መስፍን ተድላ ዑቕቢት 1ይ ክፋል

Ойын-сауық

Пікірлер: 59

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru95344 жыл бұрын

    ይቕሬታ ሓረጎት ኣባይ ሓማስየናይ ሓጋዚ ኣስፍሃ ወ. ሚካኤል ክብልየ።

  • @yikalogebrehiwet4016
    @yikalogebrehiwet40164 жыл бұрын

    Thanks hawena xbuk tarik eiu

  • @amanabraha1783
    @amanabraha17834 жыл бұрын

    THANK YOU ! THANK YOU! VERY IMPORTANT HISTORY FOR ALL ERITREAN!

  • @nebiatgebremariam8193
    @nebiatgebremariam8193Ай бұрын

    My father he used to work with him in Agib, I am sorry for all his Kids, but he was the ruthless in their time, he had really cost us many lives. I grow up listening how was ruthless to Eritrea people at work in Agip.HE WAS A traitor, he was one of the people brought Haile sellasie (Ethiopia) to Eritrea. Ethiopians used him. But I feel really bad for all his kids.

  • @samaddo7436
    @samaddo74364 жыл бұрын

    I have a quick question regarding your previous historical presentation - where can I get of listen to the second part of the history of "7 Enga-na'a"Thank you,

  • @tsegaihaile27
    @tsegaihaile274 жыл бұрын

    Ty wedi Tedla abi seb, just saw it. I will listen to every part of it.

  • @zerhansdebesay181
    @zerhansdebesay1814 жыл бұрын

    Memihari abesawu kulu temxiao zeleka mehari eiyu ajoka beritia

  • @asmeromehari
    @asmeromehari4 жыл бұрын

    መም ሞኮነን ፥ የቀንየልና

  • @user-oh7qn5wg3o
    @user-oh7qn5wg3o4 жыл бұрын

    መምህር ሞኬ ንትገብሮ ዘለካ ኣበርክቶ እንዳ ኣመስገንኩ ነዚ ንኡስ ወለዶ ኣብ ሓቂ ዝተመርኮሰ ታሪኽ ንምምጋብ ጻዕርኻ ኣዛይዶ ምኽንያቱ ኣንፈቱ ከይስሕት ሃገርውን ከይትባድም እንዳ በልኩ ንስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ::

  • @ghirmaihaile7910
    @ghirmaihaile7910 Жыл бұрын

    I am confused what is the real picture of this so called General

  • @shunumii7214
    @shunumii72144 жыл бұрын

    መደብካ ጽቡቕ ነይሩ። ኽትጥንቀቐሉ ዘልካ ግን ነቶም ናይ ሓምሳታት ኣቦታት ስሞም ዘንጢልካ " ኣታ" ክትብል ዓቢ ጌጋ ጌርካ። ኣብ ባህልና ንኽወልደካ ዝኽእል ሰብኣይ " ኣቦይ " ንሱ ዘይኮነ ንሶም ኣታ ዘይኮነ ኣቱም ክትብል ኣለካ። ንዝኾነ ስልጣን ዘለዎ ከምኡውን ቀሺ ኣቱም ኢዩ ዝበሃል እዚ ኸኣ ናይ ኣኽብሮት ኣዘራርባ ኢዩ። ስለዚ ጌጋኻ ኣርም። እዚ ናይ ሻዕብያ ዝተኣታተዎ ናይ ደቂ ሹቕ ኣገባብ ዘረባ ኔው በሎ።

  • @user-qi4tz4rm3j

    @user-qi4tz4rm3j

    4 жыл бұрын

    ክብረት ንመን?ንሸየጢ ሃገር?እዚኦም ኣቦሓጎተተይ ኣይግበረሮም። እዞም ኣያታትካ ጫማ ሃጸይ ሃይለ ስላሰ ዝሳዓሙ እዮም።

  • @shunumii7214

    @shunumii7214

    4 жыл бұрын

    @@user-qi4tz4rm3j "ወሓጥዮ ተበልኩዋስ ትጎስሞ " ዝበሃል ንኸምዚ ናትካ ኢዩ። ጌጋኻ ኣርም እናበኩኻስ መሊስካ ትጋገ። ናይ ሓምሳታት ኣቦታት ሃገር ኣይሸጡን። ነቲ ናቶም ኣእምሮን ኣተሓሳስባን ዝዳረግ የለን። ምዕራባዊ ስልጣነ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዘይማዕበለሉ ጊዜ ምስ ናይ ምዕራባውያን ገዛእቲ ብፖለቲካ ዝፋጠጡ ዝነበሩ ኢዮም። እንታይሞ ሃጸያዊት ኣመሪካ ብዝነበራ ሓይሊ ንድሌት ኣቦሓጎታትካ ቆጽየሞ። ትፈልጥ ዲኻ ኣብ መጀመርያ ሓምሳታት ኣብ UN መጺኦም ከም ዝሞጎቱ። ንታሪኽ ክኾነካ ግን ንሳቶም ንናጽነት እናተቓለሱ መንግስቲ ኣመሪካ ንናጽነት ኤርትራ ጓዕጺጹ ንረብሕኡ ክብል ምስ ኢትዮጵያ ብፈደረሽን ክትቁረን ከም ዝገበረ። ድሒሩ ኸኣ ምንቅስቓስ ጀብሃ ምስ ጀመረ ኣብቲ ጊዜቲ ህቡብ ዓረባዊ ሃገራውነት ዝሙግት ዝነበረ ናይ ግብጺ መራሒ ጋማል ዓብደልናስር እስላማዊት ዓረባዊት ኤርትራ ንኽትምስረት ይጽዕር ከም ዝነበረ። ቅድሚኡ ኸኣ ተንኮለኛ እንግሊዝ ሱዳን ግዛኣቱ ስለ ዝነበረት ካብ ክረን ንታሕቲ ዘሎ ምዕራባዊ ኤርትራ ቆሪሱ ምስ ሱዳን ክሕወስ እዚ ክርስትያን ከበሳታት ከኣ ምስ ኢትዮጵያ ክሕወስ ከቢድ ምንቅስቓስ ከምዘካየደ። እንተኾነ ምዕራባዊ ኤርትራ ሙስሊም ሕብረተሰብ ሎሚ ኣይንፈላለ ጽባሕ ምስ ኣሕዋትና ክርስትያን ከበሳ ኢና ንደሊ ኢሎም ከም ዘፍሸልዎ። ኣብዚ ኩሉ እቲ ታሪኽ ክዝርዝረልካ ኣይኽእልን ኢየ። ንትምህርቲን ታሪኽ ኤርትራ ኣጸቢቕካ ንኽትፈልጥ ብጀግና ተጋዳላይ ኣለምሰገድ ተስፋይ ዝተጻሕፋ 3 መጽሓፍቲ ከም ዓቢ ንብረት ገዚእካ ኣንብበን።

  • @umahlam

    @umahlam

    4 жыл бұрын

    Shimu Mii hawey xibuk aleka Sharbia kab meda hizomulna dimexu azerarba eya

  • @Yacob-bn1jw

    @Yacob-bn1jw

    Ай бұрын

    MISAKHA YSEMAMAE EYE, ENTKHONE GIN ETA DEKI SHUK ZEBELKAY KHE? ENTAY AMTSEO? 1955 TEWELEDE...AB ASMARA ABYE...EZOM KULOM MEDA ZEWETSU 1974/75? ANE EYE ZEFELTOM. BDENGLOM EYOM N MEDA WETSEOM. NEZIOM ZENTIL ABILKA...? BTAEMI ZEHZIN EYU:: THANKS.

  • @Yacob-bn1jw
    @Yacob-bn1jwАй бұрын

    ATA HAWENA? KEMEY ZAMESELE PROGRAM...NAB SEELI DYU SEB KEDIHIB WALA KISEMEE?

  • @user-qi4tz4rm3j
    @user-qi4tz4rm3j4 жыл бұрын

    እቲ ታሪኸ ካብ ፡ ቤት ምህርቲ ብከመይ ደረጃ ብኣውቲስታ ይመለለሱ ከም ዝነበሩ ወዲ ጀነራል ተድላን ደቂ ተስፋሃንስ ክዛረብ ክጅምርከሎ እቲ ታሪኸ ዕግርግር ይብለካ፣ እዚኦም ደቂ ሸየጥቲ ሀገር።

  • @Yacob-bn1jw

    @Yacob-bn1jw

    Ай бұрын

    NDEKOM ZEMLKET SGAB ZEKONE...HIMAK ZEREBA NEYO BELO.

  • @habtesushabte6330
    @habtesushabte63303 жыл бұрын

    Ata,hawei hiji eye semi,aia eza programka gen,ane zsem,o kab hawebotatey tela,haren mereta keiahti,akeleguzay,tewelidu,seraie,adi,mengonti abu,eu,mes,motu n,Ada wesidatom

  • @hasata6204
    @hasata62044 жыл бұрын

    Gega B/G mengsti Eritrea iyu hibwo i ber Hailslasie aykonen.

  • @zecliffleaf2257
    @zecliffleaf22574 жыл бұрын

    መኮንን ተስፋይ ሓቀኛ ታሪኽ ኤረትራውያን ንኽወጽእ ንእትገብሮ ዘለኻ ጻዕሪ ነመስግነካ ቀጽሎ!

  • @habtesushabte6330
    @habtesushabte63303 жыл бұрын

    Haren,gebsi ybehal ab,on deku tesfazghi ne,ay zfereie Kflezgi ne,tela zfereie Te,arezgi,ne,aboy Araia,bemnetu,zfereie haren,mereta keiahti,akele,fuzzy eyu

  • @brave_newworld4628
    @brave_newworld46284 жыл бұрын

    ተድላ ዑቅቢት ከም ኤርትራዊ ተወሊዱ አብ መወዳእታ ከአ ከም ኤርትራዊ ከአ ሞይቱ። እቲ ብዙሕ ዋጋ ዘኽፈለና ጌጋታት ብግርህነት ናይ ኩሎም ሹመኛታት ናይቲ እዋን እቲ እዩ ተፈጺሙ።

  • @kamita878

    @kamita878

    4 жыл бұрын

    abti gzye iti andnet zblo bzho mknyat nerom iyo. abzi hgi konka ktriyo kelil iyo. Arab nationalist kemo u wen nay israel mftar bzho ytsgom sle znebere iyo.

  • @brave_newworld4628

    @brave_newworld4628

    4 жыл бұрын

    Asmera Azmarino : እዚ እትብሎ ዘለኻ ልክዕ እዩ። ይኹን እምበር ዋላ ንAutonomy ናይ ኤርትራ እውን ጠጠው ክብሉ አይከኣሉን። እዚ ጌጋ'ዚ ብዙሕ ዋጋ እዩ አኽፊሉና።

  • @user-qi4tz4rm3j
    @user-qi4tz4rm3j4 жыл бұрын

    ኣብ ደቂቕ 24:51/39:58 ተደቢሩ ጫማ ናይ ሀይለስላሴ ዝስዕም ዘሎ መን ኮን ይኸውን?

  • @umahlam

    @umahlam

    4 жыл бұрын

    Samson hawey ane keman kifelt delye men kon ykewn kibl xenihe Mebrhi eba habona habaybi

  • @mesfuntedla6841

    @mesfuntedla6841

    3 жыл бұрын

    መራሒ መንግስቲ ቢትወደድ እስፈሃ ወልደሚችሃአል የበሃሉ

  • @Yacob-bn1jw

    @Yacob-bn1jw

    Ай бұрын

    WHO CARES:: LIFE START TODAY.

  • @milashuberekhet1948
    @milashuberekhet19484 жыл бұрын

    Tedla not Tela. Tedla means Joy please improve it .

  • @hagostesfamarian2753
    @hagostesfamarian27534 жыл бұрын

    ንዝተፈጸመ ታሪኽ ኣብ ሎሚ ኮይና ከከም ዝጥዕመናን ክንቅይሮ ቅኑዕ ኣይኮነን። ሕማቕ ታሪኽ ፈጺሞም ዝሓለፉ እንተ ኔሮም ሎሚ ናብ ጽቡቕ ክንቅይሮ ኣይግባእን። ታሪኽ ተላ ዑቕቢት ኣብ ኤርትራ ጉልባቡ ዝቐልዐ ኣረሜን እዩ። ሕጂ ከመይ ጌርና ኢና ከነጸባብቖ እንፍትን። ኣብዚ ክንጥንቀቐሉ ዘለና ብናቱ ኣረሜናዊ ግብሪ ደቁ ክውቀሱ ኣይግባእን። እንተ ናይ ተላ ዑቕቢት ታሪኽ ኣረሜናዊ ግፍዐኛ እዩ ኔሩ። ኣንታ ነቲ መደብ ተቕርብ ዘለኻ ግን ምስትውዓል ክሓተካ እዩ፡ እቲ ትብሎ ዘለኻ ውን ኣብ ኣእዛን ኩሉ ኤርትራዊ ይበጽሕ ስለ ዘሎ ንታሪኽ ክትቅይር እንት ዘይፈተንካ ዝሓሸ ኮይኑ ይስምዓኒ።

  • @user-qi4tz4rm3j

    @user-qi4tz4rm3j

    4 жыл бұрын

    ብርግጽ። ሓደ ሕብረት ሰብ ብታሪክ ይሓልፍ፣ እቲ ጽቡቕን ግናይን ታሪክ እቲ ህዝቢ ኮይኑ ይቅጽል።

  • @tsegaygebru9534

    @tsegaygebru9534

    4 жыл бұрын

    Hagos Teshome በጃኻባ ካብቲ ዝገበሮ ግፍዕታት ሓብረና ነገራት ክንጽሩ ስለዝግባእ ገለ ድማ ሾቦሮ ጌርና መሳኹቲ ሴርና ፖሊስ መጺኦም ኣኪቦም ንዓኹምዩ ዝጎድለኩም እዞም ድቀይ ከምኡ ኣይትግበሩ ኢሎም ኣቃባጥሮም ንገዛና ይሰዱና ነይሮም ዝብሉ ኣሎው እቶም ጀነራል ተድላ ዝልኣኾም ፖሊስሞ ኣየናይ እዩ ቲሓቂ ክመዝን ስለዝግብኣና እየ ኣብርሃልና ክቡር ሓው።

  • @hagostesfamarian2753

    @hagostesfamarian2753

    4 жыл бұрын

    ኣብ ሓምሳታት መዓስ ንነብር ኣሊና፡ ሎሚ ንሕና ነቶም ጥዑም ጥዑም ከየስተማቐሩ ሃገር ነጻ ንምውጻእን ንምውሓስን በጃ ዝሓለፉ ሰማእታት ንቅይኦምን ጅግንነቶምን እናዘከርና ኣብ ኣሰሮም ረጊጽና ነቲ በጃ ዝሓለፉሉ ዕላማ ከነተግብር እዩ ዘለና። እቶም ነቶም ሕድሪ ሰማእታት ብጾቶም ኣብታ ብደም ዝጨቀወት ጥውዮ ነጸላ ተሰኪሞም ዝኣተዉ እሞ ሓመድ እግሮም ከይነገፉ ህድሪ ሰማእታት ብጾቶም ንምትግባር ከርተት ዝብሉ ዘለዉ ግቡእ ከበሬታ ክንህቦም ኣለና። ኤርትራ ትብል ቃል ካብ ኣፍና ከነድምጻ ከሎና ኣእምሮና ነቶም ነጻነት ኤርትራ ጋህዲ ንምግባር በጃ ዝሓለፉ ክንዝክር ኣለና። መንእሰይ ኤርትራ እቶም ንምጥፋእካ ለይትን ቀትርን ከይደቀሱ ዝሓድሩ ጸላእትኻ ብዘጻወዱልካ ናይ ጥፍኣት መፈንጠራ ኣቲኻ፡ ሃገርካ ከይትሃንጽን ከይተማዕብልን ሃገር ራሕሪሕካ ንባዕዲ ሃገር ኮብሊልካ ንሱ ጥራይ ከይኣክል ከኣ ንመንግስቲ ክትጸርፍን ክትዝንጥልን ትውዕል ዘለኻ መንእሰይ ንድሕሪት ተመሊስካ ነቶም ሰማእታት ዘክር፡ ነቶም ብረሃጾም ሃገር ዝሃንጹን ዝከላኸሉን ዘለዉ ከኣኣኽብሮት ይሃሉኻ። ነዛ ጽባሕ ብኸንቱ ትሓልፍ ነብሲ ክትብልካብ ሃገርካን መረበትካን ንዘለኣለም ተሞንቊስካ ትጠፍእ ከም ዘለኻ ኣስተውዕል ! ነቶም ትወልዶም ቆልዑ ኣብ ዓዲ ጓና ትጉሕፎም ኢኻ ዘለኻ ! እቶም የዕቊቦምኻ ዘለዉ ሃገራት ካብ ማህጸን ኣዲኦም ሃብቲ ሒዞም ኣይተወልዱን ለይትን ቀትርን ሰሪሖም እዮም ነዚ በጺሐሞ ዘለዉ ምዕባለ ክበጽሑ ዝኸኣሉ።

  • @Yacob-bn1jw

    @Yacob-bn1jw

    Ай бұрын

    ​@hagostesfamarian2753 "KILITE SGUMTI NKDMIT(MIS SEGOMKA), HADE SGUMTI NDHRIT TEMELISKA N SWATNA NZEKIR!"

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru95344 жыл бұрын

    Mesfen Tesfamariam ዘይትገድፎ ኢዚ ሓማም ኣውራጃ እሞ ተሓጒስካ ዲኻ ብስራሕ ኣስፍሃ ወልደሚካኤል ግደፎንዶ ተላ ባትሩስ ደይ ኣብ ጎኒ ኣስፍሃ ዝነበረ ኩሎም ብዕሽነቶም ዘጥፍኡና። ስቕ ዘይንብል ካብዚ ሕማምዚ።

  • @godlove8558

    @godlove8558

    4 жыл бұрын

    Sorryy ezi asfha zbelkayo seb mennetz ente tgelxeley zhawey des mbeleni. Mknyatu ab kebabi 69 ztesewe haweboy aleni. Asewawu ksab hji znegreni seb krekb aykealkun. Ab adis abeba kem znebere kab tesfay Asfha zbl sm keyru ynebr kem znebere ksab ab nay swuat wn b asfha kem zxenhana eye zfelt. Kemy mukanu Asfha elak aleka emo ktgelxeley kxbeyeka eya. Thank

  • @hagostesfamarian2753

    @hagostesfamarian2753

    4 жыл бұрын

    ኣታ እዚኦም ብሕማም ኣውራጃ ዝተላዕጠጡ ጎሃፋት ንየው እንዶ በልዎም። እዚ ኣጸቢቑለይ ኢሉ ዘህተፍትፍ ዘሎ ሙሽሙሽ ወኻርያ እዩ። መምህር ከኣ ይበሃለለይ ! ሓሽላዅ፡ ንስኻስ እንታይ ኢኻ ክትምህር ? ሓሶት ! ኣውራጃዊ ሕማም ? ሓደ ኣብዲ ደኣ ኮይንካ እምበር ምስ ጸላኢ ኮይኑ ንህዝቢ ኤርትራ ዘሳቕየ ካብ ኣከለጉዛይ ይኹን፡ ሓማሴን፡ ሰምሃር፡ ሰንሒት ወዘተ ረሳጅ ታሪኽ ዝገደፈ ከዳዕ እዩ።

  • @tsegaygebru9534

    @tsegaygebru9534

    4 жыл бұрын

    ተጋጊኻ ተድላ ባይሩ ብጌግኡ ተጣዒሱ ሃገሩ ገዲፉ ተሰዲዱ እስፍሃ ውልደሚካኤል ግን ን30 ከይተጣዕሰ ዋላዊን ድሕሪ ናጽነት ረፈረድም ከየድመጸ ምስ ሞተ ዋላ ኤርትራ ስይዓደይን ኢሉ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እዩ ተቐቢሩ ሓቂ ኣይንቕበር ብሕሉፋት ወለድና ነብስና ኣይነጥፍእ ክቡር ሓው።

  • @tsegaygebru9534

    @tsegaygebru9534

    4 жыл бұрын

    @@godlove8558 ተሾመ ሓወይ ንስኻ ትብል ዘሎኻ ናይ 69 ዓ።ምህረት ኣቦይ ካሕሳይ ናይ ሃይለስላሴ ኣብ ኤርትራ መራሕ መንግስቲ ድዩ ኣመሓዳሪ ዝነበሩ ድሕሪ ናጽነ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝዓረፉ። ስለዚ ይቕሬታ ምስዚ ትብሎ ዘሎኻ ቤተሰብ ዝራኸብ ኣይኮነን።

  • @umahlam

    @umahlam

    4 жыл бұрын

    Abay Zereba Eya Bi eshinetom Adi Atifioma Kisab hji kisanet siena delena

  • @user-nl1hv7ni2l
    @user-nl1hv7ni2lАй бұрын

    Ton very bad!. Please. The next make better,!!.

  • @nebiatgebremariam8193
    @nebiatgebremariam8193Ай бұрын

    Sidrana b hiwet eyom zelewu, tarik ezi aremenie general, himak, rugum, chekan, aremenie z nebere seb eyu neru, ezi rugum general ab agib Ms aboy eyu neru, Adey b hiwet ala, my mother know him in person nezi aremenie seb , black list z atewe seb He was ruthless to Eritrean . Ata interview tegbr please know and read before you say anything. This is very sensitive History about this traitor.

  • @teaghes7654
    @teaghes76544 жыл бұрын

    ብቐዳምነት፡ ሰላምታይ ተቀበሉ። ኣብ ጊዜ ደርጊ 'ዩ እቲ እዋን፡ ሓደ ተለንተ ናይ ፖሊስ ኤርትራ ዝነበሩ ኣቦ ከዕልሉ ዝሰማዕኩዎም፡ ጀ. ተላ ቅድሚ እቲ ዝተቐትሉሉ ቅንያት ጸዊዑኒ ወታሃደራዊ ኣጽዋር ብማኪና ጽዒኑ ካብ ከተማ ክወጽእ ብድሕሪኡ ዝስዕብ መምርሒ ከምዝህበኒ ሓቢሩኒ፡ ኣነ ድማ ሕራይ ጐይታይ ጥራሕ ንስድራይ ኣማሓዲረ ክምለስ ኢለዮ ቁሩብ ገንዘብ ሂቡኒ እዚ ሚስጢር ንማንም ከይተካፍል እውን ወሲኹሉ፡ ብኣ ኣቢለ ንዓደይ፡ ንካልእ ሰርጀንተ ድማ ኣጸዊዕኒ ኢሎም ምስ ነገርዎም ከምዛ ናተይ ግበር ኢሎም ከምዘማኸሩዎ እሞ ክልቲ ኦም ንዓዶም ከይ ከዱ እቲ ቅትለት ከምዝተኻየደ ሰሚዕና። ንሶም ንጀ. ተላ ክገልጹዎ ከለዉ፡ ትዕቢተኛ፡ ጽጋበኛ ዘራባ ናይ ካልእ ዘይሰምዕ ክብሪ ሰብ ዘይብሉ ግን ንፉዕ ወታሃደር ኢዩ ኒሩ። ኣብቲ መወዳእታ እታ ገመድ ናብኡ ገጻ ምሰበለት ካልእ ሓሳባት ኣንቂሉ ኔሩ እቶም ካሎኦት ኣንጻር ስርዓት ሃይለስላሴ እንዳመኸሩዎ ኣይሰምዖምን ኣብ መወዳእታ ነብሱ ከውጽእ ኣጽዋር ሒዙ ክሽፍት ኔሩ ሓሳቡ፡. . .

  • @bd1260
    @bd12604 жыл бұрын

    ልቢ ዝትንክፍ ቓለ መጠይቅ ንክቡር ጀነራል ተድላ ዕቅቢት ከም ብኢድ ኢትዮጵያ ተጠሊሞም እሞ ስለዜይተቀበልዎ ነቲ ናይ ፈደረሽን ምፍራስ ሕጊ ብወተሃደራት ኢትዮጵያ ዝተቀተሉ እመድለና ነሩ ለካ ብጣዕሳ እዮም ክብርት ህወቶም በጅዮም።

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru95344 жыл бұрын

    ለምለም ትብሃልውን ኣብ ካናዳ ኣላቶም። ሓዋ ዝያዳ ኣድረሳ ይፈልጥ።

  • @zementesfai1402
    @zementesfai14023 жыл бұрын

    ዓዲ ሞጎንቲ ሰፈር ጀጋኑ::

  • @berietheone2386

    @berietheone2386

    2 жыл бұрын

    Abey kebabi eyu adi mogonti bro

  • @Yacob-bn1jw

    @Yacob-bn1jw

    Ай бұрын

    ​@@berietheone2386ab Tika, "WASHIGTON DC"

  • @samsomtesfamaryam2138
    @samsomtesfamaryam21384 жыл бұрын

    ኣሕዋት ተላ ዕቅቢት ባዕሉ እዩ ነብሱ ኣጥፊእዋ ምክንያት ነብሱ መጥፊኡኡ ከኣ ናይ ክፍሊ ሃገረ ኤርትራ ፕረዘንቲ ወዲ ኣከለ ጉዛይ ኣቶ ኣስፈሃ ወልደሚካኤል ስለ ን ተላ ባይሩ ወዲ ሓማሴን ስለ ዝገምጠሎ ካብ ሕልፍነቱ ወዲ ኣከለ ጉዛይ ክመርሖና ኣይተዋሕጠልናን ኢሎም ነብሶም ኣጥፊኦም ጋሕ ኢሎም ንብለኩም ።

  • @afrolatin05

    @afrolatin05

    4 жыл бұрын

    Kem lomy xebebetey seb reye ayflten Zemene tecnology

  • @zecliffleaf2257

    @zecliffleaf2257

    4 жыл бұрын

    Samsom Tesfamaryam ዓሻ

  • @Gumbet-pe8zj

    @Gumbet-pe8zj

    4 жыл бұрын

    ሳምሶን ገስረጥ ግስረጥና ካብ ወዲ መድህን በራድ ዝተመሃርካዮ ናይ ሕሉፍ ታሪኽ ብዝተገልጸ ይገለጽ ንናይ ወዲ መድህን በራድ ክለሳ ትገብረላ አለኻ።ሙሽሙሽ ሓሰኻ ወዲ መድህን በራድ እቲ እከይ ረሳሕ ዝበከለ ወገንነት ካብ አእምሮኻ አርሕቆ።

  • @zerbabieltesfamichael9202

    @zerbabieltesfamichael9202

    4 жыл бұрын

    Samsom Tesfamaryam ሳምሶም እዚ ብኣፍካ ምሕራእ ዘይትገድፎ! ተሰዲድካ ዘይትማሃር ደንቆሮ። ተላ ዑቕቢት ቁንዕን ፈትሓውን ደአምበር ኣውራጃዊ ኣይነበረን። ካብቲ ቑሸታዊ ኣተሓሳስባ ወጺኻ ተመሃር ተፈወስ ኣእምሮ እንተልዩካ። ኣውራጃውነት ማለት መንሽሮ ሃገርን ህዝብን ማለትዩ።

  • @danielarsenal4952

    @danielarsenal4952

    4 жыл бұрын

    Hiji ka gizeka Eu gahe ketble eka teble ka aleka mesakum hansaba kemzi memelas xebuk eu donkoro temhare

Келесі