ብሃንቀውታ ትጽበይዎ ዝነበርኩም ገዳም ኣቡነ እንድርያስ፡ ክብረ በዓልን ኣገራሚ ቦታታት እቲ ገዳምን፡ new eritrean movie

እዚ ገዳም ፍሉይ ተኣምራት ዝሓቖፈ ገዳም'ዩ።
ኣብዚ ገዳም ማይ ዮርዳኖስ ንጻዕዳ ሕማም፡ ደዌን ካልእን ዝፍውስ ንጽህ ማይ ይረከብ
ስርናይ ኣርያም ዝወረደሉ ተኣምራታዊ ቦታ፡
ማይ ናብ መዓር ዝተቐየረሉ ገንኢ
ብዓቢኡ ኣብ ትሕቲ በዓቲ ዝርከብ ቤትክርስትያን ገለ ካብቶም ኣብቲ ገዳም ዝርከቡ ንዓይኒ ዝማርኹ ብሩኻት ህያባት'ዮም
ኣብቲ ቦታ ከይድና ብኣካል እንተርኢናዮም ከኣ ዝያዳ መሳጥነት ኣለዎም።
ንዝኾነ ሓብሬታ ብዛዕባ'ዚ ገዳም ኣባ ተወልደ፦ 07192253 ደውሉ።
ንዝኾነ ሓሳብ ኣብ ባንነር ናይ ቻነልና ብዘለዉ ኣድራሻና ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም @datlove

Пікірлер: 447

  • @datlove
    @datlove Жыл бұрын

    ገዳም ኣቡነ እንድርያስ ደብረ ጽጌ ሰፍኣ ኣብ ንኡስ ዞባ ድባርዋ ዝርከብ ገዳም'ዩ ምሉእ ሰነዳዊ ፊልም ብሕጂ ክንሰደልኩም ኢና እዚ ዓመታዊ በዓል ከመይ ከምዝነበረ ዝገልጽን ብኸፊል ምስ ገለገለ ቦታታት እቲ ገዳም ዘላልን መደብ'ዩ።

  • @wintakidane9453

    @wintakidane9453

    Жыл бұрын

    Telfon natka eba seddelyy bruk hawey

  • @wegahtateklebrhan8023

    @wegahtateklebrhan8023

    Жыл бұрын

    Amlak sdetna ahxiru kemakum yemaslena bhaki kdus knei keniena 🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @nimrodgabriel2266

    @nimrodgabriel2266

    Жыл бұрын

    ጽቡቅ ንህዝብ ምሰ ሃገሩ ተላልዮ ኣለካ፣ ኣነ ሕጅ ኣይፍልጦን ነረ፣ ጽቡቅ ሰራሓ እዮ፣ ካልእ ጸጋታት ሃገርና ውን ከም ኡ ገርኩም ኣላልዮና፣ ጅጋኑ ኣቦታትና ካ ኢንተርቭው ኣግብርወም ታርኮም ሰንድወ ሕጅ ብህይወት ከሎው

  • @milineway4271

    @milineway4271

    Жыл бұрын

    Ybhkkbn. . 0pk.pmkkpp

  • @zebibhagos1922

    @zebibhagos1922

    Жыл бұрын

    Eshi brug hawey behankewta ntbeyeka 🙏

  • @TemesgenFetari
    @TemesgenFetari Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እልልልልልልል ብገመድ ፍቅርካ ስሓበኒ ብምርኩስ ጸሎትካ ደግፈኒ እንድርያስ ኣቦይ ባርከኒ ምሳካ ክነብር ድልየት ኣለኒ (2) ጸሎት በረከቶም ናይ ኣቡነ እንድርያስ ምስ ኩልና ህዝበ ክትስትያን ይኩን ኣሜን 💒💒

  • @user-ge8hm7hw8c

    @user-ge8hm7hw8c

    9 ай бұрын

    Aseyyyy Ellllllllllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllllllllll Aseyyyy amen amen amen Qale hiwet yesmalna nawna ka Egziabiher xega ab resi xega yebzhalka ❤❤❤❤❤

  • @sssgvg7310
    @sssgvg7310 Жыл бұрын

    አቡነ እንድርያሰ ደጌኻ ክረግጽ አብቅዓኒ ካብ ስደት ምለሰኒ አቤቱ ጎይታሆይ ማሓረና ይቅረ በለልና አሜን አሜን አሜን

  • @Nohwegihu
    @Nohwegihu Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሕዋተይ በረከት ኣቡነ እንድርያስ ምስ ኩልና ይኩን ኣብ ሃገር ተመሊስና ናብዚ ቅዱስ ቦታ እዚ ንነግደሉ ግዜ የምጻኣልና ኩቡራት ኣሕዋተይ ድቂ ሃገረይን እግዚኣብሔር ኣምላክ ንሃገርና ሰላም ይሃበልና🙏🙏🙏🇪🇷😍

  • @letischsamuel7908

    @letischsamuel7908

    Жыл бұрын

    ኣሜን

  • @asmerettsige2300

    @asmerettsige2300

    Жыл бұрын

    Amen amen amen bereketom xolotomn mss kulna ykunn

  • @zaidkuhlay2106
    @zaidkuhlay2106 Жыл бұрын

    ኣሜን በረኸቶምን ጸሎቶም ናይ ኣቦን ወድን ኣቡነ እንድርያስን ኣቡነ እንጦኔዎስን ምስ ኩልና ይኹን ክብረት ይሃበልና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዘመን ዕድሜኹም ይባርክ ይቐድስ ነቶም ኣብ መላእ ዓልም ብስደት ፋሕ እልና ዘለና ድማ ንሃገርና መሊሱ ቅዱሳን ገዳማትና ብምጻሕ በረኸት የካፍለና።

  • @letischsamuel7908

    @letischsamuel7908

    Жыл бұрын

    ኣሜን

  • @danaiteyob7456
    @danaiteyob7456 Жыл бұрын

    ኣሰይይይይይይይ ዕልልልልልልልልልልልልልል እግዚኣብሔር ይመስገን ኣቡነ እንድርያስ ኣቦይ ገዳምኩም ምስላም የብቅዓና መድሃኒ ኣለም 😢😢😢ክብሪ ይሃብኩም ጸጋ በረከቱ የብዝሓልኩም ከም ዝወዓልና ምሳኩም ጽቡቅ ሪኢና 🌼💐💐🌼💐🌼💐🌼💐🌼💐🌼💐❤🙏

  • @MesterhotRuf
    @MesterhotRuf20 күн бұрын

    ❤❤❤ ኣቡነ እንድርያስ ብ ዓል ዓቢ ውዕለተይ በረከትካ ምስ ኩሉ ህዝቢ ክርስትያን ይኩን ኣሜን❤❤❤

  • @zerukeshi9936
    @zerukeshi9936 Жыл бұрын

    ክቡር ሓውና ሰለቲ እንባን ኩርባን ሰጊርካ ነዊሕ ተጓዒዝካ ናይቲ ኣዚና እንፈትዎን እነናፍቆን ገዳምና ክንርኢ ዘብቃዕካና ብስም ኩልና ደቁ ደቂ ሰፍአ ልዑል ምስጋና ይብጻሕካ የቀኔልና።

  • @fanatewelde9305
    @fanatewelde9305 Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን በረከቶም አብነ ኢንድሪያሰ አይፈለየና ሰለምን ምህረት የውርደልና ቡሩክ አውደአመት ይግበረልና 🙏🙏🙏🙏

  • @kuidusMekial12

    @kuidusMekial12

    Жыл бұрын

    Amen3

  • @samritesfakalehiwetyesmeal6181
    @samritesfakalehiwetyesmeal6181 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከቶምን ረዴኤቶምን ምስ ኩሉ ህዝበ ክርስትያን ይኩን፡ ኣቡነ አንድርያስ ኣቦይ ኣብ ቤትካ መጺና ተካፈልቲ በረክትካ ክንከውን ኣብ ጸሎትካ ዘክረና

  • @hamerhamar1635

    @hamerhamar1635

    Жыл бұрын

    እወ ኣሜን 🙏🙏🙏

  • @seareteklay3827
    @seareteklay382711 ай бұрын

    am fortunate i was part of this back 2013 glory to Egziabher. AMEN

  • @user-pk8lu9tf2q
    @user-pk8lu9tf2q11 ай бұрын

    ኣሜንንን በረከትን ረድኤትን ናይ ኣቡነ ኣቡነ እንድርያስ ሰፍአ ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜንንንን ብሓቂ ክብሪ ይሃብኩም ገዳማትናን ማየ ጸሎታትናን ሃገርና ኤርትራ ተላልዩና ዘለኩም ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርከልኩም ዝተረፈ ገዳማትና ማየ ጸሎታትና ክተላልዩና ብትሕትና ንሓትት

  • @meheretgilamicheal9520
    @meheretgilamicheal952010 ай бұрын

    Amen amen amen lord bless all Eritrean people and all Eritrean Church 🙏💕🙏💕🙏💕🙏💕🌺🌺🌺❤️❤️❤️

  • @user-fg5pe6on3n
    @user-fg5pe6on3n Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና በረኸቶምን ልማንኦምን ናይ ኣቡነ እንድርያስ ኣይፈለየና፡

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus392910 ай бұрын

    ጸሎትን በረከትን ረዲአትን ናይ ጻድቕ ኣቦና ኣቡነ እንድርያስ ምስ ኩልና ይኹን ። ኣምላከ ኣቡነ እንድርያስ ብዓይኒ ምሕረቱ ጠሚቱ ኣብዚ ቅዱስ ስፍራ የርግጸና ኣሜን ።

  • @teamehaile7097
    @teamehaile7097 Жыл бұрын

    እንድርያስ ኣበይ ጸጋ በረከትኩም ይፈለየና ዘይንገድና ኣይንብል ዳርጋ ዝወዓልና ስደትና ብቂዑ ብኣካል ክርኤካ ካብ ልበይ ምነ ኣበይ መዓረ እድርያስ እድርያ ፉቁረይ

  • @teklitbereket8263
    @teklitbereket8263 Жыл бұрын

    ኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን!!! ጾሎትን፡በረከትን ናይ ኣባና ቁዱስ ኣቡነ እንድርያስ ምስ ደቆም ኣይፈለየና። ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ንዘላእለም ትንበር ክሳብ ምጾታት ዓለም!!❤❤❤

  • @AdulisEri
    @AdulisEri Жыл бұрын

    በርከት ኣቡነ እንድርያስ ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @sabateklay4890
    @sabateklay4890 Жыл бұрын

    ናይ ኣቦና ኣቡነ እንድርያስ በረከቶም የሕድረልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ካብ በረኸቶምን ሰጎምን ይብጻሕኩም ዞም ደቀይ

  • @user-ho1on7ih4u
    @user-ho1on7ih4u9 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከቶምን ረዲኤቶምን ናይ ኣቡነ እንድርያስ አይፈለየና

  • @freyhayleab3281
    @freyhayleab32813 ай бұрын

    ኣሰይ እልልልልልልልልልልልልልልልል በረኸት ኣቦና ኣቡነ እንድርያስ ኣይፈለየና ተመስግገን ፈጣሪ❤❤❤❤

  • @CAFEVENUS
    @CAFEVENUSАй бұрын

    I visited Enda Abune Endrias in 1979 by accident.It remains in my memory forever.Thank you GOD.

  • @nebaynegasie6251
    @nebaynegasie6251 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ጾሎቶም ጸጋ በረኸቶም ኣይፈለየና ህዝበ ክርስትያን

  • @genethagos9547
    @genethagos9547 Жыл бұрын

    አሜን በረከቶም ናይ አቦና አቡነ እንድርያስ ይሕደረና

  • @user-pd6xr7hj9l
    @user-pd6xr7hj9l Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረኸት ኣቡነ እንድርያስ ኣይህደገና ጸጋ በረኸቱ ይብዝሓልካ ዝወደይ 🙏🙏🙏

  • @azebasbaha9726
    @azebasbaha9726 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከቶም ኣቦናእንድርያስ ኣይፈለየና ሰላምን ምሕረትን የውረደልና 🙏🙏🙏

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk Жыл бұрын

    በረከትም ናይ ኣቦና ቅድስ አብነ እንድርያስ ይሕድረና

  • @yonasyemane3756
    @yonasyemane3756 Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን በረከቶም ይሕደረና ሰላም ኒሃገርናን ኒቅድስቲ ቤተክርስትያናን የውርደልና ።🙏🙏🙏

  • @keseteyohans8195
    @keseteyohans8195 Жыл бұрын

    ገዳም ኣምንደርያስ ክብርን ምስጋናካን ናኣካ ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏

  • @user-xg6rh5zi7j
    @user-xg6rh5zi7j10 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሰመዐና ቃለ ህይወት ቃለ በረከት ያስመዐልና

  • @user-ph7mq2yk3g
    @user-ph7mq2yk3g10 күн бұрын

    ABUNE ENDRIAS BEREKETACHEW YDRESEN LEHULACHIN LEZELEALEMU AMEN❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @sniteritrea4069
    @sniteritrea4069 Жыл бұрын

    ዳርጋ ዝወዓልና የቀንየልና ድያቆን ሓዉና :2021 ኣብዚ ገዳም 1ወርሒ ጌረ ነይረ ኣዝዩ ጥዑምን ቅዱስን እዩ በረከቶም ምስ ኩላትና ይኩን🙏🙏🙏

  • @danaiteyob7456

    @danaiteyob7456

    Жыл бұрын

    ኣሰይ ፈጢሩልኪ

  • @mihrettesfay3630
    @mihrettesfay3630 Жыл бұрын

    እቶም ኣብ ሊባን ዝቕቦልና ጸበል ዘብሉኣዑና በረከት ናይ ኣቦና እንድሬስ ኣይፈለዮም ፈጣሪ ይሓግዘና ኣብ ዓድና ተመሊስና በረከት ክንካፈል ስደትና የሕጽረልና❤️❤️ 🙏

  • @user-cu3bv2el5h
    @user-cu3bv2el5h8 ай бұрын

    አሜን(3) አነ ትግራወይቲ አየ ኤርትራንምኻድ ትምኒት አለኒ (21) ርድእና❤❤❤

  • @kusunemntoynski3376
    @kusunemntoynski3376 Жыл бұрын

    ኣሰይይይይ ዕልልልልልልልልልልልልልልልል ናይ በሓቂ ደስ ዘብል እንዳ ኣቡነ እንድርያስ ገዳም ክብረ በዓልን በረከቱን ስለ ዘርኣካና፣ ጸሎቶምን በረከቶምን ኣይፈለየና። ንዓካ ከኣ ጸግኡ የብዝሓልካ ክቡር ሓውና።

  • @makdaio829
    @makdaio829 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሰይ እልልልልልልል እንድርያስ ሕሩይ ጻድቅ ኣቦይ ብገመድ ፍቕርኻ ሰሓበኒ ብምርኩስ ጸሎትካ ደግፈኒ እንድርያስ ኣቦይ ባርኸኒ ምሳኻ ክነብር ድልየት ኣሎኒ ምሳኻ ክነብር ድልየት ኣሎኒ።ተመስገን ድያቆን ሓውና ከኣ ጸጋን በረኸትን ረዲአትን ናይ ኣቦና ኣቡነ እንድርያስ ምሳኻ ይኹን ብጣዕሚ ደስ ዘብል ምስቲ ኣብ መንጎ ተእትዎ ህድእ ዝበለ ዘረባኻ ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣቀራርባ ገዳምናን ኣቦታትናን ዘርኣኻና ኣብኡ ዝወዓልና ኮይኑ ተሰሚዑና የቐንየልና

  • @jelaniandom2824
    @jelaniandom2824 Жыл бұрын

    እስከ ንገርኒ ደብረ ጽጌ ዜና ጽድቁ ለእንድርያስ ፍቁር ለኣዶናይ ቃለ ሂወት የስምዓልና በረከትን ጸሎትን ጻድቅ ኣቦና ንሃገርናን ቤተክርስትያናን ይሓልወልና ንዓኩም ከኣ ዓስቢ ቅዱሳን ይክፈለልና ቅዱስ ቅንኢ ኣቅኒእኩምና

  • @sarahad9407
    @sarahad9407 Жыл бұрын

    በረከት አቡነ እንድርያስ ይሕደረና። በፆሎት ሕሰቡና አሕዋተይ

  • @genetzerom7163
    @genetzerom7163 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና በረኸት ኣቡነ እንድርያስ የካፍልና ኣሜን

  • @KESANETHagos
    @KESANETHagos9 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን አሜን በረከየቶም ኢብነ አንድሪያሰ አደፈለየና ሰለምን

  • @merhawikidane5914
    @merhawikidane5914 Жыл бұрын

    በረኸት ናይ ኣቦና ኣቡነ እንድሪያስ ኣይፈለየና

  • @user-wi5vm9pc9m
    @user-wi5vm9pc9m Жыл бұрын

    ኣሜን(3) እንቃዕ ናብዚ ክብረ ባዓል ኣብጻሓና ርሑስ ኣዉዳኣመት

  • @yafetsimon1011
    @yafetsimon1011 Жыл бұрын

    በረከት ኣቦና እንድርያስ ይሕደረና ኣሜን

  • @eritreanyem
    @eritreanyem Жыл бұрын

    በረከት ኣቡነ እንድርያስ ይሕደረና

  • @helenhabtemariamhelenhabtemari

    @helenhabtemariamhelenhabtemari

    Жыл бұрын

    በረከት ናይ ኣቡነ እንድርያስ ይሕደረና

  • @brawa4kokob
    @brawa4kokob Жыл бұрын

    ኣሜን ናይ ቁዱሳት ኣቦታትና በርኸቶምን ረድኤቶምን ይሕደረና 💞🙏💞

  • @mehreteabhaile2505
    @mehreteabhaile2505 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጸሎቶምን በረከቶምን ኣቦና ኣውነድርያስ ኣይፈለየና ናብ ብርክትን ቅድስትን ዓድና ክንምለስ ኣባታ ቅድስቲ ቤት መቅደስኩም ኮንኩም ጸልይሉና ኣይትረስዑና።

  • @shewieshewie9277
    @shewieshewie9277 Жыл бұрын

    ናይ ጻዲቁ በረከትን ረድኤትን ጸሎቶምን ተረዳእነቶምን ኣማላጅነቶምን ኣይ ፈለየና ን ኩላትና ኤርትራውያም ናይ ሰላም ግዜ ኮይኑ ገዳማት ኣድባራት ሃገርና ንዘሮም በረከት ንረክበሉ ግዜ ይግበረና

  • @dawitmihreteab9929
    @dawitmihreteab9929 Жыл бұрын

    ንሓውና ውን ብጣዕሚ ነመስግኖ ንገዳምትና ስለእትገብ ዘለካ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕና ይሃብካ

  • @lemlemlele4220
    @lemlemlele4220 Жыл бұрын

    ኣቦና ኣቡነ አንርያስ ጸለትኩም ኣይፈለይና ድያቆን ኪኣ ብጣዕሚ ነመስግነካ

  • @floragebrea5mlak437
    @floragebrea5mlak437 Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቅዳሴ መልእክ የስምዓና 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @amittesfamarian5194
    @amittesfamarian5194 Жыл бұрын

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸጉኡ የብዝሓልኩም

  • @eritreaasmerom860
    @eritreaasmerom86010 ай бұрын

    አሜን 💕🤲🏼አሜን 💕🤲🏼አሜን 💕 35:24 ጸሎት 💕🤲🏼በረከቶም 💕🤲🏼የሃበና 🤲🏼

  • @aronpetros6043
    @aronpetros6043 Жыл бұрын

    ሰላም ሓውና ክብረት ይሃበልና በረከቱ ናይ ኣቡነ እንድርያስ ይሕደረና ከም ፍቃድ ኣምላክ ኣብ መንደፈራ ጥቃ ምምሕዳር ከተማ ኣብ ሊስትሮ ትሰርሕ ኩሉ ብርሃን ትብሃል ስንክልቲ ኣላ ናብኣ ኬድኩም እሳ ትሕገዘሉ መንገዲ እንተ ተዳልዉ ጽቡቅ ኔሩ እግዚኣብሔር ይሓግዝኩም

  • @rutagebremichael908
    @rutagebremichael9083 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን በረከቶም አይፈለየና።

  • @wedigobezay1040
    @wedigobezay1040 Жыл бұрын

    በረኸትን ጸጋን ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ይኽፈለና እግዝኣብሄር ኣምላኽ ⛪️⛪️⛪️✝️✝️✝️⛪️⛪️⛪️✝️✝️✝️⛪️⛪️⛪️✝️✝️✝️

  • @mihrettesfay3630
    @mihrettesfay3630 Жыл бұрын

    ተገዲስካ ዘልጻካልና በረከት ናይ ኣቦና እንድሬስ ኣይፈለየና 🙏ንኩልና

  • @afewerkihanes8467
    @afewerkihanes8467 Жыл бұрын

    በረከት ናይ ኣቡነ እንድርያስ ኣይፈለየና

  • @emebrhadey-xv7hm
    @emebrhadey-xv7hmАй бұрын

    Amen bereketomn tselotomn ms kulatna ykun amen 🙏❤️🙏

  • @solomonkiflay1631
    @solomonkiflay1631 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከቶም ሬድኤቶም ናይ ኣብነ እንድርያስ ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስትያን ይኩን

  • @zigeredatecleab3770
    @zigeredatecleab3770 Жыл бұрын

    አሜን 🙏አሜን 🙏amen🙏ጸሎቶምን በረከዮምን ይሃበና 🙏

  • @merhawittedros394
    @merhawittedros394 Жыл бұрын

    Bereketom Rediatom mis kuluna ykun qale hiwet yesmalna Tsega yebzahalkum amen amen amen

  • @msganamehari1105
    @msganamehari1105 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን በርኮቶም ናይ ኣቦና ኣብነኣንድራይስ ንኩላትና ይኩን ሓደ ዓመት ኣየ ንግደ ነይረ ክበርት ይህበለና ኣዚ ሓወይ ይቀንየልና

  • @FiliBrhane-pn9df
    @FiliBrhane-pn9df10 ай бұрын

    ኣሰይይ ኣሰይይ በረከት ኣቦና ኣይፈለየና ይሕዋተይ ካኣ ኣምላክ ይደግፍኩም ቀጽልዎ ኩሉ ግዜ ብሃንቀውታ ክንጽበ ኢና

  • @ropelmeet8602
    @ropelmeet8602 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጸሎቶምን ጣዕሞምን በረከቶምን ናይ ኣቡነ እንድርያስ ኣይፈለየና

  • @alganeshberhane5079
    @alganeshberhane5079 Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን በረከቱምጓ ጸጋ ረድኤቶምን ናይ አቡነ እንድርያስ አይፈለየና 🙏🙏🙏

  • @gulasmeraxaedaengland1869
    @gulasmeraxaedaengland1869 Жыл бұрын

    ገዳምኩም ምስዐም የብቅዐና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏አቡነ እንድርይስ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @tesfaldetbrhane7745
    @tesfaldetbrhane7745 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል የሰማዓልና በረከቶምን ምሕረቶምን ናይ ኣቦና ቅዱሰ እንድርያሰ ኣይፈለየና እግዚኣብሄር ኣምላክ ሰላምን ምሕረቱን ይውርድልና ኣሜን

  • @user-bk4sl2fz8z
    @user-bk4sl2fz8z Жыл бұрын

    _ብሓቂ እግዚአብሔር ኣምላኽ ይመሰገን ሰላምካ ዮብዘሐዮ ክቡር ሓውና ናይቲ ኣቦና እንድርያስ በረከቶም ይሕደረና ኣብ ደገ ሰላሞሞ ለምስላም ይብቀዐና ሓውና እውን ፀጉኡ የብዛሐልካ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዝሓወይ መዓረይ ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባርከልካ እግዚአብሔር ኣምላኽ አሜን አሜን አሜን ✝️✝️✝️_ *ብሓቂ ደስስ ክብል 🕯*

  • @habtomm5000
    @habtomm500011 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከቶም ኣይፈለየና

  • @divorahaftey708
    @divorahaftey708 Жыл бұрын

    Aseyyyyyyy berketemn rediatomn nay abona Endryas ayfeleyena 🙏✝️💒✝️🙏 ❤️❤️❤️❤️✝️❤️❤️

  • @liyadebesay4657
    @liyadebesay4657 Жыл бұрын

    በረከትካ አቡነ አንደርያስ ኣቦይ ንኩሉ ኣብዛ ምድሪ ዘሎ ወዲ ኣደም ምሕረትን ሰላም ካብ አግዘኣብሄር የውርደልና፡፡

  • @goytomhabtom1208
    @goytomhabtom120810 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረክቶም አብነ ኢንድረያስ አይፈለየና

  • @kasay67
    @kasay67 Жыл бұрын

    ብምሕረት እግዚኣብሔር ቅድሚ ገለ ዓመታት ብዓይነይ ካብ ዝርኣኽወን ትኣምራውያን ዘደንቃን ገዳማት። ደጊምና ክንነግደን እግዚኣብሔር ይፍቀደልና።

  • @user-cf8fo8li4b
    @user-cf8fo8li4b Жыл бұрын

    ተመስገን ፀጋኡ ያብዘሐልኩም

  • @eritrea941
    @eritrea941 Жыл бұрын

    አምልክ ብርክትን ርህዊአን ይሄብን🙏🙏🙏

  • @edenessayas669
    @edenessayas669 Жыл бұрын

    Amen Amen Amen bereketin xelotin Endryas Aboy ayfeleyena,

  • @desietsemere6029
    @desietsemere6029 Жыл бұрын

    😘😘😍😍🥰🥰

  • @merhawitabraham9293
    @merhawitabraham9293 Жыл бұрын

    Aseyyyyy enkae nab ametawi bal endrias abxhana egziabher xegomn bereketomn yekafna ⛪⛪⛪

  • @angesomaraya5785
    @angesomaraya5785 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከት ረዲኤትን ናይ ኣቡነ እንድርያስ የካፍለና እግዛኣቢሄር

  • @abelfutsum5317
    @abelfutsum5317 Жыл бұрын

    ብሓቂ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ኣካልና እዩ ዘይበጽሐ እንበር ብመንፈስ'ሲ ውዒልና ኢና ምሳኹም ነዚ ክንርኢ ዝገበርኩም እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሐልኩም ኣሕዋተይ, Thank you deacon ዳት.

  • @rahelgh5427
    @rahelgh5427 Жыл бұрын

    Amen egzabhar ymesgen kale hiwet yesmalna🙏🙏🙏❤❤❤

  • @selam8217
    @selam8217 Жыл бұрын

    የቀንየልና ክቡራት የሕዋተይ አነዉን ናይዝ ማሐሪ ገዳም እዩ ምሰ ረአክዋ ብጣዕሚ ደስ እልኒ ምሕረቱን ስላም ፍቅርን የዉርደልና ቅድስን ምሕረት ይክነልና❤️🙏❤️

  • @nebutekle6552
    @nebutekle6552 Жыл бұрын

    Amen amen amen qalhewat yesmalna abona buruk layti yegbrlna 🙏🙏🙏

  • @user-cb2tr4cd9m
    @user-cb2tr4cd9m Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን በረከታችሁ ይደርብን ተዋህዶ ትለምልም ለደጁ ያብቃን

  • @trhesadamadam6739
    @trhesadamadam6739 Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን Egzaebihir Amlak አብዚ በረከት ተኻፈልቲ ይግበረና ጾሎቶምን በረኮቶምን ናየቦና endieray ms ኩላትና ykun ነዚ መደብ ተቅሩቡ ጸጋኩም የብዛሐዩ 🙏🤲🤲🤲

  • @firewoiniseyum6284
    @firewoiniseyum6284 Жыл бұрын

    Amen Amen Amen 🙏 Amlak kuds fekadu yukun hade malti nigdetu kinwil abine indrjas aboy 🙏🙏🙏🌿

  • @semerearaya7302
    @semerearaya7302 Жыл бұрын

    Kbrin Msganan Negziabhir Amlak ykun bereketom ayfeleyena

  • @alemaraya4000
    @alemaraya4000 Жыл бұрын

    🙏🏽🙏🏽🙏🏽በረኸት ናይ ኣቦና እንድርያስ ኣይፈለየና🙏🏽 ስለዚ እያ ኤርትራ ሃገትና ደስየት ሰላም ዘላ: ኣምላኽ በቶም ሑርያቱ ጻድቃናት ጌሩ እዩ ዝሕልወና ዘሎ ተመስገን ፈጣሪ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @nakfatsehaye9774
    @nakfatsehaye97747 ай бұрын

    Amen Amen Amen bereketin xelotin abune endriyas yhderena

  • @wintughebrebrehan2013
    @wintughebrebrehan2013 Жыл бұрын

    በረከቶም ረዲኤቶም ናይ ኣቦና እንድርያስ ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን

  • @noh9090
    @noh9090 Жыл бұрын

    Berktomn redetomen ayflyena 💒🙏💒🙏💒🙏

  • @brllabay3842
    @brllabay3842 Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክቡራት አቦታተይ ኣደታተይ አሕዋተይን ናይ አቡነ እንድርያስ ፆሎቶምን በረከቶምን አይፈለየና ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኩን አሜን አሜን አሜን🤲🤲🤲🤲

  • @zeruekidane1635
    @zeruekidane1635 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረኸቶም ናይ ኣብነ ድርያስ ኣቦይ ኣይፈለየና። ሰፍኣ ዓደ ኣቦይን ኣደይን

  • @kiflittesfay6517

    @kiflittesfay6517

    Жыл бұрын

    Neay kea enda adey eyu 😍😍😍👍

  • @zeruekidane1635

    @zeruekidane1635

    Жыл бұрын

    @@kiflittesfay6517 xbuq zhawy

  • @merkebnoh4485
    @merkebnoh4485 Жыл бұрын

    በረኸት ናይ ቅዱስ ኣቦና እንድርያስ ኣይፈለየና ሩሑስ ኣውደኣመት ይግበረልና

  • @tsigeredaghebrehiwet6200
    @tsigeredaghebrehiwet620011 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @Elsa-wt3qi
    @Elsa-wt3qi11 ай бұрын

    ኣሜን 🙏amen🙏ኣሜን 🙏🙏🙏

  • @zebibtesfalem1109
    @zebibtesfalem1109 Жыл бұрын

    Amen Amen Amen xelot rediat nay abona enderyas kulu giza msana ykune Amen.

  • @azebdawit6396
    @azebdawit6396 Жыл бұрын

    አልልልልልልልልሎልልል ኣሰይ በረከት ናይ ኣቡነ እንድርያስ ኣይፈለየና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @hiwetsium6001
    @hiwetsium6001 Жыл бұрын

    Tselotom bereketom nay abune Endrias ayfeleyena Amen

  • @astertzeggai1447
    @astertzeggai1447 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረኸቶም ረዲኤቶምን አይፈለየና🙏❤🌻🙏❤🌻❤🙏🌻

Келесі