WHO WE ARE
MYA - Mahber Yehwat Agaazian was founded in 2011 by few Ge’ez nationalists in the state of Eritrea. MYA’s objective is to make the state of Eritrea nation-state of Ge’ez people who are democratic and fair and protect and respect its minority rights.
We believe our religion, language, history and values come from our forefathers Abraham, Isaac and Jacob. Because of these facts and reasons, we belong to the state of Israel and world jewry than anyone else. We also believe our life purpose as Ge’ez nation and individuals comes from the covenants we had with God in Mount Sinai about 3500 years ago and that our 3,000 years civilization was shaped by Mosaic Covenant {Tabernacle}.
Пікірлер
I want meet you to share something
Well done
Syk bel hasawi gahxax
Tesfatsan ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Monka nn Asmara kyda ala
❤❤🎉❤❤
Kkkkkk
Gex maakor..kemey io zemesel ety reso .terewaee
Qommal wedi tsomaqit sewa Jeberti nehaftekha haqifo yneber allo ..
Harekum tetmasegu
ዓዛፍ ኣብ ዓዘፍዘፍ ምባል ኣሕሊፍካዮ ዕቡድ ከልቢ።
ተስፋጽየን ጎሓፍ ግብረሰዶም ከመይ ዝበሉኻ ሰራቒ ሰብ እኻ ወደይ ? ዘይትሓፍር ኣምሓራይ ግለት እኻ። ኣንታ ሸያኒ ናይ ኢድካ ኪትረክብ እኻ ።
ንምዃኑ ንስኻ ንባዕልኻ ካብ ግብረሰዶም ምዃንካ ኢዩ መግለጺኻ ፡ነዚኣ መብርሂ ሃበና።
❤❤❤❤
እዚ ኤርትራዊነት መንነትኻ ክትሓፍር ብዘይ መንነት ወይ መለለይ ዘትርፍ ሰነሓሳብ እዮ።ኣነ ይዝከረኒ ኣብ ክዑሾ እግሪ ናይ ዓለም ኣብ ምድብ ጸወታ ምዕራብ ጀርመን ምስ አልጀሪያ ተጋጢመን ።አልጀሪያ ን ምዕራብ ጀርመን 2ብ 1ሲኢራ ከም ሕጂ ንብንያም ጸሊም አፍሪካዊ ሲኢሩ እንዳበሉ ምስ ረበሽዎም ናይ አልጄሪያ መንግስት ኣፍሪካዊያን ኣይኾናን ።አልጀሪያ ዓረብ ኢና።ውክልናና ንዓረብ እዩ ኢሉ መግለጺ ኣውጺኡ ።ነዚያ ዝቃወም ብውድቡ ኣይነበረን ምክንያቱ ቋንቆኦም ዓረብ ሰለዝኾነ ኩላ ትም ኢላ።ሕጂ መንግስት ሰለዘይብና ነቲ ዓወትና መንጢሎም ከይንፍለጥ ይግበር ኣሎ።ዋላ ነታ ኤርትራ ትብል ሽም ብጸሊም ኣፍሪኻ ሽም ምድብዛዝ ከምዘይትፍለጥ ምግባር እዩ። ሃገራዊ ሓማሴን መንእሰይ ነዚ ጉዳይ ንቀሓሉ ።ንሕና ኣፍሪካዊ ኣይኾና።ኣብ ኣፍሪኻ ኣህጉር ጻዕዳ ኣሎ፣ ዓረብ ኣሎ፣ ህንዲ ኣሎ፣ ጸሊም ኣሎ፣ተፈላለየ ሕብሪ ቆርበት ኣሎ ።ከሙኡን ልዕሊ 10 ሸሕ ዝኸውን ቋንቋታት ኣሎ።ተፈላለይ ባህሊ ኣሎ ነዚ ተረዳአ። I AM NOT AFRICAN I AM NOT BLACK I AM TIGRINYA /HAMASSEN
👍❤❤❤👍
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
ብሓቂ ይበል ትንታነ እዋይ በይንኻ ብዘይ ዝኾነ ድምጺ ዝርብሽ ኣብ ከባቢኻ ክትሰምዖ ከለኻ ብዘይ ማይ ኣብዚ ሓንጎልካ ይኣቱ ኣቱም ተቓወምቲ ትባሃሉ ነዚ ናይ ኣግኣዝያን መደብ ተቲካታተልዎስ ካብዚ ኩሉ ትኸድዎ ዘለኹም ኣዕናዊ ሓሳብ ምቅትታል ምዳሓንኩም እመኑኒ እታ ፍታሕ ኣብዛ ማሕበር ኣሕዋት ኣግኣዝያን ኢያ ዘላ መጺኹም ተወደቡ ግዜኹም ኣይተጥፍኡ ክብለኩም ይደሊ።
❤❤
ጽቡቅ ኣለኹም ንቢናም ናይ ስድራቤቱን ናይ ጋንቱኡን ጻዕሪ የዐዊትዎ።ኣብዘለናዮ ሃገር ወዲ ሰለስተ ዓመት ቆልዓ ብሽግለታ ሒዙ ምስድርኡ ይገዓዝ።ወዲ 15ዓመት አልካ ግን ኣይግድን አታ ብርኽቲ ሃገርና ጡዑይ መራሒ ጥራይ ይፍጠረላ እምበር ዝገርም እዩ።
very confused menEseyat Eritrea
🙏❤❤❤🙏
❤❤❤❤❤
😎 ዝቃወም ዝድግፍ ዝህውትት ዝሐምም ዝሳቐ ዝጭነቕ ዘሎ እዚ ተዛራቢ ትግርኛ ጥራይ እዩ ምኽንያቱ ዶንቆሮ ስለዝኾነ ነዚ ናይ ባርነት መንነት ኤርትራውነት ዝብሃል ልክዕ ከምሐቂ መንነት ፈሊጡ ይነብር ስለዘሎ እዩ #1 እቶም ደገፍቲ ዝብሃሉ አብታ ንብረት ገዛ ከምኡዉን BUSINESS ዝኾነት ናይ ባርያታት FAKE ሀገር ዘለዉ እንስሳታት ናይ ሳሕል ሻዕብያ ዝአስሩ ዝቐትሉ ዝዘምቱ ጾታዊ ዓመፅ ዝዕምጹ ዘፅንቱ ዝህግሩ አካላት ሰባት ዝሸጡ ስለዝኾኑ ደጋፋይ ክትከውን ኣይትኽልን UNLESS ናታቶም ተሐባባሪ ክትከውን 👍አለካ ደጋፋይ እየ አነ እትብል እንድሕር አለኻ ኮይንካ ወይ ኮንካ ምኽንያቱ ምድጋፍን ምቁዋምን መስርሕ ናይ ፖለቲካ ሀገር ስለዝኾነ አብ እንዳ ሻዕብያ ግን ፖለቲካ ዘይኮነስ ዝተፈላለየ ገበናት እዩ ዝፍፀም ስለዚ YOU ARE ገበነኛ #2 ተቓወምቲ ዝብሃሉ እውን ንስለምንታይ እዮም ዝቓወሙ ዘለዉ ንምንታይ ዕላማን ድልየትን ብኸመይ ዋላ ዋላ ዘይፈልጡ ነዚ ኤርትራውነት ባርነት እንኮ ሐቀኛ መንነት እዩ ኢሎም ምስእዞም ድቓላታት ብሄራት ዝብሃሉ አብሐደ ሀገር ኩላትና ኤርትራውያን ተባሂልና ክንነብር ስለዝኾና ሀየ ኩላትና ኤርትራውያን ኢና ንበል እንዳበሉ ንነብሶም ከምተቓለስቲ ከምተቓወምቲ ዝፈልጥዋ እውን አለዉ ብዝተረፈ ብሰንኪ እዞም እንስሳታት ሳሕል ገበነኛታት ሻዕብያ ተዛረብቲ ትግርኛ ሽግር መዓት ፅንተት መከራ ረኺቦም
ኣነ ሓንቲ ክብለኩም ዝኽእል ነዞም ደቂ ከባቢ ሓማሴን ብውልቆም እና ደወልና ክንረኽቦም ንፈትን ኣቱም ኣባላት እዚኣ ትኹን ስራሕና ምኽንያቱ ከምዚ ደሳለ ዝበልካዮ ነዚ ናይ ኣግኣዝያን መደብ ክሰምዖ ዓቕሚ የብሎምን እዛ ሃገር ናይ ከድዓት ኢያ ኮይና ዘላ።
Welcome brother 🙏 sister agazian family God bless,
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
እታ እንኮ ተስፋ እዛ ሃገር ካብኩም እዩ ኣግኣዝያን
💪💪💪🙏🙏🙏👍👍👍awieta
🙏🙏🙏💪💪💪👍👍👍
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ፉጹም ሓሳብካ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ብሉጽ አዩ ፡ ንጹርን ብሩህን ኣጋላልጻኻ ኣለካ' ሞ ቀጽለሉ ።
❤❤❤❤
😊😊😊😊❤❤❤❤
ኣነስ ብዙሕ ጊዝየ ኣባላት ማሕበበር የሕዋት ኣግኣዝየያን ነዞም ፕሪፈሪ ከማና. በምልእቲ ሃገር ዘይሓስቡን ኩላ ኤርትራ ከም ሃገሮም. ዘይሓስቡን ፍቕሪ ሃገሮምን መሬቶምን ዘይብሎም ኢሎም የነቕፍዎም ወይ. ዘይመፍላጥ ንስኻ. ወዲ ካርነሽም መሬትካን ጡብ ኣዴኻን. እንተፈተኻስ ሓቅኻ. ዝዘራእካዮጠዝቕብልን ዘብቁልን መሬት ኣሎካ. ስለ ዝኾነ. ደማ. ኣበቦኻ. ይኹን ተስዲዶም. ዘመጽእዎ ዘይኮነስ. ሓሪሶም ዘመጽእዎ እኽሊ እናበላዕካ. ሰለዝኻበበኻ መሬትካ ከተፈቱ ገይሩካ. ብዓለ. ሰልጠነኮ ኣብኦም ይኹን ኣብሓጉኦም ሓሪሶም ዘይኮነስ. ተሰዲዶም. ዘመጽእዎ እንጀራ እናበልዑ ዝዓበዩስ ከመይ. ኣቢሎም. ፈቕሪ. መሬቶምን. ዓዶመን ክሓስቡ እትጽበይዎም ከመቲ ወፉይ. ዝበሎስ ንሕና ሓደ ወዲ. ዓድና (ወይ ዓሌትና ናብ ስዑዴያ ) እንተ. ተሰዲዱስ. ንኹለን. እተን ዓሌትና እዩ ሽፎን ዝኸደነን ክብልዶ. ኣይሰማዕኩሞን ኢኹም ስለዚስኩሉ ገዜ ንሳቶም ብዛዕባ. ስደት እዩ ፍቕሪ. ዘለዎም እመበር ብዛዕባ. መሬቶም. ፍቕሪ የብሎምን መኣስ ተጠቒሞሙላ እሞ እታመሬቶም ከፈቅርዋ እት ክቱር ስደት ሲ. ብዛዕባ. መሬት ከመዘዘይሓስቡ. ገይርዎም እዩሞ. ከማና. ዘይሓስቡ. ኢልኩም ኣይተማርርዎም. ከምኡ ክሓስቡስ. ኣይተዓደሉን.
Tesfe kebats
ኣንታ ክንደይ ይከፍእ እቲ ዘረቡኡ እቲ ኣፉ ከኣ ጠዋይ ፡ ወካርያ ሃዲምካ ካብ ኤርትራ ወጺካስ ኣብ ደገ ኮንካ ሃለውለው ለቁማጽ ሓጻቢ ሸሓኒ
ምፊሊ ኣምጹኡልናባ በጃኹም
Clueless teacher😢
❤❤❤
ከም ወትሩ መሃሪ መደብኩም ❤❤❤
ብዕጣሚ ጽቡቅ መደብ መሓሪ ትሕስቶ ዘለዎ መደብ እዩ።ንጽቡቅ ዋላ ሓደ ርዕይቶ የብለይን ።ሓደሽቲ ሰማዕቲ ሰለዘለዉና ነታ ማየኣ ትብል ቃል ማህበር የህዋት ኣጋዝያን /ማየኣ ተባሂሉ እንተዝግለጽ ጽቡቅ ኾይኑ ይስማዓኒ።
👍❤❤👍
Abzias tefazion 100% haki alo.
Kkkkk
Kkkkk
❤❤❤
ንኽልቲኡ ጾታ ሓደ ጌርክን ራኣዮኦ ንፉዓት ኢኽን ስበይቲ ብደይ ስብኣይ ስብኣይ ካኣ ብደይ ስብይቲ ክነብሩ ስለዘይ ክእሉ ክልቲኦም ሃገር እዮም ክብራ ተኻባቢራ እዩ ዝባሃል እዘን ደቀይ ኑፉዓት ደቅይ ሃብሮማት