ህልዉ ኩነታት ምስ መንእሰያት ሃገረ ሓማሴን

ህልዉ ኩነታት ምስ መንእሰያት ሃገረ ሓማሴን

Пікірлер: 7

  • @MusieGebrhwet
    @MusieGebrhwet14 күн бұрын

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @solomoneyasu6003
    @solomoneyasu600313 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @michaeltsegay2331
    @michaeltsegay233114 күн бұрын

    🙏🙏🙏💪💪💪👍👍👍

  • @milionafeworki914
    @milionafeworki91414 күн бұрын

    ፉጹም ሓሳብካ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ብሉጽ አዩ ፡ ንጹርን ብሩህን ኣጋላልጻኻ ኣለካ' ሞ ቀጽለሉ ።

  • @michaeltsegay2331
    @michaeltsegay233114 күн бұрын

    💪💪💪🙏🙏🙏👍👍👍awieta

  • @tadesse-bw6ib
    @tadesse-bw6ib14 күн бұрын

    ኣነስ ብዙሕ ጊዝየ ኣባላት ማሕበበር የሕዋት ኣግኣዝየያን ነዞም ፕሪፈሪ ከማና. በምልእቲ ሃገር ዘይሓስቡን ኩላ ኤርትራ ከም ሃገሮም. ዘይሓስቡን ፍቕሪ ሃገሮምን መሬቶምን ዘይብሎም ኢሎም የነቕፍዎም ወይ. ዘይመፍላጥ ንስኻ. ወዲ ካርነሽም መሬትካን ጡብ ኣዴኻን. እንተፈተኻስ ሓቅኻ. ዝዘራእካዮጠዝቕብልን ዘብቁልን መሬት ኣሎካ. ስለ ዝኾነ. ደማ. ኣበቦኻ. ይኹን ተስዲዶም. ዘመጽእዎ ዘይኮነስ. ሓሪሶም ዘመጽእዎ እኽሊ እናበላዕካ. ሰለዝኻበበኻ መሬትካ ከተፈቱ ገይሩካ. ብዓለ. ሰልጠነኮ ኣብኦም ይኹን ኣብሓጉኦም ሓሪሶም ዘይኮነስ. ተሰዲዶም. ዘመጽእዎ እንጀራ እናበልዑ ዝዓበዩስ ከመይ. ኣቢሎም. ፈቕሪ. መሬቶምን. ዓዶመን ክሓስቡ እትጽበይዎም ከመቲ ወፉይ. ዝበሎስ ንሕና ሓደ ወዲ. ዓድና (ወይ ዓሌትና ናብ ስዑዴያ ) እንተ. ተሰዲዱስ. ንኹለን. እተን ዓሌትና እዩ ሽፎን ዝኸደነን ክብልዶ. ኣይሰማዕኩሞን ኢኹም ስለዚስኩሉ ገዜ ንሳቶም ብዛዕባ. ስደት እዩ ፍቕሪ. ዘለዎም እመበር ብዛዕባ. መሬቶም. ፍቕሪ የብሎምን መኣስ ተጠቒሞሙላ እሞ እታመሬቶም ከፈቅርዋ እት ክቱር ስደት ሲ. ብዛዕባ. መሬት ከመዘዘይሓስቡ. ገይርዎም እዩሞ. ከማና. ዘይሓስቡ. ኢልኩም ኣይተማርርዎም. ከምኡ ክሓስቡስ. ኣይተዓደሉን.

  • @BerhaneTesfaldet-oz1pg
    @BerhaneTesfaldet-oz1pg14 күн бұрын

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

Келесі