yefkrekaye(የፍቅረካ’የ)~Eritrean ~Orthodox ~Tewahdo mezamur ~(ንስሓ) remixed (2022) By Zemari Henok Fikadu

1#የፍቅረካየ
2#ኣጋጣሚ ኣይኮነን
3#ግሩም ድንቂ"ዩ
4#ታሪኸይ ቀያሪ
5#በገናይ የልዕል ኣለኹ
#MezmurOrthodoxtewahdo
#eritrean
#mezmur2022
#newEritreanmezmur2022

Пікірлер: 1 300

  • @wedi_kristos1
    @wedi_kristos12 жыл бұрын

    የፍቅረካ'የ ንስኻ ትፈልጥ እምበር ❤️ ይኣምነካየ ሰንከልከል በዚሑ'ኒ እምበር ክስዕበካየ ምሉእ ፍቅሪ ዓድለኒ ጉድለት እምነተይ ኣርሒቅካ ተቀበለኒ ጸልማት እንክወረኒ ተስፋይ ማሲኑ ልበይ ክደሚ ርእዪ ክፈስስ ንብዓተይ ሰማይ ሰንጢቁ መጺኡ'ኒ ጎይታይ ጸሓይ ኮይኑኒ ዓንዲ ብርሃነይ እየሱስ ንዓይ ህይወት መንገደይ ኣይተሰዓርኩን ጎይታይ ኣሎኒ ጉድጎድ ደፊኑ ህይወት ሂቡኒ ከም ኣምላኸይስ ማንም የለን X2 ከም እግዚአብሔር ማንም የለን X2 ከም ፈጣርየይ ማንም የለን X2 ከም ኣማኑኤል ማንም የለን X2 ግሩም ድንቂ'ዪ ኣምላኸይ ግሩም ድንቂ'ዪ ግሩም ድንቂ'ዪ ጎይታየ ግሩም ድንቂ'ዪ ሰብ ዝደርበዬ ካብ ምድሪ የልዕሎ እዪ ዝተረስዐ ኣምላኸይ ይዝክር'ዪ ኣብቲ ብርቱዕ ማዕበል ክትኮነኒ ጸጥታ ጭንቀይ እንዳ ረገጽካ መጺእካኒ ጎይታ ሓይሊ ናይ ሰብ እሞ ኣበይ ኣድሒኑኒ የማነይቲ ኢድካ ተዘይትድግፈኒ ታሪኸይ ቀያሪ መልክዕ መንነተይ ጸዋዕካኒ ጎይታይ ንስኻ ዕረፍተይ ተላዒለ ክውርውር ድምጺ ምስጋና ከናፍረይ ኣፈልፊለ ተላዒለ ልሳነይ ትምስክር ኣላ ምድሓኑ ርእየ ዓጊበ ተላዒለ እግረይ ናብ ቅዱስ መቅደስካ እንሆ ኣንጊሀ ይግስግስ ተላዒለ ከም ብርቱዕ ገላቢ ፈረስ ብምስጋና ይመላለስ ንዑ ንሕበር ንምስጋና 🤩 ንዑ ንሕበር ንውዳሴ ንዑ ንሕበር ንኣምልኾ ንዑ ንሕበር ኣብ ጉባኤ #Zemari Henok Fikadu 🥰🙏🏻 Zmarie melakt yesmelna Henii hawey bruk 😍 #wedi_kristos1

  • @hermelaabraha7483

    @hermelaabraha7483

    2 жыл бұрын

    Thank you for the lyrics ☺️❤️

  • @tm20rawsfly43

    @tm20rawsfly43

    2 жыл бұрын

    Thanks for the lyrics!!

  • @simretteamirat7268

    @simretteamirat7268

    2 жыл бұрын

    Thanks edthabher edmen tenan yhabka

  • @estifanosberhe5564

    @estifanosberhe5564

    2 жыл бұрын

    God bless you

  • @abka4410

    @abka4410

    2 жыл бұрын

    Zmare melaekt yesmealna

  • @user-mn8kv6si7p
    @user-mn8kv6si7p2 жыл бұрын

    ነዛ መዝሙር ካብ ዝሰማዕክዋ ጊዜ ኩሉ ግዜ ንግሆ ንግሆ ግድን ይሰምዓ ሞ ብሩክ መዓልቲ ከኣ ይውዕል ክብሪ ንኣምላክ ይኹን 🙏🙏🙏❤️

  • @FilateyStar

    @FilateyStar

    2 жыл бұрын

    ኣሰይይ ብርክተይ ❤❤❤❤

  • @zufanbayray899

    @zufanbayray899

    Жыл бұрын

    Me too🙏♥💒

  • @user-mn8kv6si7p

    @user-mn8kv6si7p

    Жыл бұрын

    @@FilateyStar ❤️❤️❤️❤️🙏

  • @user-mn8kv6si7p

    @user-mn8kv6si7p

    Жыл бұрын

    @@zufanbayray899 ❤️❤️❤️🙏

  • @haileabtekle2268

    @haileabtekle2268

    Жыл бұрын

    ኣሰይ ❤❤❤

  • @adulismedia8530
    @adulismedia85302 жыл бұрын

    ኲሉ ሳዕ እባ ዘምር!

  • @user-lm9xv2ib6k

    @user-lm9xv2ib6k

    2 ай бұрын

    እንዛ ኮመንቲ ብጣዕሚ ደስ ኢላትኒ ኩሉ ሳዕ እባ ዘምር ጸጉኡ የብዛሓልካ ፈጣሪ ❤❤❤

  • @filiwaree
    @filiwaree Жыл бұрын

    ነዛ መዝሙር ንግሆ ክሰምዓ ከለኩ ልበይ ትትንኽፈኒ ኣበይ ከም ደለኩ ተዘክረኒ ክብሪ ንእዝጋቤሄር 🙏🙏🙏

  • @user-hm6ez8dx1x
    @user-hm6ez8dx1x11 ай бұрын

    ሰመዐ ዘይፀግባ መዝሙር ❤😢ዝማሬ መልእክት የስመዐልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ኣምላክ ይባርከልካ

  • @godschild9020

    @godschild9020

    3 ай бұрын

    Wela ane 😢😢😢 zimare melakti yesmealna hawina ka nay agolgulet zemenka Amilak yibarkelka

  • @zufanbayray899
    @zufanbayray899 Жыл бұрын

    ከም ኣምላከይ ማንም የለን ከም እግዚአብሔር ማንም የለን ብሓቂ ፀግኡን በረከቱን የብዝሐልካ ቡሩክ ሓዉና ዝማሬ መልኣክት የሰምዐልና 🙏🙏🙏♥💦💒

  • @dawitehabtom5994

    @dawitehabtom5994

    Жыл бұрын

    Amen.

  • @edenkidane2969

    @edenkidane2969

    5 ай бұрын

    Amen

  • @kalkidan852
    @kalkidan852 Жыл бұрын

    ቲክቶክ ላይ ሰምቼው በጣም ስለወደድኩት ነዉ ዝማሬ መላእክት ያሰማልን

  • @Hana_Yemaryam

    @Hana_Yemaryam

    10 ай бұрын

    🥰🥰🥰

  • @AsefuBerhanu

    @AsefuBerhanu

    Ай бұрын

    Me too❤❤❤❤❤

  • @aekuattube
    @aekuattube2 жыл бұрын

    እንባዬን መቆጣጠር አቃተኝ በድምፅህ ውስጤ ተረበሸ ልቤ ወቀስኩት ወንድሜ፡ ሠናይ ውእቱ ከኢትዮጵያ

  • @ozelswettt4419
    @ozelswettt4419 Жыл бұрын

    ከም ኣምላኸይስ ማንም የለን ማንም የለን🥺❤🌍🙏 ከም ፈጣሪየይስ ማንም የለን ማንም የለን🥺❤🌍🙏 ከም እግዛቤሄልስ ማንም የለን ማንም የለን🥺❤🌍🙏 ከም ኣማኑኤልስ ማንም የለን ማንም የለን🥺❤🌍🙏 ታሪኸይ ቀያሪ መልክዕ ማንነተይ🥺❤🌍🙏 ጉድለት እምነተይ ኣርሕቀለይ ክስዕበካ 'የ😭🌍❤🙏 ሓይሊ ናይ ሰብ ሞ ኣበይ ኣዲሒኑኒ የማነይቲ ኢድካ ተዘይትድግፈኒ🤝🙇‍♀️🙏💉✝️

  • @musaelteme-ob2sf
    @musaelteme-ob2sf8 ай бұрын

    እዛ መዝሙር መግቢ ሂወት ኢያ ብሓቂ❤❤ንግሆ ተንሲኤ ኩሉ ግዜ ይሰምዓ።❤❤

  • @jedoabdallah7153
    @jedoabdallah7153 Жыл бұрын

    ماشاء الله صوت في غاية الروعة تحياتي للشعب الاريتري جميعا من السودان 🇸🇩

  • @fevenleake6144

    @fevenleake6144

    Жыл бұрын

    🥰🥰🥰🥰

  • @ngsti8856

    @ngsti8856

    Жыл бұрын

    💓💓💓🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @niyatbeyene4471

    @niyatbeyene4471

    Жыл бұрын

    تسلم كتير 🙏 ‏ ‏ ‏كلك ذوق❤

  • @BerieTech

    @BerieTech

    Жыл бұрын

    Thank you so much God bless you

  • @merongaym7520

    @merongaym7520

    Жыл бұрын

    Thanks a lot 🙏

  • @dawittuem6542
    @dawittuem6542 Жыл бұрын

    ጉሩም ድንቂ እዩ ኣምላከይ ቡሩክ ሰንበት ይግበረልኩም

  • @user-gd4ym6jt3j
    @user-gd4ym6jt3j4 ай бұрын

    ኣሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @zemariyonasgebrekidanmayek8952
    @zemariyonasgebrekidanmayek89522 жыл бұрын

    ንዘማሪ ሓውና ሄኖክ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና !!! ካብዚ ንላዕሊ ክንጽበ ኢና keep glowing.

  • @tedrosgebrezghi5084

    @tedrosgebrezghi5084

    Жыл бұрын

    ❤I like 👍 I love ❤️ 😍 💖 ❣️ 💕

  • @hiwetzelalem3274
    @hiwetzelalem3274 Жыл бұрын

    ንብዓተይ ርኢኻ ደግፈኒ ጎይታይ😭😭💔

  • @Datdreams3
    @Datdreams38 ай бұрын

    ምንም ዘይምኖ መዝሙር ቃል ህይወት የስምእካ የፍቅረካ'የ ንስኻ ትፈልጥ እምበር ይኣምነካየ ሰንከልከል በዚሑ'ኒ እምበር ክስዕበካየ ምሉእ ፍቅሪ ዓድለኒ ጉድለት እምነተይ ኣርሒቅካ ተቀበለኒ

  • @esayashabte5864
    @esayashabte5864 Жыл бұрын

    እዛ መዝሙር ፍሉይ ትዝታ አብ ሕይወተይ አለዋ አብ 2012 ተሃድሶ ክንዝመራ ናብ ፈጣሪ ክንልምን ይዝከረንን አምላክ ረድኡና ክብሪ ንጎይታ ይኩን

  • @segen1007
    @segen10072 жыл бұрын

    ሄኖክ ሓዉና ዝማሪ መላእክት የስምዓልና🙏. ጾምና ጾመ ድሕነት, ሰላም,ጾመ ፍቅሪ ብምሉእ ልብና ንምለሰሉ ዓስቢ ናይ ጾምና በረኸት ንረክበሉ ይኹነልና ሽኾሪናታት የሕዋተይ. ኣብ ዘለኩሞ ሰላምን ፍቅርን ንዓኩምን ስድራቤትኩምን.ብሩክ ሰንበት 🙏🤗🤗😘

  • @luliaswork7399

    @luliaswork7399

    2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብርክተይ 🙏🙏🙏

  • @dawithaile549

    @dawithaile549

    2 жыл бұрын

    Amennnn brukey nkulu ftur egziabiher selamu yewrdelna

  • @nobelyemane8673

    @nobelyemane8673

    2 жыл бұрын

    amen amen amen

  • @amanuelberhe4925

    @amanuelberhe4925

    2 жыл бұрын

    Amen Amen Amen hamwe mearey

  • @wintazaid5440

    @wintazaid5440

    Жыл бұрын

    Amen amen amen

  • @Adoniram1032
    @Adoniram10322 жыл бұрын

    Amen zmarie melaikti yesmialna zemari hawna henok. ኣብዚ ዓለም ብጓይካን ዳንኬራን መሊኣትሉ ዘላ ዘመን መንፈሳዊ መዛሙርና ከምዚ ገርኩም እናቅረብኩም ሓደራ በርትዑ።ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ።

  • @yonasgerezgiher1998
    @yonasgerezgiher1998 Жыл бұрын

    ኣምላከ ቅዱሳን ጸጉኡ የብዝሓልካ ሓወይይይ ናተይይይ ብጣዓሚ ዝፈትዋ መዝሙር እያ ከምዚ ናተይ ዝፈትዋ እንተሃልዩ like ረግጽካ ሕለፍ ቡሩኽ መዓልቲ

  • @user-hn9sn9wu3n
    @user-hn9sn9wu3n Жыл бұрын

    ኢየሱስ ንዓይ ህይወት መንገደይ🎧💙

  • @danielfirezgi5422
    @danielfirezgi54222 жыл бұрын

    ከም ኣምላከይ ሲ ማንም የለን ከም እግዛብሄር ማንም የለን ብፉጹም ሎሚ ትማሊ ጽባሕ ድሕሪ ጽባሕ ንዘላለም ብፍጹም ይለን ኣይክህሉን ድማ ዩ ክብርም ኣምልኮን ውዳሴ ነዓካ ይኩን ጎይታይ ዝማሬ መላእክት የስምዕልና ኩቡር ሓው

  • @destusheyeref1260
    @destusheyeref12609 ай бұрын

    ደቂ ተዋህዶ ዕልል እስከ ንበል ኩላትና እንኳዕ አብፀሐና ከኣ🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @kahsayzemuy7923
    @kahsayzemuy79239 ай бұрын

    ከም ኣምላከይ'ስ ማንም የለን ። አልልልል ዝማረ መላክቲ የስማልና

  • @gualabaytigray
    @gualabaytigray11 ай бұрын

    እዛ መዝሙር ገለ ዝስሕብ ኣለዋ 🤲7/7/2023 ዝሰምዓ ኣሎዶ?

  • @user-so4wz5tq4t
    @user-so4wz5tq4t Жыл бұрын

    Zemarie mellaekti yesmaelna kubur zemari henok hawna xegue ybezhalka

  • @ruta6104
    @ruta61042 жыл бұрын

    ከመይ ዝበለ ህድኣት ዘለዎ መዝሙር እዩ !ፍሉይ ውሽጣዊ ሰለም ይፈጥረልካ፡ ተባረክ ብሩክ ሓወይ፡ ኣምላክ ሰማይ መመሊሱ ብመዝሙር ይባርክካ.. blessed🙏🙏

  • @thanksgodforeverything4156
    @thanksgodforeverything41562 ай бұрын

    Menfeska zehda mezmur agziabher tsegu yebzhalkum 💕🙏🏽💐💒✝️

  • @weyniaregay1469
    @weyniaregay1469 Жыл бұрын

    እዛ መዝሙር እበር ደጋግመይ ይሰማዓ እሞ ስቅ እለይ ይነብዕ እፍፍፍፍፍ ዘማሪ መላኣክቲ የስመዕልና 🙏🙏🙏

  • @setutahata1801
    @setutahata1801 Жыл бұрын

    ተሰምቶ የማይጠገብ መዝሙር ፈጣሪ ቡ ቤቱ ያጽና 🙏🙏🙏😍😍

  • @saymonaregay

    @saymonaregay

    Жыл бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @haleka1
    @haleka1 Жыл бұрын

    ልዑል እግዚአብሄር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሓልካ ሓውና፡ ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና። ብጣሚ ኣገዳስን ዘድልየና መግቢ ነብሲ ስለዝቐረብካልና የመስግነካ። ልዑል እግዚአብሄር ጸግኡ ኣብዚሑ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና። ኣጆኻ በርትዓልና! መዝሙርካ ወንጌል ኮይኑ ይሰብኽን ነፍሳት ይፍውስን ስለዘሉ፡ ልዑል ዓስብካ የብዝሓልካ። ሓውኻ ተስፋማርያም።

  • @berhanegebretnsae
    @berhanegebretnsae Жыл бұрын

    ልቢ ዝማረኸ ዝማሬ ባህ ዘብል ሂወት ዝህብ ኣምላክ ልሳንካ ይባረክ 🙏

  • @mahleyt7694
    @mahleyt76945 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክቲ የሰመዐልና ናተይ ሓወይ❤❤❤

  • @user-bs8tz6yc7d
    @user-bs8tz6yc7d3 ай бұрын

    ውሽተይ ተንኪፋትኒ ትእምቲ መዝሙር ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና❤❤❤❤

  • @rameawel6602
    @rameawel66022 жыл бұрын

    ዝማሪ መላእክት ያሰማልን ወንድማችን የኤርትራ ኦርቶዶክስ መዝምሮች በጣም ነው ደስሚሉት

  • @addi2420

    @addi2420

    Жыл бұрын

    እረ የአማርኛ መዝሙር ነዉ ተርጉሞት ነዉ: የዳግማዊ ግሩም ድንቅ ነዉ የሚለዉና የዘርፌ ታሪኬን ቀይሪ የሚለዉ ቀላቅሎ ነዉ ችግር የለዉም መዘመሩ ግን የማን መዝሙር መሆኑን እንወቅ

  • @user-nn6sg8ig3j
    @user-nn6sg8ig3jАй бұрын

    ክብርን ኣምልኾን ስግዳንን ዕልልታን ንዘልኣለም ምስ ክብርትን ርህርህትን ድንግል ማርያም ይኹን ጌታየ

  • @salamassalama1671
    @salamassalama16712 ай бұрын

    ዝማሬ መልእክተ የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ እናዘመርካ ይንብረካ ክብር ሓወይ👏♥️

  • @habtamudoc7534
    @habtamudoc753410 ай бұрын

    በጣም የወደድኩት ዘማሪና መዝሙር ነው በርታ ወንድማችን

  • @rosiehailu2221
    @rosiehailu2221 Жыл бұрын

    Born and raised in American (Tigrinya) but I feel something every time I hear this mezmur. 🙏🏽

  • @Zaideyeyaalemey-ch4pb
    @Zaideyeyaalemey-ch4pb2 ай бұрын

    እዛ መዝሙር ክሰምዕ ከለኹስ ውሽጠይ ደስታ ሓጎስ ሓቦ ይስመዓኒ❤❤❤❤❤❤

  • @user-lm9xv2ib6k
    @user-lm9xv2ib6k2 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ኩቡር ሓውና ጸጉኡ የብዛሓልካ ፈጣሪ ❤❤❤

  • @lidyaembaye9707
    @lidyaembaye97072 жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና፡ካብ ትዕቢት ሓልዩ ብዙሕ ዕዮ ትሰርሕ ይግበርካ፡ክንጽበ ኢና እመ ብርሃን ትሓላካ፡፡

  • @zahra6770
    @zahra67709 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክት ያሰመዐልና ጸጋኡ ያብዘሐልኻ ክብር ሓዉና❤❤

  • @SamidolMarly
    @SamidolMarlyАй бұрын

    ሰሚዐ ዘይጸግባ መዝሚር ክብሩ ንሉዑል ፈጣሪ ይኩን 🙏

  • @habtamudoc7534
    @habtamudoc7534 Жыл бұрын

    እንደ አምላክ ያለ ማንም የለም 》 》 ሰው የጣለውን አምላክ ያነሰዋል፣ አጆኹም ናይ ተዋህዶ ቁላታት

  • @awetsoli8954
    @awetsoli8954 Жыл бұрын

    ብሓቂ ከም ኣምላኸይ ማንም የለን፡ ዝማሬ መልኣኽቲ የስምዓልና

  • @samoelsamuel9840
    @samoelsamuel98402 жыл бұрын

    ዝማሬ መላእኪት የስመዓልና ክቡር ሓው! ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኸልካ ፈጣሪ።

  • @bemnethailu1663
    @bemnethailu16637 ай бұрын

    ታሪኬ ቀያሪ ነህ የኔ ጌታ ክብር አለኝ ለአንተ ጌታ ሆይ አመሰግነሀለው 🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤

  • @Mekeranaakll12.
    @Mekeranaakll12. Жыл бұрын

    ደስ ዝብል ዝማሬ ሓወይ ቃል ሂወት የስመዓልና ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ እግዚአብሔር አምላክ በርትዕ።

  • @mamaynataymaminaty4936
    @mamaynataymaminaty49362 жыл бұрын

    ana si kemay grea eya mzmuran zkwen weday kekwen des eu zblani gan bzheu ayqxlon eya keam gla grea eya zwxea pls emba xlot gbrola yhwtay 😭💔

  • @user-dk2mj1rd4u

    @user-dk2mj1rd4u

    2 жыл бұрын

    Ajoki halaley xelot eme berhan ayfeleki

  • @filadosfilados2151

    @filadosfilados2151

    2 жыл бұрын

    Ajoki enda wedeka enda tesaekau kdesti kdusan dengel mariam thagzki xelot lbki tsmae Amen ♥️☦🙇🏽‍♀️

  • @maryamaadogoytaykyoneyfre2452
    @maryamaadogoytaykyoneyfre24525 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓውና ቅዱስ እግዚኣብሔር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዝሙር❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @user-bd7rs6uv8n
    @user-bd7rs6uv8n5 ай бұрын

    ልብካ ዘረስርስ መዝሙር ዝማሬ መላኣክቲ የስማዓልና

  • @yonischanel8857
    @yonischanel885710 ай бұрын

    I just lost my job 😢... i dont know why but im feeling blessed thank u jesus.. ከም ኣምላከይ ሲ ማንም የለን. ማንም የለን ከምእግዛብሄር ማንም የለም.... ጸጉኡ የብዝሓልኩም የሕዋተይ

  • @user-do6zs9lg7q
    @user-do6zs9lg7q Жыл бұрын

    ልቢ ዘረስርስ ጥዑም ዝማሬ ፀግኡ ያብዝሐልኩም ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና🙏

  • @joyjossi777
    @joyjossi777 Жыл бұрын

    Wowwww eza mezmur mes semakwa ab weshtey kabzi mexyu zeyblkwo hagos mexini kebri namlak ykun

  • @shkorina9409
    @shkorina940911 күн бұрын

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬመላእኽቲ የሰመዐልና ክቡር ሓወይ

  • @simonamanuel6128
    @simonamanuel6128 Жыл бұрын

    ከም ኣምላክ ሲ ማንም የለን ፉጹም የለን

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy Жыл бұрын

    ብመንግድካ መራሓኒ ጌታይዝምሬ ማላክቲ የስምዐልና 🙏🙏🙏

  • @user-gd6eq2yh4y
    @user-gd6eq2yh4y5 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክት የስመዐና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልካ ሓወይ ኣሰይይይ 👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏🌺🌺🌺💞💞🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺

  • @MamaDadaDada-ih5kt
    @MamaDadaDada-ih5kt4 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልአከቲ ይሰምዓልን

  • @logosmedia9009
    @logosmedia90092 жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክቲ የስማዓለይ !!ከምቲ ልበይ ትደልዮ ዘማሪ ብዙሕ ይጽበ ኣለኩ ሄኖክ ሓወይ ጸጋ ኣምላክ ይብዛሕካ !!

  • @dianakidane344
    @dianakidane3442 жыл бұрын

    ዋውውውው ዝማሬ መላእክት ይስምዓልና ክቡር ሓው ከምዚ ጌርካ በጃካ ብዙሕ ነዊሕ መዛሙር ኣምፅኣልና ክንፅበ ኢና። ሜጀር ድማ ኣቦትኡ ዩ ጎበዝ!

  • @merhawitkesete7177

    @merhawitkesete7177

    4 ай бұрын

    😢❤😢 Amen amen amen 2:04

  • @fnanbruk
    @fnanbruk5 ай бұрын

    ኣሜን ዝማሬ የሱስ የስማዓልና

  • @eriqlafront5150
    @eriqlafront5150 Жыл бұрын

    ክንደይ ግዜ ደጋጊመ ሰሚዐያ _እየ‘ሞ ክመንዋ ኣይክኣልኩን! ካብዚ ንላዕሊ ብዓውታ ክትዝምር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ሓውና!_

  • @TewahdoTube26
    @TewahdoTube26 Жыл бұрын

    ዝማረ መላእክት የስምዓልና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዕድሜኻ ይባርኸልካ

  • @akberetberhane6521
    @akberetberhane65212 жыл бұрын

    ዝማረ መላእክቲ ይስማዓልና ክብር ሓውናኣ ናይ አገሊግሎት ዘመንካ እግዚአብሔ ይባርኽ ዝሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ✝️✝️✝️🙏🏾🥰💞🕊️

  • @sweetheart3383
    @sweetheart338311 ай бұрын

    Zneberka mezmer Henok hawna braemi tiumat mezmur gerka berikana eka imo braemi nemesgn zmare melakti yesmealna. Zfqed inte koinu eta begena yeliel aleka kembhadsh rimex gerka inte tzmra btaemi des zbl hdue dmxi eu. Zeleka så afqidka nhaftna zemarit inte bmezmur tbarkena braemi tsbuk nieru. Hehmaqu arhiqu tetiemu yesmana brukatey haftkum ❤❤❤❤❤

  • @adenkibireab3607
    @adenkibireab360728 күн бұрын

    ❤ AMEN 🤲🏼💝CHEM IGZIABIHER CHEM FETARI MANM YELEN💝

  • @fevengebreslasie1115
    @fevengebreslasie11152 жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዝሓወይ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ ፈጣሪ ,ቁሩብ ሓጺራ ሓንቲ ምልእቲ መዝሙር እንተ ትኸዊን ነራ ኸኣ ኣዚያ ምመቀረት ነራ ቁሩብ ተኾላሊፈን እተን መዝሙር እግዚኣቢሄር ይመስገን

  • @tsegaykibri
    @tsegaykibri Жыл бұрын

    I have no words to explain the feelings I feel when I listen to this mezmur except joyful tears🥲... I just wanna say thank you so much kbur hawey....Amlak xegu ybzhalka 🙏

  • @user-gi3zk7ns1o
    @user-gi3zk7ns1o2 ай бұрын

    ቃል እግዚአብሔር ይስማዓልና ተመስገን ኣምላክ ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏❤❤❤🎉🎉🎉

  • @user-dr9jk2rv6c
    @user-dr9jk2rv6c3 күн бұрын

    Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.

  • @rodassahle3316
    @rodassahle33162 жыл бұрын

    🥺 I can't stop listening this mezmur. GBU bro my favorite mezmurat yen.🙏🙏🙏

  • @user-hz2hf8qs2d
    @user-hz2hf8qs2d Жыл бұрын

    አሜን ዝማሬ መላእኽቲ የሰመዐልና ክቡር ሓዉና ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ

  • @meseretexdqitewahdo5725
    @meseretexdqitewahdo57257 ай бұрын

    ኣሜን ናብሓቅይ❤❤❤

  • @abelyibeyin1389
    @abelyibeyin1389 Жыл бұрын

    ወይኔ ምን ልበልህ ትግረኛ አልችልም ግን ቃለህይወት ያሰማልን

  • @sapotube3747
    @sapotube37472 жыл бұрын

    my tears rolled down what a voice our dear broo may the almighty father bless you abundantly. 🙏 ❤ ♥

  • @robelmosazghilebasiholytri7429
    @robelmosazghilebasiholytri7429 Жыл бұрын

    Tsegiu yebzehalka Egziabher Amlak Amen Amen Amen.

  • @lamiekafom150
    @lamiekafom150 Жыл бұрын

    Egziabher mesaka ykun kemzien zemeseta mezmur eu zedeleyna

  • @AsefuBerhanu
    @AsefuBerhanuАй бұрын

    ቃልሂወት የስመዐና ኣሜን🙏🙏🙏❤❤❤❤❤

  • @azemarefrem2404
    @azemarefrem24042 жыл бұрын

    AMEN AMEN AMEN zemari melakti yesmealina kubur hawina Egzabiher amlak xegiu yebzihalika 🙏🙏🙏🤲🤲🤲💕💕💕💕💕

  • @suzanabelay9954
    @suzanabelay99542 жыл бұрын

    My heart melts when i listen it ❤❤❤

  • @AdiamWeldegergsh-ug9dl
    @AdiamWeldegergsh-ug9dl4 сағат бұрын

    Amen Amen Amen ❤❤❤zmare Melaek yesmaalna kbur hawna edmen tienan yhabka FETARI.

  • @salimeda9175
    @salimeda9175 Жыл бұрын

    Kebur hawna Des zebel zemarie ezi gurum demxeka mes hawka zemarie bereket Tikue beheret kesemo medeleku... egziabher aezizu yebareka!!!!!🙏🙏🙏

  • @feruzyemane6805
    @feruzyemane68052 жыл бұрын

    Amen Amen Amen 🙏🏾 May your prayers and blessings be with us all🙏🏾

  • @kisanetmelake9528
    @kisanetmelake95286 ай бұрын

    My heart melts when i listen it ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @noheissak4854
    @noheissak485411 ай бұрын

    ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና ዛሓወይ

  • @robelmtrd
    @robelmtrd Жыл бұрын

    Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak 🙏🙏🙏⚓

  • @arijahmed8199
    @arijahmed8199 Жыл бұрын

    Firstly I want to thank u for this amazing Mezmur, whenever I listen to it ,it just makes me melt down. May God bless you brother 🙏 I have 6 months old baby 👶 and my baby listen to this Mezmur since he was just 3 months and cry whenever we change it. I don't know what to say this Mezmur calms down my baby whenever he is in pain or something. May God bless u and ur good work. ❤ Keep going and doing the good work. ❤

  • @warrior5847

    @warrior5847

    4 ай бұрын

    It is amazing how God can touch everyone regardless situations, ages or something ❤❤❤ you child may be choosen by God for God's work help him to grow in his house ❤

  • @tesfiewedigerie767
    @tesfiewedigerie767 Жыл бұрын

    ሄኖግ ሓወይ ጸግኡ የብዝሓልካ ፈጣሪ ኣጎልጎሎትካ ይባረኽ

  • @hannatube5918
    @hannatube59182 ай бұрын

    ዝማሬ መለአክትን ያሰማልን ወንድማችን

  • @natughrimay7132
    @natughrimay71322 жыл бұрын

    Ykenyley hawey beza mezmurka enuho nebsey rekibe...nab amlak temliese aleku kabza saet iza....thank God for everything u did

  • @DD-SAMI
    @DD-SAMI2 жыл бұрын

    ቃል ህወት የስማልና 😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏🙏💝💝💝💝💝💯💯💯💯

  • @user-ex7qy2ig3b
    @user-ex7qy2ig3b2 жыл бұрын

    ዝማሬ መላኣክቲ የስማዓልና። ናይ ኣጎልግሎት ዘመንካ ኣምላክ ይባርክ ዝሓወይ!!! የቀንልና!!!

  • @zamerit.alemye.youtube4087
    @zamerit.alemye.youtube408711 ай бұрын

    አሜን አሜን. አሜን ❤️❤️

  • @shewittesfastion3276
    @shewittesfastion3276 Жыл бұрын

    Zemare melaekt yesmeslina egzeabiher amlak xegeu yebzehalika naye agoligulet zemneka yebareklika betaemi semeka zeytmeno mezmur libeka zetnkif libe zeresres mezmur edmen tenan yehabeka fetare 🙏🙏🙏💒💒💒❤❤❤

  • @fthigere9165
    @fthigere91652 жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ሄኒ ሓወይ ከይስተማቀርክዋ ሓጺራትኒ እግዝኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ

  • @hailabgebreluul1662

    @hailabgebreluul1662

    Жыл бұрын

    Nay behaki haftey natey

  • @youtobe6561
    @youtobe6561 Жыл бұрын

    ብሰማው ብሰማው የማይጠገብ መዝሙር ወንድምዬ ቃል ህይወት ያሰማልን አሜን❤🙏

  • @user-ln9qf5ph1c
    @user-ln9qf5ph1c4 ай бұрын

    Amen Amen Amen zmarie melakt yesmealna. Yehwatey anes ftene eza alem mwdae ember abini msu sdet tehawiswo beyeney kab seb kemzey tefetrku ajoka zbleni siene ajoka ba beluni yehwatey mefto eza hasawit alem keykewn.

  • @user-ti6en3od2m
    @user-ti6en3od2m2 ай бұрын

    Zmari melakti ysemaka hawey admen tanan nfua kexlo❤

Келесі