Teddy Press ናይ ምዝራብን ፕረስን ነጻነት

ብመሰረቱ ኣብዚ ኣብ ኣሜሪካ፡ እቲ ቀዳማይ መመሓየሺ (First Amendment)ናይ መሰላት እማመ፡ ናይ ምዝራብን ፕረስን ነጻነት ካብ መንግስቲ ንኽሕሎ ተባሂሉ ዝቖመ እዩ። በዚ መስረት ሓደ ሰብ ወይ ትካል ሓበሪታ ናይ ምቕባልን ምዝርጋሕን ሙሉእ መሰል ከለዎ ክነሱ፡ ዘሰክሞ ሓላፍነት ኸኣ ኣለዎ። ማለት እቲ ሕጊ ክከላኸለሉ ዘይክለሉ ኩነታት ከጋጥም ይኽእል እዩ። ነዚ ብዝያዳ ንምብራህ፡ ናይ ሕጊ ምሁር በረኸት ሃ/ማርያም ከብርሃልና እዩ።

Пікірлер: 11

  • @user-jj9wb3km5t
    @user-jj9wb3km5t3 күн бұрын

    ጽቡቅ ትምህርቲ ተዲ ከምኡውን በርየ የቀንየለይ 💙💙💙💙

  • @delinayonas8988
    @delinayonas89883 күн бұрын

    ኣተም ህዝቢ ኣብዚ ሎ ቁም ነገር ሓዘል ትምህርቲ ንከታተሎ ካብ ኣንጭዋ ሓሊፋ ድሙ ትዓንቂፋ ክብላ ዝውእላ ቻነላት ንምሃሮ የብልናን ርኣይዎ ሞ ህድእ ዝበለ ጽፉፍ ሓዘል ትምህሪቲ ክብረት ይሃበልና ቴዲ ምስ በሬ 🙏🏽👏🙏🏽

  • @davidharcot220
    @davidharcot2203 күн бұрын

    ናይ በረኸት መግለጺ ደስ እዩ ዝብለኒ እቲ መልሲ ከም እተመለሰ ይፈልጦ እዩ ከም ቋንጣ አይመጦን እዩ ። በረኸት እታ ጀን ዚ ዝበልካያ ኸአ ብትግርኛ ኾተቴ ትብሃል መንእሰያት ከባቢ ደቂ 16-22 ዓመታት ዘለው መንእሰያት ማለት እዩ። ሎም ዘመን ካብ ኬንያ ዝመጸት ቃል እያ

  • @zemikieltesfazion4908
    @zemikieltesfazion49083 күн бұрын

    Xbuk meglexi bere Mebzahtue hizbina nab xerfin himyetan kiekeb tireyo kab zimhir seb.

  • @tsegaykefali4841
    @tsegaykefali48413 күн бұрын

    Well done 🎉 as usual

  • @yohannesdesta6954
    @yohannesdesta69543 күн бұрын

    Thank you 💙🔵💙💙💙💙🎉🎉🎉🎉🌿🌿🌿🌿beko 💯✨

  • @Iyassu-oo2hn
    @Iyassu-oo2hn3 күн бұрын

    ****** Lomi mealti endegena Tegaru/Agame hasadat keydekesu kihadru eyom bisenki nai Biniam awet. Ab alem eti zihasede hizbi = Tigraway/Agame eyu !!!!!!!!!!!!!! Viva Bini ! Viva Eritrea ! Viva Intermarche !

  • @user-ee1gn6zh6s
    @user-ee1gn6zh6s3 күн бұрын

    ብራቮ Yemane Info ጹቡቅን ቡሱልን መግለጺ ሂብካ።

  • @MyLife-vl9yc
    @MyLife-vl9yc14 сағат бұрын

    በረከት ብጣዕሚ መሳጢ ትምህርቲ ተማሂርና በብግዚኡ እናዕሞቅካ ቀጻሊ ከተፍልጠና ይላበወካ ንእግረ መንገደይ እቲ ኣብ ባይቶ ኣብ ዓድታት ንዝግበር ክትዓት ኣሎ ምስ ዓበኹ ዝፈለጥኩዎ እዛ ናይ ካቢነ ኣብ ምዕራባዊት ክትዓት መበቁሉ ካብዚ ሕጊ እናዳባ ዝርዓመ ኮይኑ ይስማዓካ ።ንቴዲ ካኣ ኣዚና ነምስግነካ

  • @gebrhiwotgebretnsai4947
    @gebrhiwotgebretnsai49473 күн бұрын

    ኣብ ሃገርና ኤርትራን ህዝቢ ኤርትራ ሰላምን ፍትሕን ብዓቢኡ ድማ ለውጢ ንምጻእ ሕጂውን ግብራዊ ቃልስን መስዋእቲን ዝሐትት እዩ

  • @fasielsamielatoy9360
    @fasielsamielatoy93603 күн бұрын

    ቢኮ ጎይታ ትንታኔ

Келесі