ ኤረይ እንቋዓ ብደሐን መጻኹም ጊዜኹም ወፊኹም ወዕሎ ጀጋኑና ብመደብ ተቕርበዎ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን አብ ኩሉ ትገብርዎ ጻርታት አምላኸ የሐግዝኩም አምላኸ ንነዛብርኽቲ ሃገርና ንኹሉ ኤርትራዊ ይልወልና🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mesitube5641
    @mesitube5641Ай бұрын

    Like endageberna nietoske hulahna

  • @yoditsemere9427
    @yoditsemere9427Ай бұрын

    ህዝባዊግንባርና እንኮ ሓደ ንፍትሒ ደው ዝበለ ጓሳ ህዝቡ፣ ብእምነት ጅግና እንቋዕ ካብዚ ኩሉ ወጺኻ ክትጸውየሉ ኣብቀዓካ ክብርን መጎስን ንጀጋኑና፣ ክብረት ይሃበልና ኤፋር ተነጊሩ ዘይውዳእ ታሪኽ ጀጋኑ ትቕልበና ዘለኻ ነመስግነካ።

  • @semharbituamlak-zz6nq
    @semharbituamlak-zz6nqАй бұрын

    Share like subscrib endagberena nekid deki eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💗💗💗💗💗🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💗💗💞💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷💗💗💗💗🇪🇷🇪🇷

  • @biniamhabte6148
    @biniamhabte6148Ай бұрын

    ክብርን ሞገስን ነቲ ቅያ ዝፈጸመ ጅግና ሰራዊት ህግሓኤ

  • @tesfie
    @tesfieАй бұрын

    Efrem jigna ❤❤❤❤

  • @giromkidane2994
    @giromkidane2994Ай бұрын

    ኽብርን ሞጎስን ንስዋአትና ዓወት ንሓፋሽ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪👊👊👊👊💎💎🙏

  • @samsonmhreteab9621
    @samsonmhreteab9621Ай бұрын

    Knsnido ena❤ Kenesegagiro ena nab dekina❤

  • @ZekiFrede-le5lc
    @ZekiFrede-le5lcАй бұрын

    Jeganuna nab libina nizel'alem

  • @solomontewolde75
    @solomontewolde75Ай бұрын

    Kulu gizie ablbna jegannuna

  • @yodithailehagos1326
    @yodithailehagos1326Ай бұрын

    Wellcome❤

  • @edenpazom9452
    @edenpazom9452Ай бұрын

    እዞም ሓሳዳት ሐሰውቲ እውይ በስማአም መተካታ ዘይብሎም አብዓለም ክድዓትን ነብሰ ምትሐት ቀዳሞት እዞሞ ቆዳራት እዮምዚኦም ዶብና ምሕጻር።ህዝባዊ ግንባር መተካታ ዘይብሉ ውዱብ ተገሊጽ ዘይውዳእ ንበረለይ ክበረለይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-us1po1dj1e
    @user-us1po1dj1eАй бұрын

    Eza da alme mlue zeflti endui bzey hezbawi genbaer zefter awet kmzyle germ gerom yefltu endiom ezom ghfate tegru gen hegi wen ab baerki H.G.H.E ksgda eyen🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yodithailehagos1326
    @yodithailehagos1326Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yodithailehagos1326
    @yodithailehagos1326Ай бұрын

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @yordanosghirmay1156
    @yordanosghirmay1156Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @meb66
    @meb66Ай бұрын

    ህዝባዊ ግንባር'ኮ ክንደይ ጉድ ናይ'ዞም ከሓድቲ ተጋሩ ኣብ ከብዱ ጸይሩ'ዩ ክኸይድ ጸኒሑ።

  • @selamuyhabena7038
    @selamuyhabena7038Ай бұрын

    Zelalemawi zkri nsemaetatna. Nhlwat kea amlak edmen tenan yhabkum

  • @user-hy5ej2me9f
    @user-hy5ej2me9fАй бұрын

    አዞ ም ካህደጋት ወያነ

  • @helengmichael457
    @helengmichael457Ай бұрын

    🫶🏾🇪🇷🌿🇪🇷🕊🇪🇷✊🏾

  • @motherland1510
    @motherland1510Ай бұрын

    ነዚ... ታሪኽ እዚ... ረሲዖም... መወዳታ ዘይብሉ.... ጽልእን ቅርሕንትን ኣብ ልዕሊ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ኣጀንዳ ክሕዙ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን. ደቂ ማይ ጠላሚት ኣብ ግዚኡን ስዓቱን ናይ ኢዶም ረኺቦም ሻዕቤላ... ቤላ ካብ ደደቢት ዓዲ ኣብጽሕዎም ጽጋብና ኣይንጸውርን ምስ በሉ ካኣ ምርኩስ ተደጊፎም ደደቢት መሊስዎም 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @MyGodJesus13
    @MyGodJesus13Ай бұрын

    ታሪኽ ናይ ሃገረ ሓማሴን(ኤርትራ) ናይ 19 ክፍለ ዘመን ኣምጽኡ ። ህዝባዊ ግንባር መቀጸልታ ናይ ሃገረ ሓማሴን እዩ ታሪኽ ኣባሕጎታትና ክተጥፍእዎ ኣይትጽዓሩ። ታሪኽ ሃብተስሉስ ፡ ታሪኽ ደግያት ሃይሉ ፡ታሪኽ ተስፉ ነጸረኣብ ፡ ታሪኽ ኣበራ ካሳ፡ ነዚ ታሪኽ ሃገራዉነት ናይ ህዝቢ ሓማሴን ኣጥፊእኻ ክትስርሕዎ ትደልዩ ሃገራዉነት ኣይትሕሰብዎ ህዝቢ ሓማሴን ናይ ደገ ታሪኽ ኣባሕጎታትና ፈሊጥናዮ ኢና ናይ ዉሽጢ ሃገር ደሎ ህዝብና ዉን ኣብ ቀረባ ግዜ ኩሉ እቲ ሓቂ ክነግሮ ኢና ድሕሪኡ ኣበይ ከም ትምዕቆቡ ክንሪኦ ኢና።

  • @kidantekle2443

    @kidantekle2443

    Ай бұрын

    #MyGodJesus thank you very much for your clear message

  • @kidantekle2443

    @kidantekle2443

    Ай бұрын

    Please share, like and subscribe

Келесі