ዕላማ ስድራቤት ኢሰያስ ኣፎርቂ እንታይ እዩ፧ ብ መናእሰያት ሃገረ ሓማሴን !!

ዕላማ ስድራቤት ኢሰያስ ኣፎርቂ እንታይ እዩ፧ ብ መናእሰያት ሃገረ ሓማሴን !!

Пікірлер: 10

  • @weredelugano1015
    @weredelugano1015Ай бұрын

    ❤❤

  • @BerhaneTesfaldet-oz1pg
    @BerhaneTesfaldet-oz1pgАй бұрын

    Asey salakym kam behadishe Tarikna tahadisu❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ammanueltsegay1434
    @ammanueltsegay1434Ай бұрын

    ኣያታት መትከል 🙌🏽 ኣቦታትና ሑጉሳት እዮም ተካእቶም ወሊዶም ❤❤❤

  • @abitifili3597
    @abitifili359729 күн бұрын

    እዛ ስድራ መርገም እያ ንህዝብና

  • @sebkbur6019
    @sebkbur6019Ай бұрын

    ኣብዚኣ ንእሽቶ ሓበሬታ ክሕግዘኩም። ኣነ ነቲ ብ1990 ካብ ኣመሪካ ዝተሰለፈ ኣማረ ዝባሃልን እዚ ትዛረቡሉ ዘለኹም ጲጥሮስን ኣብ ሜዳ እርእዮም ኔረ። እቲ ኣማረ ዝባሃል ኣብ ሂምቦልዩ ኔሩ ኣብኡ ብስራሕ ክሓልፍ ከለኹ ይርእዮ ኔረ። ሂምቦል ማለት ከኣ ደጀንዩ ድምጺ ኹናት ዝባሃል የለን። ጴጥሮስ ኣጸቢቐየ ዝፈልጦ ከምሰብ ኣዝዩ ግሩህ ምስኩሉ ፍሽኽ ብሃሊዩ። ኣብ ክፍሊ መራኸቢታት ኮይኑዩ ዛዚሙዎ። ጥይት ክረኽቦ ኢልካ ኣይሕሰብንዩ። ኣብቲ ደጀን እዩ ኔሩ ስለዚ ኲናት ክሳተፉ ኢልኩም ኣይትጸበዩ። ኣብቲ ኢንተርቪው ልኡላ ብዓልቲ ቤቱ ምማታ ሰሚዐ ሓዚነ ኣዝያ ምስኪንያ ኔራ።

  • @mussieafeworki2726
    @mussieafeworki2726Ай бұрын

    እዛ "ብዓንደ ርእሱ" ትብል ቃል ሲ ለንቅነ ዲኹም ፈሊጥኩማ ሓቀይ? ርእስኺም ትሰበር!!

  • @BerhaneTesfaldet-oz1pg
    @BerhaneTesfaldet-oz1pgАй бұрын

    ከመይ አለኩም ደቅ ሃገረ ሃማሴን 🎉🎉🎉 ዓነ ሐንቲ ሐሳብ ዓላትኒ። ን ሌባ ፣ ሌባ እንተኢልኮዬ አይ ሰርቀኮን ኢዩ። ንዚአ ጠስጣ ቡልሽዉ ግብረሳዶማዊት ስድራቤት ኢሰያስ ስለ ዝተቃልእት እያ ሕጂ ዓጅረፍረፍ ትብል ዘላ።

  • @EseyasPetros
    @EseyasPetros29 күн бұрын

    Emo ezom wagered hamasen tslalu konkumo zelekum emo agamemkanu endafeletkum thakufwo nmntay have tebegesu eleywo

  • @johannesafeworki2433
    @johannesafeworki243328 күн бұрын

    wedi berad n libya eyu zgeysh neyru gedafi wushumuhu sle znebere 👻💀

  • @mussieafeworki2726
    @mussieafeworki2726Ай бұрын

    ህ ግ ወታሃደራዊ እምበር ፖለቲካዊ ውድብ ኣይነበረን? እዋይ ጉድ ክሰምዕዬ ለብዘበን! ኢሂ እቲ ሓፋሽ ይንቃሕ ይወደብ ይተዓጠቕ ዝብል ኣምራት ፖለቲካዊን ሳይንሳውን ዝሓዘለ ፍልስፍና ዶ ኸይኮነ? ብኡኡ መሰረት ጌሩ ኻኣ ማሕበራት ደቀ-ንስትዮ፣ ተማሃሮ፣ ሰራሕተኛታት፣ ኣዴታት ዓዲ ጥልያን፣ ኤ ና ሰ ኣ፣ ተማሃሮ ናይቲ ሽዑ ሕብረት ሶቬት፣ ማእከላይ ምብራቕ ወዘተረፈ.... እዚ ኹሉ ዓንዲ ሕቖታት ናይቲ ዓወት ዘምጽአ ህዝባዊ ሰራዊት ኣብ ማይ በጽቢጽኩም ክትጉሕፍዎ? ቢላሂ ዓቢ ጌጋ ትገብሩ ኣለኹም ዕሸላት ተንተንቲ!! "እቲ ምሳር እዩ ዘድልየኒ እምበር ሓኽሊስ ባዕሉ ይፈልጥ" ከም ምባል እዩ ዝቑጸር እዚ ፍልስፍናኹም።

Келесі