ወናኒ ክልተ ገዳማት ኣቡነ ብጹእ ኣምላክ gedam abune bxue amlak

ሂሩት ቲቪ ሰነዳዊ ፊልምታትን ዝተፈላለዩ ንመንፈሳዊ ህይወትና ዘነቓቕሑ መደባትn ዝፍነወሉ'ዩ። ስድራቤትና ብምዃንኩም ነመስግን
ኣብ ጸሎትኩም ደግፉና ሰላም ዝሰፈኖ ዘመን ይግበረልና፡ ናይ ካልኦት ገዳማት ሰነዳዊ ፊልም ውን ኣብዚ ኣለኩም፦
ገዳም ኣቡነ ዮሃንስ ቴድረር • "እቲ ቅኑዕ ሓጎስ' ገዳም ቅዱስ ዮ...
ገዳም ጻዕዳ እምባ ስላሴ • ገዳም ጻዕዳ እምባ ስላሴ ተኣምራታዊ...
blessed land; • ብርኽቲ መሬት blessed land ...
gedam abune mnasie/aba smon • ሕቡእ በረኸት! ገዳም ኣቡነ ምናሴ...
ኣቡነ እንድርያስ ዕፉን • ተገሪመ ፡ ተሓጒሰ ሓዚነ ኣለኹ። ሰ...
ገዳም ማርያም ዓይላ • ደስ ዘብልን መሃርን ግዜ ኣብ ገዳም...
ካልኦት ዝተፈላለዩ መንፈሳዊ መደባት ንምክትታል ኣብዛ ቻነል ተመዝገቡ።
እኩብ ሰነዳዊ ፊልም ናይ ዝተፈላለዩ ገዳማት • ሰነዳዊ ፊልም ገዳማት ኤርትራ 1ይ ...
ገዳም ደብረ ጽጌ ኣቡነ እንድርያስ ሰፍኣ • ብሃንቀውታ ትጽበይዎ ዝነበርኩም ገዳ...
ገዳም ኣቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ ደርዓንቶ • abune gebremenfes qdus...
ገዳም ኣቡነ ዘሚካኤል ዓዲ ዃላ • ሓጺር ሰነዳዊ ፊልም፡ ገዳም ኣቡነ ...
ገዳም ኣቡነ ኣብሳዲ ደብረ ክሳሄ • "መን'ዩ ድኻም ኢልኩም" ዘገርም ...
ማየ ጸሎት ኣባ ሰላማ ከባቢ ዓዲ ቐይሕ • "abune selama document...
ገዳም ኣባ ዮናስ ደብረድሁሃን ማይምነ • ካብ መቓብር ዝፍልፍል ዘይቲ ዘለዎ ...
© Copyright: All Rights reserved. @datlove
subscribe our you tube channel for more videos

Пікірлер: 113

  • @user-cz1zz2gk2g
    @user-cz1zz2gk2g10 ай бұрын

    የአቡነ ብጹ አምላክ በረከት ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስቲያን ይኩን ✝️✝️✝️🙏🇪🇷

  • @24Reem

    @24Reem

    10 ай бұрын

    Amen

  • @fthawitdawit1373

    @fthawitdawit1373

    9 ай бұрын

    ኣሜን🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @abrahalegebreyonasokubai1376

    @abrahalegebreyonasokubai1376

    9 ай бұрын

    ​@@24Reempp😊

  • @user-il9bl7iq1v
    @user-il9bl7iq1v7 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስማልና ጸለቶምን በረከቶምን ናይ ኣቦና ብጹእ ኣምላክ ምስ ኩላትና ይኩን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ksanettekleab8927
    @ksanettekleab89279 ай бұрын

    ኣሰይ ዕልልልልልልል የቀንየልና ድያቆን ሓውና ዘዕበየኒ ቤት ዘርኣካና ኣቡነ ብጹእ ኣምላክ (ደብረ ኮዳዱ)ጸሎቶምን በረከቶምን ምስ ኩልና ይኩን ኣምላክ ካብ ፋሕ ኢልናሉ ዘለና ስደት ንዓድና ናብታ ቅድስቲ ሃገርና ይምለሰና 🙏🙏🙏🙏💒🙏🏿🥰🥰🥰🤲🏽🤲🏽🤲🏽

  • @user-zp1im5kv8e
    @user-zp1im5kv8e7 ай бұрын

    ኣሜንን ኣሜንን ኣሜንንን በረከትን ረድኤትን ናይ ኣቦና ኣቡነ ብጹዕ ኣምላክ ደብረ ኮዳዱ ወደብረ ምዕዋን ምሳና ምስ ህዝበ ክርስትያንን ምስ ሃገርና ኤርትራን ንዘልዓለም ጸኒዑ ይንበረልና ኣሜንን!!! ናይ ድብረ ምዕዋን ኣቡነ ቦክረ ድንግልን ናይ ኣቡነ ኣብየ እግዚእ ደቀምሓረ ማይ ዕዳጋ ታሪኮም ክተምጽኡልና ብትሕትና ንሓትት

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus392910 ай бұрын

    ክብሪ ንእግዚኣብሔር ኣምላኽና ይኹን ፡ ነዚ ቅዱስ ስፍራ ዝርእያ ኣዒንቲ ብሓቂ ብጹኣን እየን ፡ በረከት ናይ ኣቡነ ብጹእ ኣምላክን ኣቡነ ቦክረ ድንግልን ይሕደረና ኣሜን ፡ ንዓኹም ከኣ ጸጋ የብዛሓልኩም ።

  • @samuelhailemichael2799
    @samuelhailemichael279910 ай бұрын

    አሜንንንን ብጣዕሚ ክብሪ ይሃብካ ፍቁር ዲያቆን ሓውና ፡ጸጋን በረኸትን ናይ አቡነ ብፁቕ አምላክ ምስ ኩላትና ይኹን። ብኸመይ ክረኽበካ ማለ ቴለፎንካ ዶ ምሰደድካለይ ዲያቆን ሓወይ

  • @user-kb8cl5zk6e
    @user-kb8cl5zk6eАй бұрын

    በረከት ናይ ኣቡነ ብጹኣ ኣምላክ ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን 🙏🙏🙏

  • @wdasenguse8552
    @wdasenguse855210 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና፡ በረኸቶም ይሕደረና ፡ስደትና የሕጺሩ ኩሎም ቁዱሳን ገዳማትና ክንበጽሕን በረኸት ክንካፈልን ቅዱስ ፍቓዱ ይኹን። ንዓኹም ከኣ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም, በረኸት እምላኽ ወትሩ ኣብ ዙርያኹም ይኹንን❤❤

  • @senaitgebremedhin7460
    @senaitgebremedhin74609 ай бұрын

    ❤እግዚአብሔር ይመስገን ❤ አሜን (3) ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡራን አቦታትና 🙏 ናይ ቅዱስ አቦና አቡነ ብጹእ አምላክ በረከቶም ይሕደረና 🤲🤲🤲

  • @simret.bereket6400
    @simret.bereket640010 ай бұрын

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ኩቡር ሓውና፡ብጣዕሚ ኢና ንከታተለካ።ካብ ካይሮ ኦርቲዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ኪዳነ ምሕረት፡ኣባ እንጦንዮስ እየ።ከምቲ ገዳማት ርእሰ መኖኮሳት ኣባ እንጦንዮስ፡ሲና ናይ ኣቦና ሙሴ፡ቁስቋም ደብረ መጥምቕ፡ናይ ቅዱስ ሚካኤል፡ገብርኤል፡ቅዱስ ጊዮርጊስ፡ገዳመ መንቀሮዎስ፡ዓብደል መሲሕ፡ዘይቲ ገዳም ኪዳነ ምሕረት፡ቅዱስ ሚናስ፡ማርሚና፡ቅዱስ ስምኦን ሰፋይ ጫማ፡ገዳም ኣቡነ ተክለሃይማኖትን ብዙሕ ካልእል ብዓይንና ርእና በረኸት ዝተኻፈልና፡ኣብ ዓድና ዘለው ቅዱሳን ገዳማትና ውን ብግብሪ ርእና በረኸቶም ክንካፈል ኣምላኽ ቅዱሳን ከም ፍቓዱ ይግበረልና።

  • @merhawithayle8010
    @merhawithayle80109 ай бұрын

    Amen amen amen qal hiwet yesmalena egzabher amlak fqur hawey edemen tenan yhabka fetari Berket abona buxu amlak mes kuluna hezebi kirstiyan ykun

  • @user-rp9xe9eh6s
    @user-rp9xe9eh6s6 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስምዐልና ሓወየ በረከት ናይ ናይ ኣቡነ ብፁእ ኣምላክ በረከት ምስኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኩንኣሜን።ካብትግራይ እየ

  • @filimonghebrekrstos2248
    @filimonghebrekrstos22489 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስመዓልና ዲያቆን በረከት ኣቡነ ብጹእ ይርደኣና

  • @user-ps3gv2jx8c
    @user-ps3gv2jx8c9 ай бұрын

    ናይጻድቅ አቡነ ቡጹእ አምላክ በረከት ረድኤት ይሕደረና

  • @themillion4617
    @themillion46179 ай бұрын

    ደስ ዘብል መደብ ኢዩ ቀጽልዎ በርትዑ። ብዛዕባ እቲ ነይ ቅኔ ጉባኤ ብሰፊሕ እንተተቕሩቡልና ሰናይ ነይሩ።

  • @luwamgebrehiwet5249
    @luwamgebrehiwet52499 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመኣልና ጸጋን በረከትን ናይ ኣቦና ምስ ኩላትና ይኩን

  • @user-ne7dr7bw9e
    @user-ne7dr7bw9e8 ай бұрын

    Amen amen amen bereket nay abune xadki bxueamlak yhalwana

  • @nakfatsehaye9774
    @nakfatsehaye97747 ай бұрын

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalan xega bereketu yebzhalka bereketa Abuna buxue Amlak mis kulatna yku n

  • @kisanetteklay2261
    @kisanetteklay22619 ай бұрын

    Amen amen amen kale hiwet yesimalna bereketom nay abona buxue amilak yihderena

  • @slasandmkael1278
    @slasandmkael12789 ай бұрын

    Yes bat amlak ❤❤❤

  • @user-nb3nh8ie9y
    @user-nb3nh8ie9y9 ай бұрын

    ቓለሂወ የስመኣልና በረክት ናይ ኣብነ ብፅአኣምላክ ኣይፈለየና

  • @yerusalemtsehaye7149
    @yerusalemtsehaye71499 ай бұрын

    Kal hiwet yesmalna kubur hawena egzabher tsegu yebzahlka 🙏🙏🙏💒💒💒💒💒💒💒

  • @sarabirhane1594
    @sarabirhane15949 ай бұрын

    ቃለ ሕይወት የስመአልና፣በረኸት አቦና ብጹእ አምለክ ይብጸሃና ብሰላም ብጥእና የጽናሃና🙏🙏🙏

  • @yoditkeflom9587
    @yoditkeflom95879 ай бұрын

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna xega bereketu yebzhalka Bereket nay Abune Buxue Amlak mis kulatna ykun 🙏🙏🙏

  • @genettesfay4254
    @genettesfay42549 ай бұрын

    Amen kal heiwt yasmalna fekrat abotatna edmen tenan yahabkm nana kehsehana amen ❤

  • @user-fo2lv2xl1u
    @user-fo2lv2xl1u9 ай бұрын

    Amen amen amen

  • @user-pk8lu9tf2q
    @user-pk8lu9tf2q10 ай бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ዘብል እዩ ክብሪ ይሃብኩም ቁሩብ ሓጺራትና እዛ ዶክመንታሪ ኣብ ዝቅጽል ብናይ ኣቡነ ቦክረ ድንግል ክትምለሱና ተስፋ ንገብር

  • @lemlemrezene8636
    @lemlemrezene86369 ай бұрын

    Gezabeher brketom yehderna amen amen amen kalehewt yesmalna abona 🙏🙏🙏🤲🤲🤲💒💒💒

  • @filiposhaile7738
    @filiposhaile773810 ай бұрын

    amen amen amen

  • @galshambel9571
    @galshambel957110 ай бұрын

    አሜን ኣሜን ኣሜን በርከቶም ኣይፈላየና

  • @danielhabtom4569
    @danielhabtom45699 ай бұрын

    Amen Amen Amen qale hiwet ysemalna❤❤❤

  • @selamtesfu2256
    @selamtesfu22569 ай бұрын

    Amennnnn 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @sanaytredae8445
    @sanaytredae84459 ай бұрын

    Kekeniyens. Tigebiro. Deleka. Nimililayi. Gedamati. Hagerina Eritira. Aidimeni tsianani Yahabika. Nubotatina. Dima Aidimeni tsianani Yahabikumi 🙏🙏🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @TemesgenFetari
    @TemesgenFetari10 ай бұрын

    አምላክ ይመስገን ኣቡነ ብጺእ አምላክ ጸሎቶም፡በረከት ኣይፈለየና

  • @shushanzeru3743
    @shushanzeru37439 ай бұрын

    ንሐዉና ቃለ ሂወት የስማዓልና ጰሎትን አማላድነትን ናይ አቡነ ብጵእ አምላኽ ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኹን አሜን 🌷🌻💐🌼🌸🌷🌻💐🌼🌸🌷🌻💐🌼🌷🌻💐🌼🌸🌺🥀🌹🌷🌻💐🌼💐🌼🌸🌺🥀🌷🌻💐🌼

  • @user-qw1jv9il6g
    @user-qw1jv9il6g7 ай бұрын

    Amen

  • @makerma3853
    @makerma385310 ай бұрын

    Abune bustu amlak bereketom Ms kuluna ykun

  • @anbesaghebretnsa2639
    @anbesaghebretnsa26399 ай бұрын

    ኣሜን (3) ቃል ሕይወት ያሰማልን በረከታቸው ይደርብን

  • @manatewelde4453
    @manatewelde4453Ай бұрын

    Amen bereket abune bxamlak yhderena

  • @g776yy3
    @g776yy310 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ቁዱስ እግዚኣቢሄር ኣምላኽና ይመስገን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️🙏🙏🙏❤️❤️❤️✝️✝️🙏🙏🙏❤️❤️❤️✝️✝️✝️🙏🙏🙏❤️❤️❤️✝️✝️✝️🙏🙏🙏❤️❤️❤️✝️✝️✝️🙏🙏🙏❤️❤️❤️✝️✝️✝️🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @yordamaranatademenaelias9512
    @yordamaranatademenaelias95122 ай бұрын

    Bereketom yhderena abona hirut TV dma yekenyelna tsegaeu yebzhalkum

  • @danielboy2760
    @danielboy276010 ай бұрын

    ናብዚ ቅዱስ ገዳም ክንዳለም እግዚኣብሔር ይፍቀድልና

  • @Filipos22

    @Filipos22

    10 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @freweynihailemichael3385
    @freweynihailemichael338510 ай бұрын

    Amen amen Amen kal hiwet yesmealna egziabher amlak xegue yebzehelkum kuburat yehwateyyy ⛪️ 💒 👏 🙏🏻 ⛪️ 💒 👏 🙏🏻

  • @user-tx8pu6hv8w
    @user-tx8pu6hv8w10 ай бұрын

    Egziabher bereketom ykflena

  • @Krstos_Semra_Adey_
    @Krstos_Semra_Adey_10 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ጸሎቶምን ፡ በረከቶምን ኣይፈለየና በረኸት ኣቦና ብጹእ ኣምላኽን ኣቡነ ቦኽረድንግልን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን።

  • @tsegatekle4957
    @tsegatekle495710 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ በረከቶም ኣይፈለየና ዳቆን ሓውና ከኣ ናይ ዘበን ኣጎልጉለትካ ይባርከልላ

  • @GraceEri-ek3ec
    @GraceEri-ek3ec9 ай бұрын

    Asey kibur hawna egzieabher xegiu yebzhalka neana abune bxuie amlak beamaladnetom ayfeleuna ztebareke adi u

  • @solomonweldu4759
    @solomonweldu47599 ай бұрын

    ገዳማትና የለምዓልናን ይሰስነልናን ነኣኩም ከኣ ጸጉኡ የብዘሓልኩም ኣምላክ የሕዋተይ ኣጆኩም

  • @dawithabtemichael242
    @dawithabtemichael24210 ай бұрын

    Amen Amen Amen bereketom nay abune Bxue Amlack ms kuluna ykun

  • @Kabi20000
    @Kabi2000010 ай бұрын

    Amen Amen Amen ❤❤❤❤❤❤

  • @lotsslottas7179
    @lotsslottas71799 ай бұрын

    በረኸቶም ይሓልወና

  • @arontesfagerigish4963
    @arontesfagerigish496310 ай бұрын

    Amen Amen Amen ❤❤❤

  • @kidistifray8286
    @kidistifray82869 ай бұрын

    Btaemi dase zbeal beraket abotatna abiu berakatum mse kuluna ykune

  • @edenasheber8273
    @edenasheber827310 ай бұрын

    Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏

  • @mebrahtusyum1507
    @mebrahtusyum150710 ай бұрын

    Amen Amen Amen

  • @user-bv4tb3mq3z
    @user-bv4tb3mq3z10 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን😊

  • @teklaytesfay5064
    @teklaytesfay50649 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስምዓልና

  • @ngstigde2092
    @ngstigde209210 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣምክላክ ኣቦይ ንሃገርና ሰላም ኣዉርድ ❤❤❤❤❤

  • @lemlemtekle3236
    @lemlemtekle32369 ай бұрын

    Amen (3) kale hiwet yesmealna xelotomn bereketomn nay abona xadik abune Bxue amlak ms kuluna hzbe krstian ykun diakon hawna Kea xeguem yebzhulka egzabher yhagzka

  • @fusfv877
    @fusfv87710 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲

  • @bereketfshatsion1476
    @bereketfshatsion14769 ай бұрын

    ❤bereketom xelotmn nay abune buxue amlak ayfeleyena ❤❤❤

  • @AmlakAbotatna2023
    @AmlakAbotatna202310 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @goytomhabtom1208
    @goytomhabtom120810 ай бұрын

    Amen amen amen qale hiwet yesmalna

  • @mengedi-hiwet
    @mengedi-hiwet10 ай бұрын

    🙏 🙏 🙏

  • @elsagere1383
    @elsagere138310 ай бұрын

    Hirut TV amlak ybarkka, kulu gedamatna knfelt abi aberkto tgebr aleka emo kab fetari asbka tekefelo.

  • @mehrethabteselassie5307
    @mehrethabteselassie530710 ай бұрын

    Amen amen amen kale hiwet yesmealna hawna 🙏🙏❤️❤️🙏🙏 egzabiher edmen teanan yhabkm

  • @danielgilazgi4956
    @danielgilazgi495610 ай бұрын

    kale hewit yesmalna 🌲🌲🌲💒🏞️🏝️🌳🌴🪴🪴☘️🍃🌱🌾🍄🍁🍂🌼🍀🏵️💮🌸🥀⛰️🌺🌷🌹🌿🥦🥦🥦🥦🥦🥦⛰️⛰️⛰️⛰️⛰️🏞️🏞️🏞️🏞️🏞️

  • @sanaytredae8445
    @sanaytredae84459 ай бұрын

    Nayi abona. Butsu. Amilaki. Berekitomini. Tselotomini. Nihizibini. Hagerina. Yetsililena. Amen )3🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @sam3beyan739
    @sam3beyan73910 ай бұрын

    Amen amen amen bereketom xelotomn yhderena

  • @tigsitiasmelashi3025
    @tigsitiasmelashi302510 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረኽት ናይ ኣቦና ምስ ኩላትና ይኩን

  • @bizengebremikael8666
    @bizengebremikael86669 ай бұрын

    Amen Amen Amen xelotomn bereketomn nay abona abune buxue Amlak ayfeleyena

  • @godislove1755
    @godislove175510 ай бұрын

    Egzabhier yekbrelna . bereketom yhderena .

  • @user-lj8eu4qp8g
    @user-lj8eu4qp8g10 ай бұрын

    Woow 😮that’s so nice one Amen (3)

  • @teklitbereket8263
    @teklitbereket826310 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስመዓልና ጸሎቶምን፡በረከቶምን ኣይፈለየና ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ንዘላእለም ክትነብር ኢያ። ኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን!!!

  • @samrawitiseyas5514
    @samrawitiseyas551410 ай бұрын

    ጸሎቶምን በረከቶምን ምስ ኩልና ህዝበ ክርስቲያን ይኹን

  • @TsighanaKibromSereke
    @TsighanaKibromSereke9 ай бұрын

    🙏🙏🙏👏👏👏❤❤❤

  • @mhrethabetmichaep8226
    @mhrethabetmichaep82269 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @NatnaelFeeshasion
    @NatnaelFeeshasion10 ай бұрын

    Amen berket abona buxu amlak mes kuluna yekune amen

  • @samrawifitwi1193
    @samrawifitwi11939 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @kidusanabew12
    @kidusanabew1210 ай бұрын

    እሰይ እንቋዕ ብሰላም መጻኩም❤ ክንደይ ደስ ይብል።😊

  • @user-ox8fp3lk7z
    @user-ox8fp3lk7z6 ай бұрын

    🙏🙏🙏

  • @LuwamYemane-qz2qs
    @LuwamYemane-qz2qs9 ай бұрын

    ጸጋን በረከትን ናይ ኣቦና ምስ ኩልና ይኩን

  • @merhawitgoje2967
    @merhawitgoje296710 ай бұрын

    Asbi kudsan ykfelka fetari dyakon dat hawna egziabhaer abtmexe mengstu yzekrka btaemi nemesgneka dma

  • @user-pk8lu9tf2q
    @user-pk8lu9tf2q10 ай бұрын

    ❤❤❤ Amennn Amenn Amenn Bhaki Hirut Tvn Diyakon gazetegna datan kbri yhabka zemen agelglotka ybarkelka ንዓና ክትብል ነዊሕ መዋዕል ይሃብካ ኢልና ጸሎት ንገብረልካ ንምንታይ ገዳማትና ማየ ጸሎታትና ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ስለተላልየናን በረከት ስለተካፍለናን ነመስግነካ ብቅምጻል በረከትን ኣማላድነትን ናይ ገዳም ኣቡነ ብጹዕ ኣምላክን ኣቡነ ቦክረ ድንግልን ንዘልዓለም፡ምሳና ጸኒዑ ይንበር ኣሜን ብሓቂ ዝተረፉ ገዳማትና ማየ ጸሎታትና ዓበይቲ ጥንታውያን ኣድባራትና ከምኡ ድማ ብራናታትና ሊቃውንትና ናይ ኤርትራ ክተምጽኡልና ብትሕትና ንሓትት ብምቅጻል ኣብ ዝቅጽል ግዜ ገዳም ኣቡነ ኣብየ እግዚእ ኣብ ከባቢ ደቀምሓረ ማይ ዕዳጋ ዘሎን ኣቡነ ዕንቆብርሃን ደቂ ሽሓይ ዘሎ ኣቡነ ፊሊጶስ ዘደብረ ቢዘን ዝገደምዎ እንዳ ኣንስቲ ገዳም ኣብ ገድሎም ዘሎ ሕጂ ጠፊኡ ዘሎ ንገዳም ቅድስቲ ድምያና መግለጺ ምኾነ ነይሩ ይብል ምስ ሊቃውንት ከም ሊቀ ሊቃውንት መርጌታ ሄኖክ መጋቤ ሓዲስ ክነፈ ርግብ መጋቤ ሓዲስ የኔታ ኤልያስ ዝኣመሰሉ መግለጺ እንተዝገብሩሉ ሰናይ እዩ ይብል ከም ሓሳብ ከምኡ ድማ ኣቡነ ቴዎድሮስ ኣብ ዶብ ሰንዓፈ ዘሎ ገዳማት ንሕጂ ክተምጽኡልና ብትሕትና ንሓትት

  • @Filipos22
    @Filipos2210 ай бұрын

    በረከትን ጸጋን ናይ አቡነ ብጹዕ አምለክ ምስኩላትና ይኹን። ናብዚ ቅዱስ ገዳም ተመሊስና በረከት ክንካፈል ልኡል እግዚአብሔር አምለኽ ፍቃዱ ይኹን። ከም ወትሩ Hirut Tv ብእትገብርዎ ዘለኹም ቅዱስ ስራሕ አምለከ ቅዱሳን በረከቱን ጸጋኡን የብዝሓልኩም።

  • @asterkiflu9946

    @asterkiflu9946

    9 ай бұрын

    Amen degimna nab gedamka milesena aboye bixueye ❤❤🙏

  • @fetaritium5552
    @fetaritium555210 ай бұрын

    Amen amen amen qalehiwet yesmealna kubur diakon hawna tselotomn bereketomn nay abona abune butsue amlak abona misana yikun amen

  • @petroszerit6770
    @petroszerit677010 ай бұрын

    ❤❤❤🙏🙏⛪🙏

  • @eri.5256
    @eri.525610 ай бұрын

    Kale hiwet yesmealina 🙏 Dat hawey ezgiabeher ab ande weriku yxihafelika Fikadana ente konka Telefonica xihafeley zhawey

  • @tiegistysium5099
    @tiegistysium509910 ай бұрын

    Xelotomn barktomn ayfleyna nay aboa buxi amlki

  • @m.g5295
    @m.g529510 ай бұрын

    ዲያቆን ወደይ ተባረኽ ምስገዳማት ሀገርና ተፋልጠና አለኻ እግዚአብሔር ዕድመ ምስጥዕና ያሀብካ ከሙድማ ነቶም መሳርሕትካ ሂሩት tv

  • @eritreahager8868
    @eritreahager886810 ай бұрын

    🇪🇷🙏🙏🙏

  • @brhanehagos5947
    @brhanehagos59479 ай бұрын

    ጸሎትን በረኸትን ናይ ኣቡነ ብጹኣምላኽ ምስ ኩላትና ይኹን።ነዚ መደብ ዘቕረብኩም ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም። ኣባ ሃይለማርያም ኢዮም ዝብሃሉ ናይ ደብረ ምእዋን መነኮስ።

  • @fthawitdawit1373
    @fthawitdawit13739 ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-uq1lc4pp8m
    @user-uq1lc4pp8m7 ай бұрын

    Qale hiwet yesmaelna diakon hawey, bhaki amlak hibka ,xegu yebzhalka, ab kebabi yey kela zeybexahkwa gedam ,yqre belleley fetari😢degimna adna mexina knegd fetari fqadu ykun

  • @hermontekle1418
    @hermontekle14189 ай бұрын

    ዲያቆን ሓዉና ጸጉኡ የብዛሓልካ

  • @misganabrhane9276
    @misganabrhane927610 ай бұрын

    Amen!!! Nay abona abune buxue amlak bereket mis kuluna hizbe kirstiyan ykun 🙏

  • @merhawimhreteab8521
    @merhawimhreteab852125 күн бұрын

    ቁጽሪ ተለፎን ናይዚ ገዳም ብከመይ ንረክብ

  • @asterzekaryas5534
    @asterzekaryas55342 ай бұрын

    xelotomn breketomn ayfeleyena

  • @semariachannel1513
    @semariachannel15139 ай бұрын

    ገዳመይ ኣቦይ ኩሉ እንዲካ ንዓይ ብጹእ ኣቦይ ልበይ እታ ኩሉ እተመሓድር ናትካ ያ ኣቦየ ካብ ኩሉ ሽግር ሰውረኒ ብጹእየ ! ኩላትኩም ተከታተልቲ እዚ ቻነል ሳብስክራይብ ብምግግባር ቤተ ሰብ ክትኮኑኒ ብትሕትና ይሓትት ! ኣቡነ ብጹእ ኣምላክ ኣብ ሂወተይ ዝገበርዎ መስተንክር ኣባኩም ድማ ከምኡ ይኩነልኩም ❤❤❤

  • @Look-forward_97
    @Look-forward_979 ай бұрын

    በረከት ኣቡነ ብጹእ ኣምላክ ጻድቅ ኣይፈለኹም! ኣብ ኪ/ማርያም ኢልኩሞም ዘለኹም ፡ ሃ/ማርያም ኢዮም ዝበሃሉ። እቶም ኣቦታትን መነኮሳት ኣዴታትን ግን ቁሩብ ከተርእዩና ኔርኩም !ንመን ኢልዎ ትምለሱና ትኩኑ

Келесі