Yohannes Tikabo Telalina do Arkey, Wedi Tikabo ወዲ ትካቦ ተላሊና’ዶ ዓርከይ

Музыка

Yohannes Tikabo, Wedi Tikabo
Yohannes Tikabo Performing live during the Eritrean 20th Independence Day anniversary.
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና
Stay tuned for more and subscribe.

Пікірлер: 398

  • @NeverGiveUp-fw9th
    @NeverGiveUp-fw9th4 жыл бұрын

    ኣቱም ሰባት ከማይ ጌሩ ንወዲ ትካቦ ዘፈትዎ ዘሎስ ዘይመስለኒ እስከ ብላይክ ኣረጋጉጽለይ ከምዚ ናተይ እንተኮንኩም፡ ኣንታ ጎይታ ጥበብ ዕድመ ይሃብካ

  • @fekaduyemanewolday2108
    @fekaduyemanewolday21084 жыл бұрын

    ወዲ ትካቦ መግለጺ ሲኢነልካ ንስካ ትደርፎ ምስ ስውእ ኣቦይ የትሓሕዞ እም ሓበን ይስምዓኒ።

  • @binyammehreteab8598
    @binyammehreteab85984 жыл бұрын

    Wedi tikabo bele kdirer I love you 💕😘

  • @Hopeisvisson

    @Hopeisvisson

    4 жыл бұрын

    Ahwat abzia ሳብስክራይብ ተሓባበሩኒ kzread.info/dash/bejne/fpN3rNhtYcXbaKw.html

  • @wedieri6480

    @wedieri6480

    4 жыл бұрын

    Wedi tkabo superhero ❤💯

  • @robi-gu3gu
    @robi-gu3gu4 жыл бұрын

    እቲ ሓደ መንጣል ሓርነት እቲ ሓደ ደላይ ሓርነት . ወዲ ትካቦ ሳንኩሳር እዩ ግጥምታትካ

  • @amanueldebesay2554

    @amanueldebesay2554

    4 жыл бұрын

    ✍💯💯💯

  • @estifanoskidaneghbrezghi9002

    @estifanoskidaneghbrezghi9002

    3 жыл бұрын

    Ewe yak

  • @yemanegebrehiwet903

    @yemanegebrehiwet903

    3 жыл бұрын

    100%

  • @yonietifekaradam5864
    @yonietifekaradam58644 жыл бұрын

    ወዲ ትካቦ ጥበብ ኢኻ። #ዘልኣለማዊ #ዝኽሪ ንስዋእትና🔝

  • @berionelovelove6349
    @berionelovelove63494 жыл бұрын

    ዘላለማዊ ዝኽሪ ንኩቡራት ሰማእታትና። ወዲ ትካቦ ጅግና √√√ 100%

  • @chanell8261
    @chanell82614 жыл бұрын

    ኣያ ናጽነት ኣንጊሁ ዝወፈረ እቲ ኣነ ከይነቃሕኩ ዝተባራበረ ኣብ ሕልሚ ኣልቦ ሕልሚ ዝፈጠረ ሕልሚ ወሊዱ ሕልሚ ዝኾለፈ እንደገና ክርእዮ እንበር ሃሪፈ ከዕልለኒ ብዛዕባ ቲ ውዕሎ ፍረ ዘርኢ ሎሚ ኣብኡ እንተሎ ክረክቦ ብሂገ እምብዛ ሃሪፈ ኣብታ ዝሓለፋ ጎልጎል ሃሪ ኣንጺፈ ክነገሮ ትሃዊከ ባህጉ ፡ ብብጻዩ ከምዝሃፈፈ

  • @malhabib357
    @malhabib3574 жыл бұрын

    ወዲ ትካቦ ብጣዓሚ ረዚን እዩ ደርፍካ ኣነ ክርዳኒ እንድሕረ ኮይኑ ክልተ ግዜ ክስምዖ ኣለኒ

  • @tsegaiyosief3066
    @tsegaiyosief30663 жыл бұрын

    ተላሊናዶ ዓርከይ ተላሊና'ዶ ተላሊና ከምብሐድሽ ተላሊና'ዶ(2) አብቲ ንኸዶ ምስ ተዋደደ 'ቲነዋድዶ ተላሊናዶ ተላሊናዶ ከክልተ እዝኒ ከለና ሐንቲ ንሰምዕ ዘይመሰለኒ አነ ዝሐይሽ ክመስል ዝመዓድኩኻ ሎሚ ይዝከረኒ ለካ ንስኻስ ካልእ ለካ ንስኻስ ካልእ ካልእ ትቃኒ ዕላማና ወሲዱና ብዘይውሰድ አሕሲቡና 'ቲዘይሕሰብ ተፈቲንና ብኽልተ በቲ ስድራ በቲ ሰውራ እቲ ሐራ እቲ ንሐራ ነብስን ስጋን ክፈኻኸራ ሐያል'ዩ ሰውራ እቲ ሐደ ቀታል ሓርነት እቲ ሐደ ፈጣር ሓርነት እቲ ሂወት አብ ክልተ ተቃቂሩ አብ ሞንጎ ከርተትን ምቾትን አብ ሞንጎ ቀዝሕን ሙቀትን አብ ሞንጎ ዝቀትል ሂወትን ዝምሕር ሞትን የውሃንስ (ወዲ ትካቦ)

  • @tigowedisamray8925

    @tigowedisamray8925

    3 жыл бұрын

    Tanks

  • @kubromkahase6741

    @kubromkahase6741

    2 жыл бұрын

    Thanks 🙏 hawey

  • @brhanelayne8345
    @brhanelayne83454 жыл бұрын

    ደስታ ለበይ መጽሓፍ ናይ ኤርትራ ቅልቅል እስከ በል ድምጽካ ሰሚዒና እንተተባራበርና ወዲ ትካቦ ጥበብ ዝከበቦ ቃላት ሲኢነሉ እንታይ ከምዝህቦ

  • @user-pu1gy9xz3s

    @user-pu1gy9xz3s

    4 жыл бұрын

    ሓቅኻ እወ እንተተበራበርና አንቢዕካኒ በራውር ዝመስሉ ስለና ዝሓለፉ ብኦኦ ምዝራብ ገዲፍካስ ብሃጠውቀጠው ኮይኑ ውዕሎ የጸብቆ ኩር ሓው

  • @user-dy5kf3dr4h
    @user-dy5kf3dr4h4 жыл бұрын

    Even we are in different side we Respect you Wedi Tikabo. Also you deserve a respectful what you did for your country. Now you are in the other side of the opposition, but still you deserve respect because you stand with your people. Johnny we love you

  • @eritreagreatgezavideos7683
    @eritreagreatgezavideos76834 жыл бұрын

    ውዱ ትካቦ እቦ ጥበብ ንበረልና ውድ ኤረይ ጅግና🇪🇷❤❤

  • @sabaackeza9826
    @sabaackeza98264 жыл бұрын

    ዎዲ ትካቦ ሀዎይ ካኣብ ኣምላክ ዝተዋሀብካና ህያብ ኒቲ ናትካ ግትምታትካ አንታይ ክዎጾ አድመን ትአናን ይሃብካ።

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox2 ай бұрын

    I dedicate this Song to my Childhood friend Henok ghirmay( Choge).He is the first one who played this Song in a really Seriouse Moment of Our life.

  • @filishimendi8822
    @filishimendi88224 жыл бұрын

    እቲ ሓደ ቀታሊ ሓርነት እቲ ሓደ ፈጣሪ ሓርነት! ወዲ ትካቦ ናይ ኩሉ ግዜ ብሉጽ ኢኻ።

  • @samueltadesse1857
    @samueltadesse18574 жыл бұрын

    ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትእና ወቱሩ ዓወት ንሓፋሽ!!!

  • @user-of9fg7fi9e
    @user-of9fg7fi9e4 жыл бұрын

    ወዲ ትኳቦ ጅግና

  • @saymonmekonen8010
    @saymonmekonen80104 жыл бұрын

    Wedii tkabo እንድዒ ኣነ ክገልጸካ ኣይክእልንን እየ ኩሉ ነገርር ኢካ

  • @elsahagos1792
    @elsahagos17924 жыл бұрын

    ወዲ ትካቦ ኣቦ ጥበብ በዓል ሕልና ሰማእታትና ወትሩ ይዘከሩ ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷

  • @Kaled-oe6dq

    @Kaled-oe6dq

    4 жыл бұрын

    🥰👌

  • @user-xz9ch8fy2k
    @user-xz9ch8fy2k4 жыл бұрын

    ወዲ ትካቦ ሰብ ጥራሕ ኣይኮንካን ጥበብ ተዋጋኣይ ዘያማይ ገጣማይ ፈቃር ህዝቡ ፍቃር ንሃገሩ ጽኑዕ ኣብ እምነቱ ንህዝቡ ብሰላምን ፍቕርን ብሕግን ፍትሕን ክነብር ዝጽዕር ፍሉይ ተወህቦ ዘለዎ ድንቂ ፍጡር' ኢኻ ኣበይ ንፈልጦም በዓል ቸኮቬራ ንስኻ ናይ ሃገረይ ቸኮቬራ ኢኻ እታ እትሓልማ ሃገርና ዲሞክራሲያዊትን ፍትሓውትን ኮይና ክንሪኢ ኢና ጅግና ይሕረ 'ዪ ዮውሃንስ ትካቦ ሓደ ካብኦም ኢኻ ።

  • @meharifrewoyni9402
    @meharifrewoyni94024 жыл бұрын

    ወዲ ትኻቦ ኣታ ጅግና ቃላትካ ቃላትካ መወዳደርቲ የብሉን.

  • @michaelmebrahtomm530
    @michaelmebrahtomm5304 жыл бұрын

    Wedi Tkabo ,wetru Muday zwexo zeyblu jgna Af hzbun,walta serawitn.🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷

  • @elilta70
    @elilta704 жыл бұрын

    እዋይ ድምጺ ካብቲ ቃላት እንተ በልካስ ገለ ዓይነት ደምጺ ጅግና ወዲ ትካቦ👍👍👍👍👍💔💔💔💔

  • @yohannazaki
    @yohannazaki Жыл бұрын

    ዘላለማዊ ዝኽሪ ንሰማታትና 💪💪💪💪😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @nakfa3173
    @nakfa31734 жыл бұрын

    Wedi tekabo legendary,artist number one and last one in my generation i can hear his voice all day long.GBU long life

  • @momentertainment8115
    @momentertainment81154 жыл бұрын

    ኣቦ ጥበብ ጀግና ወዲ ጀጋኑ ወዲ ትካቦ ዘላኣለማዊዝኽሪ ንስዋኣትናና ይኩን like it my all guys ንወዲ ትካቦ ዝፈቱ ጥራይ 𝚠𝚒𝚌𝚑 𝚁𝚎𝚜𝚙𝚎𝚌𝚔𝚝 𝚒𝚝𝚜𝚒𝚊 𝚖𝚞𝚜𝚒𝚌 𝙶𝚞𝚢𝚜 𝙸💟

  • @ghenettewelde4596
    @ghenettewelde45964 жыл бұрын

    ተጀሚሩ ዘይተወደአ መጽሓፍ ኢካ ወዲ ትካቦ፡ ከምቲ ሽዑ እንተትከውን ናብቲ ግዜ እንተንምለስ ክንደይ ምጣዓመ፡ በጃካ ኣብዚ ጥበብ ኣይትድከመና ካባካ ብዙሕ ኢና ንጽበ፡ ብሉጽ ዲንቂ ኤርትራዊ ስነጥበባዊ ዘይኮንካስ ኤርትራዊ ጥበብ ኢካ፡ ንፈትወካ ነክብረካ ኢና፡

  • @robi-gu3gu

    @robi-gu3gu

    4 жыл бұрын

    ናብ ባሓቂ ኣብዚ ሳዓት እዚ ወዲ ትካቦ ንዚ ደንበ ፍቲሕ ከማእክሎ ዝኩእል ሙሉኡ ዓቅሚ ኣለዎ ተቀባልነቱ ዉን ሉዑል እዩ ካልእ ተተረፈስ ኣብ ቀረባ ግዜ ዝተዓዘብኪዎ ኣነ እዚ ናይ ይኣክል ዝነበረ ኩነታት ሰለይ እዩ ዝቡል ነይሩ ወዲ ትካቦ ይኣክል እሉ ቪዶ ምስ ሰረሐ ግን በቃ ተቀባልነት ርክባ እታ ምንቅስቃስ ዳርጋ ይኣክል፡ዘይበለ ኣይነበረን እመንኒ ወዲ ትካቦ ወዲ ትካቦ ይኣክል ምስ በለ እያ ላምባ ተነስንስዋ እምበር ወዲ ትካቦ ቪዶ እንተዘይሰርሓላ ስቅ እላ መቃሃመት ነይራ ስለዚ ኣብ ኤርትራ ዓቢ ስራሕ ዝሰረሐ ሰብ ስለ ዝኮነ ተቀባልነት ኣብ መንእሰያት ኣለዎ ከም ዝመስለኒ ዉን እዚ ስለ ዝፈልጡ ህግደፍ ምናልባት የፋራርሕዎ ካይኮኑ ገለ ንድሕሪት ዝጎትት ነገር ኣጻዉደሙሉ ይኩኑ ንሱ ጥራይ ዝፈልጦ ዝቡል ግመት ኣለኒ ቀልል ሰብ ስለ ዘይኮነ።

  • @thanksgod5311

    @thanksgod5311

    4 жыл бұрын

    @@robi-gu3gu abza natka hasab aleku asmirela aleku kbur haw wedi tkabo pawor alewo gn anda tefe

  • @robi-gu3gu

    @robi-gu3gu

    4 жыл бұрын

    @@thanksgod5311 ያ ሓያል ሰብ እዩ ብዝያዳ ቀርብካ ልቦኑኡ ምስ ትምዝኖ ኪኣ ሞ መልስካ እካ ትፈትዎ።

  • @user-of9fg7fi9e

    @user-of9fg7fi9e

    4 жыл бұрын

    @@robi-gu3gu ካሴት የሕትም ኣሎ ድሓር ክኣስ እዚ ብክራር ጌሩ ዝገብሮ ኩሉ ግዜ ጥበብ ዶ ኣይኮነን ምሽ ኣብ ዝሓለፈ ግዜ ናይ ይኣክል ትብል ደርፊ ኣውጺኡ ኣብ fb ሚልዮን ህዝቢ ተከታቲልዋ እታ ቪድዮ ' ኣብ ኩሉ ናይ ይኣክል ጓይላ ይኩን ካልእ ሓድሽ ግጥሚ እዪ ዘውጽእ ኩሉ ግዜ

  • @genetteklemengesha9164

    @genetteklemengesha9164

    4 жыл бұрын

    Brukat yehwatey eti nay sdet hiwetkaiaba ngemto.weret zeymhaz khlu ykel kale kale ialo.

  • @michaeltekle8923
    @michaeltekle89234 жыл бұрын

    እቲ ሓደ ደላይ ሓርነት እቲ ሓደ መንጣሊ ሓርነት ወይ ትጉደይ ትብል ኔራ ፋና ጓል ኣቦይ በርሀ በልስከ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጆኒ ዳዕሮ ኤርትራ

  • @siku9753
    @siku97534 жыл бұрын

    ኣታ ንስኻ ደኣ ደመይ እንድኻ ❤️✊🏾🇪🇷

  • @eriboy8597
    @eriboy85974 жыл бұрын

    zelalemawi kbrn Mogosn nsemaetatna 💖💖💖💖😍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Daniel-zm8kf
    @Daniel-zm8kf4 жыл бұрын

    ሕጂ ኣብ 41 ዓመተይ ተረዲእኒ ናይ ጠቢብ ዮውሃንስ ግጥሚ ። ማዕረ ኽንደይ ጠፊኣ ከምዝነበርኩ ተረዲእኒ ።

  • @kibromberhane2291
    @kibromberhane22914 жыл бұрын

    ዘለዓለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና ኣዚና ነመስግካ ወዲ ትካቦ ጅግና ዓወት ንሓፋሽ ☝️🇪🇷✊✊✊

  • @SiemAsefaw
    @SiemAsefawАй бұрын

    Zelalmawi kbrin zekern sematat 20/06/24 wedi tekabo hawey🎉❤🎉

  • @sebtefinalelialmazewerqime1116
    @sebtefinalelialmazewerqime11164 жыл бұрын

    Wedi tekabo tekabo zetekoblna zeywde mexafi eka zelalmawi kbrin zekern sematat eritrea🕯️🇪🇷🕯️🇪🇷🕯️🇪🇷

  • @bereketgihdey2759
    @bereketgihdey27594 жыл бұрын

    ብሓቂ ንስካ ጅግና ኢካ ወዲ ትካቦ ኣጆካ ኣይትተሓለል ኣንቅሓዮ ነዚ መንእሰይ

  • @user-pu1gy9xz3s
    @user-pu1gy9xz3s4 жыл бұрын

    ወዲ ትካቦ ነብሲ ቃላትካ ልቢ ዝትንክፍ ናፊቅናካ በጃኻ ገለ ብለና ወረስ ተወራረስ ናፊቅናካ ያዓኽ

  • @aidahaben8445
    @aidahaben84454 жыл бұрын

    Who are those ppl disliking wedi tikabo ?

  • @habtetekle6829
    @habtetekle68294 жыл бұрын

    እቲ ሓደ መንጣሊ ሓርንውት እቲ ሓደ ደላይ ሓርነት

  • @hanhcuhabibi25
    @hanhcuhabibi254 жыл бұрын

    ወዲ ትካቦ ሞተረይ ኢኻ ጅግና ወዲ ጅግና ኢኻ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ን ስውኣትና !!!!!!

  • @siemuasmara7792
    @siemuasmara77922 жыл бұрын

    እቲ ሓራ እቲ ንሓራ ነፍሲን ስጋን ክፋኻኸራ ሓያልዪ ሰውራ መንጎ ዝቀትል ሂወትን ዝምሕር ሞትን እንዳመረሸ ዝምሕር ሞት ኣግሺዎ ናብቲ ዝሓሸ ንጉስ ጥበብ ወዲ ትካቦ ግጥምታቱ ኩሉ ዝርከቦ።🇪🇷✌️🥰

  • @parfoisllavie5297
    @parfoisllavie52974 жыл бұрын

    ወዲ ትካቦ ጅግና

  • @mebamlash7719
    @mebamlash77194 жыл бұрын

    Ata gdfena eski men kem wedi Tikobo Wetru ab lebena alekum Abtatena 😘🥰😘🥰🔥

  • @k.yonashabte2557
    @k.yonashabte25574 жыл бұрын

    ወይ ቓንዛ ዎ,ኣምላክ ገዓርና ስማዕ ሰማእታትና ወትሩ ይዘከሩ ኣምላክ ኣብ ገነቱ የንብሮም ነቶም ጠለምቲ ሕድሪ ስውኣትና ህግደፍ ምድሪ ትጥለሞም. ጆን ሓወይ ጥበብካ የብዝሓዮ ኣምላክ ተባረክ።

  • @Leomessi-cq1hi

    @Leomessi-cq1hi

    4 жыл бұрын

    Amlak yekre mbehehal ember mrgamsi ayefkeden. Mrgam hatiyat eyu.

  • @k.yonashabte2557

    @k.yonashabte2557

    4 жыл бұрын

    ልክዕ ኣለኺ ብተግባራቶም እየ፡

  • @alganeshassefaw1670
    @alganeshassefaw16704 жыл бұрын

    ልብካ ዝትክፍ ቃላት ጅግና ወዲ ትካቦ ዘላአለማዊ ዝክሪ ንስዉአትና💕💕💕

  • @amanbrightfuture6502
    @amanbrightfuture65024 жыл бұрын

    Wedy tkabo wetru legend Bflay"tarik alewo ety gobo" tbil derfika ab esra sene ksema keleku nmot nay swatna tray zeykonet nggninetomin tbatomin eya tezekakakreny. Ayttfana.

  • @habtomblackman9649
    @habtomblackman96494 жыл бұрын

    Wedi tkabo xgaba you are always the best melody and lyric's favorite song ever to you zelalemawi sikri nsemetatna

  • @MikiGherye
    @MikiGherye4 жыл бұрын

    Zelalemawi zkri nsemaitatna

  • @eritreaasmerom860
    @eritreaasmerom860 Жыл бұрын

    ሰላም ኩብር ሐዊ ይ ወድ ትካቦ በጀካ ተቀልቀለና በጃካ ንሕና ብጣሚ ኢና ንፈትወካ ናትካ ደፍካ አብልበይ እዩ ዝአቱ ዝትክፈኒ ኩሉ ደርፍካ ኩሉ ብሉጺ እዩ እሞ በጀካ ቅልቅል በለና ናተይ ሐወይ ኤሪትራዊ 🙏🏽💕💯👌💐

  • @habteabgebremichael6689
    @habteabgebremichael66892 жыл бұрын

    Goyta tibeb edimen tienan yhabeley fetari

  • @hwedghebert1999
    @hwedghebert19994 жыл бұрын

    We love you ወዲ ቱኸቦ will done ክብርን መገሱን ንሱዋትና

  • @misiambeyene2568
    @misiambeyene25684 жыл бұрын

    ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና ነቦታትናን ኣሕዋትናን ኣዕሩኽቱናን ብዘይ ኣፈላላይ ነዛ መሬት ሂወትኩም ዝሃብኩም!!!

  • @sheba03
    @sheba0311 ай бұрын

    እቲ ሓደ መንጣል ሓርነት፡ እቲ ሓደ ደላይ ሓርነት🖤 ዘይትርዳኣኒ ዘረባ

  • @azmerafikadu2316
    @azmerafikadu23164 жыл бұрын

    I personally love you wedi tkabo Jigna nberelna eske teami zematatka msti hayal melkeati hazel gtmtataka kenestemakr legend

  • @mera5209
    @mera52094 жыл бұрын

    Tkabo demey::

  • @Hopeisvisson

    @Hopeisvisson

    4 жыл бұрын

    ኣሕዋት ሳብስክራይብ ኣብዚኣ ተሓባበሩኒ kzread.info/dash/bejne/fpN3rNhtYcXbaKw.html

  • @azmarino6117
    @azmarino61174 жыл бұрын

    Amazing song's, rest in peace for those who died for Eritrea independence

  • @voiceofforvoiceless4551
    @voiceofforvoiceless45514 жыл бұрын

    ዘልአለማዊ ዝክሪ ንስውአትና!! 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @josp7502
    @josp75024 жыл бұрын

    Give #Grammy award to this artist 🙏😍❤👏👏👏

  • @user-py8tv1fb3y
    @user-py8tv1fb3y4 жыл бұрын

    ጥበብ ኢኻ ህያብ ፈጣሪ ጽላል ኤርትራ ዕድመን ጥዕናን ሕጉስ ሂወትን ይሃብካ!!!

  • @fthi3585
    @fthi35854 жыл бұрын

    Wedi hizbie Ajoka blusx Eretrawie Tkabu bhakie tekiuiyu halifu Aymoten😍😍👍

  • @batsebabere4386
    @batsebabere4386 Жыл бұрын

    ወዲ ትካቦ ዓለምና ብሓንቲ ቃንቃ እተትምከል ነይራ ሲ ንጉስ ጥበብ ኢካ ንስካ ።

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox2 ай бұрын

    Meaning Full Song.

  • @sabatesfay1801
    @sabatesfay18014 жыл бұрын

    It amazing words and very touching 😭😭😭😭

  • @Akriyawi
    @Akriyawi4 жыл бұрын

    much love our Legende wedi tekabo zelalemawi zekren kebren nesematatna

  • @fanihawinebu9699
    @fanihawinebu96994 жыл бұрын

    ወዲ ትካቦ ❤️

  • @hintsaentertainment8846
    @hintsaentertainment88464 жыл бұрын

    ሰማእታትና ወትሩ ይዘከሩ ወዲ ትካቦ ዕድመ ይሃብካ

  • @BhHb32
    @BhHb324 жыл бұрын

    ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና

  • @dandh2890
    @dandh28904 жыл бұрын

    Legend!!!!!!!!!!

  • @maramihari6453
    @maramihari6453Ай бұрын

    ወዲ ትካቦ እቲ ከሎ ዝጠፍአ መጽሓፍ

  • @yohannesketema6907
    @yohannesketema69074 жыл бұрын

    Wedi Tikabo wedi hezbe Mokshi Johnny please this time where everyone wants your beautiful voice and lyrics which does put fears on those criminals like the dectator and his party with his followers . We always do respect our fallen heroes on this special day but our heroes had printed in our hearts. God let them rest in peace.

  • @asgedomberhane1172
    @asgedomberhane11724 жыл бұрын

    ወዲ ትካቦ ጅግና።

  • @zeremariamabrham1807
    @zeremariamabrham18073 жыл бұрын

    Waaaw wedi Tkabo jgna i appricate u bro keep it going

  • @ABIABI-2013
    @ABIABI-20134 жыл бұрын

    ወዲ ትካቢ ጅግና ! እዚ ኣ ግን ናይ ቀደም እያ ! ሕጂ ግን ተስጋና ኣለኻ ካብጆም ዘይረብሑ ፡ ጀጋኑ ዝኻሓዱ ከይትከዉን ልብና ከይስበር!

  • @dawitmekseb877
    @dawitmekseb8774 жыл бұрын

    Wedi tikabo anbesa snetibeb...100/100..best touching our filing ahhh eway Eritrean target bay tebelexti koynu mewalu..

  • @EreyNEriBEri
    @EreyNEriBEri4 жыл бұрын

    ወዲ ትካቦ ኣንበሳ ዓንብበልና ኢኻ። ዘለኣለማዊ ዝኽሪን መጎስን ንስዉኣትና።

  • @samiboy31
    @samiboy314 жыл бұрын

    Ayewe Legend Joni

  • @tesfausnkeyasmudelaytselam7030
    @tesfausnkeyasmudelaytselam70304 жыл бұрын

    wedi tikabo natey 🤴 👈love u so much nd zelalemawi zkri nswatna 😭🙏

  • @henokrobial8618

    @henokrobial8618

    4 жыл бұрын

    Waweee.beravoooo

  • @eriangelino7800
    @eriangelino78004 жыл бұрын

    When I listen to his beautiful voice, I feel sorry for him. I wish he can make more songs.

  • @robelmosazghilebasiisrael3232
    @robelmosazghilebasiisrael32322 жыл бұрын

    Living Legend Yohanes Tikabo.

  • @godislovegodislove994
    @godislovegodislove9944 жыл бұрын

    Wedi tikabo jegna kemey deka natey so ajka ❤🇪🇷❤

  • @duhberhe9991
    @duhberhe99913 жыл бұрын

    Wedi tikabo shikor ahh entay emo gize kefiu 😪😪❤️🇪🇷

  • @mehari4521
    @mehari45214 жыл бұрын

    ወዲ ፍትሒ ❤️🇪🇷

  • @ziyada270
    @ziyada2704 жыл бұрын

    We love you weditkabo.

  • @user-wb3mm7dq7t
    @user-wb3mm7dq7t4 ай бұрын

    Atum hzbi kemay geyru zfetwo seb yhlu do ykewn nwedi tkabo ngus medrek ❤❤nberelna kberelna eske ❤❤like ke aynhmeq deqi erey 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @abrahaleyacob9794
    @abrahaleyacob97944 жыл бұрын

    Wedi tkabo jigna admen tanan yhabka fetari zelalemawi zkri nswatna😍😍😍

  • @nadebesai804
    @nadebesai8044 жыл бұрын

    😭😭👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍zelialemawi kibiri nsiwiatina Ameen

  • @temesgentemesgen1916
    @temesgentemesgen19164 жыл бұрын

    Wellcome Wedi Tikabo Jegna Niber Kiber Selamka yibzah 💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏

  • @kisanettikabo1716
    @kisanettikabo17164 жыл бұрын

    Wedi tikabo legend! Zelealemawi zkrn mogosn nsemaetatna!!!

  • @danielsemere4625
    @danielsemere46254 жыл бұрын

    I love u Moor wedi tkabo 👌👌👌👍👍👍👍😍😍😍😍😍

  • @tigowedisamray8925
    @tigowedisamray89253 жыл бұрын

    Wedi Tikabo fewsi ezni💟

  • @2006blaines
    @2006blaines4 жыл бұрын

    Thank you All this 🌷🌷🌷

  • @wagone8516
    @wagone85164 жыл бұрын

    Wedi tkabo we all love you zelalemawi zkri nswatna !!!!!!....

  • @hisa3439
    @hisa34393 жыл бұрын

    Wedi tikabo! Kigeltseka aykielin eye 🇪🇷❤️

  • @abebaokubay1794
    @abebaokubay17944 жыл бұрын

    Wawwwww good job bro keep going

  • @jetlicrist4261
    @jetlicrist42614 жыл бұрын

    Www btsaemi zfetwa music wedi tkabo hero

  • @SimonMe2
    @SimonMe24 жыл бұрын

    Wedi Tikabo master I. love you ♥️👍

  • @user-mm7tv1be7p
    @user-mm7tv1be7p4 жыл бұрын

    Neza derfi tederire hadire

  • @b.t7164
    @b.t71644 жыл бұрын

    💕❤💕❤💕🇪🇷🇪🇷❤💕💕❤ I'M PROUD OF YOU JAGANO

  • @efremgaym4808
    @efremgaym48084 жыл бұрын

    Men yfletelna eritrawyan wuxue hzbi. Awet nhzbi eritran...

  • @kevindavis9419
    @kevindavis94193 жыл бұрын

    Tepa eritrawi wedi tekabo

  • @abdumohamed6636
    @abdumohamed66364 жыл бұрын

    I love you wedi tukabo habibiii Ana

Келесі