ኣስመራ ዘሎ ፍሉይ ሓጎስ 06-07-2024 @E4E

‪@ZENATIGRIGNA‬ ‪@EriTVEritreaOfficial‬‪@AlenaWaltaHager‬ @solomedia9376 ኤርትራ ብመስዋእቲ እንበር ብተመጽዋትነት ዝተረኽበት ሃገር ኣይኮነትን። ኤርትራ ድማ ንኤርትራውይን ጥራይ'ይ ትምልከት። ሕዝቢ ኤርትራ ድማ ብሓፈሻ ንሰላም ሓድነት ስኒት ዝቃለስ ሕዝቢ እዩ፡ ካብ ኮነ ጉዳይኹም ግበሩ። ምስ ዝኮነ ሰብ ብሰላም ብስኒትውን ክነብር ቀዳማይ ምርጩኡ እንዲ'ዩ፡ እዚ ግና ብዋጋ ሉኡላውነት ሃገር ከምዝይኮነ ግና ኩሉ ክፈልጦ ይግባእ። ሳዋ ኣገዳስን ኣንዲ ሕቆ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ከም ዝኮነ ክስመረሉ ዘለዋ ጉዳይ እዩ ። ብዘይ ሳዋ ንሃገረ ኤርትራ ክትሪኣ ከለካ ኣዚዩ ሓደገኛ እዩ ። ካብ ኮነ ዝኮነ መንግስቲ ይምጻእ ብዘየገድስ፡ ሳዋ ክተርፍ ዘይብሉ ኣገዳሲ ወሳኒ ቦታ እዩ
ZENA TIGRIGNA
#eritrea #brics #ኤርትራ #zenatigrigna
‪@solomedia9376‬ ‪@AlenaWaltaHager‬ ‪@ZENATIGRIGNA‬ ‪@DasnaEXTRA‬

Пікірлер: 17

  • @erishekor
    @erishekor5 күн бұрын

    Congratulations Bini and all Eritreans ❤🇪🇷❤️

  • @user-ib7en2tf9d
    @user-ib7en2tf9d5 күн бұрын

    ኤረ ጻማአ ረኪባ 🎉🎉🎉 ተሓጉስ ጹሩይ ወደ አባት ኤርትራዊ 🎉🎉🎉

  • @user-fj5sk9uf6o
    @user-fj5sk9uf6o5 күн бұрын

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @edenteklegiorgis9889
    @edenteklegiorgis98895 күн бұрын

    🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯💯💯💯Congratulations Deki Eritrean BY Hidri Biniam Girmay, history repeated in the Horn of Africa 🌍 👏 the Heart of Nakfa Eritrean Anbesa ❤🎉🎉🎉

  • @lunatewald4812
    @lunatewald48125 күн бұрын

    ኣሰይይይይ ኤልልልልልልል ቢኒ 🦁💪ቢኒ 🦁💪🦁🇪🇷🦁🇪🇷🦁💯💯💯👌

  • @yosiefaraya9975
    @yosiefaraya99755 күн бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @fili78
    @fili785 күн бұрын

    ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤

  • @samuelzeray8804
    @samuelzeray88045 күн бұрын

    ❤❤❤

  • @eseyaswerede6052
    @eseyaswerede60525 күн бұрын

    congratulations Bini All Eritrea❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mebrattesfay5436
    @mebrattesfay54365 күн бұрын

    Merhaba 🇪🇷💗🦁👍

  • @user-qq7xx5tr6v
    @user-qq7xx5tr6v5 күн бұрын

    ሓቂ አይን ሓሳድ ይድፈነሉ ሓጎሱ ይብዛህ አሜን አሜን አሜን❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷

  • @sarajoh313
    @sarajoh3135 күн бұрын

    Congratulation 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

  • @tesfitaregay5202
    @tesfitaregay52025 күн бұрын

    Congeratulations bini bini king

  • @utenteabraham6958
    @utenteabraham69585 күн бұрын

    E BELLO VEDERVI FELICE.

Келесі