Join this channel to get access to perks: / @zaramedianet Zelle/cash app-571-622-8891 donorbox.org/support-zara-med... gofund.me/6229ecd0 #Zaramedia #ZaraTigray #Ethiopia #Amhara #Eritrea
I am not Tegaru but I have the highest respect for you and your comrades of TDF . Thank you sir, May god bless you and everything that is yours. Bravo Teklay!!!!
@almitedla390820 күн бұрын
ጀጋኑና አጀኩም ኩሉ ክስገር እዮ ተጋሩ ንሕበር ንስመር አይንዘላለፍ 🙏🙏
@user-fk9zv4nw5u
19 күн бұрын
💪
@surafelmesfin223720 күн бұрын
ጅግና ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@mihretarkebe928520 күн бұрын
ተናዊፅና እወ ፀላኢና ይናወፅ ሕጂ ከማን ኣጂና🙏
@michaelkidane657820 күн бұрын
GOD bless you our hero beloved. Long life with all your family amen 🙏.
Good speech. While the people of Tigray are at dire situation our politicians are busy in conducting endless meetings. When the people are at risk, what is the meaning of meeting? It’s better to stand in unison by creating a unity government comprising different interesting groups. Tigray at this time will never be the same as before. TPLF should understand this reality. Learn, learn and still learn! Wise man learn from one mistake, but fools never learn from the past mistakes!
@kakiko-fm5gu
20 күн бұрын
Unity has no meaning for TPLF. They only need unity when it is war, and you sow them after Pretoria, they completely abandoned Diaspora. If diaspora does not participate Tigray will will not got one step forward with the rustic and corrupt leadership.
Пікірлер: 164
subscribe, share, like, comment. Zelle/cashapp -571-622-8891 Join monthly membership donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/6229ecd0
ንዝገበርኩምዎ ደረትኣልቦ ቃልስኹም ብጣዕሚ ነመስግን❤❤❤❤
I am not Tegaru but I have the highest respect for you and your comrades of TDF . Thank you sir, May god bless you and everything that is yours. Bravo Teklay!!!!
ጀጋኑና አጀኩም ኩሉ ክስገር እዮ ተጋሩ ንሕበር ንስመር አይንዘላለፍ 🙏🙏
@user-fk9zv4nw5u
19 күн бұрын
💪
ጅግና ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ተናዊፅና እወ ፀላኢና ይናወፅ ሕጂ ከማን ኣጂና🙏
GOD bless you our hero beloved. Long life with all your family amen 🙏.
መጀመርያ ዲያስፖራ ተጋሩ ብሳላኹምን ሳላ እቲ በቢ ዘመኑ ብሽርሕን ክሕደትን ከፅንተዎ ድቃስ ዘይብሎም ደመኛታት ፀላእቱ እናመከተን ሕፍረት እናኸደነን ዝመፀን ዘሎን ውፃእ መዓት ጅግና ህዝብን ደቁን ብውሑድና ብዙሓትን ሱሙራትን ብምዃና ካብ ዘመነ ፅንተት ናብ ዘመነ ተነፃፃሪ ህላውን ምብፃሕና ስጡም ሓድነትናን ኣንግዛእን በሃልነትናን ዓለም ብዘገርም ጀግንነት ዝፈፀምናሉ ግዜ ከም ተጋሩ እንኳዕ ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም ብምባል ብፍላይ ድማ ኣቱም ብብዙሕ ፈተና ወይከፈተኽ ዘይትብሉ ምእንተ ህላወኹምን ህላወ ህዝብኹምን ክትብሉ ኹሉ ነገር ገዲፍኩም ሌትን በትርን ከቢድ ቃልሲ ኣብ ወፃኢ ብምክያድ ዓለም ዘገረምኩም ዲያስፖራና ድማ ብፍላይ እንኳዕ ናብዚ ፍረ ቃልስኹም ዝረአኹምሉን ናብዚ ሐዚ ዘዳለኹምዎ መድረኽን ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ክብል እፈቱ ነገር ግን እቲ ሂቡ ዝሰኣነ ኣኾሊሱ ኢዱ ዝተነኽሰን ንዘመናት ብሽርሕን ክሕደትን ፀላእቱ ዘይናይኢዱ ዝረኸበ መዘና ኣልቦ ጀግንነት ትግራዋይ ሐዚውን ኣብ ሽርሕን ክሕደትን ዝተመልኦ ሰላሕታዊ ፅንተት ከም ዘለና እውን ዝፍለጥ እዩሞ ሐዚውን ብውሽጥን ደገን ዘለና ተጋሩ ከምቲ ሕሉፍ ኹለመደያዊ ቃልሲ ብምክያድ ካብዚ መፃብብ ወፂእና መፃኢና እነአንፍተሉን ሕሉፍ ውድቀታትና እንእርመሉን ሓድነትን ምትእምማንን ክህልወና ኣበርቲዕና ክንቃለስን ተጋሩ ካብ ናይ ዘመናት ክሕደት ፀላእና እንወፀሉ ስትራተጂ ክንሕንፅፅን ይግባእ ከም ወዲ ዓሻ ንዘመናት ኣንፅነት ኣንወቓዕ ክብል ድማ እፈቱ ሰናይ ግዜ ንዓኹም
ጅግና ወዲ ትግራይ ጀነራል አጆኩም አብ ጎንኩም አለና ❤❤❤
የቐንየልና። ክቡር ጀግና ሓውና ትግራይ ዓድና መዋፅኢቲ ይፍጠረልኪ♥️♥️♥️♥️🙏
the leadership of tigray is fantastic wow look on the coherence of the speech respect !!!!!
ጀግና ዝሃወይ ❤❤❤❤
የቐንየልና ወዲ አሸብር! ሐዚ ውን እምነትና አባኹም እዩ። በርትዑ አብጎንኹም ኢና!
ጅግና ጀነራል ወዲ አሸብር
ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ሰማእታትና
Jegna ,Tebae Tegedalay General wendi Asheber enqae be Selam mesaeka etu dumuk wuhlul jegninetka bitaemi nemesgin niberelna edme mis tiena temeniye 🙏💖
ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ስውአትና! ትግራይና ንዘለአለም ተኾሊዓ ክትነብር እያ። አምላኽ ድማ ክሕግዘና እዩ።🥰❤🙏
Jigena wedi ashebir
General Thanks!
@Zaramedianet
20 күн бұрын
Thank you too!
ዝፈትወካን ዘኽብረካን ሓወይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ሰላምን ንዓኻን ንቤተሰብካን ንዓኻን ይምነ ! ፈጣሪ ምስ ውፁዕ ህዝቢ ይኹን ::
ጀነራል (ተጋዳላይ) ተክላይ ኣሸብር ነቲ ኩነታት ብትኽክልን ብጥበብን ሕፅር ብዝበለ ክትገልፆ ምኽኣልካ የቐንየልና ክብለካ ይፎቱ።ከማኻ ዝበሉ የብዝሐልና።ኣብ ጎንኻ ኣለና። ካብቲ ንፈልጦ መንገዲ ከይግለስኩም እሰካብ ዝመረሽኩም ኣሰርኩም ከምንኽተል ድማ ምንም ዓይነት ምጥርጣር ክህልወኩም የብሉን። ረብሓ ህዝቢ ትግራይ እናቐደምኩም ዕላማታት ስዉኣትና ከይዘንጋዕኹም ቀፅሉ።ምሳኹም ክንቅፅል ኢና።
@efremfutsum2493
18 күн бұрын
Tsubuk agalatsitsa yekenyelina (tegadaley )wedi Ashebure
great respect we ashebir
አባቶቻችን ሺ አመት ኑሩልን
ጅግና ወዲ ኣሸብር ካብቶም ብሉፃት ጀጋኑ ደቂ ትግራይ ሓደ ኾይኑ ክብሪ ይግበኦ ብወዲ ኣሸብር ድማ ንኾርዕን ንሕበንን
ጀጋኑ ኣቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ድያስፖራ ትግራይ ኣናብስ TDFዋሕስ ህዝቦም ሳላኹም ብመስዋእትኹም ሂወት ዘሪኡኩምልና🙏💝💚💚💊
Very Good
❤❤❤❤
ናይ ዕድመ ልክዕ ጅግና ። በሊሕን ጥበበኛን ። ዕድመ የሃብካ።
ብጣዕሚ ዝፍትዎን፣ ዝኮርዐሉን ፣ዝተኣማመነሉን ጂግና ተጋዳለይ ወዲ ኣሸብር እንኳዕ ኣብ ኮምዙይ ዝበለ ቦታ ረአክካ ንዙይ ክከውን ዘመቻቸኩም ክብራት ተጋሩ ክብሪ ተወንዘፊ🙏✊💛🥰
አንታ ዙጀግና ሐዉና ወዲህዝቢ፣ሐበን ኹልና፣ንሰኻን ፣ብፀትካን፣ከምአዉን አቲ ለዋህን ለባምን ፣ህዝቢ ትግራይ፣ነዚ አንዃዕ አብቀዕኩሞ፣አብቀዕና በአኹም ንሕበን ንዃርዕ ❤
Neberulena l0q🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Nice to see you my hero
❤❤❤
ንፉዕ ወዲ ኣሸብር!ወድዓዊ ኩነታት ዓድና ሕፅር ብዝበለ ኣገላልፃ ኣቐሚጥዋ።ካብቶም ሓደ ሓደ ፖለቲከኛታት ኢና ዝብሉ ብግብሪ ግን ፖለቲከኛታት ዘይኮኑ ብመዳይ ፖለቲካዊ ርድኢት ውን እዞም ውፃእ መዓት ጀጋኑ ወታደራውያን መራሕቲ ብብዙሕ ዕፅፊ ዝሓሹ ኮይኖም እዮም ዝረኣዩኒ።ኣጆኹም ኩሉ ክስገር 'ዩ ።እቲ ገጢሙና ዘሎ ፀገም ኣዝዩ ከቢድን ዝተሓላለኸን ዋላ እንተኾነ።ዕድመን ጥዕናን ንዓኹም።ክብርን ሞገስን ምእንተ ህዝቦምን ዓዶምን ክብሉ ንዝሓለፉ ኩሎም ሰማእታት ትግራይ።🙏🙏🙏
❤❤❤🙏🙏🙏💪💪💪 ንበሩልና ጀጋኑና ኣምላክ ናብዝነበረቶ ሰላም ይምለሳ ፈጣሪ ሀገርና
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
I like wedi Ashebir
ጅግና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጀጋኑ አያታትና ንበሩልና💪🙏❤
❤❤❤❤❤❤❤
ህዝቢና ላብመረበቱ ብቅልጡፍ ክምለስ ተጋሩ ክንሰምር ይግባእ
Tigray Tigray Tigray!
ስላም ስላም ትግርይ ዓደይአኩሉ ሐየለተ ነ ሐደተከወነ ኢየ
Yibal esay !!!!
ጀግና ዉላድ ትግራይ
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
🎉🎉🎉🎉🎉
Wedi Asheber❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰብ ለጨረሰ ገበነኛ እዩ። ሞት ንጉጅለ ሕዋሓት።
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
🥰🥰🥰🥰🥰
Work with dr abi against the dictator in Eritrea and Tigray problem will be solved for ever
Ezi gigna dea beyen mexyu. Good to see you. Tigray ab gze xebeba seb koynkuma ekum.....
Absolutely understood General Thank you.
ሕዋሓት እናሃለወት ትግራይ ኣይትህልውን
@rreer
17 күн бұрын
Halay
ወዲ አሸበር ጀግና እንኳዕ ናበዚ አበፀሐና
💪💪💪 jegina merahina wedi ashebir ተጋሩ ኩናት ጦርነት ንክእል ኢና። ግን ...
Jigna tegadalay wedi Ashebr, Newih Edmey TiEinay D'Aakhay d'weder albo Jeganu qedamotn nayHezin btsotkhay!!
Jeganu generalna❤❤❤
አብ ወደሸብር ዝረአኩወን ገይጋ ቃላት ክእርመን ዝግበአን ቃላት ንፀላእትና መዕዶ ንማዕዶ አፋጢጥናዮም ዝብል ቃል ክጥቀም አይነበሮን ብውሽጢ ክስራሕ ዝገቦኦ ነገርዩ ነይሩ
@actnow590
20 күн бұрын
ፖለቲካ ስለዘይፈልጡ እኮ እዩ እዚ ኹሉ ዋጋ ዘኽፈሉና
Good speech. While the people of Tigray are at dire situation our politicians are busy in conducting endless meetings. When the people are at risk, what is the meaning of meeting? It’s better to stand in unison by creating a unity government comprising different interesting groups. Tigray at this time will never be the same as before. TPLF should understand this reality. Learn, learn and still learn! Wise man learn from one mistake, but fools never learn from the past mistakes!
@kakiko-fm5gu
20 күн бұрын
Unity has no meaning for TPLF. They only need unity when it is war, and you sow them after Pretoria, they completely abandoned Diaspora. If diaspora does not participate Tigray will will not got one step forward with the rustic and corrupt leadership.
68, 68 68 ትሰምዓኒ ኣለኻ ክሃድም ዝረኣኻዮም በሎም ብጥይት ዝብል ዝነበረ ድዩ?
እንዃዕደስበለካ/ኢስታሊን/ፃማኻእዩ።
Leakum kibehal zu kulu wetat tewediu
ዝስርሐሉ 40% ዝኾነ መሬቱ ተወሪሩ አበይ ሰሪሑ ይብላዕ? እቲ ዘሎ ፀገም ብዝግባእ ምርአይ የድሊ፣ንምንታይ ሕማቅ ነገራት ተርአዩ ኢልካ የመና ምምራር አየድልን፣ጠንኪርካ ምስራሕ እምበር።
ኣብይ እክብሮትን አድናቖትን አለኒ ጅነራል ተክላይ ንዓና ዝከፈልካዮ መስዋዕትነት ዝንተ ዓለም እናዘከርናዮ ክንነብር ኢና ሓሳብካ ሙሉእ ብሙሉእ ከም ዲያስፓራ ትግራይ ይድግፎ እዬ ትከድዎ ዘለኩም ውሕሉል ናይ ሰላም አካይዳ ቀጽሉሉ ንሕናውን አብ ጎንኹም ኣለና ትግራይ ንምልማዕ
የዛራ ሚዲያ ግን ለትግራይ ህዝብ ሰላም እየሰራ አይደለም ። የትግራይ ሰላም ወገባቸውን ሰብሮ ከጨዋታው ውጭ ያደረጋቸው አረመኔ ኤርትራውያን እና የአማራ ሀይሎች ድምፅ በመሆን ተመልሶ ትግራይ ውሰጥ እሳት እንዲነድ ታላቅ ተጋድሎ እያደረገ ያለ ሚዲያ ነው። ዛራ ሚዲያ ትክክለኛ የትግራይ ህዝብ ድምፅ ከሆነ ለአረመኔ ኤርትራውያን የሚጠቅም ፕሮፖጋንዳ መስራት ማቆመ አለበት።
Did you guys played the tape of wedi Ashabir?
@Rachel-xy8sc
20 күн бұрын
Because your mission failed? It will fail yet again and Tigray will get justice one or the other. Your crimes will be dealt in due time.
@alganeshkelati9124
15 күн бұрын
@@Rachel-xy8sc kkkkkkk wedi Ashebir entay elu
@Rachel-xy8sc
10 күн бұрын
@@alganeshkelati9124 Ati adgi why do bother about Tigray. You are refugee in Tigray even now. Discarding people.
@alganeshkelati9124
10 күн бұрын
@@Rachel-xy8sc kidi kondaf Agame
@Rachel-xy8sc
10 күн бұрын
@@alganeshkelati9124 sedetgan. Lemante .
ጀነራል ወዲ ኣሽብር ጅግና
ኣብ ክልል ዓጸቦ ትግራይ ጀነራል ዶክቶር መሃንድስ ወይ ኢንጂነር ፕሮፈሶር ወጋሪ ዘራፊ ሓሳድ መታለሊ ከዳዕ ጠላም ንምኳን ኣይ ቐሊል እንድዩ ኣታዮ መክፈቲ ዋዕላ ኣሸበርቲ ትግራይ ቓልካ ተሰሚዕ ለለኻ ሓዱሽ ጉዳይ ለይብሉ ናይ ሕሾት ማዓርግ ክስብ ጀነራል ክሳብ ኢንጂነር ፕሮፈሶር ዶክቶር ኣይ ኣብታ ናይ ሕሾት ማዓርጋት ምነፍረዪት ዩኒቨርሲቲ መቐሌ እንድዩ ዝፈሪን ብ400 ብር ዝሽየጥ ዝነበረ ኣታዮ ኣይትገረም ኩሉ ናይ ሕሾት ኢዩ ኣብ ትግራይ ዝወሃብ ሰርቲፊከት ይኹን ወተጋዳራዊ ማዓርጋት ነኣብነት ክነግረካ ኣይተ ኣስራ ሃላቓ ምግበይ ሰንካቲ ቕጫ ናይ ሲየ ኣብረሃ ነሩ ካብ ኣስራሃላቓ ናብ ጀነራል ሓፍ ኣቢሎምዎ እዚ ስራሕ ዓጋመ ኩሉ ኣካላቶም ብሕሾት ዝተሃንጸ ኢዩ !!!!!!!
እቱ ብተጋዳላይ ወድ አሽብር ልግለፅ ለሎ ዋላ ብምሉእ አይንቀበሎ ግን ብዝዓባ ስርቂ ሓፂን መፂንይ ስርቂ ረድኤትን ግን መልሲ ክህብ ነይርዎ ።
ጀነራል እንዶ በሎ ሓውና ተኽላይ ትብል እንታይ እዩ
ኣቱም ንፈልጥ ኢና እትብሉ ጊዝያዊ ድኽመት ህዝቢ ትግራይ ኣብ ሚድያ እናበተንኩም ንፀላእቲ ዘሐጉስ ትሰርሐዎ ዘለኹም ብቕልጢፍ ደው ክተብሉ ኣለኩም።
ወዲ አሸብር ምቕሉልን በሊሕን መራሒዩ ነነይሩ መራሕየይ ኔሩ ንፈትዏ ድማ ነነርና ምሰ ከማኻ ዝበሉ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ሞዕንቲ ትግራይ ።ሰለባ ድማ ተመለሰ ሓቂ።
ዘተረኪበ ምንም የለን ግን ተጣቁዑ ኣለኩም ህዝቢ ከም ህዝቢ 3 ዓመት ኣብ ዘዓዱ ኣብ ተንዳ ተደርቢዩ 😢😢😢 ይገርም ኩፋት ካድረታት ፎኦ መጣቃዕቲ
ተክላይ ኣብ 1998 ኣብ እግሪ መከል 150 ታንኪ ብሓደ ኣንፈት ዘእቱ መሃይም ናይ ኪናት እዩ እስከ ካብ ናይ ኤርትራ ጀነራላት ረኤይዎ ናይ 20 ዓመት እትንትኑ ብዓል ተክላይ ግን ናይ ሓንቲ ወርሒ ክትንበዩ ዘይ ክእሉ
ስርቂ፣ ጭውያ Normalize ምግባር ግጉይ እዩ...
እቲ ዝሓመቀ ጀነራል ኣብ ኩናት እግሪመኸል ነዛ ኩላ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣህሊቁዋ፡ ኣብዚ ናይዚ ሕጂ ድማ ኣብ መጥቃዕሊ ሚለ ኣብ ካሳጊታ ነዛ ኩላ ጁጅማጁጅ ሰራዊት ዓጋመ ከም ቆጽሊ ኣርጊፉዋ።
Wed ashebr mizanawi zkone hasab eka hibka bzeywugnna tigray wekilka tmur hasab amehalalifka.kem seb ayresenkan jegna ayana.
Long live TPLF❤
ኣብ ካምፕ ጌርካ 1 ሚልዮን ህዝቢ ምቕላብ ዝብል ምእካብ ብዝብል እንተዝእረም ምሐሸ ንኽንያቱ ዝበዝሕ ህዝቢ ኣብ ካምፕ ኮይኑ እኽሊ ዘይረክብ ህዝቢ እዩ ዝበዝሕ ናብ መረበትና ተመሊስና ክንሰርሕ ውሕስነትን ቅልጣፈ ዘለዎ ክኸውን ኣለዎ
ሕጅ ተመዛብልቲ ኣብ ከመይ ዝበለ ሂወት ይርከቡ?
ንምንታይ እቲ ብረት ሸጥኩም ዘይምገዛእኩሙሉ
ሸዉዓተ ህዝቢ ዝመከተ ኢልካ ዘረባ። ደደብ ትማሊ ሚጋትን ታንክታትን አብኢድኩም ኔሩ ሕጂ ስረኻ ምስፈታሕካ ጃህራ።
Tplf natkum.poletica alem aydeleyon .mesmerna haylena endabelkum seb awedikum.
እዋይ እንዳ ጁንታ ጀነራላት ነቶም ህጻናት አብ ኩናት ከንሳሕቡ ዝፈተኑ በል ዎም ብጥይት እንዳበሉ ነብሶም ንምድሐን ህጻናት ዘህለቁ ሕጂ ጀጋኑ ኮይኖም 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
ኣታ ሓሳዊ ሰራቒ ግጅለ ዓድዋ ዋና ጰላእቲ ህዝቢ ትግራይ ንስካትክም እክም ኣትም ሸየጥቲ መርየት ትግራይ
@Rachel-xy8sc
20 күн бұрын
And you are gugle who’s?
@robelaraya7139
19 күн бұрын
Wetsa kabzi resah sheabiya
@alganeshkelati9124
15 күн бұрын
@@robelaraya7139 b shaebya firihi atikum kkkkkk Kkkkkk
@alganeshkelati9124
15 күн бұрын
@@robelaraya7139merahti tigray serekti sirnay eyom
ወደ ኣሸብር ሓድነት ድያስፖራ እና መንግስቲ ዝተፈላለየ ብፕሪቶሪያ ተይኮነ በቶም ለያቡ ፖለቲከኛ በሎ ለይባ ወታደር መረሕቲ እዩ ህዝቢ ከም ህዝቢ ፋሕ ዘበለና ።
የዘላለም ጦርነት ነው እራፉ
@smd7650
20 күн бұрын
ዘላለም አንተ ተዋጋ እኛ ጨርሰናል ምቀኛ
ወዲ አሸብር ካብ ቆቦ ጀሚሩ ጭፍራ መገዲ ሚለ ብፍላይ ካሳጊታ ብሐንቲ ብተመሳሳሊ ቦታ ልዕሊ 7ተ ዙር እተው ናበለ ህጻውንቲ ቆልዕት ልምዲ ዘይነበሮም መናእሰይ ንሱ አብ ጎቦ ኮይኑ እተው እተው እንደገና እተው ናበለ ከም ቆጽሊ ዘርገፈ ግፍዓኛ እዩ ።
ሀተዉተዉ አይትበሉ መቋፀሪ ዘየብልኩም
@Rachel-xy8sc
20 күн бұрын
And you are?
እዚ ሰራቂን ዓማጽን ሰብ ብዓለም ኽውን ዝገበርናዮ TDF ናብ ናይ ህወሐት ሰራዊት ኢሉ ቃልሱን ተፈላጥነቱን ውጽኢት ቃልሲ ህዝቢ ዝሐንሸሸ ካብቶም ድሑራት ባህላዊ ጀነራላት ሐጀን ቀንድን እዩ ።
አዚህዝቢ አንታዩ ወሪዱዎ ንበላዒሰብ ታሃድመሉምበር ትአከበሉ መንአሰይ ትግራይበሊዑ ዝመጸስ ተጣቓዓሉ ወይጉድድድድ
The general sounds honest, thank you #TDF 🫡 ኣዛውንቱ ፎጣ ለባስሹ ከወደ ደሴ ማዳበሪያ ዘርፎ ተሸክሞ ሲሄድ TDF ኣይቶት “ ኣሁን ኣጥሞሎት ነው “ ብሎ ሲወቅሱው የፎጣ ለባሹ ሲመል " ኣቅም ኣጥቺ ነው የዘረፍኩት " TDF በበኩሉ ገርሞት “ ይህን ይህል ኩንታል ለመሸከም ግን ጉልበት ኣገኘህ ብሎ ተሳለቀበት:: #TDF ደብረርሃን በጺሑ ናብ ሞያለ ገጹ እዩ ክበጽሕ ሓሲቡ #TDF ዓቅሚ ኣይሳኣነን ህዝብና ንናጽነቱ ኣብታ መዝሙር ዘላ ይትግብራ እዩ :: Ethiopia is guilty of #TigrayGenocide
666
ዝብኢ ሃዳሚ,
@aexum1597
20 күн бұрын
Entadekum gedeshekum antum dekalu 👎👎👎
ንትግራይ ዘይወድቕ በልዎ እንዳበለ ቖልዑ ከም ሁንኩቶ ዘወደኤ ባህላዊ ጀነራል እንድዩ ።
@kidusgirma7909
20 күн бұрын
ሰራቂ ጀሪካን😂
@gmbarxorona2655
19 күн бұрын
@@kidusgirma7909 Abaq
Aye inda weyane HATAFAT !!! Were bicha !!!