Zelalmawi zekri ne sewatna mengste semay yewarskum jeganu haben hager kebren mogosen ne sewatna awet nehfash 😢😢.
@tedrosbrhane62534 жыл бұрын
Hdri n swaeta ahhh hgdef Aman wedi fanus 4 Asmera ms bxotu amlak byemanay eidu ykebelkmu enber nhnas aytaemenan ms yhwatna ab adi sdet alena
@weditkabo37622 жыл бұрын
Please eza zema ab studio mlaya tarikawit zema eya nay swiat z tenegrelu gzie eyu 2003 or 2004 Wedi tkabo zeytenebebe mexhaf one day ab gziena b mnbarka trah knkorie ena but bejaka ab studio mliaya
Пікірлер: 145
*ንወዲ ትካቦ ማንም ሰብ ተቋዋማይ እየ በሃሊ ወላ ደጋፊ እየ በሃሊ ክወራዘየሉ ኣይክእልን እዩ ምኽንያቱ ክንድኡ ዘይትኣኽሉ ምስ ዝዋግኡ ተዋጊኡ ሃገር ኣውሒሱ ምስ ሰብ ጥብብ ብጥበቡ በቃ ምሉእ እዩ*
@meharimeasho1397
Жыл бұрын
Nay bahki hawey natey❤️❤️❤️
@yonasfishaye8241
21 күн бұрын
Yes haki :: ሰዎአትና ግን ንምንታይ እየም ተሰዊኦም ንናጽነት ንሕጊ ንፈሪዲ ተጠሊሞም አዪም ሰሊዚ ህዝቢ ንምንታይ ንመሰሉ ዘይትስእ
@user-ev2qf4td2w
20 күн бұрын
Yes! This man is a national treasure🎉
መርሃዊ !! ታሪኽ ኣለዎ ቲ'ጎቦ ታሪኽ ኣለዎ ቲ'ጎቦ.... ታሪኽ ኣለዎ ቲ'ጎቦ ሰብ ከይድይቦ... ገለ ቅብእዎ ናይ ታሪኽ ጸብሪ... ደብሪ'ዩ ደብሪ ናይ ታሪኽ ባሕሪ... ዝሓምበሰሉ ወሳኒ ዕምሪ... ሎሚ ዝበለ ቅድሚ ፈጣሪ... ፈጣሪ ግዳ ኩሉ ይፈልጦ. .ቲ'ዘሳለጦ... ህዝቢ ናጽነት ቅምጦ... ኣሎ እምባ ታሪኽ ዝኾየጦ... ኣሎ ታሪኽ ባሕሪ ዝወሓጦ .... ይዝከረኒ መርሃዊ ከዋጋዓኒ... ታሪኽ ኣለዎ ዚ'እምባ ክብለኒ.... ይዝክረኒ መርሃዊ ከዋጋዓኒ.... ታሪኽ ኣለዎ ዚ'ሩባ ክብለኒ ... መርሃዊ. . መርሃዊ'ዶ ኣብ ሓዊ.... ታይ'ይገበር ቁስሊ'ዛ መሬቱ ከሕዊ .... ብፍቕሪ ሃገር ሓሚሙ.... ሓመድ ምዃና ሓኪሙ.... ፈሊጥዋ'ንድዩ ቀዲሙ.... ናይ ዝቐጸለ ሓሊሙ.... ንእስነቱ ዝጠለመ ..... ዘንግን ባንዴራን ዘቖመ.... ብደሙ ደምና ዝግ ኢሉ.... መንፈሱ ህድኣት ኣዕሲሉ..... መርሃዊ መርሃዊ መርሃዊ ..... እንተዝብርበር ቲ'ቕርሲ ካብ ዝፈለመ..... እንተዝንበብ ቲ'ዛንታ እንታይ ምጠዓመ.... እንተዝንበብ መን ምነበቦ ከየረብረቦ.... እንተዝጸሓፍ መን ምጸሓፈ ከይኮላልፈኩም .... ሰብ ሰኪሑ መርሃዊ ምሒር በሊሑ.... ኣብ ውሽጢ ልቡ ፍቕሪ ኣስቢሑ.... ምንባር ገኒሑ ካብ ሰብ ጎሪሑ..... ነብሱ ጨሪሑ ሂብዋ ሩሑ ..... መርሃዊ መርሃዊ'ዶ ኣብ ሓዊ..... እንታይ ይገብር ቁስሊ ዶብ ሃገሩ ከሐዊ... መርሃዊ መርሃዊ'ዶ ኣብ ሓዊ..... እንታይ ይገብር ቁስሊ'ዛ መሬቱ ከሕዊ ...... ታሪኽ ኣለዎ ቲ'ጎቦ. . . 💔.. ሰብ ከይድይቦ... ዛንታ መጻኢ ክዕረ..... ዓንዴል ጨሊጥዎ ዕረ.... ዕረ ጨሊጡ ንመዓር..... ሓርበኛ ሓየት'ዩ በሃር ..... ህጻን ገዲፉ ዝገሸ.... ብርዒ ምህሮ ዝኾረሸ.... ኩሉ ገዲፉ ንሃገር.... ሃገር ገዲፉ ንጠፈር.... ሰማይ ሰማያት ዓዲ ውፉያት... ንህዝቢ ፈጣሪ ሂብዎ ዓስቢ ናጽነት ዓቢ.... መርሃዊ መርሃዊ መርሃዊ .... እንተዝብርበር ቲ'ቕርሲ ካብ ዝፈለመ.... እንተዝንበብ ቲ'ዛንታ እንታይ ምጠዓመ.... እንተዝንበብ መን ምነበቦ ከየረብረቦ... እንተዝጸሓፍ መን ምጸሓፈ ከይኮላልፈኩም ... ታሪኽ ኣለዎ ቲ'ጎቦ. . !! ኣርካን 😘 ዮውሃንስ ትካቦ ወልደማርያም 😍❤️😍
@abrahamyemane9072
Жыл бұрын
❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@miktes4503
7 ай бұрын
💔💔💔💔💔
ወዲ ትካቦ ተቀዋማይ ኩን ደጋፊ ብዘየገድስ ኩቡር legend ኢኻ ነዛ ሃገር ኩሉ ጌርካላ ኢኻ ብራሃጽካን ብጥበብካን 🎉🎉🎉🎉 ናኣሽቱ ኢና ክንዳኻ ኣይገብርናላን ክነኽብረካ ጥራይ ኢና ንኽእል❤❤❤❤
ረዚን ደርፊ እዩ ብሽመይ ስለ ዝተደርፈት ካብ ህጻንነተይ ኣዝዩ ኩርዓት እንዳ ተሰሚዕኒ እየ ዓቤላ!!! መርሃዊ ዝሽምኩም ክትሰምዕዋ ኩርዓት ዝስማዓኩም ላይክ ረጊጽኩምኒ ሕለፉ 11/6/2024😊❤
ወዲ ትካቦ ጎብለልል ሃገርር ወዲ ትካቦ ጽሩይይ ኤርትራዊ
@jordanpeterson9490
21 күн бұрын
Tikabo tigraway agame
wedi tikabo the Real Eritrean. ETERNAL GLORY TO OUR MARTRYS!
Remembering our fallen brothers as usual...20 June 2019!
ስለ ኩሉ እቲ ብጀጋኑናን ሰማእታትናን ንኤርትራውያን ዝተኸፍለልና መስዋእቲ። ኤርትራዊ ብምዃንና ንዘልኣለም ነመስግንን ንዘልኣለም ንሕበንን!!🕯💫🙏🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪💫🙏🕯
Glory to our Martyrs 💔😭
Ahh bejaka ab studio dgema wedi tkabo arkey nebari srah u ezi tarik u.i proud of u my best 💪☝️
@hamekeren6025
4 жыл бұрын
Eri boy !!! Nay bahaki zarkey
@user-wb2id9fx5b
2 жыл бұрын
Ahhh 1999 2000 sarieny 😭😭😭😭😭😭
Wedi tkabo, I don't understand stand when I listen your music I feel very happy so keep I am proud of you. I remember a lot of things.
ወዲ #ትካቦ ካብቶም ዘይድገሙ ፍጡራት, ከምዚ ሎሚ በዞም ረሳሓት ህግደፍ ትግራዋይ ከይተባሃልካ ከለኻ ዳሓን ግን እዚ ናትካ ቃልሲ ከመይ ከም ዝኾነ ክሳብ ዝፈልጥዎ I have no wards For you our heroes keep going legend ❤️❤️❤️❤️✌️✌️✌️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ወዲ ቱካቦ እዛ ደርፊ ክሰምዓ ከለኩ በራኪ ሓወቦይ
ዋውው ወዲ ትካቦ ብሓቂ ናቶም ህብካዮም ረዝን ዝኾነ ቃላት መዳርክቲ ዘይብሉ
ወድ ትካቦ ክቡርን ክብሩ ዝሕሉ ዘሎን በዓል መትከል ጸግዒ ህዝቢ የቀንየልና❤
ዘልኣለማዊ ዝክርን ክብርን ንሰማእታትና🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ወዲ ትካቦ ጅግና ምስ ኣያታትናን ኣቦታትናን ኣዴታትናን ተጋዲልካ ናጽነት ኣምጺኻ ምስቶም ዝተጠለሙ ተጠሊምካ ኣብ ስደት ትነብር ኣለኻ ህግደፍ ጠላም: ደቂ ስውኣት ኣብ ስደት ኣንቢርኩሞ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ስደት ኣስፊርኩሞ ንሕና ውን ሓሚቅናኩም ኢና ሓቅኹም::
ወዲ ትኻቦ ኣታ ጅግና መግለጺ እዩ ዝሓስረን 👍🌹 እድመን ጥዕናን ይሃብካ ዓይኒ ሓሳድ ይሽፍነልካ 🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️
Remembering always our Martyns day!!!! by this legend singer we love you wedi tkabo...
እግዛቢሄርርር ዝመረጾም ህዝቡ ንከይጠፉኡ እንተ ኔሮም 12 ዮም ኔሮም ኤርትራ ዝመረጸቶም እንተ ኔሮም ን እንተለዉን ግን ዉሕዳት ዮም ከም ባዓል ወዲ ትካቦ በቲ ራሃጾም በቲ ካኣኒ ደሞምም ዝከፈሉ ዮም ካብቶም ዓሰርተ ክልተ ወተሃደር ናይ እግዛኣቢሄር ዝነበረ ምእንቲ እግዛኣቢሄር ኣብ ኩናት ዝጠፈእ ሙሴ ዩ ምእንቲ ኤርትራ ደሞም ዝኸፈሉ ካኣኒ ባዓል ወዲ ትካቦ ዮም
@user-mr8yy4qt8i
5 жыл бұрын
Nay bhaki gelikyo
@mikitube5016
4 жыл бұрын
Efrem jorom. gelixkayo whidwo eye zbl nwedi tkabo
Wedi tikabo jgna❤ 21-06-2024
መዓስ ዓመት ምህረት ዩ ኣውጺእዎ እዛ ናይ ስዋኣትና ክቡራት ኣሕዋተይ
@lion78adu63
4 жыл бұрын
2003
@edenyared7436
2 жыл бұрын
2oo3
@RezenaNatnela
15 күн бұрын
1099
Legend.
Eternal glory to our martyrs😭🇪🇷💪
Wedi tkabo I am proud of you
All time remembering our hero 💞 with great song 💕 all times. R.I.P our hero's
እወ፡ታሪክ ኣሎዎ እንተዝንበብ ቲ ታሪኩ መን ምነበቦ ከየረብረቦ እንተጽሓፍ ቲ ታሪክ መን ምጸሓፈ ከይኮላለፈ መርሃዊ መርሃዊ ዶ ኣብ ሓዊ ታይሞገብር ቁስሊ ዛ መሬቱ ከሐዊ
June 20th is A promise to never betray the cause(s) for which our brothers and sisters martyred and condemn those who do in a strongest term!!!🙌🏽🙌🏽🙌🏽
20 june 2022 Khartoum Sudan ...
Nice Song Bro Man.
I Love eri
Merhawi do n hawi Wedi Tkabo what a Legend
Belay tukabo igiraaa
ፍላስፋ ትካቦ
Glory to Our Marty’s!!!
Tarik alwo Tarik alna
ዘላለማዊ ዚኪሪን ንሰማታትና
Legend wedi tikabo u are eritrean mesuem jegna hewy jeganu
Amazing
Wedi tikabo best ❤️2022
Hello Merhawit, do you have the song at the end of the clip? Its Rimdet Alem with Maebel martyrs song.
Wedi tkabo meglexi zyrkebo dmxawi ❤❤❤❤
😭😭😭😭😭😭
Mesakin adetatna ade jeganu 😭😭😭
Wwwww wedi tkabo, ezzi dimsika si bahri kebdika yiglbiteka!!! Aye we Merhawi!!! Kibrn mogosun nswuatina
😢😢😢😢😢😢
Wedi tkabo jgna alku eba bel hji !
Wedi tukabo jigna GBU
Living legend..
ወዲ ትካቦ ስርህትካ ንዘላለም ሃወልቲ ኤ ርትራ እድመ ይሃብካ
Merhawi dem hawi
Ahhhh niska do ab sdet mibelaka kebirka ab hagerka ember
❤️❤️❤️❤️
Gignna Hawey bsaye
😢😢😢😢
June 20 2020
Wedi tikabo Anbesa 🦁💞😭
Ah adetat Eritrea xelekn ynbae adetatey
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
Niceee
wedi tkabo King 🙏
2003 kndey sebat eya abkiya mealti sematat
🙏🏿
ዘልአለማዊ ዝክሪ ንሰማታትና
Eritrea malet tenber nzelalem ajekum mansyat tesfa zeymekrax ahhhhhhhhhhhh
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🙏🏻🙏🏻🙏🏻
😭😭😭😭🇪🇷🇪🇷
ዘልአለማዊ ዝኽሪ ንሰዉአትና
Zelalemawi zkri nswatna
❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷♥️👍
Seb kedyibo 😢😢😢😢😢
Wedi tekabo jigna kemey 😃😃❤❤❤❤
Hagerey eya halaley hagerey eya wahsey eri
Zelalmawi zekri ne sewatna mengste semay yewarskum jeganu haben hager kebren mogosen ne sewatna awet nehfash 😢😢.
Hdri n swaeta ahhh hgdef Aman wedi fanus 4 Asmera ms bxotu amlak byemanay eidu ykebelkmu enber nhnas aytaemenan ms yhwatna ab adi sdet alena
Please eza zema ab studio mlaya tarikawit zema eya nay swiat z tenegrelu gzie eyu 2003 or 2004 Wedi tkabo zeytenebebe mexhaf one day ab gziena b mnbarka trah knkorie ena but bejaka ab studio mliaya
😭😭😭😪😪😪😪😪😪
💔😭😭😭
ሰማኣታትና ወትሩ ኣብ ልብና 20 ሰነ መጸ እዚኣ ናይ ወዲ ትካባ ደርፊ ከየበዐትን ኣትሓልፍን ኢያ 😢😢😢
ወዲ ትካቦ መግለጺ ኣልቦ።
21/06/2023 .🙏🤔😢
✊✊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕯🕯🕯እወ ታሪክ ኣለዎ
ታሪኽ ኣለዎ ትጎቦ: ታሪኽ ኣለዎ ትጎቦ ታሪኽ ኣለዎ ትጎቦ: ታሪኽ ኣለዎ ትጎቦ ሰብ ከይድይቦ ገለ ቅብእብዎ: ወርቃዊ ጸብሪ ደብሪ'ዩ ደብሪ:ናይ ታሪኽ ባሕሪ ዝሓንበሰሉ ወሳኒ ዕምሪ ሎሚ ዝበለ ቅድሚ ፈጣሪ ፈጣሪ ግዳ:ኩሉ ይፈልጦ ትዘሰላጦ: ህዝቢ ናጽነት ክምጦ ኣሎ ታሪኽ እምባ (ዝኾየጦ) ኣሎ ታሪኽ ባሕሪ ዝወሓጦ ይዝከረኒ መርሃዊ ከዋግዓኒ ታሪኽ ኣለዎ'ዚ እምባ ክብለኒ ይዝከረኒ መርሃዊ ከዋግዓኒ ታሪኽ ኣለዎ'ዚ ሩባ ክብለኒ መርሃዊ:መርሃዊ መርሃዊ ደም ሓዊ እንታይ ይገበር ቁስሊ 'ዛ መሬቱ ክሕዊ መርሃዊ:መርሃዊ ደም ሓዊ 'ታይ ይገበር ቁስሊ 'ዛ መሬቱ ክሕዊ ብፍቅሪ ሃገር ሓሚሙ ሓመድ ምኻና ሓኪሙ ፈሊጥዋ ንድዩ ቀዲሙ ናይ ዝቀጸለ ሓሊሙ ንእስነቱ ዝጠለመ ዘውድን ባንዴራን ዘቆመ ብደሙ ደምና ዝግ ኢሉ መንፈሱ ርግኣት ኣዕሲሉ መርሃዊ መርሃዊ (2) እንተ ዝብርበር 'ቲ ቅርሲ ካብ ዝፈለመ እንተ ዝንበብ 'ት ዛንታ ካን ምጠዓመ(2) እንተ ዝንበብ መን ምነበቦ:ከየረብረቦ እንተ ዝጸሓፍ መን ምጸሓፈ:ከይኮላለፈ ሰብ ሰኪሑ:መርሃዊ ምሒር በሊሑ ኣብ ዉሽጢ ልቡ ፍቅራ ናስፊሑ ምንባር ገኒሑ: ካብ ሰብ ጎሪሑ ነብሱ ጨሪሑ ሂብዋ ሩሑ መርሃዊ: መርሃዊ ደም ሓዊ እንታይ ይገበር ቁስሊ ዶብ ሃገሩ ክሕዊ መርሃዊ:መርሃዊ ደም ሓዊ 'ታይ ይገበር ቁስሊ 'ዛ መሬቱ ክሕዊ ታሪኽ ኣለዎ ትጎቦ:ታሪኽ ኣለዎ ትጎቦ ታሪኽ ኣለዎ ትጎቦ:ታሪኽ ኣለዎ ትጎቦ ሰብ ከይድይቦ ገለ ቅብእብዎ: ወርቃዊ ጸብሪ ደብሪ'ዩ ደብሪ:ናይ ታሪኽ ባሕሪ ዝሓንበሰሉ ወሳኒ ዕምሪ ሎሚ ዝበለ ቅድሚ ፈጣሪ ፈጣሪ ግዳ:ኩሉ ይፈልጦ ትዘሰላጦ: ህዝቢ ናጽነት ክምጦ ኣሎ ታሪኽ እምባ (ዝኾየጦ) ኣሎ ታሪኽ ባሕሪ ዝወሓጦ ይዝከረኒ መርሃዊ ከዋግዓኒ ታሪኽ ኣለዎ'ዚ እምባ ክብለኒ ይዝከረኒ መርሃዊ ከዋግዓኒ ታሪኽ ኣለዎ'ዚ ባሕሪ ክብለኒ መርሃዊ:መርሃዊ መርሃዊ ደም ሓዊ እንታይ ይገበር ቁስሊ 'ዛ መሬቱ ክሕዊ መርሃዊ:መርሃዊ ደም ሓዊ 'ታይ ይገበር ቁስሊ ዶብ ሃገሩ ክሕዊ ዛንታ መጻኢ ከዕርግ ዓንዴል ጨሊጥዎ ዕረ ዕረ ጨሊጡ ንመዓር ሓርበኛ ሓየት'ዩ በሃር ህጻን ገዲፉ ዝገሸ ብልዕሊ ብረቱ ኮረሸ ኩሉ ገዱፉ ንሃገር ሃገር ገዲፉ ንጠፈር ሰማይ ሰማያት ዓዲ ዉፉያት እሞ ህዝቢ ፈጣሪ ሂብዎ ዓስቢ ናጽነት ዓቢ መርሃዊ:መርሃዊ:መርሃዊ:መርሃዊ እንተ ዝብርበር 'ቲ ቅርሲ ካብ ዝፈለመ እንተ ዝንበብ 'ት ዛንታ ካን ምጠዓመ(2) እንተ ዝጸሓፍ መን ምጸሓፈ:ከይኮላለፈ እንተ ዝንበብ ከ 'ታ መን ምነበቦ:ከየረብረቦ ሰብ ሰኪሑ:መርሃዊ ምሒር በሊሑ ኣብ ዉሽጢ ልቡ ፍቅራ ናስፊሑ መርሃዊ ምንባር ገኒሑ: ካብ ሰብ ጎሪሑ ኣርኢዋ ብልሑ ነብሱ ጨሪሑ ሂብዋ ሩሑ መርሃዊ:መርሃዊ ደም ሓዊ እንታይ ይገበር ቁስሊ 'ዛ መሬቱ ክሕዊ ታሪኽ ኣለዎ ትጎቦ: ታሪኽ ኣለዎ ትጎቦ ታሪኽ ኣለዎ ትጎቦ: ታሪኽ ኣለዎ ትጎቦ ሰብ ከይድይቦ ታሪኽ ኣለዎ ትእምባ:ታሪኽ ኣለዎ ትሩባ ታሪኽ ኣለዎ ትምድሪ:ታሪኽ ኣለዎ ትባሕሪ ቀይሕ ሕብሪ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 YOHANNES(WEDI TKABO) ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና!!!!!! 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Tarik zesrehu dea keydome tarik nezarebe dea terifna ember deki eri xeadu
Nska bhawi ztefene werki enteilekas keywhdeka mknyatu werki bzuh seb sle zlebso kemaka gn sht eka trkebu ekum Iproud of you
Nezi ena kendei yehewatena kefilena
Entay ygbr mrhawi mnbare gnihu hibwa ruhu wedi tekabo jegna
መርሃዊ ዶ ኣብ ሓዊ መርሓው ዶ ኣብ እስሪ ወዲ መርሃዊ ዶ ኣብ ሰሃራ ወዲ መርሃዊ ዶ ኣብ ዊዓ 😪😪😪😪
መርሃዊ መርሃዊ
@mehawihagos7860
Жыл бұрын
Abet
Wedi tikabo Shikor
20-6-2023
@Robel322-qs3gw
Жыл бұрын
😢
ZELIALEMAWI Kibri n siwuat, ZELIALEMAWI kibri n akele-sinkulan ZELIALMAWI kibri n ADETAT deken zikefela.
Wodi tukabo amaa
Mnkxhfo wayy hzbeu jigna 😭😭😭😭
Wedi tkabo jgnan belihn kulu ztewahboyu ajokhum deki erey amlakh skayna kwdalnayu
Tarik eritra
Nay buahki tarik alwo
Ich Lebone wedi tewali tekabo
20 SENE KULU GEZE DASEMAEKU ZINEBIALA DERIFI joNI AMBESA ABIZELEKAYO SELAM HALU WEXAE MATI EKA