ሓጺር ሰነዳዊ ፊልም፡ ገዳም ኣቡነ ዘሚካኤል፡ short documentary film abune zemikael eritrean monastry zemari dat

እዚ ገዳም ብዙሕ ትምህርቲ ዘለዎ ገዳም'ዩ፡ ክሳብ መወዳእታ ብትዕግስቲ እንተሪእኹሞ ውን ብርግጽ ክትባረኹን፡ ብጻዕሪ ናይቶም ኣቦታት ክትድነቑን ኢኹም። ገዳማትና ኣምጽኡልና ኢልኩምና ኣምጺእናልኩም ኣለና። ነቶም ገዳማት ዓቕምኹም ዘፍቅዶ እናሓገዝኩም፡ ተኸታተሉና።
ነዚ ገዳም ክትሕግዙ ምስ እትደዩ፡ ቁጽሪ ሕሳብ ንግዳዊ ባንክ ኤርትራ፡ 46449።
ቁጽሪ ቴለፎናት 07388330 07253074።
ሓደራኹም ክሳብ መውዳእታ ተዓዚብና፡ ነቲ ኣበጊሶሞ ዘለዉ ዓቢ ስራሕ ኣብ መፈጸምታ ክረክብ፡ ዓቕምና ዘፍቅዶ ንሓግዞም
በረኸት ናይዞም ኣቦ ምስ ኩላትና ይኹን። ኣነ ተሓጒሰ'የ ዘለኹ፡ ብኹሉ ንጥፈታት ናይዚ ገዳም፡ ንስኹም ውን ክትሕጎሱ ኢኹም
ዘድሊ ብዓቕሊ ክሳብ መወዳእታ ምክትታል'ዩ ነዚ ክንገብር እግዚኣብሄር ይደግፈና።
ናብዚ ቻነል ዝኾነ ሓሳብ ንምሃብ በዞም ኣድራሻታት ርኸቡና፦
dattekle@gmail.com accounts.google.com/SignOutOp...

ተለፎን 07618536

Пікірлер: 363

  • @datlove
    @datlove Жыл бұрын

    እዚ ገዳም ብዙሕ ትምህርቲ ዘለዎ ገዳም'ዩ፡ ክሳብ መወዳእታ ብትዕግስቲ እንተሪእኹሞ ውን ብርግጽ ክትባረኹን፡ ብጻዕሪ ናይቶም ኣቦታት ክትድነቑን ኢኹም። ገዳማትና ኣምጽኡልና ኢልኩምና ኣምጺእናልኩም ኣለና። ነቶም ገዳማት ዓቕምኹም ዘፍቅዶ እናሓገዝኩም፡ ተኸታተሉና። ነዚ ገዳም ክትሕግዙ ምስ እትደዩ፡ ቁጽሪ ሕሳብ ንግዳዊ ባንክ ኤርትራ፡ 46449። ቁጽሪ ቴለፎናት 07388330 07253074። ሓደራኹም ክሳብ መውዳእታ ተዓዚብና፡ ነቲ ኣበጊሶሞ ዘለዉ ዓቢ ስራሕ ኣብ መፈጸምታ ክረክብ፡ ዓቕምና ዘፍቅዶ ንሓግዞም በረኸት ናይዞም ኣቦ ምስ ኩላትና ይኹን። ኣነ ተሓጒሰ'የ ዘለኹ፡ ብኹሉ ንጥፈታት ናይዚ ገዳም፡ ንስኹም ውን ክትሕጎሱ ኢኹም ዘድሊ ብዓቕሊ ክሳብ መወዳእታ ምክትታል'ዩ ነዚ ክንገብር እግዚኣብሄር ይደግፈና። ናብዚ ቻነል ዝኾነ ሓሳብ ንምሃብ በዞም ኣድራሻታት ርኸቡና፦ dattekle@gmail.com accounts.google.com/SignOutOp... facebook.com/ ተለፎን 07618536

  • @lemlemyoutube

    @lemlemyoutube

    Жыл бұрын

    እሽኒ ክብራተይ

  • @meronokbay3199

    @meronokbay3199

    Жыл бұрын

    Thanks zhawey amlak xeguu yebzhalka

  • @abrehetnegash4877

    @abrehetnegash4877

    Жыл бұрын

    God bless you thank you

  • @furtuwelday7130

    @furtuwelday7130

    Жыл бұрын

    Amen3

  • @yacobhaile7915
    @yacobhaile7915 Жыл бұрын

    ኣብ ዓዲ ኻላ ዓቢናስ ዘይንፈልጦ ኔርና ዘገርም ኢዩ ፡ ሳላካ ቡዙሕ ገዳም ኤርትራ ፈሊጥና ኢና ዲያቆን ሓዉና God bless you ። እዋይ ደብረ ሩጉእ ( ዓደ ጣል ) located 7 km from adi quala ።

  • @mahderemesfun5039
    @mahderemesfun5039 Жыл бұрын

    ኣሜን እግዚኣብሄር ምእንቲ ጻድቃናት መነኲሰያትን ቅዱሳን ኦርተደክሳውያን ምእንቲ ድንግል ማርያም ወላዲተ ኣምላክ ምእንቲ ሰንበተ ክርስትያን ቅድስ ምእንቲ ቅዱስ ምካኤል ሊቀ መልኣክት ምእንቲ ቅዱስ ገብርኤል ብሰረታዊ ምእንቲ ባሕታውያን ኢሉ እግዚኣብሄር ይምሓረና እዚ ኣብዚ ዓለም መጺና ዘሎ ዝተፋላየ ፈተና። እግዚኣብሄር ንዓድናን ሃገርናን ገዳምናን ህዝብናን ይሓልወልና።

  • @m.g5295

    @m.g5295

    Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @lemlemyoutube
    @lemlemyoutube Жыл бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ክብራተይ በርከት ናይ ቅዱሳን አቦታትናን ገዳማትናን ምስ ኩላትና ክርስቲያን ይኩን ንቤቱ ንምስላም የብቀዐና

  • @user-uu1sg8gh4j
    @user-uu1sg8gh4j Жыл бұрын

    እዋይ ተዓዲልኩም ብሓቂ, ኣቡነ ዘሚካኤል ኣቦይ ኣብ ቤትካ ክንሳለም ፍቓድካ ይኹን። እግዚኣብሄር ለምለም ዓድና የርግጸና። ወላዲት ኣምላኽ ናባኺ ንምሕጸን ኣደየ።

  • @m.g5295

    @m.g5295

    Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @mleuyem7428

    @mleuyem7428

    Жыл бұрын

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓና

  • @user-xu5gj3vv6s
    @user-xu5gj3vv6s Жыл бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ፀጋ በረከቱ የብዝሐልካ ዲ/ን ሓወይ ብሓቂ ደስ ዝብል ብስም ማሕበርና ዝተስርሐ ገዳም ብዓይነይ ስለ ዝርአኩ እግዚአብሔር ይመስገን (ማሕበር መድሃኒኣለም፣ቅድስት ድንግል ማርያም ፣ቅዱስ ጅወርግስ) ብሓቂ ደስ ኢልኒ ብኣካል መፂእና በረከት ናይ ኣቡነ ዘሚካኤል ክንሳተፍ እግዚአብሔር አምላክ ስናይ ፍቃዱ ይኩን ኣቦታትና በረከትኩም ይሕደረና 🤲❤️ ጓልኩምን ሓፍትኩምን ካብ ትግራይ ፍቅሪ ወስናይ ንምድረ ኣግኣዚት (ኤርትራ ወኢትዮጵያ)🇪🇹❤️🤲🇪🇷

  • @user-ep5qp8bv4b
    @user-ep5qp8bv4b Жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስማዓልና ናይ ኣቦና በረኸቶምን ጸሎቶምን ምስ ኩላሃትና ህዝበ ክርስቲያን ምስ ሀገርና ኤርትራ ይኹን

  • @user-cz1zz2gk2g

    @user-cz1zz2gk2g

    Жыл бұрын

    Amen Amen Amen

  • @gebrkidantemelso844

    @gebrkidantemelso844

    Жыл бұрын

    Amen amen amen

  • @luamfusim4346

    @luamfusim4346

    Жыл бұрын

    Aman Aman Aman

  • @frexegu2141
    @frexegu2141 Жыл бұрын

    ጾሎቶም ናይ ኣቦና ኣብራንዮስ ኣቦና ዘሜካኤል ኣይፈለዮና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯🙋

  • @frexegu2141
    @frexegu2141 Жыл бұрын

    ኣሰይይይ ደስ ዝብል ገዳም አንዳ ኣቦና ዘሜካኤል ዓድና አግዛኣቤሄር ይባርከልና አግዛኣቤሄር ኣምላከ ናይ ናይ አግልግሎት ዘበንካ ይባርከልካ ናዓና ካኣ ዓድና ተመሊስና ገደማትና ንሪኢሉ ይፍጠረልና አግዛኣቤሄር ኣምላከ ጾሎትኩሙ ኣይፍለይና ኣቦታትና 🙏🙏🙏❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯🙋

  • @meronsolomon6236
    @meronsolomon6236 Жыл бұрын

    ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር ሓውና እንቋዕ ብሰላም መጻኻ በረኸቶም የካፍለና ናዓኻ ካኣ ኣምላክ ሓይሊ ይሃብካ🥰🙏💯💒💒💒✝️✝️✝️

  • @netasntgtasrkan9405
    @netasntgtasrkan9405 Жыл бұрын

    ናይ በሓቂ ሰራሓ እግዚአብሔር አምላክና ድንቅ እዩ አነ ምንም እዚ ዓዲ ኣይፈልጦን ግን እዚ ገዳምትና ክረኢ ከለኩስ ብሕጉስ ይንብዕ መንፈሳዊ ቅንኣት ተመስገን አምላክ ፆሎቶም በረኸቶም በቃል ኪዳኖም ንኩሉ ዓለም ይማሃረና ሰላሙ የውረደልና ናብ ቤቱ ናብ አውደ ምህረቱ ይብቅዕና

  • @m.g5295

    @m.g5295

    Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @maryamaadogoytaykyoneyfre2452
    @maryamaadogoytaykyoneyfre2452 Жыл бұрын

    እንኳዓ ብሰላም መጻእካ ክቡር ሓውና ዲያቆን ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ ኣቦና ቅዱስ ዘሚካኤል በረከቶምን ጸሎቶምን ኣይፈለየና ኣብ ጸሎትኩም ዘክርና ክቡራት ኣቦታትና 🤲🤲🤲✝️✝️✝️⛪️⛪️⛪️

  • @eliltaabrehe1536

    @eliltaabrehe1536

    Жыл бұрын

    Amen amen amen

  • @nebaynegasie6251
    @nebaynegasie6251 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መጽእኻ ክብር ሓወይ ጸሎቱ ኣማላድነቱ ናይ ቅዱስ ዘሚካኤል ኣብ ዝርያኻ ይኹን

  • @desbeletberih878
    @desbeletberih878 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዕና በረኸቶም ምስኩሉና ይኩን

  • @samuelzemickael2120
    @samuelzemickael2120 Жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስማዓልና እግዚኣቢሄር ጸጉኡ የብዛሓልኩም ።እታ ንነብረላ ዝነበርና ቤት ኢኹም ኣሪኢኹምና እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይዓድልኩም ።ናይ ኣውነ ዘሚካኤል በረኸቶም ኣይፈለየና

  • @yacobhaile7915

    @yacobhaile7915

    Жыл бұрын

    ኣበይ ዓዲ ኢዩ ዝርከብ ዝበለ

  • @fortunawelday4691

    @fortunawelday4691

    Жыл бұрын

    @@yacobhaile7915 ab kebabi adi kala

  • @meronokbay3199

    @meronokbay3199

    Жыл бұрын

    ኣብ ከባቢ ዓዲ ኻላ ዓዲ ጣል ትብሃል

  • @tsehaineshberhane6279
    @tsehaineshberhane6279 Жыл бұрын

    እግዚአብሄር ይመስገን ስለ ኤርትራን ህዝባን በረከትን አማላድነትን ናይ አባ ዘምካኤልን ናይ አቦታትና ጸሎትን ምስኩልና ይኩን

  • @eliltaabrehe1536

    @eliltaabrehe1536

    Жыл бұрын

    Amen amen amen

  • @user-qe6ub1wt4i
    @user-qe6ub1wt4i Жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስማዓልና በረኸቶም ይሕደረና ኩቡር ሓወይ ድያቆን ተተካኢሉ ገድሊ ቅዱሳን ኣብዛ ቻነልካ ዘርግሓልና ገድሊ ቅዱሳን እዩ ስደትና ዘሕጽር

  • @natnaelsemerab4861
    @natnaelsemerab4861 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ።እግዚኣቢሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ዓድና ኢኩም ከተርኡና ጸንሒኩም ዋላ ኣብኡ እንተ ዓበና ታሪክ ናይ ኣቡነ ዘሚካኤል ኣይንፈልጦን ነይርና ኣብታ ማይ ዘሚካኤል ሰቲና ጥራይ ኢና ንከይድ ነይርና ሕጂ ግን ፈልጥናዮ ኣለና ብድጋሜ ቃል ሂወት የስምዓልና። በረከቶም ረዲኦቶም ናይ ኣቡነ ዘሚካኤል ኣይፈለየና።ኣለኩም ዶ ምድረ ፈላስን ደቂ በኩርን ጎኖእ እንዳበልና ክንሕንብስ ንውዕል ዝነበርና ናይ ኣቡነ ዘሚካኤል ምስ እግዚኣቢሔር ዝራከቡላ ዝነበሩ ብዓቲ ።ብድጋሜ ረዲኦቶም በረከቶም ኣይፈለየና ።ኩቡር ድያቆን ሓውና ክኣ ቀጽሎ ገዳማት እናምጻካ ከምዚ ጌርካ ኣላልየና እግዚኣቢሐር ጸጉኡ የብዝሓልካ

  • @brhanahaile5877
    @brhanahaile58774 ай бұрын

    እግዚኣብሔር ይመስገን እዚኮሎ ቁዱስ ገዳማት ዘይንፈልጦ ❤ፈሊጢን ድያቆን ሓውና ጽጎኦም የብዝሓልካ 💒✝️✝️✝️❤️❤️❤️

  • @TV-vh2im
    @TV-vh2im Жыл бұрын

    *_እንቋዕ ዳሓን መጻኩም ክብራት ኣሕዋተና ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ጾሎቶም በረኮቶም ኣይፈለየና አሜን ብዓይኒና ክንረኦ ናይ እግዚአብሔር ሰናይ ፍቃድ ይኩን።🤲_* ጋዘጠኛ ዶ ድያቆን ትበል ለ ላኣኩልና🥰

  • @TJ-mr4iw
    @TJ-mr4iw Жыл бұрын

    ኣምላኽ ጽግኡ የብዘሓልኩም ቅጽልዋ ኢኹም። ነዚ ቅዱስ ገዳም ስለዘላከኹምና ብጣዕሚ ነመስግን። ባሓቂ ደስ ዘቢል ገዳም እዩ ኣይንፈልጦን ነርና ቅድም ሕጂ ።

  • @mlaetdesta85
    @mlaetdesta85 Жыл бұрын

    እጹብ ድንቂ እዪ አግዚአብሔር በረከት አቦና ዘሚኪኤል ይሕደረና

  • @rahelfssehation8913
    @rahelfssehation8913 Жыл бұрын

    ተመስገን ኣምላከይ ነዚ ብመስኮት ሚድያ ዝሪኦ ዘለኩ ሃንቲ መኣልቲ ክሪኦ ናብ ሃገረይ ዝምለስሉ ግዝየይ ኣሕጽረለይ ፈጣሪ ዓለም ድያቆነይ ከኣ ኣምላክ ጸጉ የብዛሓልካ።

  • @kasay67
    @kasay67 Жыл бұрын

    ቃለ ሕይወት የስመዓልና፡ እግዚኣብሔር ብረኸት ቅዱሳን ኣቦትና ይኽፈለና። ክቡር ድ/ን ሓውና ምስ ገዳማት ሃገርና ንምልላይ ትገብሮ ዘሎኻ ኣገልግሎት እግዚኣብሔር ዓስቢ ይሃብካ፡ደጊምካ ውን ነትን ዝተረፋ ገዳማት በጺሕካ ከተላልየና ብስም እግዚኣብሔር ሓደራ ይብል።

  • @debesayghebregziabher6698
    @debesayghebregziabher6698 Жыл бұрын

    ኣሜን አሜን አሜን በረከቶምን ረዲኤቶምን ናይ ቅዱስ ኣቡነ ኣብራንዮስን ናይ ቅዱስ ኣቡነ ዘሚካኤልን በረከቶምን ረዲአቶምን ጸሎቶምን ኣይፈለየና

  • @samsomtekle5300
    @samsomtekle5300 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜ ኣሜ ቃል ሂወት የስማዓልና ❤❤🙏🙏🙏

  • @user-yo8ib7ph5q
    @user-yo8ib7ph5q Жыл бұрын

    ነዚ ክንሪኦ ዝፈቀደ ናይ አቦታትና አምላኽ ይኽበር ይመስግል ክቡር ዲያቆን ሓወይ በርትዓልና ካባኻ ብዙህ ኢና ንጽበ ናይ ቅዱስ አቦና አቡነ ዘሚካኤል በረኻትን አማልድነትን ምሳናን ከምእውን ምስ ቅድስት ሀገርና ኤርትራ ይኹን

  • @user-cz1zz2gk2g

    @user-cz1zz2gk2g

    Жыл бұрын

    Amen Amen Amen

  • @m.g5295

    @m.g5295

    Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @gebrkidantemelso844

    @gebrkidantemelso844

    Жыл бұрын

    Amen

  • @samuelzemickael2120
    @samuelzemickael2120 Жыл бұрын

    ኣብ እኸድዎ ገዳም ካኣ ነዛ መዝሙር እዚኣ ከይትገድፍዋ እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ይባርኩም!!! ኣሜን

  • @user-cz1zz2gk2g

    @user-cz1zz2gk2g

    Жыл бұрын

    እዛ መዝሙር ( ክላሲካል ) ንኩሉ ንኤርትራን ኦርቶዶክስ ዶክመንተሪን ታሪክ ገዳማት መእተዊ ክትከውን አለዎ

  • @yosephmichael3165
    @yosephmichael31657 ай бұрын

    ኣሜን ድያቆን ሓውና እትገብሮ ኣስተዋጽኦ ኣምላኽ ይመላኣልካ ብዙሕ ቅዱሳት ገዳማት ሃገርና ክተላልየና ደኺመ ከይበልካ ኣዚዩ መሳጢ እዩ ነስመራ መጽኤ ምስ ስድራይ ገዳም ደብረሲናን እንዳቦና ውን ሓደ ኣርባዕተ ማዓልቲ ቀኒና ኣዝዩ መሳጢን ጽድቂ ዘለዎ ቦታ እዩ ደቅና ከይተረፈ ክንከይድ ንኣስመራ ምስበልናዮም ኣብዚ ሓጥያት የለን ንቐኒ ኢሎምና ገርሚና ካብ ኣሜሪካ መጽዮም ግና ህዝብና ገዳማትና ክንርእዮ ኣለና ቁሩብ ህዝብና ንጽድቂ ክንርእዮምን ክንሕግዞም ይግባእ ንሳቶም ሓግዙና እኳ እንተዘይበሉ ኣዝዩ መንፈስካ ዝሕድስ ቦታ እዩ

  • @abrahalelegesse6226
    @abrahalelegesse6226 Жыл бұрын

    ብሓቂ ዓብይ መልእኽቲ ተሕልፍ ኣለኻ እሞ እግዝኣቢሄር ዓስብኻ ይሃብካ ንዓና ድማ ሰላሙን ፍቕሩን ይሃበና ኣሜን ኣሜን ኣሜን።

  • @m.g5295

    @m.g5295

    Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @user-bv9nq9fj6c
    @user-bv9nq9fj6c Жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስመዓልና ቀጽልዎ ደስ ኢልና ኣሎ ይሕዋት ኣጀኩም ኣምልክ የሓግዝኩም

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus3929 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክና፡ በረከት ናይ ጻድቕ ኣቦና ኣቡነ ዘሚካኤል ምስ ኩሉና ይኩን

  • @maharikidane1841

    @maharikidane1841

    Жыл бұрын

    Kubr hawna abne abrebruk kea hati malti

  • @samorasertu3776
    @samorasertu3776 Жыл бұрын

    ኣምላኽ ይሓግዝኩም ንሕናውን ናይዚ በረኽት ተኻፈልቲ ይግበረና

  • @m.g5295

    @m.g5295

    Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @user-pk8lu9tf2q
    @user-pk8lu9tf2q11 ай бұрын

    ኣሜንን በረከትን ረድኤትን ናይ ኣቡነ ዘሚካኤል ምስ ኩላትና ይኩን ብሓቂ ክብሪ ይሃብኩም ገዳማትና ተላልዩና ዘለኩም ዝተረፈ ገዳማትና ክተምጽኡልና ንላቦ ከም ኣቡነ ክፍለ ሥላሴ ገዳም ባምብቆ ዛውል

  • @user-bs8mh6em4x
    @user-bs8mh6em4x Жыл бұрын

    ዕፁብ ድንቂ እዩ ስራሕካ ኣምላከይ ብቁዱሳንካ ክንደይ ኢኻ እትሰርሕ በረከት ቅዱስ ኣቦና ኣብነ ዘምካኤል ኣይፈለየና ድያቆን ሓውና ዓስብካ ካብ እግዚአብሔር ክትረክቦ ኢኻ ኣብ ትከዶ ኩዉ አመቤት ቅድስት ድንግል ማርያም ትከተልካ አሜን

  • @selamberhe6315
    @selamberhe6315 Жыл бұрын

    ጸለቶመ ኣይፈለየና። ንሓግዛመ ዓቡዪ በረከት ኣለዋ ።በረኮተመ ንቃደሰ ።ነዚ ዘንበባ የሓግዝ።

  • @helenberhe8291
    @helenberhe8291 Жыл бұрын

    Nay behaki busil zereba abona kale hiwet yesmalna nehawna ka edmen tenan yhabelna fetary berket nay abona zemkal ayfeleyena

  • @danaiteyob7456
    @danaiteyob7456 Жыл бұрын

    ኣሰይይይይይይይይይይይይይ ዕልልልልልልልልልልል ኣቤት ተመስገን ነዚ ክንሪኢ ዘብቅዓ መድሃኒ ኣለም በረከት ቡሩክ ኣቦና በረከትኩም ይሕደረና ❤💒🙏

  • @user-ch1er4od6d
    @user-ch1er4od6d Жыл бұрын

    አስይይይይይ አበይ እዩ ምስ አተኩ ካብ ስደት ከድየ መጽባዓ ይኩነኒ ደስ ክብል ዓድካ ጥዕም

  • @user-ch1er4od6d

    @user-ch1er4od6d

    Жыл бұрын

    @@Knefe-rgb አነ 70 እንደርታ እየ ኳላ አፈለጠይ ማዓረይ💘

  • @Knefe-rgb

    @Knefe-rgb

    Жыл бұрын

    @@user-ch1er4od6d ኣብ ኤርትራ ኢዩ ብከባቢ ራማ ብርክቲ ፍጥረት ብሰናይ ይቅሬታ ኣይትፈልጥዮን ኢኪ፧

  • @fanatewelde9305
    @fanatewelde9305 Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ዳቆን ሐዉና እድመን ጥዕና የሐብካ ዘንፈልጦ ገዳም እንዳረአካ ተፋልጠና ዘለካ ፀጉዑ የብዝሐልካ

  • @kesenetkahsey2874
    @kesenetkahsey2874 Жыл бұрын

    አሜን፫ ብሓቂ ቃለሂወት የስመዐና ክቡራት አቦታትናፆሎቶምን በረከቶምን ናይ ኩሎም ቁዱሳን አቦታትና ምስ ኩለና ህዝበ ክርስትያን ይኩን አሜን፫

  • @dengleyrufutalbey958
    @dengleyrufutalbey958 Жыл бұрын

    ብሓቂ ደስ ዝብል እግዚኣብሔር ኣምላክ ፅግኡ የብዝሕ በረከት ረዲኤት ኣባ ዘሚካኤል ይሕደርና በረከት ኣቦታትና ይሕደረና ኣሜን ፫

  • @m.g5295

    @m.g5295

    Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @filimonghebrekrstos2248
    @filimonghebrekrstos2248 Жыл бұрын

    በሓቂ ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን በረከቶም ጸለቶምን ናይ ኣቡነ ዘሚካኤል ምስ ኩልና ይኩን

  • @gebrehagos7981
    @gebrehagos7981 Жыл бұрын

    Amyen kalehwet ysmealna abona zebenkum ybark Amyen Amyen Amyen abeu yexahna

  • @user-xg1hc9jm9k
    @user-xg1hc9jm9k Жыл бұрын

    ኣሜን፫ ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ከምኡ ውን በረኸቶም ናይ ኣቡነ ዘሚካኤል ምስኩላትና ይኩን። ፍቁር ሓውና ብተቅርበልና ብጣዕሚ ሕጉስ እየ ቀጽሎ ናይ ኣቡነ ኣብሳዲ ከኣ ክተቅርበልና ብትሕትና ይሓትት።

  • @asterkidane2328
    @asterkidane2328 Жыл бұрын

    አበነ ዘሚካኤል ጸሎትኩም አይገደፈና በሐቂ ቅዱሰ ቦታ

  • @user-ln4mn1qu5k
    @user-ln4mn1qu5k6 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማልና ቁድስ አዝጋብሄር ኣምላኽና በረከት ናይ ኣቦና ሻድቅ ኣይፈለየና በረከቶም ምስ ኩሉና ክርስትያን ይኹን አትኦም ከምዚ ገርኩም ዘክረብልኩሙና ዲያቆናት ይሕዋት ኩብራት ኣቦታት ክብርን ምስጋናን ንዓኹም ይኹን

  • @arsuselama5698
    @arsuselama5698 Жыл бұрын

    እጽብ ድንቂ ኢዩ ስራሕካ እግዚኣብሄር ስምካ ይኽበር ይመስገን።ኣቦታተይ ቅድስቲ ጸሎትኩም ኣይግደፈና ።ንምርኣይ እዚ ቅዱስ ገዳም የርእየና ጸሎትኩም ስደትና ሕጽረልና።በረከት ኣቡነ ዘሚካኤል ይሕደረና

  • @mikehaile5775

    @mikehaile5775

    Жыл бұрын

    እግዝአብሔር ንኩሉ ኣብ ኢዱ ስለዝኮነ ባዕሉ ክሕግዘኩም እዪ።አይትጨነቁ፡አምላክ ብዓይኒን ንሪኦን ቢእግርና ንርገጶን ይግበረና አሜን(3)። ኩሉ ሕዝቢ በቢዝዓኣቅምና ንሓግዝ ሂዎትና አብ ገነት መእተዊ ኪኮነና፡ኤርትራዎት ተዓዎትን ሓገዝቲን እናሞ ሃየ ኢደይ ኢድካ ንበል የሕዋት ኩልኩም እግዜአብሔር አመንቲን ጰለይቲን እና፡እግዜአብሔር አካዕቢቱ ክህበና እዩ።ሓደራ ቢፈጣሪኩም ንሓግዞም ።

  • @sahleyonas7844
    @sahleyonas7844 Жыл бұрын

    እኻዕ ድሓን መጻካ ድያቆን ሓውና በረኮትቶ በረከት ኣቡነ ዘሚካኤል ይሕደረና

  • @abbyhabtemariam9490
    @abbyhabtemariam9490 Жыл бұрын

    Amen 🙏🏽 Qal Heiwet Ysmalna Abona ❤️🇪🇷🌿☘️🌿☘️🍀🌿☘️🍀🌿☘️💒☦️💒☦️💒☦️💒

  • @lemlemtekle3236
    @lemlemtekle3236 Жыл бұрын

    Amen amen amen kale hiwet yesmealna xelotomn bereketomn nay abona kdus zemikal ms kuluna hzbe krstian ykun egzabher xegaka yebzehalka diakon hawnana

  • @user-xw3mr3sk4g

    @user-xw3mr3sk4g

    4 ай бұрын

    Amen amen amen bereketn reditemun ms kulna ykun

  • @user-xb7lq4rc5v
    @user-xb7lq4rc5v Жыл бұрын

    ቃለ ህይወት የስምዓልና ኣቦታተይ በጣዕሚ ደስ ዝብል ኢዩ ኣምላኸ ቅዱስ ዘሚካኤል ይርደኣና!

  • @eliltaabrehe1536

    @eliltaabrehe1536

    Жыл бұрын

    Amen amen amen

  • @anbesaghebretnsa2639
    @anbesaghebretnsa26399 ай бұрын

    ኣሜን (3) ቃል ሕይወት የስመዓልና ኣቦና በረከት ናይ ኣቡነ ዘሚካኤል ኣይፈለየና

  • @erihagerey7072
    @erihagerey707211 ай бұрын

    በረኸትን ጸጋን ናይ ኣቡነ ዘሚካኤል ምስ ኩላትና ይኹን ኣሜን!!!!!

  • @daniellamesa5949
    @daniellamesa5949 Жыл бұрын

    ኣማን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኩቡር ሓወይ ቀጽሎ ጸጋኻ የዝሓልካ እግዚኣብሔር ኣምላኽ

  • @user-fi2ic6hm1r
    @user-fi2ic6hm1r Жыл бұрын

    ክብረት ያሃበልና ዓድና ከላይ ዘራኣኩምና 🙏🙏🙏

  • @merhawitkeleta5905
    @merhawitkeleta5905 Жыл бұрын

    ተመስገን ኣምላከይ ነዚ ብሩክን ቅዱስን ገዳም ሃገረና ዘረኣካና ኣምላክ ንሃገርናን ህዝብናን ይባርክ ሰላም ኮይኑ ከኣ ናብ ገዳማትናን ሃገርናን ይምለሰና 🙏🙏🙏 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ❤❤❤❤❤❤ብሩክ ድያቆን ከኣ ነዚ ትገብሮ ዘለካ ዝተባረከ ስራህ ቀጽሎ እድመን ጥእናን ይሃብካ ዝሃወይ

  • @m.g5295

    @m.g5295

    Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @solomonweldu4759
    @solomonweldu4759 Жыл бұрын

    በረከት ናይ ብትሕትና ዝተመልኡ ቅድሳን ኣቦታትናን በረከት ናይ ተኣምራታዊ ገዳማትናን ኣይፈለየና ድያቆን ሓውና ከኣ ጻማካ ዕጽፍን ድርብን ጌሩ የሃብካ ፈጣር

  • @musseteklit2860
    @musseteklit2860 Жыл бұрын

    እግዚአብሔር በረኸት ኣቡነ ዘሚኪኤል ይኽፈለና።ድያቆን ሓዉና ዓስብኻ ኣብ ሰማይ ይጽናሕካ ።

  • @senaitaraya2589
    @senaitaraya2589 Жыл бұрын

    ብጸሎትኩም ኣቦታትና ይካፍለና

  • @mihretefremand0m773
    @mihretefremand0m77311 ай бұрын

    አሜን ቃል ህይወት የስምዐልና ጸሎት ቅዱሳን ኣቦታትና ምስኩላትና ይኹን አሜንንን

  • @yeebyotesfa3694
    @yeebyotesfa3694 Жыл бұрын

    ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ዲ/ሓውና

  • @user-rw9xr4wd5i
    @user-rw9xr4wd5i Жыл бұрын

    kale Hywet Yesmealna Bereket Nay Abona Ayfeleyena Amen Amen Amen

  • @trhas1237
    @trhas1237 Жыл бұрын

    Amen amen amen Kalehiwet yesmeqlna Bereketom xelotom ayfeleyena

  • @user-gs8zp9yf4p
    @user-gs8zp9yf4p Жыл бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ደስ ዝብል ቀዱሳን ገዳማት እዳቅረብካ ተላልየና ዘለካ ኩቡር ሓውና ጸጋ የብዝሓልካ እግዚአብሔር ንዓና ከኣ ዓይንና ብዝረኣዮኦ እዝንና ብዝሰምዖ ጸጋ በረከቶችም ኣብ ውሽጥና ይሕደር ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @michaelteklay2105
    @michaelteklay2105 Жыл бұрын

    ኣምላኽ ይመስገን

  • @akberetashmelalh1533

    @akberetashmelalh1533

    Жыл бұрын

    Amen Amen Amen

  • @divorahaftey708
    @divorahaftey708 Жыл бұрын

    Bereketomn amaladnetom nay qdus abona zemichael ayfeleyena ,nezi kwun nmgber zxearkum behaqi tsega bereketu yebzahalkum D.hawey.

  • @asmeretberaki300
    @asmeretberaki300 Жыл бұрын

    Dyakon Dat hawey nay agelglot zemenkum ybark, kdsti Eritrea Hagerey hagere kdusan

  • @gideiisak2018
    @gideiisak2018 Жыл бұрын

    Amen(3)qale hwet yesmealna brik eka kmzi geyrka mzrgah edmen tenan yhabka

  • @yorsyosief6807
    @yorsyosief6807 Жыл бұрын

    Egziabhier nay agolgulot zemenkum ybark🙏 Egziabhier nayzi qudus bota tekafelti knkewn yhagzen. Ab tselotkum zekuruna🙏

  • @gebrehiwotkifle5603
    @gebrehiwotkifle5603 Жыл бұрын

    ኣምላክ ይባርክካ ብሩክ ሓው

  • @danielwater1321
    @danielwater1321 Жыл бұрын

    ቃለሂይወት የስመዓልና! በረኸቶም በረኸት ወልዳ ምሳና ይኹን! ጸጉኡ የብዘሓልኩም፡ከኣ ነቶም ከምዚ ገርኩም ዘገልገልኩሞን በረኸትኩም ዘካፈልኩሙናን! ኣሜን ኣሜን ኣሜንንንንንንንንንንንንንን

  • @mymumismyworld5896
    @mymumismyworld5896 Жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዲያቆን ሓውና እትገብሮ ኩሉ እግዚአብሔር ምሳካ ይኩን አቦታትና ከአ ጸሎትኩም ይርድአና አብ አውሮፓ ኮይና ነማርር ንአኩም ርኢና ከአ ንጸናናዕ መንፈሳዊ ብርትአ ንብርትዕ

  • @sameralol3448
    @sameralol3448 Жыл бұрын

    ብሓቂ ደስ ድብል እዩ በረኮቶም ይሕደረና👏❤

  • @senaitaraya2589
    @senaitaraya2589 Жыл бұрын

    ኣሜንንን

  • @user-zv6rt1gb9u
    @user-zv6rt1gb9u9 ай бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ነዝ ዝርእይ ዳብቓኻን ኣምላክይ ተመስገን በረከቱሙ ይሕደረና አሜን🙏🙏🙏

  • @saronyohannes4991
    @saronyohannes4991 Жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ኣቦታትና ናኣኩም እድመን ትእናን ይሃብኩም ዳት ሓወይ ከኣ እግዚኣብሄር እብመን ትእናን ይሃብካ እዚ ኩሉ ትገብር ዘለካ እግዛብሀር ይሓግዘና ነዚ ክንገብር

  • @danielmichael9221
    @danielmichael9221 Жыл бұрын

    Selam amlak mesaka ykun diyaqon hawey betami xubuq eka tigabr zelaka amlak yehagzakum ajoka qexlo buzuhu alo komu zay flat abune zemichael mesaka ykun

  • @FatemaMehamed
    @FatemaMehamed7 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ጸለትኩም በረከትኩም ኣይፈለየና ክቡራት ኣቦታትና

  • @abrehetgebrehiwot1062
    @abrehetgebrehiwot1062 Жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስምዓልና አብ ጸሎትኩም ዘክሩና

  • @senaitaraya2589
    @senaitaraya2589 Жыл бұрын

    ኣብታ ጸሎትኩም ዘክሩና ብምሕረት ኣምልክ ናብ ሓገዝኩም የብቅዐና።

  • @user-cz1zz2gk2g

    @user-cz1zz2gk2g

    Жыл бұрын

    Amen Amen

  • @m.g5295

    @m.g5295

    Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 Жыл бұрын

    Egziabher. yemasgen. Kale. hiwet. yesmalena. ⛪⛪😢🙏😢🙏🙏🙏🙏🙏🌿🌾🌾🌿🌾🌿🌾🕊️🕊️💝

  • @rahelguesh7680
    @rahelguesh7680 Жыл бұрын

    Amen amen amen kalehiwet yesmealna tekafelti nayzi bereket ybelena egziabher amlak

  • @bruhmetsaiharnet6595
    @bruhmetsaiharnet6595 Жыл бұрын

    ገዳማት ኣብ ነፍሲ 10KM እንተ ዝህልዋ ነረን ኤርትራ ሓምላይ ሕብራ ምተመለሰ፡ካብ ምድረበዳንት ምድሓነት።these guys have the potential to change the society and the landscape for good.keeping in tact and protecting your environment is key for the survival of all God's creatures.i am the opinion such wise and intelligent people must share their knowhow with the people,the people must learn from them.their creativities and knowledge should be sink to the daily lives of the masses.these are living example in how to protect our environment and keep it intact and alive. እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ይባርኽኩም።

  • @ya-mariam-setuta
    @ya-mariam-setuta Жыл бұрын

    Hawye tebreklay tank u eze tekrbo kule ayfltone nere

  • @tigsitiasmelashi3025
    @tigsitiasmelashi3025 Жыл бұрын

    amen amen amen kal hiwet yesimalna berekit nay abona zemikaiel ayfeleyena

  • @berket190
    @berket190 Жыл бұрын

    ብጠዓሚ ደስ ዘብል ገዳም የቐንየለና ስለኹሉ ነገር ተላልዩና ዘለኹም ነዞም ኣብ ምዕራብ ዘለና፡ ንሕና ድማ ኣሕዋት ኩልና፡ነተባብዓዮም ላይክ ሸር እንዳገበርና፡

  • @merihafeworki4344
    @merihafeworki4344 Жыл бұрын

    Amlak xegu yebzhalka edmen tenan

  • @mymumismyworld5896
    @mymumismyworld5896 Жыл бұрын

    አሜን አቦታትና ጸሎትኩም ይርድአና

  • @pawlosberhane9396
    @pawlosberhane9396 Жыл бұрын

    በረከት ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ይሕደረና መፈጸምትኡ የርእየና

  • @dawithabtemichael242
    @dawithabtemichael242 Жыл бұрын

    Egziabhier bereketom ykfelena

  • @tsegakiflay2373
    @tsegakiflay2373 Жыл бұрын

    Kal hywet yesmealna kubur dyakon hawey .xelotn amaladnetn nay Abona kudus zemikeal ayfeleyena Amen 🙏

  • @letinayebiyo5240
    @letinayebiyo5240 Жыл бұрын

    Amennn (3) bereketom yridana nay abona ni hawna kea tesga yebzihalika egzabiher amlakina

  • @brhanmahari6031
    @brhanmahari6031 Жыл бұрын

    በረከት ኣቦና ይሕደረና👏

  • @robelbrhane8148
    @robelbrhane8148 Жыл бұрын

    ኣሜን በረከቶም ይሕደረና።

  • @tomashadgu7052
    @tomashadgu7052 Жыл бұрын

    Amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏 Egziabiher xegu ybzhalkum zeynfelto kereflutu txeru brukat yehwat Egziabiher msakum ykun 🙏🙌

  • @endriasarmando3075
    @endriasarmando3075 Жыл бұрын

    Amen Amen Amen. Naybhaqi zegerem ta'amrat Egziabher zkone des zbleka qudus bota. Edmen t'enan yhabena hade ma'alti tekafelti nayzi qudus bota knkewn Egziabher bxegu yhagzena, Amen🙏 🙏 🙏

  • @fetaritium5552
    @fetaritium5552 Жыл бұрын

    Amen amen amen qale hiwet yesmealna tselot kudusan abotatna ayfeleyena amen amen amen

  • @user-up7tp8il3u
    @user-up7tp8il3u Жыл бұрын

    አሜን እግዚአብሔር ጸሎቶም በረኸቶም አይፈለየና ሰላሙ ፍቅርን የውርደልና “ኢየሱስ ከኣ፡ እምነትኩም ስለ ዝጎደለት። ብሓቂ እብለኩም አሎኹ፡ ክንዲ ፍረ አድሪ እትኣክል እምነት እንተ አልያትኩም፡ ነዚ ኸረን ድማ፡ ካብዚ ናብቲ አግልስ፡ ትብልዎ፡ ንሱ ኸኣ የግልስ፡ ዚሰኣነኩምውን የልቦን።” - ወንጌል ማቴዎስ 17፥20 ዝሰአኖም ዘይብሎም ቁዱሳን ጻድቃን ሰማእታት ሐዋርያት ነብያት በረኸቶም ይሕደረና

  • @teklitkidane8444
    @teklitkidane8444 Жыл бұрын

    በረኸቶም የካፍለና ንዓኽ ድማ ጸጉኡ የብዝሕ

Келесі