እዋናዊ መግለፂ ሃገረ ስብከት ከተማ መቐለ

#Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
Well Come To Berakhe Show KZread Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_criss
#Ethiopian_criss
#eritrean_community
#Eritrean_Poletics
#Tigiray_poletics
#Yoseph_Gebrehiwot
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ዮሴፍ_ገብረህይዎት
#Eritrean_Poletics
#Yoseif_Gebrehiwot_Jossi
#Yosei_,Studio
#Twmesgen_Tewelde
#ተመኣገን_ተወልደ
#ቃለ_መሕትት_ተመስገን_ተወልደ
#Interview_With_Temeage_Tewelde
#Interview_With_Eritrean,Artist_Temesgen_Tewelde
#ርእሶም_ገብረገርግስ
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ስነ_ጥበባዊ_ርእሶም
#Artist_Ruesom_Gebregergs

Пікірлер: 21

  • @user-bg5ck4mj9i
    @user-bg5ck4mj9i21 күн бұрын

    ቃለ ሂወት የሰመልና ከምዚ ዓይነት ምግለፂ ክሊመድ ኣለዎ❤

  • @user-gq4jb8nz9j
    @user-gq4jb8nz9j21 күн бұрын

    እግዚአብሄር ይባርኪ መድህን ሓፍትና❤ ❤❤❤❤❤❤

  • @hggh7539
    @hggh753920 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @weldeslasietesfay4477
    @weldeslasietesfay447720 күн бұрын

    ሓሰዉቲ ኢኹም ብሓቂ !!!

  • @gktakele8208
    @gktakele820820 күн бұрын

    እቲ መልእኽቱ ነፁር ኣይኮነን። ንቕዱስ ኣቦና እንታይ እዮም ኢለሙዎም? እቲ ኣፈላላይ ናይ ቀኖናን ትውፊትን ጉዳይ ዘይኮነስ ናይ ጥቕሚ ይመስል። ፍትሓትን ተዝካርን ኣየፅድቕን ንዝብሉ ብመፅሓፋ ቅዱሳዊ ጥቕሲ ዳኣ ክንሙጉቶምን ክንረትዖም ኣለና'ምበር ብደፈንኡ ክንኩንኖም የብልናን ዝብል እምነት ኣለኒ።

  • @user-zj1gh2ow3w
    @user-zj1gh2ow3w21 күн бұрын

    ፅብቅ ከምዙይ እናገበርኩም እቶም ትክክለኛ አቦታትና አፍሉጡና አብ ቤተክርስትያን ተሽጉጦም አብ ስርቅ ጎሕለትን ዘሎዉ ምንም ናይ ቤተክርስትያን እውቀት ዘይብሎም አካላት ስጉምቲ ክቅፅል አሎው ምእመን ካብ ቤተክርስትያን ዝርሕቅ ዘሎ ብናይ ከምዝኦም ዝበሉ አካላት እዩ ፡፡

  • @tsegagaltgray
    @tsegagaltgray21 күн бұрын

    ብጣእሚ ጥንቃቀ ዘድሊ እዩ እዞም ማሕበረ ሩኩሳን ተጋሩ ቀንዲ ተልእከኦም እናፈጸሙ እዮም ተልከኦም ቡጹኣን ኣቦታትና ምጽላምን ሰሳቶም ክፈላለዩ ምግባር እዩ ብዳንኤል ሕስረት ዝምርሑ ኣብ ውሽጢ ስለ ዘለው እዩ ብስም ቅዱሳን ንግሎም ዝሽቅጡ

  • @deqiqehadush424
    @deqiqehadush42421 күн бұрын

    እንታይ እዩ ኣጋጢሙ?

  • @atakltiy63
    @atakltiy6321 күн бұрын

    ግርም፣ሕጂ ግርም፣

  • @tigraiprivel9249
    @tigraiprivel924921 күн бұрын

    Lekimkmuna leyabu (daynasor )

  • @tigraiprivel9249
    @tigraiprivel924921 күн бұрын

    Gibresedom lemidka leyba aytiwklenay banda

  • @user-nn6gj4vg1n

    @user-nn6gj4vg1n

    21 күн бұрын

    Are you mad because Aabona is talking about your kind. You must be from Eritrea or from fano Amharu side😂

  • @weldeslasietesfay4477
    @weldeslasietesfay447720 күн бұрын

    መቐለ ሃገረ ስብከት ክዕሪ እንተ ኾይኑ ብኑኡስ ሰለስተ ሰባት ካብ ስልጣኖም ክለዓሉ አቡ ኢሳያስ, ገብረስላሴ ሕሸ, እዞም መግለፂ ዘንቡ ዘለዉ ሰብኣይ እንተዘይኾይነ ???

  • @AbayRedae
    @AbayRedae15 күн бұрын

    ሓሰውቲ ደናቁር

  • @afewerkbelay8333
    @afewerkbelay833321 күн бұрын

    ፀገምኩም ንምሸፋን ጀኖሳይዳዊ ኩናት ምኽንያት ኣይትግበሩ😏

  • @AbayRedae
    @AbayRedae15 күн бұрын

    ካብ ኣድልዎ ነፃ ኹን ዝብል ኸ ኣሎ ዶ ?ኣቦኻ ኢሳይያስ ኸ እንታይ ይሰርሕ ኣሎ? ንስኹም ቤተ ክርስቲያን ኣይትውክሉን ከሓድቲ።

  • @Winning.Mentality
    @Winning.Mentality21 күн бұрын

    እዚ ዘረባ እዙይ ክርሰቲያናዊ መንፈሳዊ ዘይኮነ ዘረባ እዩ እዚ ዘረባ እዙይ ናይ ካድረታት ጉጅለ ህወሓት ኔትዎርካውያን ስብሃት ነጋ እዩ ።። ኃይሚኖታዊ መግለፂ ኣይኮነን ። እስቲ ከሓቶ ነቱ መንበቢ ኣበየናይ ኣብ ብሉይ ኪዳን ደዩስ ወይስ ኣብ ሓዱሽ ኪዳን እዩ ብፍትሓት ፀሎት መንግስተ ሰማያት ክትኣቱ ኢኹም የለን ኣይትሓስዉ እቲ መግለፂኹም ድማ መግለፂ ጉጅለ ህወሓት እዩ ። ። ።

  • @user-wc3xm5us2x

    @user-wc3xm5us2x

    21 күн бұрын

    ሻዕቢያ ንጣልያን ቀዲሳ

  • @user-ku7if7bj2q

    @user-ku7if7bj2q

    21 күн бұрын

    100%

  • @user-ku7if7bj2q
    @user-ku7if7bj2q21 күн бұрын

    መንበረ ሰላማ ካብ ምባል መንበረ ህዉሓት እዩ 😂😂😂😂

  • @AlemMulu-kf7rs
    @AlemMulu-kf7rs20 күн бұрын

    መቸስ ጉድኩም ትወፅእተሎ ሽም ምጥፋእ ትብሉ።አነ ልፈልጥ ሓንቲ ኦርቶዶክስ እምበይ ሃማኹም ናትግራይ ፣ናገለ ናበልኹም ክርስትና ተዳኩሙዎ ለኹም።

Келесі