መደብ ትውፊት - ወፍሪ መካናይዝድ ኣብ ኢትዮጵያ ብተጋ. ገዛኢ ሰሎሞን 3ይ ክፋል

Пікірлер: 18

  • @user-zb8cn5uv5e
    @user-zb8cn5uv5e Жыл бұрын

    ወትሩ🦁ሃገረይ!💪🇪🇷🕌🇪🇷💒🇪🇷👍👍👍

  • @senayeri433
    @senayeri433 Жыл бұрын

    ጂግና ናተይ ሰሚዐዮ ዕላልካ ተኣምር ትንግርቲ ዝኾነ ነባሪ ታሪኽ ዩ ሰሪሕኩም። ተርኹልና መጽሓፍ ጽሓፉ ኣለና ኣብ ጎንኹም።🇪🇷💗🇪🇷

  • @alganeshhabteghebriel1919
    @alganeshhabteghebriel1919 Жыл бұрын

    Thanks you guys telling truth story 🇪🇷 keep up

  • @musazghiasfha8361
    @musazghiasfha8361 Жыл бұрын

    Welcome deqi eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌸❤️✅

  • @eritrea6227
    @eritrea6227 Жыл бұрын

    🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪

  • @zeragabirhabtemariam7287
    @zeragabirhabtemariam7287 Жыл бұрын

    Yeqenyelna❤❤❤❤❤

  • @lemlemnegasi4793
    @lemlemnegasi4793 Жыл бұрын

    ወያነ ካብ ቅድም ጥልመት ኣብ ደሞም'ዩ! ህ ግ ሓ ኤ ግን ልቢ የዕብዩ ዝጉዓዝ ኔሩን ኣሎን።🇪🇷💪💯✅

  • @eritrea2913
    @eritrea29132 ай бұрын

    መደብኩምካብ ጊዜ ናብ ጊዜ ይዓቢ ኣሎ ብናትና ወገንድማ ሸር ምግባር ዳ እጃምና እዩ ግን ናይ ብርጋዴር ጀነራል ኣብረሃለይ እዛ ምድንጓይ ኣይተበረሃትንን ኣብ ሰሙን 2 ተትገብርዋ ነቲ ኩሉ ተሕልፍ ኣይምጸበበኩምን

  • @arsemamsghnna8802
    @arsemamsghnna8802 Жыл бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @JacobNayadina
    @JacobNayadina3 ай бұрын

    ❤️❤️❤️👍

  • @yoditsemere9427
    @yoditsemere9427 Жыл бұрын

    ዋርሳይ ፋርስ ቀጽሎ ገና ዘይተገልጸ ፣ ተገሊጹ ዘይውዳእ ታሪኽ ጀጋኑና ፈትሽዎ ሓደራ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @eri-dairyeritrea1377
    @eri-dairyeritrea1377 Жыл бұрын

    ሻዕብያ ታሪኽ ክሰርሑ ዘይከበዶም፡ ታሪኽ ክስንዱ ከቢድዎም። ብጣዕሚ ይሕዝን።

  • @meseretmessi6141
    @meseretmessi6141 Жыл бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪💐💐⚘🌹❤❤❤♥️♥️♥️💐✈✈✈⚘⚘🌹🌹🌷💯💯💯🙏🙏🙏

  • @habtomsamuel4929
    @habtomsamuel4929 Жыл бұрын

    Tsibuk MEHARI kumnegern Tarkiin ayatatna edmen tienan yhabka Gazetena gin aytiklefo awediayo eti Tarik linger Keli aytehtsirwo Ykid ygfah mknyatu ena gefhe bzkede biu metem tezekro ywsik by zeway bitaemi tarikawi

  • @tefeybeyene5789
    @tefeybeyene5789 Жыл бұрын

    ገለ ዝረሳዕካዮ ከይህሉ? ካብ ኣዲሰ ኣበባ እንዳተመለስኩም ኣብ ትግራይ ከፊተሻ ኣለወን እሎም ደዉ ኣብሎሞኹም ይባሃል እዮዩ።

  • @meron5303
    @meron5303 Жыл бұрын

    ኣብ ኢትዮጵያት ካብቲ ዝተዋጋእክሞ ዝተጋበዝኩሞ'ዶ ይበዝሕ ሓቀይ፧ 🤣🤣 ንመንግስቱ ካብ ሳሕል ተበጊስኩም ካሳብቲ ዘለዋ ቤተ መንግስቲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲኹም ምብራርኩም ኣብ ዓለም ናይ መጀመርያ ቕያ ኮይኑ ኣይተርፍንዩ፡ ወያነ ነዚ ክጥለም ዘይግብኦ ጅግንነትኩም ብናቶም ታሪኽ ቀይረሞ ክትርኢ ከም ኤርትራዊ ትሓዝን።

  • @bisratgoitom6279
    @bisratgoitom6279 Жыл бұрын

    ኣነ እንታይ ድዩ ዝገርመኒ ወያነ ነዚ ኩሉ ሓሶት ብደረስቶም ብውዱብ ኣገባብ ኣብተ ብቁዓት ድየን እንድዒ ዘይፍለጣ ዩኒቨርስቲታቶም ብፖሎቲካዊ ዶክትሪን ገዚፍ ባጀት ሰሊዖም ንኡስ መንእሰይ ኤርትራ እዚ ኩሉ ክብሃል ሻዕብያ ስቅ ካብ በለ ሓቂዩ ማለትዩ ኢሉ 100፡% ክሳብ ኣሚኖም ክምጉቱና ዝጀመሩ ኔሮም ። ክሳብ ዓዋተ ዝብሃል ሰብን ስምን ፌክዩ ፍብረኻዩ እምበር ካብ በንዓምር ከማን ዓወት ወይ ዓዋተ ዝብሃል ስም የለን ። መታን ህዝቢ ነቲ ስም ክርዕሞ ግን ንፖሎቲካዊ ጎስጓስ ዝተመርጸ ወይ ዝተሓርየ ስም ኢዩ ተባሂሉ። መንእስያት ተቀቢሎሞ። ካብ ጨሪስካ ስቅ ምድንጓይ ውን ዝምረጽ እኳ እንተኾነ ግን ኣነ ህዝቢ ኤርትራ ብሞራላዊ ኲናት እናተሃርመ እንከሎ ስለምንታይ ኢዩ እቲ መንግስቲ ኸ ስቅ ኢሉ ኣብዚ ጉዳይ ካብቶም ላዕለዎት ሓለፍቲ ከተቅርቡ እላቦ።

  • @oromay02
    @oromay02 Жыл бұрын

    I read about Aley meley in hadas Eritrea , weferi Segre DOB .he shot down a plane .

Келесі