DW International መድረኽ DW ክብሪ መስዋእትነት

#dw #International #tigray
#መድረኽ DW ክብሪ መስዋእትነት
#Dimtsiweyane #Tigray
#Subscribe ይግበሩ!
Website www.dmtsiweyane.com/
Facebook / dimtsiweyane
Twitter / dimtsiweyane
Telegram t.me/DimtsiWeyaneTigray
Instagram / dimtsiweyane

Пікірлер: 52

  • @GebrekirstosGebremichale
    @GebrekirstosGebremichale22 күн бұрын

    ጄግና አቦና ወዲስቡሕ ጠርጣራው ንፀላትና ደም ተንብዕ እዞኦም እናሐለው ትግራይ ማንም አይደፍራን

  • @almazadamu9175
    @almazadamu917523 күн бұрын

    ኹቡር ሐውና ጠርጣራው ሐውና ነዌሔ ዕደመን ጥዕናን ያሃብኻ ጀግና ወደ ህዝብ ሐቅ ዘሐዘ ይዕውት ክወግሕ እዩ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Yah4918
    @Yah491822 күн бұрын

    ጠርጣረው ጅግናና እታ በትሪ ጀግንነት ናይ መንነት ቃልሲ መምህር ገረኺዳን ደስታ አተናትናኻ ካብ ብሓቂ ካብ ልቢ ነብሲ ሄር መምህር ኣቦ መንነት ክቡር ኣቦና ገረኺዳን ኣዘኻኺርካና ቀፅለሉ ጠርጣራው ጅግና ኣቦና❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Yah4918
    @Yah491822 күн бұрын

    መምህር ኣባ ጥዑም ጅግና ኣቦናን❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉 29:01

  • @ephremwelegebreal9085
    @ephremwelegebreal908520 күн бұрын

    ጠርጣራው ዕድመ ልክዕ ፅኑዕ ባዓል መትከል ተጋዳላይ።

  • @SalamSalam-et8bd
    @SalamSalam-et8bd23 күн бұрын

    ተርጣሮው መሰል ደቅንስትዮ ይታሓሎ ፍታሕ ዘይቡሉ ማዓልታዊ ናብ ምድያ ኣትምፁኡ ንህዝብና ዝጠቅም ፖለቲካ ሱሩሑ 😢😢

  • @aaronmuruts7044
    @aaronmuruts704423 күн бұрын

    ጠርጣራው ብሂወት ንዘለው መናእሰይ ዙሑል ማይ ከሊስካ ተስፎኦም ኣፀልሚትካ ንዝተሰውኡ መሓዝቶም ሽምዓ ብምብራህ ነዙ ወሎዶ እዙይ ዝታታልሎ ኣይመስለንን

  • @aronyonas7563

    @aronyonas7563

    23 күн бұрын

    በክቲ አቅምካ ፍለጥ ወዲ ሚሊሊክ ወያነ መፀትና ድቃስ ዘይብልኩም ብጠጠውኩም ዝሞትኩም ገና ታሪክ ክትስርህ እያ ወይዘሪት ትግራይ ንሲኦል ክነፋንወኩም ንዝንተ አለም ህግደፍ ፋኖ በፃብፅ እዚ እንዳ ጀጋኑ ገዛ እዩ ውፃእ ክንቲት

  • @user-wb9dk4cr9l
    @user-wb9dk4cr9l23 күн бұрын

    I'm so proud & honor of you, Tertaraw.

  • @kiroswalker7444
    @kiroswalker744423 күн бұрын

    Jigna Tigrarawy 💐💐💐

  • @Yah4918
    @Yah491822 күн бұрын

    ክቡር ሓውናን ፈላጥን ተስፋይ ታደሰ ውን ብጣዕሚ ኢና ነድንቆ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @kifletekle350
    @kifletekle35023 күн бұрын

    What ups bro Teretaraw.

  • @YA2O23
    @YA2O2323 күн бұрын

    RIP our Fallen heroes we can't thank you 🙏 enough for what you done for our country Tigrai adkum.

  • @hgfana6731
    @hgfana673123 күн бұрын

    ጀጋኑና ብናይ1 ደቂቃ ሽምዓ ዘይኮነስ አብ ልብና ነንብሮም😢 ዕላምኦም ሽቶኡ ንክሳዕ ንስራሕ😢 ውሽጥና ባዶ ኮይኑ ብመልሐስና ሰለዝተናገርናሎም ክብሮምን ሕድሮምን አየኽበርናን።

  • @YA2O23
    @YA2O2323 күн бұрын

    We will never be able to thank you enough for what you have given us. "I am glad for your service to our country Tigrai 🦁TPLF General's all of you.

  • @user-km3qh1yt1o
    @user-km3qh1yt1o23 күн бұрын

    🎉🎉🎉🎉🎉

  • @GideyKidane-qt1xt
    @GideyKidane-qt1xt21 күн бұрын

    ብሰንክኹም ሰማእታትን ስድራ ስዉኣትን ተዋሪዶም ። 36 ዓመት ሕድሪ ሰማእታት ኢልኩም ዘሚርኩም ኣዘሚርኩምና 36 ዓመት ድማ ሕድሮም ኣዕቢርኩም ኣብሪስኩምና ። ምድረ ሓሰዉቲን ክሓድትን ።

  • @davidharcot220

    @davidharcot220

    19 күн бұрын

    ሓቂ ብሓቂ ግደይ

  • @sofiat3079
    @sofiat307923 күн бұрын

    Jegna abona Tartaraw🙏🙏💪

  • @lemlemhagos9299
    @lemlemhagos929923 күн бұрын

    Kibren mogase ne jeganehi sewatna my hero tdf

  • @aaronmuruts7044
    @aaronmuruts704423 күн бұрын

    ሕድሪ ስዋኣት ንጠርጣራው ከም ባህርዛፍ ንኹሉ እንዳረገፀ ክነውሕ ኣይኮነን

  • @aronyonas7563

    @aronyonas7563

    23 күн бұрын

    ወዲ ሚሊሊክ አይተጉርእ ብጠጠውኩም ዝበከትኩም ህግደፍ ፋኖ እታ ዱላ ትፈልጥዋ ኢኩም ፃእፃእቲ ሀደምቲ ግንባር ኩም ነይራ ህጂ ብአፍካ መልሀስካ ካብ ህሶት ክትቅንስ አቅምካ ፍለጥ ዱኩም ሀርገፅ ውፃእ

  • @netsanettdf9263

    @netsanettdf9263

    23 күн бұрын

    ጉሓፍ ተረፍ ደርጊ 👎👎👎

  • @leonkahssai1637
    @leonkahssai163723 күн бұрын

    Rest in peace our heroes. They lost their life. They're vain for us but they left behind a bunch of selfish people. They care about themselves. They do not care about the 9 million people justice to our people

  • @maetebtesfamariam4072
    @maetebtesfamariam407223 күн бұрын

    ጠርጣራው ጅግና ወዲ ህዝቢ

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew614223 күн бұрын

    ለካ ፈላስፋ እውን ኢካ ጠሬ ወዲ ህዝቢ !! ገጣምን ዘያምን ንፉዕ ከያንን ጥራ እባ አይኮንካን እሞ አብርሃትካ አካፍሎ ንመንእሰይ ትግራይና !! የዒስ ወዲ ህዝቢ ወያናይ !!✍️🤝💪✌️👏🙌✌️✌️✌️

  • @user-fl8dy2zc2u
    @user-fl8dy2zc2u23 күн бұрын

    ጠርጣራው አይትጋገ ዲፕሎማሲ አቅሚ በላህቲ እንተንከውን እንታይ ከምዝመፅእ ፈሊጥና ውግእ መትረፍና ወይ ምክልካል አቅምና መእበና ኔርና

  • @kidane6417
    @kidane641723 күн бұрын

    Helwlaw tarik bhsot baxwxwayi ayisrhan eyu

  • @dmtsukahsay4490
    @dmtsukahsay449023 күн бұрын

    ተኽሊት ይሰምዕ ኣሎ ዶ ይኸውን??

  • @Dengolo-gf7dd
    @Dengolo-gf7dd23 күн бұрын

    Nsmer

  • @binyamygizaw6680
    @binyamygizaw668023 күн бұрын

    Tertaraw 47 amet enasewea mimitseu tay terekibu eyu zblo. Nay hwehat amlaki lkone dew elu lkereye 😮😮😮

  • @simonmengstab2620
    @simonmengstab262023 күн бұрын

    Lekbat hasawi Rip

  • @aronyonas7563
    @aronyonas756323 күн бұрын

    ሰላም ሙቁሉል ህዝቢ ትግራይን ድምፂ ወያነና ዝክሪን ሞጎስን ንስውአና ንዘልአለም እንዳክበርናኩም ትግራይና መንግስተ ስማይ ክነምስላ ኢና ግን እንዳተፋሀኩ ዝአተው እሱባት ን ባንዳታትን አትማን መሀብሮም ክነጥፍኦ አለና ከምቲ ንቡር ናይ ወለድና ካብ ትግራይና ክህከኩ አለዎም ንድህሪት ይመልሱና አለው ህዋህት እንዳበሉ ዘጉርኡ ዘለው ክጭፍለቁ አለዎም ንእቀት ህዝቢ ትግራይ እዩ ስለዚ ብህዝብና ዝመፀ ግንባሩ ይጋሀፍ ብጣእሚ ዘህብን ፕሮግራም ስላም

  • @openmind3269
    @openmind326923 күн бұрын

    ካብ ምዓስ ዳኣ ወያነ ንስውኣት ትዝክር? ዘለዉ ዘይከበሩስ ዝሞቱ? ግርምቢጥ።

  • @kidane6417
    @kidane641723 күн бұрын

    Woyi helawlw ba mharna tqdas amherna tezmar amhhira zenbratas menantyi yihulu nera ila halawlw tebl

  • @almazadamu9175
    @almazadamu917523 күн бұрын

    ልኽዕ እለኻ ኹቡር ሐውናናዛም ተሪኻዌ ፀላእትና መሳሴይት ግን እብ ውሽጥና ዘለው ካብ ብርክ ትግራይ ዝውፁኡ ዕሱባትናይ ፀላእ መዝሙር ዝዝምሮ ቀደማይ ፀላእትና ዕሱባት ተጋሩ እዩም ስለዜ ህዝብና ካስተውዕል ይግባኦ ትግራይ ትዕወት እደበለ ብክብር ዛሐለፎ ዕሽለትና ተረሴዔሙ ህዝ ስልጣኖም ካናውሕ እብ ወንበር ኻይኖም ብስም ህዝብ ትግራይ ቆማር ክፃውትልና ይውዕሉ እለው እግዚአብሔር ናብ የማኖም ይመልሳም ምስትውዕል ያሃባም

  • @samiwelay4860
    @samiwelay486023 күн бұрын

    ግን ተጠሊሙ እዩ እዚ ህዝቢ እዚ ስውእ

  • @tesfalemgebregziabher6283
    @tesfalemgebregziabher628323 күн бұрын

    Tertaraw denkoro

  • @davidharcot220
    @davidharcot22019 күн бұрын

    አነ ዝብል ዘለኹ ደቂሰ ደአ ኔረ ኸይከውን እምበር ቀደም አብ ትግራይ መዓልቲ ሱውአት መአስ እያ ኔራ ዕለታ 20 ሰነ ዉዒላ ስለዘይትፈልጥ እየ ።

  • @GebregergsGebreslasie
    @GebregergsGebreslasie23 күн бұрын

    አቶ ጠረጣሮው ሎሚ አብ ልክዕ በቶኦም ተረኪቦም ካል ገዲፈና ክብርን መጎስን ነቶም ሓቀኞ ሓረነት ትግራይ ተመኒዬም ኩቡር ሂወቶም ንዝከፈሉ

  • @haftuzbelo1922
    @haftuzbelo192223 күн бұрын

    Ab geza Tplf meswaeti derfi eyu tertaraw donqoro

  • @brexhabesha
    @brexhabesha23 күн бұрын

    ዘልአለምኩም እናቀትልኩምና መሊስኩም ሽምዓ ምብራህ ልምዲ ኮይንኩም ፕሊስ ግደፉና ንሙሁር አካል አረክብዎ አብ ናይ ቀደም ዘመን አተሓሳስባ ተወሺጥኩም ህዝብና ንድሕሪት አይትምለሱልና

  • @bekabeka7732
    @bekabeka773223 күн бұрын

    beka tegentelo. anfeligachom. welakayt gin atasibo

  • @brexhabesha
    @brexhabesha23 күн бұрын

    ህዝቢ ትግራይ ናይ እንዳማቱ ዝደሊ ካ ተዘይኮነ ብናታትኩም ስሕተት ግን ኩሉ ግዜ ዋጋ እናከፈለ ይነብር አሎ ? ሕጂ ውን ውጽኢት ቃልስና አበይ አሎ? መሬትና አረኪብና 3 ዓመት ምሉእ ህዝብና አብ ስደት ይነብር አሎ ፣ወይስ ንዓኩም ትግራይ ማለት መቀለ እያ ? ዕንክሊል አይትበሉ አርሒቅኩም ሕሰቡ? እጣ ፋንታ ናይ ትግራይ በሪ ህዝቢ ትግራይ ናበይ ገጽ እዩ ? ከም ዝፍለጥ አብ 360 ድግሪ ዝተከበበት ዓዲ እያ ዘላትና ተዓፃጸፋይ ፕሎቲካዊ መሪሕነት ግን የብልናን ? ሽምዓ ምልካስ ጥራሕ ናይ ቃልስና ውጺኢት ክከውን የብሉን?

  • @haftuzbelo1922
    @haftuzbelo192223 күн бұрын

    Hadush kadre 👎👎👎👎👎👎👎👎

  • @haftuzbelo1922
    @haftuzbelo192223 күн бұрын

    Tertaraw donqoro temhar thasb tekonka do tebenjaka arekibka TethSb do nshaebya adhinkayo ata donqoro 👎👎

  • @user-rj7ei6ji3u
    @user-rj7ei6ji3u23 күн бұрын

    ኣብ ትግራይ ዋላ ዋጣ ኢዩ ፖለቲከንኛ ኮይኑ ንዉግእ ጺሊኢ ኢናሰበኸ 1 ሚልዮን ኣራሲኑ ንብላጥ ኣጥፊኡ ካብ ገይጊኡ ክንዲ ዝመሃርር መመሊሱ ንጺሊኢ ይሰብኽ ዩኣጅለካ ኣብ ባድመ ሰብ ኣባዲምካ ደም ደቂ ድኻ ጸሚእካ ካብ ክናዳ መጺኻ ሕጂዉን ስዋኣት ትብል ክብሪ ዘይብሉ ሞት ገበንምርር ስዉኡ ኣይኮነን።

  • @user-km3qh1yt1o
    @user-km3qh1yt1o23 күн бұрын

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @berhanabay7338

    @berhanabay7338

    23 күн бұрын

    በርኸ ገጋንጉል!

  • @haftuzbelo1922
    @haftuzbelo192223 күн бұрын

    Tertaraw donqoro temhar thasb tekonka do tebenjaka arekibka TethSb do nshaebya adhinkayo ata donqoro 👎👎

Келесі