ኤርትራ ንኣሜሪካዊ ዝመደበሩ ፡ ቻይና ንኤርትራ ደጊፋ፡ ቢንያም ንኤርትራ ሽሕ ነጥቢ ኣግዚምዋ 12-07-2024 @E4E

‪@ZENATIGRIGNA‬ ‪@EriTVEritreaOfficial‬‪@AlenaWaltaHager‬ @solomedia9376 ኤርትራ ብመስዋእቲ እንበር ብተመጽዋትነት ዝተረኽበት ሃገር ኣይኮነትን። ኤርትራ ድማ ንኤርትራውይን ጥራይ'ይ ትምልከት። ሕዝቢ ኤርትራ ድማ ብሓፈሻ ንሰላም ሓድነት ስኒት ዝቃለስ ሕዝቢ እዩ፡ ካብ ኮነ ጉዳይኹም ግበሩ። ምስ ዝኮነ ሰብ ብሰላም ብስኒትውን ክነብር ቀዳማይ ምርጩኡ እንዲ'ዩ፡ እዚ ግና ብዋጋ ሉኡላውነት ሃገር ከምዝይኮነ ግና ኩሉ ክፈልጦ ይግባእ። ሳዋ ኣገዳስን ኣንዲ ሕቆ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ከም ዝኮነ ክስመረሉ ዘለዋ ጉዳይ እዩ ። ብዘይ ሳዋ ንሃገረ ኤርትራ ክትሪኣ ከለካ ኣዚዩ ሓደገኛ እዩ ። ካብ ኮነ ዝኮነ መንግስቲ ይምጻእ ብዘየገድስ፡ ሳዋ ክተርፍ ዘይብሉ ኣገዳሲ ወሳኒ ቦታ እዩ
ZENA TIGRIGNA
#eritrea #brics #ኤርትራ #zenatigrigna
‪@solomedia9376‬ ‪@AlenaWaltaHager‬ ‪@ZENATIGRIGNA‬ ‪@DasnaEXTRA‬

Пікірлер: 3

  • @militegebrenegus6390
    @militegebrenegus639014 күн бұрын

    Selam. Deki.erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🐪🐪🇪🇷🇪🇷

  • @tedasmerom3958
    @tedasmerom395814 күн бұрын

    Good job Well prepared collection of information

  • @angeln9985
    @angeln998521 күн бұрын

    ቅኔና መመሊሱ ኢዩ ዝምቅር ዘሎ።

Келесі