ጅግና ተጋዳላይ ወዲ ሸቃ ምዚ ኩሉ ድምጽኻ ኮለኻ ጠፊእካና የቀንየልና ስለ እቲ ኩሉ አገልጉለትካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዘይ ርሳዓ ሃወልቲ ኢኻ አብ ልብና አቀሚጥካ 🙏🇪🇷❤️🇪🇷🙏
ናይ ገድሊ ደርፋታት ብጣዕሚ ጥዑም ተዘክሮታት ይሒዲስካልና ሓወቦይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ወዲ ሸቃ አይረሳዕናዮን ትብል ደርፊ ካብ አእምሮ ዝኾነ ሰብ ዘይትሃስስ አብ ማህደርና ትነብር ዜማ ብምዃና ከመስግን ይፈቱ ዕድመን ጥዕናን ይትምነየልካ ጋዜጤኛ ከአ የድንቐካ ❤❤❤❤❤❤
ጅግና ሓርበና ገዲም ተጋዳላይ ኣቦና ወዲ ሸቃ ንበረለይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ከምዚ ጌርኩም ኣምጹኡሉና ታሪኽ ይሰነድ❤❤
ዝፈትዎ ጋዜጠኛ ወዲ ሸቃ ከኣ ዘይሕለል ጅግና ዕድመን ጥዕናን ንኹሉኹም።
ወዲ ሸቃ ጅግና ረጋዳላይ፡ ንፉዕ ስነጥበባዊን ጽኑዕ በዓል ቃል ኪዳን። ብኹሉ ነገር ኣብነታዊ። ❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ሓውና ወዲ ሸቃ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹❤️❤️❤️
How come we never hear him singing? He is a great actor.
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና እዚ ደርፍታትካ ዋላ ኣብ ታዓሊም ዝነበረ የሐዲስካ እንተ ትደግሞ እዚ ብክራር ጥራይ ሰሚዕካ ኣይ ምኖን እዩ ።ጋዜጤና ውን ንፉዕ ኣታሓታትኡ ብራቮ
ኣናብስ እወ አይርሳዕን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏
Gigna tegadaly,edimen tinan yhabka!❤
የቐንየልና ተሓብኡና ዝነበረ ጅግና ዘቕረብኩምልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንኩልኩም ኤርትራውያን ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ❤❤❤❤❤❤
Our hero as usual . Thank you for your service.💪🇪🇷 wedi shecka.
መርሓባ ወዲ ሸቃ ጥዑም ዳሃይ ብጣዕሚ የ ዘድንቆ ኔረ እዛ ገነት ጓል ቀሺጸጋይ ድበልካያ ሓፍተይ እያ ኣብ ቀረባ ተሰዊኣ ባሓንሳብ ብምንባርኩም ኩሉ ግዜያ ተዘንትወልና ኔራ ጀጋኑና ወትሩ ኣብ ልብና ኢኹም🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪❤️
Edmen tienan yhabka fetari abona wedi sheka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ወዲ ሸቃ ሓው ጅግና ስዉእ ዓንሰባ ጊላዝጊ ስዉእ ወዲ ሓው ተኽለብርሃን ክ/ሰ 52 ነበር ትዝ ኢልኒ💝💝💝ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
ወዲሽቃ እዛ ደርፊ ምስዚ ዘሓለፈ ኣብ ሃገርና እዋናዊት ደርፊ ያ ናይ ብሓቂ እዛደርፊ እንተዘይጋጌ ኣብ ሰማንያታት ያ ወጽያ ክን ክሳብ ሕጂ ኣይሃሰሰትን እሞ ዓቢ ስራሓ ዩ ጋዘጠኛ ሓይልኣብ ሓውና ከኣ ብጣዕሚ ነከምዚኦም ዓበይቲ ሰነጥበባውያን ዘምጸኻልና ❤❤❤❤❤
ክብረት ይሃበልና ሽዳ ከምዚ ጌርኩም ሰብ ታሪኽ ኣምጹልና ታሪኽ ብግቡእ ክንፈልጥ ክብሪ ንጀጋኑ ሰማእታትና ❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Eritrea Forever
Yes you are right thanks my haro erterawe god bless to erterawe people 🇪🇷 🙏 😊 yes 🇪🇷 🙏 🎉🎉🎉🎉
ተስፋሚካኤል ጊላዝጊ ( ወድሸቃ ) ምሰ ሽዳ ቲቪ ዕድመን : ጥዕናን ንምነየልኩም !!! ግፍዕታት ጸላኢ አብልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ : ዝሓለፈ አደራዕ ብሕልፊ ከአ ነቲ አብትሕቲ ጸላኢ ዝነበረ ዘይዓጠቀ ሰላማዊሰብ : ዝወረዶ : መከራን ስቃይን : ክትዝክሮ : ከለኻ : አብዉሽጥኻ ከምቁስሊ : ዓቢ ቃንዛ : እዩ : ዝፈጥረልካ : ነቶም : ዝረአናዮ : አብመጨረሻ : ነጻነት : ኤርትራ : ደበስ : ኮይኑ : ግና : የጸናንዓና : አሎ : እምበር : ብቃላት : እዉን : ክትገልጾ : ከቢድ : እዩ ። ክብርን : ዝኽርን : ንሰማእታትና !!! ርሑስ ቅነ መበል 33 ዓመት : ተጻነት : ኤርትራ !!! ❤ 🇪🇷 🎉 !!!
እዋይ ዛ ጥዕምቲ ድምጺ ዋናአ መን ኮን ይኸውን ይብል ነይረ ተሐጉሽ ዝርአኾካ ምቅንባር ዘየድልያ ድምጺ👍🏾
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏 ዘልአለማዊ ዝክርን ክብርን ንስውአትና።
መርሓባ ወዲ ሸቃ ሓወይ ኢግዛቢሀ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ስድራቤትካ🙏🙏🙏❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤ኣጆኻ ጌና ኢኻ ዘለኻ 🙏🇪🇷❤🙏🇪🇷❤🙏🇪🇷❤
ኣጆና💪ይጥዓም😘 ይሕሰም ወትሩ🦁 ሃገረይ!!💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መርሓባ ወዲ ኤረይ ጅህና ተጋዳላይ ወዲ ሸቃ ካብቶም ብክሉ ስርሑ ደድንቆ ሰብ ኢካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤🎉
ኣይረሳዕናዮን እወ ኣይረሳዕናዮን።ከመይ ገርካ ይርሳዕ።
እዋይ ብሓቂ ልክዕ ኣምጺእዋ ወዲ ሸቃ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤🎉🎉🎉 ክቡር ጅግና ኣያና
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ አሞይ
Wedi sheka jigna God bless you
ኣታ ንስኩምስ ንበሩሉና ደኣ ሙሉእ ጥዕናንን ዕድመን ይሃብኩም ጀጋኑና
መርሓባ ጅግና ወዲ ሻቀ ወዲ ቀይሕ ባሕሪ ኤርትራ ⚓️🇪🇷⚓️
Kemegerena Kinireseo Aresanajone Eritrea 🇪🇷
ዜማታትን ደርፍታት ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ደኽምካ ከለኻ ንእንቢታ መኸተ ጃሕጃሕ ንክብል ዓቢ ተራ ነይርዎ ንኣብ ውሽጢን ደገን ዝነበረ ህዝቢ ኤርትራ❤❤❤🎉🎉🎉
ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ወዲ ሸቃ ናይ ብሓቂ አይረስዓናዮን ጽቡቅ ተንቲንካዮ ዩሃና ሙሉእ ቤተሰብካ
Jigna wedi sheka edmen tienan yihabka.
አየ ጂግንነት ኤርትራዊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዛብሔር አምላክ ደቂ ሸቃ ሓፍተይ ምስ ኩሎም ጀጋኑ ኤርትራ ክብሪን ሞጎሰን ንስዋትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Niskium wadikomo derife jegna abona wedi sheaka
Long life ❤
Very true.
Love from london
Eritrawian Nay Jigninet Bahri Respect and admiration Golden generations kuburat Tegadelti ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሰላማት ደቂ ኤረይይ ወድ ሸቃ ጅግና ተጋዳላይ ኢዋይ ንድሕሪ መልስካ የመሰግነካ ኣይትጥፋኣና ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ 📯💪🏽🇪🇷🐪🇪🇷✊🏾🇪🇷💪🏽💪🏽💗💗💗💗🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍇🍇🍇👍🏾🇪🇷🇪🇷
Jigna Wedi Jeganu ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Ghgana ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
Wedi sheka jigna ayana
ዋው ናይ በሓቂ የቀንየልና ንሕና ከም ተዋሳኣይ እምበር ከም ሙዚቀኛን ደራሳይን ኣይንፈልጦን ዘፍለጥካና የቀንየልና ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@Wedi Sheqa....Thank you for being alive to send me on memory lane ...I Grew up with these songs...🙏🙏🙏🙏🙇🙇🙇🙇🙇❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ጽቡቅ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷nbereley hbub dmxawi gedim tegedaley edmen tienan thanks fetari kbur harbegna abona
Hero
ጅግና ማህደር ታሪክ
Edmen tienan yhabka fetari
Tesfamkal Glazg Deyrsa❤❤❤❤
Our legend edmen tienan yhabka Ruhus beal naxnet kea🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Very smart reporter
ወዲ ሽቃ ጎይታ ጥበብ ዕድመን ጥዕናና ይሃብካ፣
Waw jgna ayana idmen tinan yhabka 🙏🇪🇷💪🇪🇷💪
Edmen tinan wedi sheka & Gazetena Kemziom abyti abotatna amxulna Tarik win kinmahr ❤
Welcome 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👍❤️🇪🇷
Shida tv please 🙏 nkulom ezom jeganuna eti kubur tarikna kinfelto nkulom bebtara akrbulna mstarikom ykeduna alewu nbelexelom bdekrebkalna jugna wedi bashay edmen tenan nmne
ዝሚስት አዲመን ተናን ያሀቢካ❤❤❤❤❤
Gazietgna❤❤&wedi sheqa
Wedi sheka jigna nber kber
Nimntay ezi derafay kinfelto aykealnan bitaemi hayal derfi GBU
Edmen tienan yhabka abona wedi sheqa❤❤❤🎉🎉
Btaemi zehgus mes gedim sne tbebegna arakibkana
🙏💖🇪🇷🇪🇷
Ayresaenayo kemy geru krsae ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣያታትና ጀጋኑ በቲ መስተንክራውን መወዳድርትን ዘይብሉ ቅያኹም ኣዚና ኢና ንኹርዕ ናይ ዘልኣለም ክብሪ ንዓኹም ይኹን, ወዲ ሸቃ ዋሕዚ ናይ ዕላልካ ኣውዒሉ ዘሕድር፡ ትሕትና ዝመልኦ፡ ክብረት ዝዓስሎን ተመስጦ ዘፈልፍልን እዩ እሞ ቀጽሎ ደሃይ ኣይተጥፍእ ሓደራ፡ ነዚ ንኡስ ሓታቲ ጋዜጠኛ ሓውና ኽኣ ክብረት ይሃብካ ንኽቡር ኣያና ገዲም ተጋዳላይን ስነጥበበኛን ወዲ ሸቃ መደብ ሰሪዕኻ ተዘክሮታትና ኣብ ስነጥበባዊ ስርሓቱ ከነሐድስ ዝገበርካ፡ ርሑስ ቅንያት ነጻነት ነዚ ሓላል ህዝቢ ኤርትራ
respect fof the journalist
Jgna wedi logo anseba ❤ part 2 kntsbeyekum ina
Anta jigna wedi sheqa bzuh azekirkana shida media btami yeqenyelna b haqi menseyatna werisom b mriaina it zle ale egbet yfetrelka yohana edmen tnan yehabkum
❤❤❤
ወዲ ሸቃ ጂግና አጆካ ቀጽሎ❤❤😂
❤❤❤❤❤❤
❤ ብጣዕሚ ጥዑም ዜማ
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
❤🧡💚💙
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Wellcom❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Ezia derfi btami eya tebkiyeni (ayresanayone )
Nice abna
❤🎉❤❤
Edimen tienan yihabika kibur wufuy hagerawi ajana wed sheka tiewet
❤❤❤❤
❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉❤❤
🙏💝🇪🇷💝🙏
ኢወ ኣይረሰዓናዮን
How can we assist with documentations of our history? We can help with funding and equipments.
Hasawi dembya
ከም ጋዜጠኛ ናይ ዓይኒ ጸገም እንተዘይሃሊካ፡መነጸር ጌርካ ጋሻኻ ከተዘረርብ ንቡር ኣይመስለንን፡ኣብ ግዜ ቃለ ምልልስ፡ናይ የዒንቲ ቃላት እንዳንበብካ ተላይ ኢኻ ተዕልል። With big respect
Motu ziakele seb kab haki minbar nab hasot minbar zimeretse Bariya Lumus seb
Kemey ab Shikak Tehanika gah bel hasawi dergi kem bitsotka Fihira,zemach singing Ethiopian national anthem sham on you kedeat
Hawey eza Ab medya reaka ayfelitn kitbil tesbuk Aykonenen medja endher zetfelto nerka kemey gerka Amtiekayo kitfelt ghina wedi sheka kabtom Azyom nifuat nay hagerna hade kabom eyu silezi neza tearemela wedihanka
ኣብ ዓለም ከም ህዝቢ ኤርትራ ገይሩ ዝተጨፍለቀን፡ዝተረሸነን፡ሕሰም መከራ ዝወሮዶ ህዝቢ ኣሎ ኢልካ ምሕሳብ ሕልሚ ጥራይ ኢዩ። ምላልባት እንተ ሃለወ ከኣ ንምረት ህዝቢ ኤርትራ ክዳረግ ዝክእል ኣይኮነን። ስለዚ ንሕና ከም ወዲ ሰብ ፈጡር ዘይኮነስ፡ከም ውላድ(ተመን) ተጨፍጭፍና፡ግን ከኣ እዚ ኩሉ ኣደራዕ ወሪድና ድምብርጽ ኣይበለናን መሊስና ከማን ጨኪናን፡ተቢዕናን። ህዝቢ ኤርትራ ሳላ ምውላድ ህዝባዊ ግንባር ሰላምን፡ቅሳነትን፡ናጽነትን፡ራህዋን፡ሽሻይን ተጋናጺፉ፡እፎይ ኢሉ ደቂሱ ይሓድር ኣሎ። ኣብዚ ናይ(30) ዓመታት መሪር ብረታዊ ቃልሲ ንምረት ህዝቢ ኤርትራ ዝገልጹ ቡዙሓት ስነጥበብ ፈርዮም። ብልክዕ ከኣ ኣብ ዕላመኦም ወቂዖም ፡ብናይ(10 ደቂቅ) ሙዙቃ ንመላእ ህዝቢ ተባራብርን፡ተንሕን። ከምታ ኣባና(ሓርበኛ ወልደኣብ ወልደማርያም) ዝበልዋ፡ሙዚቃ ቡቱዕ ሓይሊ ኣለዋ ።ኣብ ሞራርን፡ምንቅቃሕን ኣብ ሕብረተስብ ናይ ሓንቲ ሃገር ኢሎም'ሞ። ሓቆምን፡ፈረቃን ትብል ነዚን፡ወዲ ከምዚን ምስ ሰማዕካ። ሕጂ ተጋዳላይ፡ስነጥበባኛ፡ዜያማይ፡ገጦማይ ተስፋሚካኤል ጊላይዝጊ(ወዲ ሽቃ) ስለቲ ኩሉ ስራሓትካ ምስ ብጾትካ ኮንኩም ተበርክትዋ ዝነበርኩም፡ሎሚ ንሓድሽ ወሎዶ ንዘላእለም ዘይሃስስ ስራሕት ኢኩም ሰሪሕኩም'ሞ። ክብርን፡ሓበንን፡መጎስን ይሰማዕካ ብስም ጀጋኑ ሰማእታትን፡ስንኩላትን፡ሓይልታት ምክልካልን ንዓካን፡ብጾትካን። ዘለእለማዊ ዝክሪ ንስዋኣትና። ማይ ካብ በርቂ፡ፍትሒ ካብ ወዲ ኣፍወርቂ!!! ዓወት ንሓፋሽ!!!
Пікірлер: 130