Welcome to the Rwyet training site! This is online Educational site that aims in general on behavioral changes. The object of the site is creating ground for discussion, sharing information, exchanging experiences and upgrading knowledge on Health Sciences, Natural Sciences, Social Sciences, Civics, Politics, Religion, ICT (Information and Communication Technology), FCS (Family Consumer Sciences), Music, Art, Literature and Entertainments of its users in one or more of the following languages: Tigrinya, Arabic, Amharic, French and English. This will be presented / posted as Document, Presentation, Poem, Story, Quotation, Lyrics, Art and Literature, Cartoon and Caricature, Photos, Music and Song and in any other form
Пікірлер
ስለ ኩሉ እቲ ብጀጋኑናን ሰማእታትናን ንኤርትራውያን ዝተኸፍለልና መስዋእቲ። ኤርትራዊ ብምዃንና ንዘልኣለም ነመስግንን ንዘልኣለም ንሕበንን!!🕯💫🙏🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪💫🙏🕯
Wedi tikabo jgna❤ 21-06-2024
ወድ ትካቦ ክቡርን ክብሩ ዝሕሉ ዘሎን በዓል መትከል ጸግዒ ህዝቢ የቀንየልና❤
ኢንታይ ኢሞ ጆን ንድሕሪት ከድካ ከም ሺንቲ ገመል ግን ኣብ ልበይ ኣለካ ትምለስ ትከውን
ዋሕዲ ነብሰ-ገምጋም! እንታይ እዩ ሓርነት፣ ፍትሒ፣ ሓቂ ? መን ዩ ኣብ ጎድኒ ፍትሒ ዘሎ? ሓቀኛ ገምጋም ይሓትት ካብ ውልቀ-ባርነት ክትድሕን!
😢😢😢😢
Amazing
Wedi tkabo meglexi zyrkebo dmxawi ❤❤❤❤
Nice Song Bro Man.
Legend.
Ezi e ud kelbi zemtso ayt tkebrlwo eseyas ebud kelbi eyu
ወዲ ትካቦ ተቀዋማይ ኩን ደጋፊ ብዘየገድስ ኩቡር legend ኢኻ ነዛ ሃገር ኩሉ ጌርካላ ኢኻ ብራሃጽካን ብጥበብካን 🎉🎉🎉🎉 ናኣሽቱ ኢና ክንዳኻ ኣይገብርናላን ክነኽብረካ ጥራይ ኢና ንኽእል❤❤❤❤
ረዚን ደርፊ እዩ ብሽመይ ስለ ዝተደርፈት ካብ ህጻንነተይ ኣዝዩ ኩርዓት እንዳ ተሰሚዕኒ እየ ዓቤላ!!! መርሃዊ ዝሽምኩም ክትሰምዕዋ ኩርዓት ዝስማዓኩም ላይክ ረጊጽኩምኒ ሕለፉ 11/6/2024😊❤
M.....I
Living legend..
21/06/2023 .🙏🤔😢
Glory to Our Marty’s!!!
June 20th is A promise to never betray the cause(s) for which our brothers and sisters martyred and condemn those who do in a strongest term!!!🙌🏽🙌🏽🙌🏽
20-6-2023
😢
💔😭😭😭
ሰማኣታትና ወትሩ ኣብ ልብና 20 ሰነ መጸ እዚኣ ናይ ወዲ ትካባ ደርፊ ከየበዐትን ኣትሓልፍን ኢያ 😢😢😢
🙏🏿
Zelalmawi zekri ne sewatna mengste semay yewarskum jeganu haben hager kebren mogosen ne sewatna awet nehfash 😢😢.
Merhawi dem hawi
Belay tukabo igiraaa
Wodi tukabo amaa
Wedi tukabo jigna GBU
Ezom degfiti nay HGDF keda kibluka kelews ygremena alo dika elkayq tikabo ayney gerimuni bes....niska nay wedi yemane barya nishtey hawi abrham afwerki eka ni dike hzbu zihamim artist::::
wedi tkabo King 🙏
2003 kndey sebat eya abkiya mealti sematat
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤
Wedi tkabo, I don't understand stand when I listen your music I feel very happy so keep I am proud of you. I remember a lot of things.
❤❤❤❤❤❤
ZELIALEMAWI Kibri n siwuat, ZELIALEMAWI kibri n akele-sinkulan ZELIALMAWI kibri n ADETAT deken zikefela.
20 june 2022 Khartoum Sudan ...
Please eza zema ab studio mlaya tarikawit zema eya nay swiat z tenegrelu gzie eyu 2003 or 2004 Wedi tkabo zeytenebebe mexhaf one day ab gziena b mnbarka trah knkorie ena but bejaka ab studio mliaya
ታሪኽ ኣለዎ ትጎቦ: ታሪኽ ኣለዎ ትጎቦ ታሪኽ ኣለዎ ትጎቦ: ታሪኽ ኣለዎ ትጎቦ ሰብ ከይድይቦ ገለ ቅብእብዎ: ወርቃዊ ጸብሪ ደብሪ'ዩ ደብሪ:ናይ ታሪኽ ባሕሪ ዝሓንበሰሉ ወሳኒ ዕምሪ ሎሚ ዝበለ ቅድሚ ፈጣሪ ፈጣሪ ግዳ:ኩሉ ይፈልጦ ትዘሰላጦ: ህዝቢ ናጽነት ክምጦ ኣሎ ታሪኽ እምባ (ዝኾየጦ) ኣሎ ታሪኽ ባሕሪ ዝወሓጦ ይዝከረኒ መርሃዊ ከዋግዓኒ ታሪኽ ኣለዎ'ዚ እምባ ክብለኒ ይዝከረኒ መርሃዊ ከዋግዓኒ ታሪኽ ኣለዎ'ዚ ሩባ ክብለኒ መርሃዊ:መርሃዊ መርሃዊ ደም ሓዊ እንታይ ይገበር ቁስሊ 'ዛ መሬቱ ክሕዊ መርሃዊ:መርሃዊ ደም ሓዊ 'ታይ ይገበር ቁስሊ 'ዛ መሬቱ ክሕዊ ብፍቅሪ ሃገር ሓሚሙ ሓመድ ምኻና ሓኪሙ ፈሊጥዋ ንድዩ ቀዲሙ ናይ ዝቀጸለ ሓሊሙ ንእስነቱ ዝጠለመ ዘውድን ባንዴራን ዘቆመ ብደሙ ደምና ዝግ ኢሉ መንፈሱ ርግኣት ኣዕሲሉ መርሃዊ መርሃዊ (2) እንተ ዝብርበር 'ቲ ቅርሲ ካብ ዝፈለመ እንተ ዝንበብ 'ት ዛንታ ካን ምጠዓመ(2) እንተ ዝንበብ መን ምነበቦ:ከየረብረቦ እንተ ዝጸሓፍ መን ምጸሓፈ:ከይኮላለፈ ሰብ ሰኪሑ:መርሃዊ ምሒር በሊሑ ኣብ ዉሽጢ ልቡ ፍቅራ ናስፊሑ ምንባር ገኒሑ: ካብ ሰብ ጎሪሑ ነብሱ ጨሪሑ ሂብዋ ሩሑ መርሃዊ: መርሃዊ ደም ሓዊ እንታይ ይገበር ቁስሊ ዶብ ሃገሩ ክሕዊ መርሃዊ:መርሃዊ ደም ሓዊ 'ታይ ይገበር ቁስሊ 'ዛ መሬቱ ክሕዊ ታሪኽ ኣለዎ ትጎቦ:ታሪኽ ኣለዎ ትጎቦ ታሪኽ ኣለዎ ትጎቦ:ታሪኽ ኣለዎ ትጎቦ ሰብ ከይድይቦ ገለ ቅብእብዎ: ወርቃዊ ጸብሪ ደብሪ'ዩ ደብሪ:ናይ ታሪኽ ባሕሪ ዝሓንበሰሉ ወሳኒ ዕምሪ ሎሚ ዝበለ ቅድሚ ፈጣሪ ፈጣሪ ግዳ:ኩሉ ይፈልጦ ትዘሰላጦ: ህዝቢ ናጽነት ክምጦ ኣሎ ታሪኽ እምባ (ዝኾየጦ) ኣሎ ታሪኽ ባሕሪ ዝወሓጦ ይዝከረኒ መርሃዊ ከዋግዓኒ ታሪኽ ኣለዎ'ዚ እምባ ክብለኒ ይዝከረኒ መርሃዊ ከዋግዓኒ ታሪኽ ኣለዎ'ዚ ባሕሪ ክብለኒ መርሃዊ:መርሃዊ መርሃዊ ደም ሓዊ እንታይ ይገበር ቁስሊ 'ዛ መሬቱ ክሕዊ መርሃዊ:መርሃዊ ደም ሓዊ 'ታይ ይገበር ቁስሊ ዶብ ሃገሩ ክሕዊ ዛንታ መጻኢ ከዕርግ ዓንዴል ጨሊጥዎ ዕረ ዕረ ጨሊጡ ንመዓር ሓርበኛ ሓየት'ዩ በሃር ህጻን ገዲፉ ዝገሸ ብልዕሊ ብረቱ ኮረሸ ኩሉ ገዱፉ ንሃገር ሃገር ገዲፉ ንጠፈር ሰማይ ሰማያት ዓዲ ዉፉያት እሞ ህዝቢ ፈጣሪ ሂብዎ ዓስቢ ናጽነት ዓቢ መርሃዊ:መርሃዊ:መርሃዊ:መርሃዊ እንተ ዝብርበር 'ቲ ቅርሲ ካብ ዝፈለመ እንተ ዝንበብ 'ት ዛንታ ካን ምጠዓመ(2) እንተ ዝጸሓፍ መን ምጸሓፈ:ከይኮላለፈ እንተ ዝንበብ ከ 'ታ መን ምነበቦ:ከየረብረቦ ሰብ ሰኪሑ:መርሃዊ ምሒር በሊሑ ኣብ ዉሽጢ ልቡ ፍቅራ ናስፊሑ መርሃዊ ምንባር ገኒሑ: ካብ ሰብ ጎሪሑ ኣርኢዋ ብልሑ ነብሱ ጨሪሑ ሂብዋ ሩሑ መርሃዊ:መርሃዊ ደም ሓዊ እንታይ ይገበር ቁስሊ 'ዛ መሬቱ ክሕዊ ታሪኽ ኣለዎ ትጎቦ: ታሪኽ ኣለዎ ትጎቦ ታሪኽ ኣለዎ ትጎቦ: ታሪኽ ኣለዎ ትጎቦ ሰብ ከይድይቦ ታሪኽ ኣለዎ ትእምባ:ታሪኽ ኣለዎ ትሩባ ታሪኽ ኣለዎ ትምድሪ:ታሪኽ ኣለዎ ትባሕሪ ቀይሕ ሕብሪ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 YOHANNES(WEDI TKABO) ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና!!!!!! 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wedi tikabo best ❤️2022
❤️❤️❤️❤️
Glory to our Martyrs 💔😭
That's song for now at Jun 20 /2022 for my king's and queen's all remember them please by respect 🙏 👏 🙌 ❤️ ♥️ 👍 🙏 🫂🫂🧊😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
መርሃዊ መርሃዊ
Abet
Legend wedi tikabo u are eritrean mesuem jegna hewy jeganu
Wedi tikabo Anbesa 🦁💞😭
Gignna Hawey bsaye
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷♥️👍
Heji sakera wedi tikabo soryy tarek merhaei ba negareny
🤫🤫
Wedi tekabo jigna kemey 😃😃❤❤❤❤
Mnkxhfo wayy hzbeu jigna 😭😭😭😭