DW International መድረኽ DW ክብሪ መስዋእትነት ኻልኣይ ክፋል

Subscribe ይግበሩ!
©Copyright: Dimtsi Weyane Television | ድምፂ ወያነ ቴሌቪዥን
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
-----------------------------
Website www.dmtsiweyane.co
Facebook / dimtsiweyane
Twitter / dimtsiweyane
Telegram t.me/dwetinternational
Instagram / dimtsiweyane

Пікірлер: 15

  • @mawchagebreyohannes5987
    @mawchagebreyohannes598714 күн бұрын

    ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና🙏💖🙏 ተስፍሽ ብጣዕሚ እየ ዘድንቐካ። ኣብ ልበይ ዘሎ ስምዒት ኢኻ ዳርጋ ትገልፅ። ንስኻ እንት'ትዛረብ ደስ እናበለኒ እየ ዝሰምዓካ።

  • @abebakebede1270
    @abebakebede127014 күн бұрын

    በርቱእልና

  • @sabatadesse2597
    @sabatadesse259713 күн бұрын

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @tsegatsega1930
    @tsegatsega193014 күн бұрын

    Tades dehuile baery aletaweain banekin tankin debvreyom hezevbe tigery zawedi

  • @abebakebede1270
    @abebakebede127014 күн бұрын

    ረሳእቲ ኢና እሽሽ ባሃልቲ ኢና ንድለል ንእሾ መጽሐፍ ቅዱስ እካ ብል ኩን ከም ተመን የዋህ ኩን ከም ርግቢ እዩ ዝብል ::

  • @welduhialu
    @welduhialu6 күн бұрын

    ተስፋይ ታደሰ ብጠአሚ ኢየ ዝክበረካ ኩሉ ሓሳብካ አክብሮት አለኒ

  • @johannesmulu3473
    @johannesmulu347313 күн бұрын

    What is the result of every year's war and why can't come new yang Lider never answer Tplf this question still a lot of people Dead in Tigray

  • @Azsx23-pg8ix
    @Azsx23-pg8ix14 күн бұрын

    ሰራቂ

  • @tsegatsega1930
    @tsegatsega193014 күн бұрын

    Tertraw.areget barey aletaweyin

  • @abebakebede1270
    @abebakebede127014 күн бұрын

    አነ ሎሚ ንህውሃት ዝቃወሙ ሰባትሲ እንታይ ሒዞም እዮም አሮግቶትዶ እንታይዶ ንስሓትኩም ፅባኽ ክትአርጉንዲኹም ውሉድ እኮ ካብ ወላዲኡ እዩ ዝማሃር ህውሃት ንህዝባ መምህር እያ ከም ግዚዩ ክካምክእለቱ ታእሪኩም ምእቃብ የድልይ አብ ኢድካ ዘሓዝካዮ ወርቅስ ከም መዳብ ይቁፀር አይንኹን !!

  • @gebreyesus8431
    @gebreyesus843114 күн бұрын

    የዎ:- "ናይ ማህፀን ጦርነት" ተጌሩና ኣሎ:: ህዝብና ኣብ ምድሪ ከይነብር:- ብመንነቱ ከይኽበር:- ብኽብርታቱ: ከይሕበን: .... ወዘተ... ሂወትና ሙሉእ ብሙሉእ ክዕምፀፅ ይግበረ'ሎ:: ህዝቢ ትግራይከ:- ብኸመይ ንዚ ኣፀጋሚ ዘመን ንሕለፎ? ኢሉ ኩሉ ሕብረተሰብና ክመኻኸር የድልዬና'ዩ:: ደቂ ኣንስትዮ ድማ ከምታ ብሓላፍነት ስድረአን ዝሕብሕባ ንትግራይ ዓደን ድማ ከም ስድራ ከማሓዳድራ ይግባእ:: ብዙሕ ዕዮ ገዛ ብደቂ ኣንስትዮ ከምዝዕወት ፍሉጥ እዩ:: ኣብ ምሕደራ ዓዲ ልዑል ግደ ይሃልወን:: ነቲ ዓወትና ኣይነርሕቆ:: የግዳስ ነቅርቦ!!! ብትብዓት:- ናይ ደቂ ኣንስትዮ ግደ መሪሕነት ብዘተኣማምን መልክዕ ንረዳእ:: ኣብ ኩሽና ጥራሕ አይኮነን ክዉዕላ ዝግባእ::

  • @abebakebede1270
    @abebakebede127014 күн бұрын

    ጀግና ሓውና ጠርጣራው ኩሉ ከማኻ ተዝኾን።

  • @Alchemist917
    @Alchemist91714 күн бұрын

    ኣየ ዳህወሓት እወ ኣንፃር “መሳፍንቲ / ሀፀያውያን”ተቓሊስኩም ሐዚ ኸዓ ትግራይ ካብ “መሳፍንቲ/ሀፀያውያን” ስርናይ ትልምን ኣላ። 2016-50 = ትግራይ 1966 ዓ.ም ቅድሚ ህወሓት ምፍጣራ።

Келесі