Jul 12/2024 መልሲ ወዲ ሓምቢር ውርደት ዉሉፍ ወዲ ትኩል ዝሃቦ መልሲ
#eritrean #eritreanmovie #asmera #fenqlerimedia #filfiltv #eritreanfilm2022 #sahelmedia #diletmedia #aanmedianetwork #eritv #eritrea #solomedia #hdmonanebarit #habesha #biniamgirmay #eritreamusic #eritreanmusic2024 #eritreantiktok2024 #tourdefrance2024 #intermarché #massawa #zena_tigrigna
Пікірлер: 438
ቢኒ ቢኒ ሓበን ኣፍሪቓ ንጉስ ኩሎም ኮርዒዳ ሓበን ኤረይ ጅግና ጸባ ሰትዩ ህዝብኻ ጻዕራም ጉያ ጉያ ዝልማዱ ርሃጽካ በርቒ ኣንጎድጉዱ ዓወት ዘምጸእካ ብዳንጋኻ ዕድመ ይሃብካ ኣጽኒዑ ብርክኻ ኣንጊሁ ዝወፍር በዓል መትከል ለይቲ ምስ መዓልቲ ዘይሕለል ሕልምታቱ ክግሃድ ርሑቕ ዝጠመተ ዋጋ ርሃጹ ዓወት ዝጨበጠ ኤረይ ዓደይ ክንደይ ተዓዲላ ዘዝወፈረ ዝዕወተላ ሓቅን እምነትን ዝዓጠቐ ወለዶ ማንም ሓይሊ የለን ዝዳረጎ ኣታ ሓየት ህዝቢ ኤረይ ኣብ ዝሃለካ ሃሊካ ኣብ ጎነይ ቢኒ ዝበልካ ጸሓይ ንፋስ ከይበልካ እንቓዕ ፍረ ጻማካ ኣርአየካ ቢኒ ጅግና ዝናካ ሰማይ ዓሪጉ ጸሓፍቲ ገጠምቲ ስሙ ወርቑ ብዋዛ ኣይኮነን እዚ ዓወት ዋጋ፡ዩ ተኸፊልዎ ብጽንዓት ቢኒ ዓይኒ ንስሪ ብርሑቕ ዘለሊ ጎልጎል ነብሪ ዕንቑ ባሕሪ ተነኺሱ ዘይምሕር ተወርዋሪ ዓለም ኣቢልካያ ቢኒ ቢኒ 5/7/2024 ሶልያና መብራህቱ
@HarienaGhezai-do8so
23 күн бұрын
❤❤❤
LONG LIVE TO OUR PRESIDENT THE BEST IN THE WORLD
@tesfaalemzerai808
23 күн бұрын
@@freweinytsegay8294 ርእሲ እምኒ ሩባ። ነዚ ለቓዊስ ሰብ ሲ ካብ ዓለም፡ ኣይ ግራት- ግራት ኣንድዩ ግዲ ክኸይድ ድውዕል። ዘይተጸንዑ/ cost benefit analysis ዘይተገብረሎም ካብ መኽሰቦም ክሳራኦም ዝዓቢ ዲጋታት ከኣ ክሰርሕ ይውዕል።
@alem2683
23 күн бұрын
Amen Amen Amen ⛪️🙇♂️🙏🏾
መን ከም መራሕትና ❤ ፕ/ኢሰያስ ብጾቱን ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sosweet6192
23 күн бұрын
🤲🤲🤲🌷
@fn7619
23 күн бұрын
🌹🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sallamdawit2347
23 күн бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@Mera24Asmara
23 күн бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@meronteklu5410
22 күн бұрын
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
አብርሃ ገብረ ሰላሊዓ ኢለዮ አለኹ ተባዕ ዘረብኡ ጥዑም👍
Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤
እዛ ቆልዓ ዕድመ ይሃባ ከም ዕድሚአ ዘይኮነት ኩሉ ተቅርቦ በላሕ ኤርትራዊት ዋዕሮ❤❤❤
ፊልፊለይ ብሉጽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wedi Erey Ambesa wedi hambir tsbuk alo 😂😂😂❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Abrha gebre jigna ❤❤❤😂😂😂🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Viva Eritreans 🇪🇷 ♥️
እዋይ በየነ ሕሱር ሐክሊ ዱሙ አንጭዋ ወያነ ጸባ ስተ ጸባ አስቲካና አብርሃ ገብረ ኩቡር በሊሕ ሀገራዊ
እወ ብሸም ደቂ ሰንዓፈ ዝሸቅጡ ከዳዓት እበር ሰንዓፈ ዘፍረየቶም ፍጽም ከዳዕ የለን ❤️❤️❤️
መርሓባ❤🎉 ፋልፋል🎉❤ ጥዒም ድሜጺ 🎉❤ጅግና አንበሳ❤🎉 አካአሞ አጃካ ኩሉ ጌዜ አብ ኅንካ አለና 🎉❤ጅግና ወዲ ኤረይይ🎉❤🎉❤ እልልልልልልልልልልልልል እስይይይይይይይይይይይ ❤❤❤❤🎉 ቢኒ ጅግና ደቂ ኤረይይይ❤❤❤🎉🎉
ወይ ለዘበን ገኦም 60-70 በርሰንት ይብሉ ጌሊኦ ም 61። ክፍለ ዘመን ይብሉ እዝንናኮ ጸሚሙ አብርሃ አንበሳ ምሂቶኖክ ክውሕዶ ❤❤❤❤
MY BELOVED HERO PRESIDENT. SAISS AFWERIK WE LOVE YOU AND PROUD OF YOU THANK YOU FOR YOUR SERVICE DEDICATION AND ALL THE SACRIFICE YOU MADE FOR OUR CONTRY AND OUR BELOVED PEOPLE MY KING PRESIDENT EASIAS AFEWRK DEDICATD LEADER TO ERITREEAN PEOPLE AND TO THE WORLD LONG AND HEALTHY LIFE
👉🏾Share &. like 👍🏽please 🙏🏽
አበሳ ወዲኤረይ ጅግና ብቁዕ መልሲ ነዚ ዛዕጋፍ ጨምጫም ርእሲ ኩቦ ንሱከ ጎዩ አበይ በጺሑ አብ መጻወድያ አትዩ ጠጠዉ ተሐኒቅካ ወከ ፍክት ኤረትራዉያን ኢና ገና አብታ መፈንጠራ ከነእትወካ ኢና ገና ደንቆሮ❤🎉 ንኪድ ጥራይ መነዲኦም ከይትሕልፍዋ ከሳድ ከሳዱ ድአ ቀፍቅፍዋዓወት ንሐፋሸ❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✍️🌹🌹❤️✊✊💪👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🌹🌹🌹
መርሐባቡ ሕውየ ዎዎድዓጀ. ወዲ ሪምና ጥዑም ድሃይ ።
መርሐባ ፍልፍል ጥዒም ድሚጺ አንበሳ ኢካ እሞ አጆካ ኩሉ ጊዜ አብ ጎንካ አለና 🌷🌷🙏🏽🙏🏽🙏🏽💕💕💕
@MoguesYosef
22 күн бұрын
Fantastisk. Wish you succes & prosperity ❤🎉🎉
ERITREANS MEANS LITERALLY VICTORY WE ERITREANS PROUD OF BIN SHIKOR GOD BELSS YOU
I LOVE MY PEOPLE I LOVE MY CONTRY FOREVER WE ERITREANS
@Sillysanriofan
23 күн бұрын
❤❤❤❤❤
እወ ካብታ ብዘይሕለል መስዋእቲ ደምን ኣዕጽምትን ብጀጋኑናን ብሰማእታትናን ዝተረኽበት መሬት ምዃንና ኣዝዩ ዘኹርዕን ኣዝዩ ፍሉይ ዕድልን እዩ።🙏💫🕯🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🕯💫🙏
@Sillysanriofan
23 күн бұрын
❤❤❤❤❤
Brother ERITREA 🇪🇷. Symbol of hope. Beniam girmay for all ERITREAN young men and women and all Africans. Thanks . BROTHER Beniam girmay.
Wedi tukul hero Eritrea 👌👌👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መርሓባ ፍልፍል ቲቪ ደስ ዘብል መሳጢ ገለጻ እቲ ዝበሃል ኩሉ ኢለኩሞ ዝጎደለ የለን።ምስዞም ድሙቃት ከዋኽብቲ ሓዳስ ኮኾብ ተቀልቂላ ዘላ ኤሪትራዊት አሜሪካዊት ወይኒ ቀዳመይቲ ወጺአ ብምዕዋታ ባንዴራ ሒዞም ኤረትራዊያን ስለዝደገፉኒ ሞራል ኮይኑኒ ዝበለት ሕብንቲ ኤርትራዊት አብዜናኹም አይትረስዑዋ።
@filfil69764
23 күн бұрын
ቪድዮ እንተ ሃልዩ ብናይ ቲክቶክ ሕስብና ወይ ናይ Fb ሕሳብና ክትልእኩልና ብትሕትና ንሕብር ገለ ገለ ዝሓልፉና ቪድዮታት ክህልዉ ስለ ዝክእሉ ናይ ወትሩ ምትብባዕኩም ኣይፈለየና። ደጊምና ክብረት ይሃበልና ደቒ ሪም !
መርሓባ ደቂ ኤሬ ጀጋኑ ሓውና ፍልፍል ሚድያ🙋♀️🙋♀️🙋♀️🙋♀️
❤❤❤ አጆካ ወዲ እታ ኪብርቲ ሃገር
🤲🏼🙏🏽❤️ አምላክ🤲🏼🕊️💕 """🇪🇷ንኤርትራ 🇪🇷""" 💎🇪🇷ነዛ 💎🇪🇷 💎🇪🇷ፍትውቲ 🇪🇷 """🇪🇷ኤርትራ 🇪🇷""""" ባርካ🤲🏼🕊️❤️
Bini is my brother, and our mother is Eritrea how beautiful that!!! I'M from Biniam Grmay - viva Bini 🦁we're very proud of you 💚🙏🙏🙏
እወ ሓቂ ሃገር ኣጸዊዑ ብሐቀ እዚ ጅግና ብንያም. ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ኣምላኽ
❤❤❤መርሐባ ኩቡርን ጥዑም ድሃዩ ❤❤❤❤
ወዲ አፎም ብሪ ንስካ ሐበን ናትና ኢካ ንበር ክበር ምስቶም መቃልስትካ ጀጋኑ ንበሩልና ክበሩልና አምላኽ ኢዱ የንብረልኩም።🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️
BINI GRANDE BRAVO. VIVA BINI KING BINI
♥️ Long 🇪🇷 live 🥰 Our 🌾 hero 💖 Jegna 👏 Proud 💖 of 💕 you ❤️ President ♥️🇪🇷🥰🌾💖👏💖💕❤️🇪🇷♥️🥰🌞🌿💖👏SAiSS Afwerik
Nay men dea kwesd nay ayatatu ember.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Eritrea for ever
ዕድመን ጥዕናን ነዚ ኩቡር ፕረሲደንትና ኣቦ ሓቅን ጽንዓትን ዝኾነ ዘይንቕነቕ ዓረ ኣቦ መትከል🌹🌹🌹🙏🏻🙏🏻🙏🏻
ሐኽሊ ድሙ= እቲ ሕሱርን ዘይብሱልን ሰብ!! ምርምርን ፍልጠትን አይመባልዕቱን እየን!!!
ፍልፍል ቲቪ ጥዑም ድምጺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤
ደቂ ኤረይ ምሉእ ሓጎስ ይግበረልና እንቓዕ ሓጎሰና❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀
ፍልፍል ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ብናይ ቢኒ ሐጎስ ጎሮሮኻ አላሕቲትካ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መርሓባ ደቂ ኤሬ ጀጋኑ ኤርትራውያን ንሚድያና ላይክ ሳብስክራይብ ምግባር ኣይንረስዕ ኸምዕውን ሼር ምግባር ብቀሊሉ ኣብ ኻልዖት ሙድያታት ንኽባጻሕ ብነጻ ኢዩ ዝኽፈል ኣይኮነን ቅንዕና ጥራይ እዩ ዘድሊ♥️🕌⛪️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🥂🍾
@tigistiteklai5225
23 күн бұрын
love ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤filfiley tieum dahay dahayka dahay awetkan ayfeleyena wedi reemey halal
Hakli Dumu tenbar Qomal anguey f s s. Thanks Flfl media proud of you brother. Prevail for Eritrea and Eritreans 🤲🤲🤲🇪🇷❤🌷🇪🇷
Deqi ERITREA 🇪🇷 ♥️ methazi teseaniwom ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 thank you God ✝️ ❤❤❤
Welcome deqi Eriyyyyy❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰላም ኩቡራት ጀጋኑ ደቂ ኤረይ ዓወት ናዓኹም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
ፍልፍል ፈላፊላ አወት አወት ወዲ ኤረይ🇪🇷🚴♀️🚴♀️🚴♀️❤️❤️💪💪❤️🚴♀️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Adme❤yyhebka ❤ERITREA ❤ERITREA 🇪🇷
ሰላም ደቂ ኤረይ አቲ ዝምነይዋ ኖጽቡቁ እዩ ንሶሞ ሐሚሙ ሞይቱ ከብሉ መንግሰቲ ኤረትርያ ግን መድሂንአለም ሙሉእ ጥዕና ዕድመ ሂብዋ ሕጂ ቅርጽ ይቀሉ ዓወት ንሐፋሸ❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✍️🙏🌹❤️👊✊💪👍
My hero Eritrea 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷keep up good job 👍🏾
#ፍልፍልልል....በርቂ ዕድመ ይሃብካ እስከ ኣቤት'ወ ወዲ ትኹል ኣርካን ሓርበኛ ሞቶር ሰውራ ኤርትራ ገዲም ተጋዳላይ ስነ ጥበባዊ እንቋዕ ከምዚኣ ኢሉ ዳግም ዝረኣናዮ ተመስገን ኣብራሃ ሰብኣይ ኣባ ጥረግ ተዓወት እዚ ኣንበሳ እዝኑ ደጊፉ ኣስሚዑዎ ኣሎ ንሓኽሊ ድሙ ድሁል ፍጥረት 🤔
ኤርትራውነት ኩቡር መንነት 🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🍀🍀🌺🌺🌺🌺🌺❤❤❤❤💛💛💛💙💙💙💚💚💚💚💚💚💚
PROFESSIONAL. BINI LONG LIVE TO OUR BINI KING
ናይ በሓቂ ዘገርም'ዩ፡ ነቲ ንነብሮን ንፈልጦን ታሪኽን፡ ህይወትን፡ ዘይኮነን ዘይነበረን ጌርካ ምቕራብ፡ እንታዩ ጥቕሙ? እወ ክቡር ህዝቢ ስመጃና ከምቲ ካልእ ክፋል ህዝቢ ኤርትራ ኣብቃልሲ እጃሙ ኣበርኪቱ'ዩ። ናይ ሰብዓታት፡ ንህዝባዊ ሓይልታት፡ ምኽሪ ምልጋስ ወይ ካብ ጥምየት ምሕጋዝ ዝበልን ግን ተሰሚዑን ተራእዩን፡ ተገይሩን ዘይፈልጥ እዩ ክበሃል ዝኽእል። ክቡር ተጋዳላይ ወዲ ትኹል ዝበሎ ምስዚ ተዕልልዎን ትብልዎን ዘለኹም ኣይከይድን'ዩ። እወ ናይ ጥምየትን፡ ናይ ምስኣን ጊዜ ነይሩ እዩ፡ ታሪኻዊ መኸትኡ ግን ከምኡ ኣይኮነን ነይሩ። በጃኩም ታሪኽ ክጠቕሱ ከለኹም፡ ተኣፋፊ ስለ ዝኾነ፡ ሓደ ሰብ ኢሉና ኢልኩም ተሃዊኽኩምን ተሃንዲድኩምን፡ ከተርቕቡ ካብ ምንሃር ተቖጠቡ፡ ኣብስል ኣብልዎ። እንትዘይኮነ፡ ጊዜኡ ሓልዩ ክሕትተኩም ስለ ዝኽእል ጥንቃቐ ከድሊ እዩ።
ፍልፍል ሜድያ ኣቤት ደወል ንጹር መልእኽቲ።
ሰማእታትና ዘልኣለም ይኽበሩን ይዘከሩን❣️❣️❣️ ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ❣️❣️❣️
Congrats wedi Erena 🇪🇷🇪🇷🙏🏾🇪🇷❤️😂 I
Thanks filfil TV and thanks Abrah berhe you teach properly if he understands 😅
@hashimramadan1383
23 күн бұрын
Abrah gabre**
STAY LONGR WITH US BINI
Merhaba tuaum dehay filfil TV2 we'd ereyyy jigina 🙏💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
ወዲ ኤረይ ጅግና
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷☝️
እሞ ዘይ ኸውን እቲ ሓቂ ጥራይ እዩ ሓቂ.
BINI YOU ARE THE BEST AND THE BEST
አሜን አሜን አሜን ተመስገን ፈጣሪ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eritrea neritreawyan 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️🇪🇷🍁🇪🇷🍁🇪🇷❤️🇪🇷❤️
Flfeley wedey natey Sehkorina ❤❤❤❤
❤🎉❤🎉❤🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🍾🥂
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ኤርትራ አዲ ጽንዓት እዲ ጀጋኑ ብኩሉ መዳይ ፈጣሪ ኩሉ ግዜ ምሳኩም ይኩን
Filfiley Ambesa ❤🇪🇷❤🌹🌹🌹🌹🌹
ኤርትራዊነት ኩቡር መንነት ክብርን ሞጎስን ንሓይልታት ምክልኻልን ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ፍልፍል ቲቪ ኣዚኻ ኑቁሕ ኢኻ ግን ንዞም ንሃገርና ኣሕሊፉና ኣይህብን ኢሎም ደው ኢሎም ዘለው ብውሽጢ እናረኸብካ ኣርሞም ኢበር ሃደበት ዳሃሊ ንቀፈታ እንተ ዘይትገብር ይሓይሽ ምኽንያቱ ነኣሽቱ ብዕድመን ብፖለቲካን ኢዮም ኣደይትድሃሎም.🇪🇷❤️🇪🇷🌿🌹🌿🌹🌿🌹🌿🌹🌿👍👍👍👍👍👍👍
Wedi tukul jigna 💯💯💯💯💯🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇩🇲
Turtles walk slowly, but they reach their destination with patience and persistence. 🐢 ሕጂ ውን አካይዳና አካይዳ ጎቢየ።🇪🇷🚴🏻🐪🐢❤️🕌⛪️🇪🇷
Eritrea kubur Mennet Erirea Amlak msana ykun Jigna wedi Erey Edmen Tenan yhabka ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Anbesa Anbesa wedi Eri.
❤❤❤❤❤❤❤❤
መርሓባ ወዲ ሓላል መሬት 🇪🇷🙋
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
ነቂጽካ ሕደር አንታ ረሳሕ ዘይነቁሔ ዐይኒ ድሙ ደምንጽሀን ኤርትራውያን ውሕጅ ኮይኑ ሐደምዓልቲ ክልክመካ ምካኑ አይትረዕ ውሉድ ተመን ብአካን ብዝከማካን ዝመራሳሕ አይኮነን ህዝቢ ኤርትራ ኩሉ ምዓልቲ አለዎ ቢኒ አንበሳ ዕድመካ የንውሐዮ ተባረክ ቢኒ ወደይ ብዕራይ እስታላ ኮይኑስ ከተፋርዮ ካብጽቡቅትምኒት እዩ ደቅኤረይ አምላክ ዘለአለማዊ ዝክሪ ንስውአትና ዓወት ንሐፋሽ 🍇🍇🍇🍇👏👏🇪🇷✝️✝️💵👏🍇🍇💯💯❤️❤️🇸🇪🌹💒🌽🌽💐🍓🎆🎆🎇🍓💐💐🙏🙏🙏🌺🌺🌺🌺🎂🎂
Wed eirey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️
Thanks wedi Erey jigina Wedi habir tembar hasawi
Merhaba Wedi erey halal ambesa viva Bini ajokum ajona deki Remay wetru awet Nehafash ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏🙏🙏
Yohanaaaaaaaaaaaa Viva ERITREA 🇪🇷 ♥️ ❤️ 😍 💖 ✨️ 🇪🇷 ♥️ ❤️ 😍 💖 ✨️ 🇪🇷 ♥️ ❤️ 😍 💖 ✨️ 🇪🇷 ♥️ ❤️ 😍 💖 ✨️ 🇪🇷 ♥️ ❤️ 😍 💖 ✨️ 🇪🇷 ♥️ ❤️ 😍 💖 ✨️ 🇪🇷 ♥️ ❤️ 😍 💖 ✨️ 🇪🇷 ♥️ ❤️ 😍 💖 ✨️ 🇪🇷 ♥️ ❤️ 😍 💖
ኣባ ጎብየ ዕድሚኡውን ኣዝዩ ነዊሕ፣ ምኩር፣ ኣሽሓት ኪሎ ሜተራት ተጓዒዙ ዳርጋ ዓለም ምልእቲ በጺሑ ኣብታ ዝተወልደሉ ቦታ ዘይርስዕ ጥራይ ዘይኮነ ኣብ መቦቆሉ ጥራይ ዝወልድ ምዃኑ ክኣ ወስኸሉ።
Edmen tienana nasway
ክብሪ ባዓልቲ ኪዳኑ ሓሉዉ።
Yes 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Long live to our president isayas aferki awet nehafash shaebia forever ❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ተኽለ ክፍለማርያም -ወዲ ትኹል።
Merhaba ዓራጥም ሓራምዝ ሽዕብያ. We are happines eritrean people ፎርሳ ጥራይ ወዲ እረይ ንቕድሚት
❤
Nazu kokob merahina, kalatuweqiu semieka aymunen miqirelalu tebae xirahi merahina jigna wedi afiweqi ❤❤❤
❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🙏🙏🙏
Bini our black diamond 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
Fili jegan sehul demxi ❤🎉❤❤
❤❤❤❤❤
IllllllllllllAmlakk kisab ab mewedaeta msakka ykkun Eritreawy Binyam Ghirmay teawetjigna .❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤Eritrea 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷
እንቋዕ ድሓን መጻእካ፣ ፍልፍል ቲቪ ጽቡቕ ኣናብባ ኣቀራባ፣ ብሓቂ ብቑዕ ሰብ። ሰበይቲ ቢኒ ፈረንሳ ኣትያ ኢሉ ኣርእስቲ ሂቡ ኣጋግይና ቅድሚ እዛ ናትካ ቪድዮ ክፍት እንተልካስ ሓደ ባእባእ ተልሜደን ኣንባቢ። ብዝኾነ ከየደናግረም ተጠንቀቕሉ።
🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
Wedi tukul yaho God bless you ♥️ 🙏 ❤️ 💖 💕 metor hager haben hezbie 🇪🇷 ♥️ ❤️ 👌 ✨️ 💖 🇪🇷 ♥️ ❤️ 👌 ✨️ 💖 🇪🇷 ♥️ ❤️ 👌 ✨️ 💖 🇪🇷 ♥️ ❤️ 👌 ✨️ 💖 🇪🇷 ♥️ ❤️ 👌 ✨️ 💖 🇪🇷 ♥️ ❤️ 👌 ✨️