ዞባዊ ሰላምን ምሕዝነትን ንርሁው መጻኢ ብ ቢኒያም በርሀ ፈጻሚ ጉዳይታ ወጻኢ ኣብ ኢትዮጵያ 2ይ ክፋል

Пікірлер: 58

  • @brktiabeje4804
    @brktiabeje4804 Жыл бұрын

    Bini wedi ykaelo warsay teqebali hidiri ajona we stand together for our people!❤❤❤!❤❤❤

  • @yosiefghebrezghi3830
    @yosiefghebrezghi3830 Жыл бұрын

    ብጣዕሚ መሃርን መሳጥን መደብ ብምቅራብኩም ምስጋና ይግብኣኩም። ቀጻልነት ክህልዎ ንትስፎ።!!!

  • @ggmm2340
    @ggmm2340 Жыл бұрын

    Very proud of our young diplomats - Wonderful job Biniam in this case! I remember, in the hey days of the Woyane in power, when tried to humiliate Eritrea by ejecting Biniam from an IGAD meeting in Addis. I remember that I was so furious at the Woyane’s action.

  • @assefawgebremedhin1942
    @assefawgebremedhin1942 Жыл бұрын

    ኣዝዩ ጽቡቕን ምቑሉልን መግለጺ ኣቶ ቢያን በርሀ ፈጻሚ ጉዳያት ኢምባሲ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ።ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።

  • @cumba3551
    @cumba3551 Жыл бұрын

    BRAVO.BRAVO.

  • @qrstfdsa4606
    @qrstfdsa4606 Жыл бұрын

    WE LOVE YOU BINYAM 💝 THANK YOU FOR YOUR HARD TO KEEP ERITREA 🇪🇷 SAFE AS A COUNTRY.

  • @yordi1683
    @yordi1683 Жыл бұрын

    Good job 👏🏾 ❤🇪🇷🇪🇷👏🏾👏🏾👏🏾

  • @hizbawignbar8484
    @hizbawignbar8484 Жыл бұрын

    Eritria prevails 🇪🇷❤️🇪🇷

  • @eritrea6227
    @eritrea6227 Жыл бұрын

    Deki remey jiganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪✊💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @harounekubal8436
    @harounekubal8436 Жыл бұрын

    ❤️ 🇪🇷 🎉 !!!

  • @cumba3551
    @cumba3551 Жыл бұрын

    Good job Biniam Berhe.

  • @galerey9942
    @galerey9942 Жыл бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tesfitgebreslasie992
    @tesfitgebreslasie992 Жыл бұрын

    👍👍👍👍👍👍❤️ ጽቡቕ መግለጺ

  • @tesfa1222
    @tesfa1222 Жыл бұрын

    💐

  • @user-ci3zp1lt6g
    @user-ci3zp1lt6g Жыл бұрын

    ዋውውውውውውው 👏🏿👏🏿

  • @simdela4785
    @simdela47858 ай бұрын

    ሰብ ኣለዋ እዛ ሃገር❤🇪🇷♥️

  • @misghinagheb9692
    @misghinagheb9692 Жыл бұрын

    Wedi Efrem jigna General Sbhat Efrem the software of Eritrean 🇪🇷 master mind zefreyom meniseyat kibrin mogosin nisemaetatna wetru awet nhafash ni kubur lecturer General Sbhat Efrem edmen tienan Shaebiyawian zeydgemu weledotat.

  • @habtemariamdebesay2559
    @habtemariamdebesay255911 ай бұрын

    Nice

  • @michaelbeyene8350
    @michaelbeyene8350 Жыл бұрын

    ሰላምታኹም ይብዛሕ ኣናብስ ደቅ እዛ ውልዶ ኤረይ መደባትኩም ብጣዕሚ እዋናዊ ግዝያዊ እዩሞ በርትዑ ቀጽልዎ ብፍላይ ንመናእሰይ ምኽንያቱ መንእሰይ ንመንእሰይ እዩ ዘረዶኦ ።ሓንቲ ዝላቦዋ ነታ መንእሰይ ምሳኻ ዘላ ኮፍ እይላ ብጸይቲ ኣብ ገጻ ዘሎ ጨጉሪ ክትሕዝ ቢኢዳ ኣብ ሲኢሊ ትበኪ ዘላ የምስላ ኣሎ ብወገን ጸላእቲ ትርጉም ኣለዎ

  • @teklitbereket8263
    @teklitbereket8263 Жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ዝነኣድን፡ዝድነቅን መረደ ክብሃል ይከኣል!!! ከምዚ ዓይነት መደብ ሰሪዕኩም ብቀጻሊ ንመንእሰያት ምንቃሕን፡ምውዳብን ኣዝዩ ኣገዳስን፡ወሳንን ባእታ ክብሃል ይከኣል። ምክንያቱ ስነ ሓሳብ ወይ ኣይዶሎጂ፡ፍልስፍና ናይ ህዝባዊ ግንባር ካብ ሃገርና ኤርትራ ሓሊፉ ናይ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ቡኡ ኣቢልካ ከኣ ንመላእ ሃገራ ኣፍሪቃ ከማሕድርን፡ከንቅሕን፡ክውድብን ዝክእል ኣታሓሳስባ ሒዙ 'ዩ ተወሊዱ ወይ ተመስሪቱ፡ነዚ ኣታሓሳስባ'ዚ ግን ቡዙሓት ዘይፈልጥዋን፡ዘይድግፍዋን ሓይልታትን፡ሃገራትን፡ውልቀ ሰባትን ኣለዉ።ግን ካብዚ ስነ ሓሳብን፡ፍልስፍናን ናይ ህዝባዊ ግንባር፡ወጽአ ኣነ ናይ ባዕለይ ኣታሓሳስባ ኣለኒ'ሞ ብከምኡ ሃገር ክመርሕ ወይ ህዝብታት ክጥርንፍ ይክእል'የ ዝብል ሓይሊ ኣብ ኣፍሪቃ፡ብዝኮነ መለክዒ ክፍጠርን፡ብታኣምር ክመጽእን ዝክእል ዋላ ሓደ ፍጥረት የሎን። ስለዚ ብናይ ስነሓሳብ ናይ መንግስት ኤርትራ፡ ሃገራት ኣፍሪቃ ተሓባቢረን ንከይሰርሓን ከይውደባን፡ዝግበር ሸርሕን፡ውዲትን ማእለያ የብሉን። እዚ ዘሬአካ ከኣ መታን ንውልቃዊ ረብሖኦምን፡ጥቅመምን ከይጎድሎም ተባሂሉ ዝግበር ውዲትን፡ሸርሕን ኢዩ። ንሕና ኤርትራውያን ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ ኣብ ገዛእ ሃገሩ ኩሉ ኣምበሳድር ኢዩ። ብዝኮነ ብቀጻሊ ብከም በዓል ብጻይ ቢንያም በርሀ ዘኣመሰሉ ዉፉያትን፡ንቁሓትን ብተዳጋጋሚ ከምዚ ዓይነት መዳባት ክስራዕ ብስም ጀጋኑ ሰማእታትና ምስ ናይ ትሕትኑኡን፡ይቅረቱኡን ምሕጽንታይ ከቅርብ ይፈቱ። ዘለእለማዊ ዝክሩ ንስዋኣትና። ማይ ካብ በርቂ፡ፍትሒ ካብ ወዲ ኣፍወርቂ!!! ዓወት ንሓፋሽ!!!

  • @wt7061
    @wt7061 Жыл бұрын

    🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏👍👍👍👍

  • @looniesey4428
    @looniesey4428 Жыл бұрын

    ኣብዚ ኣለካ ኤርትራውነት ማለት ፅፉፍን ስጡምን ዘረባን መልእኽትን ❤❤❤❤❤❤ ሱቕ ኢልና ኣይኮናን ኤርትራውነት ክቡር መንነት ንብል ሰረትናን መንነትናን ፅኑዕ ዓንዲ ኢዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍

  • @alenalkieritrea3862

    @alenalkieritrea3862

    Жыл бұрын

    Yes yes !!

  • @asterisayas8522

    @asterisayas8522

    Жыл бұрын

    🇪🇷🐅🇪🇷🌿🕊🇪🇷💝

  • @alenalkieritrea3862
    @alenalkieritrea3862 Жыл бұрын

    Good job

  • @KibeaAslii
    @KibeaAslii Жыл бұрын

    Bini jegan

  • @teklia3701
    @teklia3701 Жыл бұрын

    🥰🇪🇷🇪🇷

  • @akhberetkibreab6571
    @akhberetkibreab6571 Жыл бұрын

    🌟🇪🇷⛪I love you deki Eriy 🕌🇪🇷🌟✊🥛

  • @ermiasnatan7265
    @ermiasnatan7265 Жыл бұрын

    Bini jigna ajoka tebae eritreawi

  • @WarsaYYikealo1249
    @WarsaYYikealo1249 Жыл бұрын

    ዝሓተትክወን ሕቶታት ብዕድማት ኣጋይሽ ተሓቲተንን ተመሊሰንን ኢየን። ንኣብነት ን ዶክተር ኤደንን ንወዲ ልጃም(እንተዘይተጋግየ) ኣብ ዝሃብካዬ መልሲ። ተስፋ ይገብር ነቲ ነጻ ሕርያ ርእስኻ ምኽኣል ተረዴን ይስስና ክህልዋን ካብ ናይ ምዕራባውያንን ሸቀልቶምን(ከም ጃንዳ ወያነ) ናይ ሓቂ ምዝባዕ ፖሊስን ዓሎቕን ብምንቃሕ ንኤርትራና ተኸቲለን ክስጉማ። ሓጺር ሕቶን መልስን ግን ድማ ዘዕግብ መብርሂ ዝነበሮ መድረኽ ነይሩ። የቐንየልና !! ዘላእለማዊ ዝኽርን ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ፣ዓወት ንሓፋሽ!!🇪🇷🐪✊🏿

  • @WediSawaMendelay
    @WediSawaMendelay Жыл бұрын

    Bini wedi anbesa

  • @asterisayas8522

    @asterisayas8522

    Жыл бұрын

    🇪🇷🐅🌿🕊🇪🇷💝

  • @asmerashikor6640
    @asmerashikor6640 Жыл бұрын

    I really like the programs you guys have but why it’s short why it’s not lasting enough hours 1:30-2:00 እቲ መደብ ጽቡቕ ኔሩ እቲ ከሕልፎ ዝግባእ መልእኽቲ ግን ብሰንኪ ሕጽረት እዚ መደብ ን2ይ ክፋል ክትጽበ እቲ ክትከስቦ ዝግባእ መልእኽቲ ይኮላለፍ እሞ ክትሓስብሉ መደብኩም ጽቡቕን ቀጻልን ክከውን ውን ተትውስኽሉ ኔርካ ኔርካ ትከውን ኣላ ቢኒ ዕድመን ጥዕናን ኣብ ኣስር ኣርካናት ሸጥ መዓንጣ ዓወት ንሓፋሽ

  • @user-gm9ju4le9g
    @user-gm9ju4le9g Жыл бұрын

    ከምዚ ዓይነት አገላልጻ ክቅጽል ብጣዕሚ ደሰ ዘብል እዮ አጀኩም ቀጽልዎ

  • @legendsaul2421
    @legendsaul2421 Жыл бұрын

    Qumneger ayrekebkullun zerebaka Thwtt Eka zeleka.

  • @tess8603
    @tess8603 Жыл бұрын

    The GAME IS OVER Mr EVIL ISAIAS TEMBENAY ❤️🇪🇷🕌💒❤️🇪🇷

  • @user-eb1jh7hv6k
    @user-eb1jh7hv6kАй бұрын

    Q

  • @berheasmalash4075
    @berheasmalash4075 Жыл бұрын

    Xbuq medeb qexlwo

  • @danielghirmai2098
    @danielghirmai2098 Жыл бұрын

    እዛ ማደብ እዚኣ ክትዓቢ ኩሉና ኤርትራውያን ዓቢ ተራ ክንጻወት ኣለና

  • @dnglmaryam8803
    @dnglmaryam8803 Жыл бұрын

    Ata ab godagudi tekebirom zelewu do gda dehayom gberu nab gezakum temtu entay aynet kebti eyom wedey eziom ekubat ahbay

  • @Nisre721
    @Nisre721 Жыл бұрын

    You don't have Constitutional government and national assembly. No democracy, no elections, all eritreans are living in abroad.

  • @meronberhane3021
    @meronberhane3021 Жыл бұрын

    Duhulat! Natica kedifica enda matica.

  • @asterisayas8522

    @asterisayas8522

    Жыл бұрын

    @ Meronwa እዚ ዘረባ ክከብደክን እዩ 🍔🍟=🛌 ይሃርሳ

  • @berhanetewolde3247

    @berhanetewolde3247

    Жыл бұрын

    Meron Berhane ኣብ ገዛኽን ኣትዩ ፋሕ ብትን ዘእተወልክን ሻዕብያዊ ፖሊሲ ኢዩ።ገና ካልእ ክትርኣ ኢኽን እንዳ ቆንዳፋት!

  • @mmychannel5130
    @mmychannel5130 Жыл бұрын

    what a supper puppet

  • @ayabeya1453
    @ayabeya1453 Жыл бұрын

    Very funny wasting time

  • @bisratgoitom6279
    @bisratgoitom6279 Жыл бұрын

    ኣነ ዝገርመኒ እዚ ፖሊሲታት ትገልጾ ዘለኻ ካበየናይ ሕጊ ኢዩ ዝምንጩ ? ንዕኡ ዝግምግም ዝማያየጥ ትካል የለን ። ሃገራዊ ቅዋም የብልናን ፡ ሃገራዊ ባይቶ የብልናን ፡ ካቢነ ሚኒስተራት ደስኪሉ ኣሎ ኮታስ ኣወንታውን ኣሉታውን ናይ እትሰርሖ ዘለኻ ብሳይነሳዊ ኣገባብ ዝሰርሕ ትካላት ተዘይሃልዩ ብኸመይ እዚ ትገልጾ ዘለኻ ኣለና ኢልና ክንዛረብ ንኽእል?

  • @user-jx1gq4js8y
    @user-jx1gq4js8y Жыл бұрын

    Kkkkk nzey felito mes ytrito . Hgdef si zebawi selam kingreka do arku tegagika zebawi hiwket kitbil eka

  • @eritroswegahta3400
    @eritroswegahta3400 Жыл бұрын

    ኩለን ሓምራ ላመይ ከም እንጅነር ድራፍ ጀሚረን፡ ኣሽሙር ኢዩ። ህዝቢ ትግራይ ዝብልክ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ ዝገልጾ ዘሎ። ሰይ ኮቲ ንስኻኸ ፊሎዞፊ ፈሊጠ ኢልካ ዝመስለካ፡ ብዕድሉ ኮንካ እምበር ቅድሜኻስ ምሁራት ኮፍ ኢሎም ይሰምዑኻ ኣለዉ እንታይ ደኣ ክገብሩ ግዴታ ኢዩ። ካባኻስ ፈሊጠ ኢልካ ኮምፒተር ሒዝካ ምምጻእካ deco ጥራይ። ኩሉ ከማኻ ደንቆሮ ይመስለካ ኢዩ። ንሕና uptodate ኢዩ ሓበሬታና። ምናልባት TV Eri ስለዘይተምጽኦ ኢኻ ክተዳህልል ትፍትን ዘለኻ። ሕጂ ንምዕራባውያን ክትመራመር ብቕዓት የብልካን ለኽባጥ። እዋይ ናትካ ዘይገበርካ ናይ ኩሉ ሃለውለው ዝኾነ ዘረባ ዩትዩብ ክትሰምዕ የሕሊፍካዮ። ምክፋእ ኢዩ ዓቕምኹም ካልእ ምዕናው። ጫፍ ጫፉ እንዳጀመረ ብሕሶት ይውድኦ ለኽባጥ ሰራቒ። ኤውሮጳውያን ኮነ ካልኦት ብከም'ዚ ከማኹም ዝልዓሉ ኣይኮኑን። ንስኹም ከምቲ ህበይ ዝበለቶ ጥራይ ኢያ ዓቕምኹም። ኣስመራ ካብ ደርጊ ውቅብቲ ከተማ ተረኪብኩም ኣፍሪስኩማ። መልክዕኩምን ስራሕኩምን ኣህባይ። ጉዳይ ሃገርኩም ኣብ ዘይትመልሱሉ ጉዳይ ኣትዩ ካብ ጉዳይ ሃገር ወጻኢ ኢዩ ክትደፍርዎ ትኽእሉ ዛዕባ። እንተዘይኮይኑ ክትስሕና ኢኻ። በብሓደ ክቕንጽለክን ኢየ በቲ ዝገበርክንኦ ገበናት ኣብ ልዕሊ ህዝብና። ዝገርም እዚ ዘሎ መንእሰይ ኣብ ወጻኢ ሃገር ቴክኖሎጂ ዝከታተል ሜድያ ብትግርኛ ዝሕብራ ክሰምዕ እንዳወዓለ ክክክክክ ከተደናግር ምፍታን ኣየገርምን ኢዩ። ቀደም ሽፍንፍን ይሓልፍ ኔሩ። ቴክኖሎጂ ግን ተቓሊስኩም ኢዩ ነዞም ዲክታቶርያዊ ስርዓታት ህዝቦም ክዕፍኑን ዝዓፈኑን ቃልዕ ዝገብር ኢዩ። ተገራጨውቲ ነንሕድሕዶም ዝበላልዑ ቃላት ኢዩ ዝዛረብ ዘሎ። ሓላዪን ነቓፊን ክትከውን እሞ ከኣ ንህዝቢ ትግራይ...ማይ ክዘንብ ኢዩ።

  • @podcast5871
    @podcast5871 Жыл бұрын

    zero explanation!

  • @optimisticman3412

    @optimisticman3412

    Жыл бұрын

    🤣🤣 No doubt you're zero in all aspects 🤣🤣

  • @podcast5871

    @podcast5871

    Жыл бұрын

    what a mud - filled headache! idiot berko

Келесі