Zena Tigrigna- ሚስጥር ህወሓት ብጌታቸው ወፂኡ || ኣለም ፣ ሞንጆሪኖ ንኽንሰዓር ገይሮም

Zena Tigrigna- ሚስጥር ህወሓት ብጌታቸው ወፂኡ || ኣለም ፣ ሞንጆሪኖ ንኽንሰዓር ገይሮም

Пікірлер: 55

  • @FtsumbirhanBelay
    @FtsumbirhanBelay10 күн бұрын

    እዚ ሓሳብ ህዝቢ ትግራይ ንምግምማዕ እምበር ሓቂ ኣይ መስለንን ከም ውልቀይ

  • @TesfalemKiros
    @TesfalemKiros6 күн бұрын

    You are right getachew Reda continue

  • @user-zv7yk2zu7j
    @user-zv7yk2zu7j13 күн бұрын

    ገና እታ ሓቂ ምኽንያት መከራ ህዝብና ከወፅእ እዩ።ዞም ሰባት አለመን መንጀሪኖን ዝበሃሉ አዛብእ

  • @MebrahtenMebre
    @MebrahtenMebre13 күн бұрын

    ወዲ ረዳ ጅግና

  • @wgtfelafl6367
    @wgtfelafl636713 күн бұрын

    ናይ ደስዪ አሽናፊ ናይ በለካ ለኽዐካ ወረ ሰሚዕኻ ዜና ክቲዝግብ ካሊእ ጌታቸው ዝበሃል ሰብ መዐቆሚ ዘይብሉን ናይ መሪሒነት ፅሬት ዘይብሉ ኣብ ህዝብና አፈላላይ ክሰፊሕ ሓቂ ይኹን አይኹን ከምዘምፀኤሉ ዝድርጉሕ ዓጋም ጠሓስ ዝኾነ ሰብ።

  • @user-bh1cq8ym2q
    @user-bh1cq8ym2q13 күн бұрын

    "ኣብ ኲሪምቲ እማትካ ጭንጭሊሒት እውን እንተሓየካሉ ኣይሕመካን!" ደቆምን ቤተሰቦን ናብ ዝተፈላለዩ ዓድታት ኣሰዲዶም ብገንዘብ ትግራይ (ትእምት) ዘናብሩ መራሕቲን ኣባለትን ጉጅለ ሥድራ ተሓሕት/ሕወሓት ደቆምን ቤተሰቦምን ኣብ ውግእ ስለዘይስውኡ ሞት ዕሸላት ተጋሩ ኣይሕሞምን። ስለዙይ ከዓ ካብ "ተዋግኡ፤ ተዋግኡ" ሓሊፉ ካልእ ክብሉ ኣይንፅበዮምን። ዓፀቦን ፀበባን ፀገምን ሞትን ተጋሩ ምንም ከምዘይሕሞም እኒሆንዶ ብኣፎም ግልፂ ገይሮሙዋ፦ "ካብ ትግራይ ውድብ (ሥድራ ገጅለ ተሓሕት/ሕወሓት) ትዓቢ!"

  • @SamiSami-jg3wi
    @SamiSami-jg3wi5 күн бұрын

    ጅግና ወዲ ረዳ ክንደይ ግዜ ብደመ ህዝቢ ክቅሉዱ❤❤❤❤❤

  • @meemjjo677
    @meemjjo67713 күн бұрын

    Proud weyaney tigray TPLF free independent tigray people soon God will God bless weyaney tigray TPLF no more excuse weyaney tigray TPLF free independent tigray people soon God will God bless weyaney tigray TPLF brilliant tigray leaders only for tigray people no more tigray people to protect look after Ethiopian and Eritrean cancer disease for tigray people free independent tigray people soon God will God bless tigray people soon God will God bless weyaney tigray TPLF TDF

  • @KsaJajaa
    @KsaJajaa13 күн бұрын

    በሎም ዞም ሸፋቱ

  • @MaebeleMusieGebreyesus
    @MaebeleMusieGebreyesus11 күн бұрын

    አነ ዝብል ጌታቸው ረዳ ከም ዓቢይ አሕመድ ኮይኑ ትግራይ ካጥፋአ ዩ

  • @KsaJajaa
    @KsaJajaa13 күн бұрын

    በለም ጀግና ወዲ ረዳ ዞም በላዕቲ ሰብ ጎጅለ ስብሓት ዞም ኣዶ ትግራይ ዘንብዑ ምንም ትምህረቲ ዘይብሎም ንከብዶም ስልጣን ዝሓዙ

  • @mearegfitsum
    @mearegfitsum12 күн бұрын

    Gmt Esban temezabelti melis ms gizatna

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb13 күн бұрын

    Tigray eko ayitesoaretin rokrakat merahti terekibom ember bihaki guihina hiwehat bihaki silemintay eyom nisika nisika ziblu temayay8tomdo ayikonun zikedu neyrom entay eyom higi ho ho ziblu silemintay eyom higi ane nisika zibehalu. Wey tsegem Tegaru himakat gibo beliekumsi kihalfelkumn kithatrun tihasbu genzeb haram nigiziyeu emberewedaetas lekamika eyu.

  • @AduAdat
    @AduAdat10 күн бұрын

    ናይ ሓሶት ዜና እዩ ኣይትሓስው

  • @meharigebremicheal5569
    @meharigebremicheal55695 күн бұрын

    ጎጀልቲ እንድዮም።

  • @Gyoutubeme
    @Gyoutubeme13 күн бұрын

    ኣብ ህውሓት ምክፍፋል ንምፍጣር ዝግበር ፈነወ ተቀባልነት የብሉን ህውሓት ትወርድን ትድይብን ዝድረኽ ኣብ ኣባላታን ህዝቢ ትግራይን ጥራይ እዩ ኣብ ውልቀሰብ ዝግበር ፀለመ ኣማራርሓ ህውሓት ስልጣን ካብምምንዛዕን ትግራይ ኣብዚ ፁቢብ እዋን መሪሕነት ንምስኣን ዝኣለመ እዩ። እትውግ ካልእ ተዝመርሖ ንዝተብሓለ ርኢቶ ኣበይ ድኣ ነይርኹም ምስ ህዝቦም ብሓባር ፅንቅቕ ኢሎም ተኳሽሖም ብዘምፅዕዎ ፀቢብ ሰላም ንኣኻትኩም መዐንደሪ ክኾንኳ አኽኡሎምኹም እሞ ናይ ውልቀሰብ ስም እናፀዋዕኻ ንገሊኡ ምኹሓል ንገሊዑ ዘይበቅዕ ገይርኻ ምስኣል ንህዝቢ ትግራይ ረብሓ ኣየምፅዕን ካብ በለካ ለኽዐካ ወፂዕና ኣብቲ ጭቡጥ ኩነታት ተደሪኽና ሓናፃይን መሃራይን ሓሳብ ንፈኑ!!

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu855313 күн бұрын

    ጌታቸው ዝበሃል ረሳሕ ትግራይ ከየፍረሰ ዘዕርፍ ኣይመስለንን 😢😢😢

  • @BrhanuHailekiros-bh66

    @BrhanuHailekiros-bh66

    13 күн бұрын

    @@zaebakulu8553 ተጋጊኺ ግዕዙይ ይጋሓፉ

  • @Tewabech-on9pl

    @Tewabech-on9pl

    13 күн бұрын

    @@zaebakulu8553 tplf should be retired

  • @SirakAregawi

    @SirakAregawi

    5 күн бұрын

    Ati chenawit resah niski eki galtom chenawo gujile

  • @zaebakulu8553

    @zaebakulu8553

    5 күн бұрын

    @@SirakAregawi ክላ ግዕዛይ

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu855313 күн бұрын

    ጌታቸውማ ብጣዕሚ ሓደገኛ ሰብ ሙኻኑ ሐዚ ተረዲእኑ እዩ እዚ ወዲ ዋላ ኣብቲ ኹይናት ምስ ፀላኢ ይሰርሕ ከምዝነበረ መረዳእታ ነይርኒ እዩ !!!!

  • @shibefente5682
    @shibefente56822 сағат бұрын

    አንድም ትግሬ አይሻገርም ተከዜን

  • @user-re4hs8mw4r
    @user-re4hs8mw4r13 күн бұрын

    በቃ! ሀሪፋ አቀራርባ ክትኧ። እዚአ ዶ ፋህቲሩ እትዋና ምይይጥ መን ክንደይ አወፊዩ ድዮ?ወይስ መን ምስ ፀላኢ ሓቢሩ ኢዩ ይመስለኒ ት አጀንዳ

  • @shashugebremedhen9740
    @shashugebremedhen974011 күн бұрын

    ኣባላት ህ ወ ሓ ት ኹሎም ኣብ ናይ ጀኖሳይድ ትግራይ ተሓተቲ አዮም 👌👌👌

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane789713 күн бұрын

    Weshtam

  • @TayeTessema-cs5lr
    @TayeTessema-cs5lr7 күн бұрын

    እቲ ተቐርብዎ ዘለኹም ሓቂ ተኾይኑ ንኣይተ ግረታቸው ረደ እናመስገንኩ ኣግንዕ ክብሎ ይደሊ ።

  • @TiblalaHager
    @TiblalaHager13 күн бұрын

    ሕሶትን ፀለመን ናይ ስዕረት መግለፂ እዩ ጌታቸው ተሰፋ ዘይብሉ ዘይፖለቲከኛ ሰብ፡ከምዝኾነ ባዕሉ እውቅና ዝሃበ ምኻኑ ዘረጋግፅ ዜና እዩ ግን፡እዚ ኢንፎርሜሽን ሓቂ ኢልዎ እእቸኾይኑ እዩ

  • @temporary995
    @temporary99513 күн бұрын

    Boycott this channel በጃኹም ላይክን ሳብክራይበን ኣይትግበሩ ፣ንጥፍኣት ትግራይ ዝተፈጥረት ቻነል

  • @TigrayEthiopia
    @TigrayEthiopia12 күн бұрын

    ምሽጥር ሕዋሕት ብጌታቸዉ ወፂኡ?what does mean this? ጎሓፍ/ወራዳ ሚድያ.please be targted to their activities rather than individual personality.

  • @haqitisier8947
    @haqitisier894713 күн бұрын

    ኩሉ ሓሶት 'ዩ ዘረባኻ ምሉእ ንመራሕቲ ትግራይ ንምክፍፋልን ንጻላእቲ ነቃዕ ክረኽቡ እትህቦ ሓገዝ ዩ ።

  • @tesfaiasbu6694
    @tesfaiasbu669410 күн бұрын

    ወዲ አፈወርቂ መቼም ሽንቲ እዩ ዘሽነኩም። ስእሉ ሰለተምጸኡልና ይበል። game over.

  • @AberaKebede-cl5mu
    @AberaKebede-cl5mu13 күн бұрын

    ጌታቸው ተለኣኣኺ ብልፅግና ብምዃን ሓሳረ መከራ ተጋሩ ዘናውሕ ዘሎ ነቀዝ ጠላምን ሰብ እዩ

  • @Zkassa
    @Zkassa13 күн бұрын

    ሓሶት ጌች መጨረሻ የብሉን ውግእ ብኮማንድ ቦስት 'በር ብኣለም ወይ ብሞንጆሪኖ ኣይተመርሐን

  • @zaebakulu8553

    @zaebakulu8553

    13 күн бұрын

    ተባረኽ ወደይ

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu855313 күн бұрын

    ን ጌታቸው ትድግፉ ዘለኹም ተጋሩ ማርያምን እቲ መከራ ብኣኹም ክጅምር እዩ እመኑኒ

  • @user-wr4tv3lr1s

    @user-wr4tv3lr1s

    13 күн бұрын

    ታይ ድዩ ኢትፀገምኪ

  • @zaebakulu8553

    @zaebakulu8553

    13 күн бұрын

    @@user-wr4tv3lr1s ወድራያ ስለዝኾነ ድኻ ትድግፎለኻ ተድሒንካ ሓራይ ንርኢ ቐፅሉ ጥራሕ ኣቱም ፀበብቲ ብዓሌት ትሓስቡ ትግራይ ግን ተሕዝነካ ኣብዚ ምውዳቓ

  • @walkthewalktalkthetalk6371

    @walkthewalktalkthetalk6371

    13 күн бұрын

    @@zaebakulu8553 አሌትን ጉጅለን ቤታ አበይ ምዃኑ ግልፂ ካብዝኾነልና ፀኒሑ፤ አቦ ጉጅለ ስብሓት ነጋ እሱ ተማሪኹ ሓራ ዘውፅኦ TDF ዝመርሑ ፃድቃንን ታደሰ ወረደን CIA እዬም ኢሉ ክህትፍ ከሎ እላምኡ ንጥርጥሮም ዝነበሩ ሕመቕ መሪሕነት TPLF ብግልፂ ብወላዲኦም አቦ ጉጅለን ሕፍሽፍሽን ስብሐት ነጋ አፍ ሰሚእናዬም፤ ትግራዋይነት ከምቲ ምግበይ ዝበሎ ካብ ጫፍ ሑመራ እስካብ ጫፍ ራያ ሙኻኑ ኢና ንፈልጥ፤ ብዋኑ ድማ እቲ ህዝቢ ካብ መሬት ንላዕላ እዩ፤ ብኒ አቦ ጉጅለ ግን ካብ ህዝብን መሬትን ትግራይ ንላዕላ ጉጅላዊ ረብሓን ፓለቲካዊ ስልጣን ትግራይ ከም ርስቲ ናይ ውልቂ ውርሻ ምግባር ምዃኑ ግልፂ ካብዝኾን ፀኒሁ ። ሓፍትና ክትርድእዬ ዘለኪ ምብላዕ ንምብልዑ ወዲ አደይ ዝብኢ ይብለኣኒ ዝብል ዛንታ ዝቕበል ወለዶ የለን፤ ዝብኢ ዝብኢ እዩ፤ አዛብዕ ገዛውትና እዬም አዛብ ጎረቤት ዝኣደሙልና፤ ስለዚ ጫፍ ሓቂ ክወፅዕ እንተሎ አይትባጣልኢ።

  • @abebeh.8145

    @abebeh.8145

    13 күн бұрын

    @@user-wr4tv3lr1s እዙይ ወዲ እዙይ ኤርትራዊ እዩ ትግራዋይ እየ ዝኽሱም እየ ቤተሰበይ እናበሉ ኣብኩሉ ሶሻል መድያ እናረበሸ ሓድነት ተጋሩ ልኸፍርስ ልፅዕር ሰብ እዩ!!!

  • @getachewtsegaye9511

    @getachewtsegaye9511

    13 күн бұрын

    How many times are you appearing in this issue.I think you are well paid .You don't even have any sense of understanding .You better remain quite .

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu855313 күн бұрын

    ጌታቸው ፀረ ህዝቢ

  • @user-wr4tv3lr1s

    @user-wr4tv3lr1s

    13 күн бұрын

    @@zaebakulu8553 ላ ኣይትሳሓሐት ሓፍተይ ጌቹ ጀግና እዩ ህወሓት እዩ ህዝብና ዘጨፍጨፎ

  • @zaebakulu8553

    @zaebakulu8553

    13 күн бұрын

    @@user-wr4tv3lr1s ኣታ ደንቆሮ ልዕሊ ጌታቸው ሕውሓት ዝነበረ ዶ ኣሎ እዩ DW ተቖፃፂሩ መዓልታዊ ዝፍክር ዝነበረ ጌታቸው ዶ ኣይኮነን ን ኣብይ ክንድምሰኩም ዶስ ታይዶስ ናበለ ህዝቢ ዘወደእ ጌታቸው ዶ ኣይኮነን

  • @user-bc8hn4cn2d

    @user-bc8hn4cn2d

    11 күн бұрын

    Cadre zore bel

  • @mehari1315

    @mehari1315

    11 күн бұрын

    @@zaebakulu8553 ጨምላቅ

  • @user-mo3zw3lb3j

    @user-mo3zw3lb3j

    7 күн бұрын

    ንጌታቸዉ ዝፀርፍ ኩሉ ፅግዕተኛን መሃይምን ደንቆሮን እዩ።

Келесі