ዓገብ ዓገብ ከምዚ ኣይበሃልን'ዩ። / ሥልጣን ከሰተ

Ойын-сауық

Пікірлер: 381

  • @fbaire7314
    @fbaire7314 Жыл бұрын

    ዲኾን ክርስትያን ሒረድዎ ሒነቁዎ ዚኾነ ኣብ መገድ ዚሮኾብክሞ ኮርስትያን ኪሳብ ኣብዚ ዘሎው ክሲሙዖም ኣለዎም ከም ባርያ ኣካሪዪዎም ንቶኦም ክርስትያን

  • @user-hx1zv8ih5m

    @user-hx1zv8ih5m

    Жыл бұрын

    እቲ ወዲ ሓጂ ዝባሃልን ዲያቆን እየ ዝብል ኩሎም ሓደ እዮም ናይ ወያነ አጀንዳ ፈጸምቲ እዮም ፎእእእእእእእእእእእእበልዎም ዓወት ንሓፋሽ 💚🇪🇷

  • @babarafi3740

    @babarafi3740

    Жыл бұрын

    ሰላም ድያቆን ሓውና ከመይ ትኸውን ብምቕጻል ብሂወት ደቂሰባት ምልጋጽ ብሕጊ ተፈጥሮ ዉጉዝ ኢዩ። እዚ ሰብ እዚ ከኣ ኣብ ዓዲ ሕጊ ስለዘሎ ብሕጊ ከታሓዝ ኣሎዎ።

  • @samieltsegay3179

    @samieltsegay3179

    Жыл бұрын

    @@user-hx1zv8ih5m de Spanish

  • @filimondestalem

    @filimondestalem

    Жыл бұрын

    @@user-hx1zv8ih5m ወዲ ርክስቲ ማህጸን ሕውሓት ማለት ናዓና ሃወርያትና እዮም ያ እምነ ኣልጋሕባ

  • @samjohn3841

    @samjohn3841

    Жыл бұрын

    @@user-hx1zv8ih5m 🤔🤔

  • @jjffjvjfhc8649
    @jjffjvjfhc8649 Жыл бұрын

    በስመ ስላሴ 🤗 ክርስትያን ብሙኻነይ ሕጉስቲ እንድየ ሂወተይውን ከሕልፈላ እየ እሱ ካ ይውሕዳ ኦርተደኩስ ተዋህዶ ትክብር ትመስገን ኣሜን ፫ ኣጆና ክኣ ደቂ እመብርሃን ኣሕዋተይ 🤗

  • @user-hx1zv8ih5m

    @user-hx1zv8ih5m

    Жыл бұрын

    ሃይማኖት ዝውሰድ ካብ ንጹሃን መንፈሳውያን ዲያቆናት እምበር ከም ባዓል ስልጣን ናይ ወያነ ዲያቆናት አይኮነን ፡፡ ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @jjffjvjfhc8649

    @jjffjvjfhc8649

    Жыл бұрын

    @@user-hx1zv8ih5m እንታይ ዘራክብ ኣለዎ ምስ ወያነ ሓወይ እዝንካ ካፊትካ ስማዓዮ 🙄

  • @user-hx1zv8ih5m

    @user-hx1zv8ih5m

    Жыл бұрын

    @@jjffjvjfhc8649 ቅድሚ ሕጂ እንታይ ከም ዝበለ ሰሚዐዮ እየ እዚ ጽልኢ ናይ አስላም ዘለዎ እዩ ንስኻ ቅድሚ ሕጂ ዝበሎ ሰሚዕካዮ ዶ አይሰማዕካዮን እዚ ወዲ ሓጂ ዝብልዎ ከምኡ ቅጥረኛ ወያነ እዩ ክልቲኦም አብ መንጎ አስላምን ክርስትያን ጽልኢ ፈጢሮም ኤርትራ በቲኖም ናይ ትግራይ ጉበጣ ክትከውን ዝሰርሕዎ እከይ ወያነ እዮ ንሕና ኤርትራውያን ግን ሃገርና ህዝብና መንግስትና አሕሊፍና አይንህብን ብሃይማኖት ብብሄር ብቋንቋ ብትግራይ ትግርኛ ብግእዝ ብአውራጃ ዘይተፈተነ የለን ነዚ ኩሉ አብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም እናመከትናዮ ኢና ጸረ ሃገረ ኤርትራ ዝግበር ሸርሕታት ምዃኑ ስለንፈልጥ ህውሐት ይኹኑ ሸቀልቶም ብሃገርና፤ ህዝብና፤ መንግስትና ጹኑዕ መትከል ካብ አቦታትን ዝወረስናዮ ኢና ስለዚ እዚ ስልጣን ዝባሃል አብ ሽወደን ኮይኑ ናይ ሃይማኖቱ ጥራይ ይግበር ኩርኩር ወያነ ምዃን አስላም ምጽራፍ ነቢይ መሐመድ ደፊሩ ሓሳዊ እዩ ዝበለ እንተዝቁጠብ ይሕሾ ናይ ሃይማኖትካ ግበር በልዎዎዎዎዎዎዎዎዎዎዎ

  • @jjffjvjfhc8649

    @jjffjvjfhc8649

    Жыл бұрын

    @@user-hx1zv8ih5m ዋይ በስምኣም በል ሓወይ ስልጣን ከሙኡ ዓይነት ኣሙሂሩና ኣይፈልጥን ነቲ ሓቂ ጥራይ እዩ ዝምህር ንስካ ጊን ጽልኢ ናይ ወያነ ስለ ዘለካ ኢካ ከሙኡ ትብለካ ። መቸም ሓቂ ኣይዋሓጠልኩሙን

  • @user-mt7dn5cp7l
    @user-mt7dn5cp7l Жыл бұрын

    ኣጆካ ስልጣነይ ንዓና ዋላ ተቀተሉና ነፍስና ኣይረክቡዋን እዚኣ ክንኣምን ኣለና ደቂ ተዋህዶ ኣይፍራሕ ልቲ ዝፈጠረና እግዚኣብሄር ብቻ ንፍራሕ

  • @abiokuba7284

    @abiokuba7284

    Жыл бұрын

    Nay behaki nesu eu ab emntena kenxnai alena buruk hawey

  • @user-ez4zu9uk3l
    @user-ez4zu9uk3l Жыл бұрын

    ኩሉ ክርስትያን ኣብ ሱዳን ደለዉ ቅተልዎም ቅረጽዎም ኣነ ሓበረታ ክህበኩም እየ ይብል ኣሎ።የግዳስ ሓደ ደይረብሕ ሕስር እዩ።ሰልጣን ሓዉና ዕድመን ጥዓናን ይሃብካ

  • @user-uq9th3to6o
    @user-uq9th3to6o Жыл бұрын

    መምህረይ ጸግኡ የብዘሐልካ

  • @iloveyuomom9840
    @iloveyuomom9840 Жыл бұрын

    ኦርቶዶክስ ንዘልኣለም ትንበር 🙏🙏🙏ትክበር ትምስገን ❤️❤️❤️

  • @nfreek5276

    @nfreek5276

    Жыл бұрын

    ኣሜን. ደላን. ድነበረትን. ኣምላኽ. ዕርቅን ሰላምን. የውደልና አብ. ጸሎት. ንዘክሮም

  • @user-he8ys2kk2o
    @user-he8ys2kk2o Жыл бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምታካ ይብዛሕ ክቡር ሓውና ስልጣን እንኳዕ ብሰላም መፃኣካ ።

  • @lovetigray7773
    @lovetigray7773 Жыл бұрын

    ዘሕዝን እዩ ኣብ ስዳን ዘለዉ ኩሎም ክርስትያን ቅተልዎም ቀቲልኩም ደርበይዎም ይብለናሎ ገራሚ ወዲ ሓጂ ኩሉ ግዜ ምስ ቀተለና መስ ኣጥፈአና እዩ ብዝኮነ ቃለሂወት የስመዐልና መምህረይ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ🙏🙏🙏🙏🙏👑👑👑

  • @okbeabsandras859

    @okbeabsandras859

    Жыл бұрын

    ወዲ ሓጂ ተረዋይ በዓለይ ከትፍካ አየ ወዲ ከልቢ ምስካ ኣለኹ ወዲ ሽሩሙታ ግዘእካ ተጸበ ሓሳዊ ሽሩምታ አዚ ሰብ ክሰብ ሕጂ ግን ግዜኻ ትጸበ

  • @lovetigray7773

    @lovetigray7773

    Жыл бұрын

    @@okbeabsandras859 ታይ ገደሰካ ክብረተይ ወድሓጂ ኩልግዜ ምስ ቀተለና እዩ ግን ኣይኮነሉይ እንበር ንሱስ ክርስትያን ዘበሉ ኩሎም ኣፅንትዎም ካብ ዝብል ዓመታት ኣቁፂሩ

  • @okbeabsandras859

    @okbeabsandras859

    Жыл бұрын

    @@lovetigray7773 ሓክኽ ግን ተውድና አዩ ብሰንኪ ኤሰያስ ኤባ ሓበሻ ተንቅና ግን አዚ ወዲ ከልቢ ግዜእ ኣለዎ ምስኦም ኤየ ኣብ ሙሉ ጋሽ ኣብየ ከም 5 ሓሙሻይ መስራዕ ዝትፍናዮም ክትፍ አዩ ወዲ ከልቢ

  • @lovetigray7773

    @lovetigray7773

    Жыл бұрын

    @@okbeabsandras859 ብቻ ኣብ ፈጣሪ ንእመን ሰብሞ ታይ ዘይበል ክብረተይ ኣይንገደሰሉ ጎምታናን መድሓኒትናን እየሱስ ክርስቶስ ክዓ ኣሕሊፍ ኣይበናን ተገይሮሞዉን ንስጋናበር ንንብስና ኣይረክብዋን እዮም

  • @okbeabsandras859

    @okbeabsandras859

    Жыл бұрын

    @@lovetigray7773 ያ ሓክኽ ኣምላኽ ግን አዚ ኣካር ጀልፋፍ ክሮ ኤየ ወዲ ከልቢ

  • @merateame4373
    @merateame4373 Жыл бұрын

    Selam kubur hawna memhrnan amlak xegaEu yebzhelka

  • @user-st7us4jf5g
    @user-st7us4jf5g Жыл бұрын

    እግዝኣብሄር ይመስገን ስልጣን ሓወይ እንካዕ ብሰላም መፃእካልና ብሓቅ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡን በረቱን የብዘሐልካ ንሓዉና ብሓቅ ልቦና ይሃቦ

  • @SB-en6ev
    @SB-en6ev Жыл бұрын

    እምቃዕ ብሰላም መጻካ ኩቡር መምህርና ።

  • @rutaruta5920
    @rutaruta5920 Жыл бұрын

    እታ ናተይ ዓረብ ሲ ነዓይ ጥራይ ያ ክክክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህረይ ቃል ሂወት የስመዓልና

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy Жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስመዕለና ክብረ መ ምህርና አግዝአብሔር አምላክ ዝተርፈ ዓድመካ የባርኮ

  • @meriweldegbreal848
    @meriweldegbreal848 Жыл бұрын

    እግዚአብሔር አምለክ ይመሰገን ከመይ ቃንካ ክቡሩ መምህርይ እንኾዕ ብሰለም መፃካ ስልጣንይ ናልዕልሉኩካሰ ምፅእ እያ ዕደመካ ምንቡሑ ክቡሩ ሐወይ

  • @user-km3xr2rs6o
    @user-km3xr2rs6o Жыл бұрын

    ቃልህይወትየሰመዐልና🤔🥺🥺🤲🤲🤲

  • @user-fr7qt1oj4g
    @user-fr7qt1oj4g Жыл бұрын

    እህምምምም ሰላም ድአ ከይ ትእውጁ ሰብ ከም ድለቱ ክገብርን ክሰሩሕን ይክእሉ እዮሙ ፈጣሪ ግን ንጨካነት የሕልፉ አይህበናን በሰማአትነት ንክሓልፍ ዝፈቀዶ እትሃሉ ድማ ከም ፍቃድ አምላክ ይኩን ቃለ ሂወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ

  • @ccdhdhddvzcsnoycwx3149
    @ccdhdhddvzcsnoycwx3149 Жыл бұрын

    ብሓቂ መምህረይ ፀጉኡ የብዘሓልኩም

  • @user-nn9ts9zc6p
    @user-nn9ts9zc6p Жыл бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን እግዝኦ ማሓረነ ክርስቶስ በጣም ይገርማል ነገር ግን በስጋና ስልጣን ይኖራቸው ይችላል በነብስ ግን የላቸውም።

  • @user-rl5qo3qt3b
    @user-rl5qo3qt3b Жыл бұрын

    ሰላመ ለእናንተ ይሁን የተዋህዶ ልጆች የእመብርሃን ወዳጆች እንዴት ቆያቹ እግዚብሄር ይመስገን እስከዝ ሰዓትና ደቀቃ ላደረሰን ሰሙ ይከበር ይመስገን አሜን በእዉነት ወንድማችን ቃለ ህወት ያሰማልን ፀጋዉ ያብዛልህ ለነዝህ አረመነዎችም ልቦና ይስጣቸዉ ሰዉ ለሰዉ እንደት ያለ ጭካኔ ነዉ በሆነ ይቅር ይበለን አይዞን ተዋህዶ ገና እንበዛለን ቅጥል ይበሉ እንጅ አይዛቹ እንፀልይ ብቻ ማን እንደሞት መድሃኒ ዓለም ያዉቃል አይኒ አለዉ አይዞን 💕💕🙏💕🙏💕🙏💕😢

  • @berekethidray5597
    @berekethidray5597 Жыл бұрын

    በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ሕራይ እምበኣርከስ መምህር ሱልጣን ሓወይ በዚ ኩሉ መዓልትን ግዜን ትህበና ዘለኻ ትምህርቲ ቃል ኣምላኽ ከየመስገንኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን እየ ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረኽ ካብዚ ብምቕጻል እዚ ሓውና ዝብል ዘሎ ኣብዚ ዘለው ክርስትያን ንነቢ መሓመደ መሓመድ ይጸርፉ ስለ ዘለው ነቶም ኣብ ሱዳን ዘለዉ ክርስትያን ኣብ መንገዲ ንዝረኸብኩሞም ሒዝኩም ብገንዘብ ዝኽፈሉ ሰባት ጌርኩም ቅተልዎም ኣንድድዎም ቁረጽዎም ገንዘብኩም ባዕለይ ክኸፍለኩም እየ ኢዩ ዝብል ዘሎ ኣምላኽ ይሓልወና ካብዚ ከምዚ የድሕነናን።

  • @tegistikiflemaryam3097

    @tegistikiflemaryam3097

    Жыл бұрын

    Sltan eze bhge kthaz alewo egzabher aboy baelka mhretka awerdlna menty weladete amlak Amennnn3

  • @tegistikiflemaryam3097

    @tegistikiflemaryam3097

    Жыл бұрын

    Sltan eze bhge kthaz alewo egzabher aboy baelka mhretka awerdlna menty weladete amlak Amennnn3

  • @biniyamwolday2974

    @biniyamwolday2974

    Жыл бұрын

    @@tegistikiflemaryam3097 ktehaz eyu qal ⛪💪💪💪💪💪

  • @user-hx1zv8ih5m

    @user-hx1zv8ih5m

    Жыл бұрын

    አታ በጃኹም ተረዱኡ ወዲ ሓጂን ስልጣን ናይ ሓሶት ዲያቆን ከደምቲ ወያነ ትግራይ እዮም አብ መንጎ አስላምን ክርስትያን ናዕቢ ፍጠሩ ተባሂሎም ዝተላአኹ ኢዮም ግደኦም ምስ ወያነ ክጠፍኡ እዮም ማንም አስላማይ ሰብ ክቀትል ሃይማኖቱ አየፍቅደሉን እንተ ቀቲሉ ድማ ይቅተል ጥራይ ዘይኮነ ኣላህ አብ ገሃነም የእትዎ ስለዚ እዚኦም ሰባት ከም ስልጣን ወዲ ሓጂ ፎእእእእእእእእእበልዎም ናይ ወያነ ከደምቲ ብዛዕባ ሃይማኖታት እንታይ አፍሊጥዎም ኩሉ ጊዜ ሃይማኖት ናይ ግሊ እዩ ክላዓል የብሉን ዘልዕልዎ ኩሉ ፖለቲካ ክሰርሕሉ እምበር ስብ ካብ ክፍአት አገላጊልካ ገነት ዝአትወሉ አስተምህሮ ሂቦም አይፈልጡን ንቅሑ በጃኹም ሰብ ብግብሩ ገነት ወይ ገሃነም ዝአቱ በዓል ክፉእ ግብሪ ግን ወይልኻ ዲያቆን ኩን ወዲ ሓጂ፡፡ ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷💚💚💚💚💚💚💚💚💚

  • @user-hx1zv8ih5m

    @user-hx1zv8ih5m

    Жыл бұрын

    @@tegistikiflemaryam3097 ትዕግስቲ ሓፍተይ ጥራይ ጸሎት ግበሪ ካብ ባዓል ወዲ ሓጂን ናይ ሓሶት ዲያቆን ስልጣን ከደምቲ ወያነ አሜንንንንንንንንንንንንንንንንንንንንን፡፡ ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷💚💚💚💚💚💚💚💚💚

  • @sanettsegay1699
    @sanettsegay1699 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃካ ስልጣነይ

  • @nateyyom6156
    @nateyyom6156 Жыл бұрын

    እንቃዕ ብሰላም መጻካ ስልጣን ሓወይ

  • @fusfv877
    @fusfv877 Жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ተባዕ መምህረይ እሞ ብርሃን ተጽልልካ ኣሜን 🤲🤲🤲🤲👏😁😁😁

  • @Welle-bb9sg
    @Welle-bb9sg Жыл бұрын

    ዕደመን ጥዕናን ይሃብክም አግዚአብሔር አምለክ መምህርና ቃል ሂወት የስምዕልና ዓይኒ ልበና የዓድለና 😭🤲🤲🤲🤲🤲

  • @yordanosyordanos
    @yordanosyordanos Жыл бұрын

    Amlak bealu yehalwom ember sudanawiyanen adgen hade eyom seltan hawuna xebuk aleka sudanawuyan lebi yeblomen Kidanemerhet bala xelala temberelom 🤲🤲🤲🤲

  • @evt5aser51
    @evt5aser51 Жыл бұрын

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ይመሥገን ሰላምካ ይብዛሕ ሥልጣነይ እንኳዕ ብሰላም መጻካ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸግኡ የብዝሕ

  • @salama9687
    @salama9687 Жыл бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ስልጣኑየ ቅተልዎም ዝኮነይ ይኩን መሲሕ ሕረድዎም. ቅርሺ ክበኩም ዝደለክሞ ክበኩም ይብሎ ኣይ ኣህዛብ እግዚአብሔር ይገፅፆም እግዚአብሔር ይምስኩልና ይኩን

  • @negasiabraha4570
    @negasiabraha4570 Жыл бұрын

    እግዚኣብሄር ምሕረት የውርደሉ እምበር እንታይ ሞ ክንብል ኢና።ዝሰኸረ ዩ ዝመስል ዘሎ።

  • @user-wx7zl8br3t
    @user-wx7zl8br3t Жыл бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኻ ይብዛሕ ስልጣን ሓዉና እንካዕ ብሰላም መጻእኻ 🙏

  • @NATMAHARITV
    @NATMAHARITV Жыл бұрын

    ሱልጣን ሓውና ቃለ ሂወት የስምዓልና ዝኾነ ሰብ ዓቅሙ ኢዩ ዝዛረብ ክቡር መጠን ነብሱ የኽብረካ ሕሱር መጠን ነብሱ የሕስረካ ዝብሃል ሓቂ ኢዩ እዚ ከኣ ንሳ ኮይና ዓቕሙ ኢዩ ምሕረት የውርደሉ ጥራይ ኢና ንብል

  • @segenatobrhan1406
    @segenatobrhan1406 Жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስምዓልና መምህረይ ንሩአሱ ይግበረሉ አንበር ንሰብ ዶ ቅተል ይባሃል አዩ ከምዚ ዓይነት ዘረባ ካኣ ካብ ሓደ ባኮ ርአሲ ጥራይ አዩ ዝወጽአ

  • @yorusalemfissehatsion340

    @yorusalemfissehatsion340

    Жыл бұрын

    Xelole aymeselenen asa meselka derarom wedalom nayze delato eyo zhelf melekte

  • @user-qq6wy5mu1z
    @user-qq6wy5mu1z Жыл бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምኻ በክርስቶስ ይብዛሕ ስልጣነይ ጸጋኡ ያብዘሐልኻ አይዞና እግዚአብሔር አምላክ ምሳና ካሃለወ መን ይቃወመና ድኩልና እግዚአብሔር አምላክና መስተወዐል ያሃበና አሜን🤲

  • @user-bw1ih9cn9l
    @user-bw1ih9cn9l Жыл бұрын

    አስተውዓል ልብ ይሃበና ስልጣን ሓወይ ቃለ ህይወት ያስመዐልና ፀጋኡን በረኸቱን ካብዝ ዝለዓለ ይሃብካ አሜን፫ ሱዑድ ዓረብ ንነብር ስምዕናዮ አለና ኹሉ መሰሕ ዝረኸብክሞ ብመንድ ኾነ አብ ሱዱን ዝርከቡ ቅተልዋም እዩ ዝበል ዘሉ አሕና ናምልኾ አምላኽ አሕልፉ አይበናይ እዩ ቅዱሳን ይሕሉውና እየም

  • @user-ml2kh7fn8q
    @user-ml2kh7fn8q Жыл бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃካ ስልጣን ሓወይ❤

  • @user-jd8en4nz2c
    @user-jd8en4nz2c Жыл бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን እንካዕ ብሰላም መፃእካ ስልጣነይ መዓረይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐና ፀግኡ የብዘሐልካ መስተወዐሊ ይዓድሎም

  • @user-uf4mx7ur6z
    @user-uf4mx7ur6z Жыл бұрын

    ብሓቂ ዝገረም ዩ ፍኸራ ናታቶም ዩ ይሓርዱና ይቀትሉና ኣለዉ ግን ከኣ ኣጀና እቲ ምእንታና ዝሞተ ሞይቱ ዉን አብ ሰለስተ መዓልቲ ዝተስእ መደሓኒ ዓለም ምሳና ዩ እግዚአብሔር ይመስገን ክቡር መምህርና ቃለ ህይወት ይስምዕልና ፅጓኡ የብዝሕልካ ፍጣሪ🌺♥️

  • @user-he9fs7ks2u

    @user-he9fs7ks2u

    Жыл бұрын

    ከም ደአ አዝያ ሰለጥና አንብብከ ክታምለስላይ ምደለኹ አብ ሰለሰተ መዓለቲ ንትስእ ይብሉ ?

  • @user-uf4mx7ur6z

    @user-uf4mx7ur6z

    Жыл бұрын

    @@user-he9fs7ks2u ኣባህላካ/ኪ እንካን ብዝሕ ኣይተርደኣንን ይቅርታ መፅሓፍ ኣሰተካክልለይ እታ አብ ሰለሰተ መዓልቲ ንትሰእ ትብል እንተ ኮይኑ ? እቲ ፅሑፉኪ እወ መደሃኒ ዓለም ክርስቶስ ምእንታና ካብ ሰማይ ሰማያት ወሪዱ ብፍቃዱን ብሰምረት ኣቡኡን ብደንግልና ካብ ቅደስተ ቅዱሳን ቅደስቲ ደንግል ማርያም ተወልዱ እቲ ብኣቦና ኣዳምን ኣዴና ሂዋንን ወርደና ዝነበር መርገመ ሰጋን ነብሰን ንኸሰርየልና ንኸሓድገልና አምላከ ሰብ ሰብ አምላከ ኮይኑ መፀዩ ተገሪፉ ተሳቅዩ ምእንታና ሞይቱ ግን ደማ ንሞት አብ 3ተ መዓልቲ ሲዒሩ አብ ሰለስተ መዓልቲ ትምሳኤ ብመለኮቱ ተሲኡ ንዓና ደቁ እዉን ካብ ፋዳ መረገም ነፃ ጌሩ ብትንሳኤኡ ኣትሲኡና ክብሪ ምስጋና ንጎይታ ሰራዊት እግዚአብሔር ይኹን ብዝበለፅ ብጣዕሚ ንፉዓት መንፍሳዉያን ኣሕዋት ሓት ሰለ ዘለኩም/ክን ዝጎደለ መሉኡሎም ክቡር መምህርና ዉን ኣብርህ ክትብለሎም ብትሕትና ይላቦ

  • @HhHh-qw5tr
    @HhHh-qw5tr Жыл бұрын

    ቃል ሂውተ ይሰመጳለን ሰለጣን እግዚአብሔረ መሓረተ ይለአክልና አምላከ ይጋጸጽ ቅረሸ ክህውከመ ከረሰተይን ቀተልው ምይአ ደውል😭😭😭

  • @buucsbb8535
    @buucsbb8535 Жыл бұрын

    ቃለ ህይወት ያስመዐልና ስሊጣነይ ፀጋኡ ያብዘሐልካ እግዚኣበሔር ኣምላክ ምሕረቱ ይላኣከልና አሜን፫❤🤲❤🤲🌾

  • @sababerhe2404

    @sababerhe2404

    Жыл бұрын

    Amennnnn

  • @user-hx1zv8ih5m

    @user-hx1zv8ih5m

    Жыл бұрын

    እዚ ጸሎት ትገብርሉ ዘለኺ ናይ ሓሶት ዲያቆን እዩ ወያነ ዝወደብዎ ስብ እዩ አብ መንጎ እስልምና ክርስትያን ጽልኢ ክፈጥር ወዲ ሓጂ ድማ ከምኡ እዩ ፡፡ ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷💚💚💚💚💚💚💚💚💚

  • @user-lk9ov1px9j
    @user-lk9ov1px9j Жыл бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሥልጣን ሓወይ እንኳዕ ብሰላም መጻእካ መምህረይ ቃል ህይወት ያስመዐልና መምህረይ😘😘😘 ይገርም ልቦና ይሃብካ ክርስቲያን ሕረድዎሞ ቅተልወሞ

  • @user-iq6xq2hn1c
    @user-iq6xq2hn1c Жыл бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ በክርስቶስ ይብዛሕ ክቡር መምህርና እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ቃለ ህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ ነዚ ሓዉና'ዉን አምላኬ እስራኤል መስተዉዐሊ ልቦና ይሃቦ ነቲ ነፍስን ስጋን ኣብ ጋሃነም ከጥፍእ ዚከኣሎ ዳኣ ኣዚኹም ፍርህዎ እምበር ነቶም ንስጋ ዚቐትሉ ንነፍሲ ግና ምቕታላ ዘይክኣሎም ኣይትፍርህዎም። ወንጌል ማቴዎስ ምዕራፍ 10-28 ስለ ቅዱስ ቃሉ ልኡል እግዚአብሔር አምላክ ይኽበር ይመስገን አሜን፫👏💐

  • @sooqusaabya3831
    @sooqusaabya3831 Жыл бұрын

    ኣነዝቆልዓማ ጥዒና የብሉን ቡሱሩ ኩሉጊዜ ሕማቅ ቃላት እየ ዝሰምዐሉ እንበር ፁቡቅ ቃላት ሰሚዔሉ ኣይፈልጥን ንኣድግያ ዘይከቦዶስ ንመፅዓን ኮቦዶ ድዮም ዝብሉ ወለድና ከዚ ታይ ከይነኢሉእዩ ኡንካዕ ኡዙይስ መራሒ ዓረብዘይኮነ መወደአናነይሩ

  • @saramohammed4239
    @saramohammed4239 Жыл бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ የመሰገን ክብር መምህርና ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና 😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍 እግዚኦ ማሓራና ክርሰቶ እግዚኦ ማሓራና ክርሰቶሰ😭😭

  • @haiahh4466
    @haiahh4466 Жыл бұрын

    እግዝአብሔር ይመሰገን ሰላምታካ ይብዛሕ ሰልጣን ሓውና ብሓቂ መሕዘኒ እዩ ቅተልወም አነ ክድዝደለኬም ቅርሺ ክህበኩም እየ ይብሎ😭እግዝአብሔር አምላክ አብ እምነትና የጸነዐና

  • @user-gi5fw9ws6d
    @user-gi5fw9ws6d Жыл бұрын

    እግዚኦ እግዚእ እግዚእ /ማሓረነክረሰቶሰ /ብጣዕም/'ዩ ዘሕዝን/ክረሰተያን/ሞተ ኣይፈረሐንበሰገናእንኳንተቀተሉና/ነፈሰናኣይገነይዎየ

  • @user-cx4gy6gy9c
    @user-cx4gy6gy9c Жыл бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፅእካ ስልጣን ሓውና እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሐልካ አሜን ኣምላክ ምሕረት የውርደልና አሜን 😥😥😥

  • @gual4kahsay966
    @gual4kahsay966 Жыл бұрын

    ቃለ ህወት የስመዐና ስልጣን ሓወይ ፀጉኡ የብዘሐልካ

  • @user-kf4rh8ls8g
    @user-kf4rh8ls8g Жыл бұрын

    ባዕሉ እውን እኮ ዕቡድ እየ እዩ ዝብል እግዚአብሔር ኣምላክ ዓይነልቦናካ የብረሀልካ ወዲ ሐጂ ዕቡድ ኣጆና ኣምላኬ እስራኤል ምሳና እዩ

  • @user-yt9zo9sx6n
    @user-yt9zo9sx6n Жыл бұрын

    ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ዝጠፍእ ዘሎ ህዝቢ ውሕዱዎስ እግዚአብሔር ኣምላኽ ኩሉ ግዜ ምሳና እዩ ንሕና ክርስትያን ተስፋና ዘለኣለማዊ ህይወት ስለዘለና እዩ እዚኦም ግን ኣብዚ ምድር ጥራይ ይጣዓመና እዩ ስርሖም ክገርመኩም እዞም ዝሰርሓሎም 24ሳዓት እስራኤል ኣይንፈትዋን ኢናበሉ እዮም ዝዛረቡ ትፈትውያ ድኪ ይብሉኒ እወ ምስ በልክዎም ብጣዕሚ እዮም ዝሓርቁ ይገርም ብደምቢ እዮም ዝፈልጡ እግዚአብሔር ኣምላኽ ካብ ፅላእቲና ይሓልወና ኣሜን 🌻🌻🌻

  • @tsigey4667
    @tsigey4667 Жыл бұрын

    Qal hiwet yesmoalna kubur hawey sultan egziabher amlak ab emnetna yexnoana nezom kmzi zblu egziabher amlak aeinti lbonom ykfetelom fqrn snitn yewrdelna

  • @GhGh-xi3zc
    @GhGh-xi3zc Жыл бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምታካ ይብዘሐልና ንፈትወካ መምህርና ብሓቂ የሐዝን እዩ እምበርከ እንታይ ከም ዝብል ዘሎ ከ ይፈልጦሎ ድዩ ኣየ ደቂ ሰብ ሰብ ምካኑ ዘንጊዑ ንሂወቱ ዘሓዘላ ዘየለስ ቅተልዎም ሕረድዎም ይብል በስመ ስላሴ

  • @xhvudv4292
    @xhvudv4292 Жыл бұрын

    ቃል ህይወት የስማልን መ ምህር 🙏🙏🙏

  • @fuch9239
    @fuch9239 Жыл бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር ሓውና

  • @user-nm5kw3tw7u
    @user-nm5kw3tw7u Жыл бұрын

    እግዚአብሔር ይመሰገን ሰላምካ ይብዛሕ ቃል ሂወት የሰመዐልና መምህረይ እግዚኦ ቀተሊዎም ሕርድዎም ይብል አሎ ብሰም ሰላሴ

  • @43058
    @43058 Жыл бұрын

    ልብ ይስጠው እግዚኣብሔር የመሓመድ ልጅ ምን አይነት ነገር ነው . መምህር ስልጣን ቃለሂወት ያሰማልኝ ጎበዝ ነው ኣንተ. ክርስትያን ለዘላለም ትኑር ደሞ ትኖራለች ራስን ትጠፉለ ኣስቀድመህ .

  • @user-bx5tq5sr1g
    @user-bx5tq5sr1g Жыл бұрын

    _እግዚአብሔር አምላኽ መስተወዐሊ ይሃበና አጆና😥🤲_

  • @SalamSalam-fg6tg
    @SalamSalam-fg6tg Жыл бұрын

    ሰላም እግዚአብሔር አምላኽ የብዘሐልካ ስልጣን ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ እግዚአብሔር አምላኽ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና አብ ሰዳን ዘለው ክርስቲያን ኩሎም ቅተልዎም ሕረድዎም ቅርሺ ክህበኩም እየ እናበል እዩ ዝብል ዘሎ ስልጣን ሓወይ እግዚአብሔር ምሳና ካብ ኮነ መን እዩ ዝቃወመና ስባትከ እንታይ ከይገቡሩና

  • @user-vh9jl9hc9b
    @user-vh9jl9hc9b Жыл бұрын

    ኦርቶዶክሰ ንዘለአለም ትንበረ ⛪⛪⛪📚📚📚📖📖📖🙏🙏🙏🌻🌻🌻💐💐💐 ክብር ሓወይ ሰልጣነ ከሰተ መምህረይ ፀጉኡ በረከተ የብዘሐሊካ ኢግዚአብሔር አምላክ ሰልጣነ. ሐወይ📖📖📖📚📚📚⛪⛪⛪🙏🙏🙏🌻🌻🌻💐💐💐

  • @tdf8017
    @tdf8017 Жыл бұрын

    ኣቤት ጭካኔ በቃ ሰብ ከም ዒረ ተቆፂሩስ ቀተልዎም ሕረድዎም ላበለ ክዛረብስ መን እዩ ስልጣን ሂብዎ😥😥😥ሰላምካ የብዘሐለይ መምህረይ🤲🤲🤲❤🥰

  • @rtyet4892
    @rtyet4892 Жыл бұрын

    ኣረ ስልጣነይ መልሰለይ ብመሰንጀር ሕቶ ኣለኒ ክሓተካ ደልየ ሰላምካ ይብዛሕ መምህረይ🥰❤

  • @user-ep2tp5zn1y
    @user-ep2tp5zn1y Жыл бұрын

    ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሄር ኣምላክ ኩቡር መምህርና

  • @user-pn7yn5od1e
    @user-pn7yn5od1e Жыл бұрын

    እንኳን በሰላም መጣህ መምህራችን ❤✝️🙏

  • @user-wt5gh5ub2l
    @user-wt5gh5ub2l Жыл бұрын

    ቃለ ሂወት ያሰማልን ዉድ እንቁ መምህራችን ስልጣን 💝

  • @ngistibrhane2002
    @ngistibrhane2002 Жыл бұрын

    Kal hiwet yesmalna

  • @user-bo7rq5qe6s
    @user-bo7rq5qe6s Жыл бұрын

    እግዚአብሔር ይመሰገን ክቡር መምህርና አሜን አሜን አሜን

  • @user-pr6rh2qz7v
    @user-pr6rh2qz7v Жыл бұрын

    ድኾነ ክርስቲያን አብ ስዳን ዘሎ ቅተልዎም አነ ገንዘብ ክህበክሙ እየ እዩ ዝብሎ ስልጣነይ እና በእውነት ቃለ ሕይወት ያሥመዐልና ጸጋኡ ያብዘሐልኻ መምህሬይ አብ ዓዱ ያፅንዕኻ በዕድመና ብጥዕና ያሓልወልና🙏💞💞🙏

  • @user-uh7sy9uy6j
    @user-uh7sy9uy6j Жыл бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ክቡር መምህረይ የሕዝን እዩ ኩሉ ግዜ ኣንጻር ክርስትያን እዩ ዝዛረብ ዋላ ዓዲ ዓረብ ዘለናለ እዩ ጉድኣቱ እግዚአብሔር ኣምላኽና ኣብ እምነትና የጽንዐና

  • @wabo6374
    @wabo6374 Жыл бұрын

    ኣብ ሱዳን ዘለዉ ክርስትያን ኩሎም ኣብ መንገዲ ዝረከብክምዎም ቅተልዎም ሕረድዎም ምተርዎም እዩ ዝብል ዘሎ ስልጣን ሓወይ እና ቃለ ሂወት የስመዐና እግዚኣብሄር ምሳና ይኹን🙏🙏🙏

  • @danitesfamcael7537
    @danitesfamcael7537 Жыл бұрын

    Egziabhier mhret yewrdelna ⛪❤️❤️❤️

  • @hyatssa9035
    @hyatssa9035 Жыл бұрын

    በሰም ሰላሰ ቃል ህይወት ያሠማልን ጸጋዉን በረከቱ ያብዛልህ ዉድ ወንድማችን የአጎልግሎት ዘመንህ እግዚአብሔር ኣምላክ ይባርክልህ ኣሜን፫👏👏👏👏👏👏📖📚

  • @miniatesfa2317
    @miniatesfa2317 Жыл бұрын

    በስምአብ በወልደ መንፈስ ቁድስ እግዝአብሄር ይገስጾ እዝሰብ እዚ ንአስላም ዝዉክል አይኮነን ናይ ባዕሉ ፖለቲካ ክልፍልፍ ዝዉዕል ናዉሽጡ ከዉጽኦ ዝደለየ ነገር አሎ ከም ዝሐሰቦ ስለዘይኮነሉ ፈሊጥናዮ አለና ምሕረት የዉርደልና አሜንንንንንን

  • @fgdr6727
    @fgdr6727 Жыл бұрын

    ማሓረና ክርስቶስ አየ ክርስትያን ክተልዎም ኣነ ቅርሺ ክህበኩም የ ዝደለክምዎ ይብል ኣሎ እግዚኣብሔር ይገስፆ😢ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህረይ🥰🥰🥰

  • @maryameyadegoytay7033

    @maryameyadegoytay7033

    Жыл бұрын

    Ahwat shelel eilka bzereba kihilef yeblun ab higi kikises alowo

  • @destahagos7846
    @destahagos7846 Жыл бұрын

    እዋይ ጎይታይ ምዓረይ ሓደራካ ዘይ ፅቡቅ ሕማቅ ኣይተስመዐልና😥😥😥

  • @berekettekle9982
    @berekettekle9982 Жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስማዓልና ኩቡር መምህርና

  • @wwl20
    @wwl20 Жыл бұрын

    That's right thanks Sltan hawna amen Amen

  • @zainazaina2750
    @zainazaina2750 Жыл бұрын

    ኣሜን //3//እግዝኣብሔር ይመስገን ክውረይ ብሓቂ እግዝኣብሔር ይገስሶ ኦርቶዶክስ ንዘላኣለም ትንበር እወ ንክርስትያን ቅተልዎም እዮ ዝብል እግዝኦ ማሃረነ ክርስቶስ

  • @merontesfamriam9549
    @merontesfamriam9549 Жыл бұрын

    ጥዑም ዘረባ እግዝኣብሄር ይባርክካ

  • @user-us6tt3yy6k
    @user-us6tt3yy6k Жыл бұрын

    እወእ ይገረም እየኮ እና ቃል ሂይወት ቃል በረከት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን ይብዘሐልካ አምለክ እስራኤል ❤️❤️🌾❤️❤️❤️❤️

  • @user-xh4dl7wf3h
    @user-xh4dl7wf3h Жыл бұрын

    ኣምላክ ይመስገን ክብረተይ ኣይይይ ናይ ሰብ ነገር ኩሉ ነብስና ፅጉማት እክክክ 😥 ኣጀና እስኪ ኣምላክ ሰላሙ ይሃበና ዋ 🤲

  • @AsAs-rk1ou
    @AsAs-rk1ou Жыл бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክ ይገስፅካ ሩጉም ዝኾነ ቆልዓ ስላጣነይ እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘለዓለም ትንበር

  • @user-nu1ye9nw4v
    @user-nu1ye9nw4v Жыл бұрын

    ቃለ ሰናይ የስምዐልና ክቡር መምህሪና 👏👏👏

  • @selam8175
    @selam8175 Жыл бұрын

    ብርክ ሓውና በረከቱ ይብዘሐልካ

  • @almazghaber9632
    @almazghaber9632 Жыл бұрын

    Kale HEwit yesmaln amen Amen Amen

  • @abadralbadr6370
    @abadralbadr6370 Жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ኣሕዋተይ ወዲ ሕጂ ዝዛረቦ ዘሎ ዱማ ቅተልዎም ሕረዱዎም ንማንም ሞሲሕ እዬ ዝቡል ዘሎ ንሞት ዝፈርህ ክስታን የለን እቲ ሓሳባቱን ዱፍረቱን ይገርም እዬ 😢😢😢😥😥😥

  • @user-jc1fg4od2k
    @user-jc1fg4od2k Жыл бұрын

    ሰላም አምላክ የብዘሐልካ መምህረይ እንኮዕ ብሰላም መፃእኻ ብሓቂ ይገርም እዩ ንክሎም አብ ስዳን ዘለዉ ክርስትያን ቅተልዎም ይብሎ ብቆርሺ ከጥፈአነግን ንሕና ብሓይሊ እግዚኣብሄር ኢና ንነብር

  • @mnsmne6691
    @mnsmne6691 Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና መምህር ሓውና

  • @user-jr1jl6cw7q
    @user-jr1jl6cw7q Жыл бұрын

    በስመ ስላሴ አይይይ መስተወዐሊ ልቢ ያሃበና እግዚአብሔር አምላክ አሜን ብዝኾነ ምቅታል ምቅራፅ ክርስትያን ምስዳድ ምፅላእ ምድብራይ ምቅጥቃጥ ስረሐይ ብሎም ሕዘሞ እይይይ አምላክና አለና አይዞና መምህረይ ቃል ህይወት ያስመዐልና ጸጋኡ ያብዘሐልካ አሜን፫

  • @user-dn7ru2zn1y
    @user-dn7ru2zn1y Жыл бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ስልጣን ሓውና እኳዕ ብሰላም መፃካ ምዓረይ ብዓረብኛ ዝዛረብ ዘሎ ምእንታን እቶም ስዳን አዕራብ ክሰምዑዎ እዩ ኮ ስልጣነይ ንሕናስ ብደሙ ዝድሐነና አምላኽ ቀትርን ለይትን ይሕልወና እዩ ዋ ደሞ ሞት ንክርስትያን ሓድሽ አይኮነን አባታትና ክንደይ መከራ አሒሊፎም እዮም ንቶም አብ ስዳን ዘለው ክርስትያን እግዚአብሔር ይሓልዎም

  • @hagerchannel2203

    @hagerchannel2203

    Жыл бұрын

    ሰብስክራይብ እባ ግበርኒ ሓፍተይ ናተይ 🙏🙏🙏

  • @Mery-oe9ix
    @Mery-oe9ix Жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ካብር ሓወይ

  • @user-ys9yj7en6v
    @user-ys9yj7en6v Жыл бұрын

    ቃደመይቲ ኣነ ባዕለይ🙋‍♀️🙋‍♀️🙋‍♀️

  • @user-jb4tt8pi1u
    @user-jb4tt8pi1u Жыл бұрын

    ጸግኡ የብዛሓልካ ስልጣነይ እንታይ ሞ ክንብል ናይ ኣቦኦም ስለ ዝኮነ ንብሎ የብልናን ዘይ ቅተሉ ሕረዱ እንታይ ይፈልጡ ኮይኖም እዮም ንሕና ግን አምላክ ኩሉ ግዜ ምሳና እዩ 🤲❤

  • @mediatube3914
    @mediatube3914 Жыл бұрын

    በእውነት ልቦና ይሃቦ እወ ስልጣን ሓወይ አብ ፅርጋይ ዘረኸብክሞ ክርስቲያን ቅተልዎም ይብል አሎ ብስሩከ ሓበሻ ድዩ እኔ እኮ ዓረብ መስልኒ ነይሩ ብቻ እግዚአብሔር አሎና

  • @asmeretbrhane823
    @asmeretbrhane823 Жыл бұрын

    Kale hiwet yesmalna edmen tenan yhabka

  • @user-nj3fn5sc2e
    @user-nj3fn5sc2e Жыл бұрын

    ሰላም ስልጣን ሓወይ እንካዕ ዳሓን መፃካ🥰

  • @selam801
    @selam801 Жыл бұрын

    እንኳን በሰላም መጣህ ውድ የተዋህዶ መምህራችን እውነት ምን ሆናችሁ ነው የዘንድሮ መናፍቃን እባካችሁ ተዋህዶ ሃይማኖታችን አትንኩብን እግዚአብሔር ልቦና ይሰጣችሁ

  • @user-hx1zv8ih5m

    @user-hx1zv8ih5m

    Жыл бұрын

    ይህ ሰው የተዋህዶ መምህር እዳይመስላችሁ የህውሐት ቅጥረኛ ነው ኤርትራውያን ክርስትያንና አስላምን ለማጣላት የሚተግብር የወያነ ቅጥርኛ ነው በውጭ አገር እየተደበቁ ዲያቆን ነን ቀስ ነን እያሉ ጥላቻ የሚሰነዝሩ በህውሐት ክፍያ የሚኖሩ ናቸው ልብ አድርጉ የኤርትራ ክርስትና የኢትዮጵያ ክርስትና ፍእእእእእእእ በሉት፡

  • @selam801

    @selam801

    Жыл бұрын

    @@user-hx1zv8ih5m በአይንህ አይተህ ነው ወይሰ ሰምተሀል አንተ ወረኛ ነህ አፍህን ዝጋ ዘረኛ እሱ ብርቱ የተዋህዶ መምህር እንጂ የማንም ቅጥረኛ አይደለም ok😒🙄 ሁሌም ውሸት መናገር ትርጉም የለውም አባካችሁ ሰነ ሰርአት ይኑራችሁ እግዚአብሔር ልቦና ይሰጥህ

  • @user-hx1zv8ih5m

    @user-hx1zv8ih5m

    Жыл бұрын

    @@selam801 አንተም እግዚአብሄር ልቦና ይስጥህ ነቢ መሐመድ ውሸታም ነው እያለ ነበር በዚህ ወቅት እንዲህ የመሰለ ንግግር መናገር ምን ፈልጎ ነው እስቲ አብራራልኝ በኤርትራውያን አስላም እና ክርስትና ጥላቻ ለመፍጠር ብቻ ነው በተረፈ በሃይማኖቱ ብቻ መናገር ነበረበት ወንድሜ ትግራዋይ ከሆንክ እባክህ ተወኝ 🇪🇷💚💚💚💚💚💚💚💚💚

  • @selam801

    @selam801

    Жыл бұрын

    @@user-hx1zv8ih5m ሆሆሆ ተው እንጂ የመሀመድ ልጅ ወያኔ ምናምን እያልክ ነበር ለዛ ነው እንዴ ተዋውቀናል አይደል🙄🤔

  • @user-hx1zv8ih5m

    @user-hx1zv8ih5m

    Жыл бұрын

    @@selam801 ዘወር በል ፎእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእ

  • @user-rd7kr3tq6e
    @user-rd7kr3tq6e Жыл бұрын

    ሰላም ሰለጣን ሓወይ ቃል ሂወት የስመዐልና 🤲✝️

  • @henokzemuykil7540
    @henokzemuykil7540 Жыл бұрын

    Egzabher yhabelna qale hiwet yesmalna

  • @user-oj4un3cm7v
    @user-oj4un3cm7v Жыл бұрын

    ሰላም ሰልጠነ ሓዉና ብሓቅ ቃለ ሂወት የስምስልና ኣብ ሱዳን ዘለዉ ክርስትያን ክተልዎም ሕረድዎም ደርብይዎም ይበል ኣሎ ይገርም አዩ

  • @hagerchannel2203
    @hagerchannel2203 Жыл бұрын

    ኣብቲ ንሱ ዝቅመጠሉ ዓዲ ጥቅመቱ ሰባት ንምንታይ ን ፖሊስ ዘይትሕብሩ???

  • @user-ml2kh7fn8q
    @user-ml2kh7fn8q Жыл бұрын

    ባሓቂ ፀጉኡ የብዘሐልካ ስልጣነይ ናተይ ገቦዝ ኢካ ንኩላትና ክርስትያን እዩ ዘብል ዘሎ ኣብ ደገ ዘግነናዮም ዝኮነ ይኩን ክርስትያን ዋላ ሱዳን ንካረ ዛሓርድ ይብል ኣሎ ካብኡ ዝተረፈ ካዓ ደቂ መዳመይ❤ ኣዳሚፀን ክፅሕፋ እየን ስልጣን ሓወይ ካዓ ዳሓን ኢካ ንዘን ኣዕራብ ጠጠው መበልካየን😁

  • @user-rj6sl9mz2z
    @user-rj6sl9mz2z Жыл бұрын

    ወይ ጉድ ዝገርም እዩ

Келесі