🛑 ወዲቕና ሓዲጎምና ሃዲሞም | Gedli Plus | Wez Tube | TDF

Ойын-сауық

ወዲቕና ሓዲጎምና ሃዲሞም | Gedli Plus | Wez Tube | TDF
Welcome to Wez Tube...
Like, Share, Comment, and Subscribe to our Channel
Other Videos:
• 🛑ፀላኢ ኣብ ጉድጓድ ኣሲሩ ዘሳቐዮ ...
• 🛑ሻዕብያ ትግራዋይ መሲሉ ሸዊዱና ነ...
Video Topic:
gedli
gedli plus
traditional kuda tigrigna
TDF

Пікірлер: 123

  • @user-fo3sl1vy2v
    @user-fo3sl1vy2v4 ай бұрын

    ዝሓለፈ ብፃየይ ዕጥቀይ ወሲድይ ኢላ ቃላ ሂባ ነይራ ሐዚ ዕጥቀይ አብ ባዕቲ ገዲፈ ብዙሕ ሕውስውስ ዝበለ አለዎ

  • @abrahatsadik652
    @abrahatsadik6524 ай бұрын

    እህህህ 💔💔💔ህጻውንቲ እናሞቱ ደቂ 80 70 ካሕዳማት መራሕቲ ዝዕንድሩላ ትግራይ? ገዲፉዎም ዝሃደመ መራሒ ክሕተት ይግባእ☝️

  • @user-vc6ip7re1x
    @user-vc6ip7re1x4 ай бұрын

    ጅግና ጓልቶም ጀጋኑ❤💛❤️❤💛❤️👍👍👍

  • @Welqaithumera
    @Welqaithumera4 ай бұрын

    "ነዚኣ ክትግዕታ'ዶ ርህጽ ትሓድራ" ዝብሉዎስ ከምዚኣ'ያ !!😅😅😅

  • @rimelake4356

    @rimelake4356

    4 ай бұрын

    😂

  • @zedachesele

    @zedachesele

    4 ай бұрын

    ግደፍ ኣታ ወዲ ቀቲልካና😂😂😂

  • @user-cf9eg3ub9g
    @user-cf9eg3ub9g4 ай бұрын

    ኣየ ወያነ 4 ወለዶ ወጣት ትግራይ ኣብ ሓዊ ጠብሶም ።እንታይ ጠቅሞምና ንትግራይ ብቅልፅምና እናበሉ ወጣት ቅልፅሞም ሰይሮሞም ።ብቅልፅሞም ምንም ዘምፃእዋ ካዓ የለን

  • @zebibaosman9282

    @zebibaosman9282

    4 ай бұрын

    ታይ ገረሙካ ዘአቅሞም ገይሮም 7ሐገራት ከቢቦሞም እንዲያዉም ጀጋኑ እዮም አልምዲሊለህ አትቡሉን

  • @abrehatgebrhansgebrhans9400
    @abrehatgebrhansgebrhans94004 ай бұрын

    አሰይ ጀግኒ ጎል ጀጋኑ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰✊💪✊💪✊💪✊💪✊💪

  • @awetawate037
    @awetawate0374 ай бұрын

    እዛ ጋል ብውሸጢ ክተራክቡኒ መደለኩ ከምዚአን ኣዋልድ ክህልወና እየ ዝደሊ ኣራክቡኒ ምትብባዕ ዘድልያ ጅግና ዋዕሮ እያ❤❤❤❤❤

  • @WezTube

    @WezTube

    4 ай бұрын

    0962582265 Israel tbahal

  • @user-kh8ke3fm5p
    @user-kh8ke3fm5pАй бұрын

    ሰንዓት ተጋድልትና መወዳእታ የብሉን።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-dr8dt9ub6z
    @user-dr8dt9ub6z4 ай бұрын

    ኲናት ልመዶ ኣይትልመዶ ከቢድዩ ቀሊል ኣይኮነን ካብኡ ከኣ 2ሰሙን ብዘይ ምግብን ማይን ስልኪ ኮ ኣይነበረን ምንም ኣየእምንን

  • @Easylife-2024
    @Easylife-20244 ай бұрын

    Hasawit

  • @user-zs1hd5ky2i
    @user-zs1hd5ky2i4 ай бұрын

    ንመራሕቲ ወያነ ኢልኩም ተጋሩ ጠፊእኹን ። ቀደም መራሕቲ ወያነ ነጊሮሙኹም እንዲዮም ብስርቅን ሓሶትን ሙሱና በስቢስና ኢሎም ። ሰራቅን ሓሳውን ሙሰኛን ኣብ ሕጊ እዩ ዝከይድ እንበር መራሒ ኣይኮውንን እዩ ። ሕጂ ውን እዞም ደናቁር መራሕቲ ህወሓት ሰረቅቲ ኣብ ደገ ንመላእ ህዝቢ ትግራይ ዘብልዕ ገንዘብ ኣለዎም ምስ ስድራቤቶም ኣብ ደገ ።

  • @assefatsadik7288

    @assefatsadik7288

    4 ай бұрын

    አንታ ሌባ መሽረፈት ንመራህቲ ወያነ ክትብል ከለካ ቁሩብ አይትሓፍርን ንምኳን ወያናይ ዝብል ቃል እንታይ ከምዝኮነ ትፈልጦ ዶ አንቱም ተካላት ወያነ ማለት ህዝቢ ማለት እዩ አንቱም ሻእብያ ታሪክ ዘይትፈልጡ ታሪኩም ይጥፋእ እንቱ በላእቲ ነብሲ ህዝቢ ትግራይ በሊእኩም ወዲእክምዎ እንደገና በዚአ በዚአ እናተውኩም ትዘራርጉ አለኩም ድሃን ግዜ ክህልወና እዩ ግዜኩም ሃልው ህዝቢ ትግራይ በስናኑ ነኪሱ ሂዝኩም አሎ ድሃን እዩ ግዜኩም ሃልዩ አንቱም በላእቲ ነብሲ ሌያቡ ፡፡

  • @mebrahtutsegahe7358

    @mebrahtutsegahe7358

    4 ай бұрын

    Merede nay haweka negeruni belom ne shabeya

  • @amicheonline1238
    @amicheonline12384 ай бұрын

    እቲ ዝሓለፈ ባሕላዊ ጨዎታ ትግራይ ሕጸ እዪ ነይሩ ሰላም ጌርክን እንተዝይትነብራ መርዓ ብሕጂዩ ዘሎ ቆንዳፋት

  • @johnhabte6743
    @johnhabte67434 ай бұрын

    ኣብ በዓቲ ክልተ ሰሙን ተሓቢእና እናበልኪሲ ተሌፎን ክኣ ናብ ሓብታ ደዊላ ክክክክክክ ኣየ ትግራዎት እዚ ጀጋኑ ክትብሃሉ ሓሶትን ዜሮ ዝኾነ ታሪኽ ኣይትተርኹ ትሩፋት

  • @filmonteferi4760
    @filmonteferi47604 ай бұрын

    ክከውን ይኽእል እንድዩ ግን ዘይ እመን ዘረባ አለዎ ቀዳማይ ቁስሊ ዉጉእ ይጨኑ እዩ ሊእሊ ከማን 15 መአልቲ ብዘይ ህክምና ተፈትሻስ ሐሊፋ ?

  • @yenekonjo2314

    @yenekonjo2314

    4 ай бұрын

    አለቺሕ እኮ ትል ሆነ ስለዚሕ ይሸታል ማለት ነው ደደብ

  • @amicheonline1238

    @amicheonline1238

    4 ай бұрын

    😂😂😂

  • @kbg6227
    @kbg62274 ай бұрын

    ድህልቲ ጉሐፍ ፣

  • @user-uh4cw7hg7p
    @user-uh4cw7hg7p4 ай бұрын

    ዋዕሮዋይ ጅግና❤

  • @himantesfahnas4303
    @himantesfahnas43034 ай бұрын

    ከመይ ራጁ እንዳገበርኪ ቡምባ ዘይትርኧ ሕውስውስ አቢልኪዬ ቲዘረባ

  • @berhanehabte1338
    @berhanehabte13384 ай бұрын

    ❤❤

  • @user-gf2xv1zd9v
    @user-gf2xv1zd9v4 ай бұрын

    ጀግና ጓልቶም ጀጋኑ

  • @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
    @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv4 ай бұрын

    ዋዕሮና እንኮዕ ቢሂወት ተረፍኪ😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tigrayarmy2293
    @tigrayarmy22934 ай бұрын

    Brave Tigray girl

  • @kabbakabba4344
    @kabbakabba43444 ай бұрын

    ኣብዚ ግን እንታይ ዓይነት መልእኽቲ ኢኺ ተሕልፊ ዘለኺ ቦጅባጅ

  • @azmeramidaia4345
    @azmeramidaia43454 ай бұрын

    ታኣምር❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢

  • @alemayotadele7390
    @alemayotadele73904 ай бұрын

    Yes she clearly explained in Nikisge Sothern tigray I know the history ......she the most talent brilliant i know my village she scarify for my peoples. please send her phone

  • @esutewelde1771
    @esutewelde17714 ай бұрын

    እዋይ ትግራዋይ ሓሶት ክብልኻስ ከምዚ ኢዩ 15 መዓልቲ ማይ መግቢ ዝጸኒሕ እሞ ኸኣ ማህረምቲ ዘለካ እዋይ

  • @henokefrem5021
    @henokefrem50214 ай бұрын

    ዓር ይብለኪ ክር ይብለኪ እንተኣቢኪ ንዝብኢ ይህበኪ!

  • @mezagebrefe4604
    @mezagebrefe46044 ай бұрын

    💯💯💯💖💖💖💖💖💖

  • @user-dj7sh3no2n
    @user-dj7sh3no2n4 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @kedanyedenagellej5103
    @kedanyedenagellej51034 ай бұрын

    🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @user-yp6vg3bz4v
    @user-yp6vg3bz4v4 ай бұрын

    Hasewti malelite sheramute

  • @danieltewelde1015
    @danieltewelde10154 ай бұрын

    Mobile dewle zeblto yetrater charge ke ab bati kabey rekibato

  • @user-hn6dn4sb9k

    @user-hn6dn4sb9k

    4 ай бұрын

    😂😂😂 smart!!ya very confusion

  • @user-tl6gl8nk5o
    @user-tl6gl8nk5o4 ай бұрын

    ትግራይ ፍቱሓት ስረ ፡ በሉ ጉድኩም ስምዑ

  • @teshayearaya1712

    @teshayearaya1712

    4 ай бұрын

    አነ ኤርትራዊ እየ እወ ትግራይ ሽግር አለዎም ምዝካር አየድለካን ንሳቶም አብ መሬቶም ኮይኖም ንመንግስቶም ጠልጠል ከብልዎም ብአይንና ሪእና አብ ልቦም ዘሎ ይዛረቡ ንህናስ ሀደ አብ ዳይፐር ዝገበረ ተንቤናይ ክጻወተልና ከሎ ጽቡቅ ገበርካ ኢልኩም fake ሀገራውያን

  • @Asqualgebrehiwot
    @Asqualgebrehiwot4 ай бұрын

    Ahhhh deqny😢😢😢😢😢😢😢

  • @emirufisseha6811
    @emirufisseha68114 ай бұрын

    ❤❤❤❤waerooo

  • @damaeast6551
    @damaeast65514 ай бұрын

    Tegaru- the the result of incompetent leadership, Fekera doesn’t get you anywhere. This should never happen. Tegaru Rotate your brain 360 degrees.

  • @damaeast6551

    @damaeast6551

    4 ай бұрын

    Fekera to get to Asmera was the cause of so many young Tegaru dying!

  • @zaidtecle2068
    @zaidtecle20684 ай бұрын

    Zeyredeaka zanta

  • @tsehayeseyaseseyas1849
    @tsehayeseyaseseyas18494 ай бұрын

    Xbuq kinat yelen haftey enqae bselam terefki

  • @user-yl3gx4vw7e
    @user-yl3gx4vw7e4 ай бұрын

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰

  • @mowel576
    @mowel5764 ай бұрын

    😢Agoki habtey

  • @yenekonjo2314
    @yenekonjo23144 ай бұрын

    😭😭😭😭😭

  • @user-in5wc2ue6h
    @user-in5wc2ue6h4 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤😢

  • @user-kw6pd7en2e
    @user-kw6pd7en2e4 ай бұрын

    💪💪💪💪💝💪💪💪💪💪💪

  • @user-dq3rh2vj3b
    @user-dq3rh2vj3b4 ай бұрын

    ድምፅይ ምስልይ አይተዋደደይ

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile54994 ай бұрын

    መምልኢ ቴሌፎን ድኣ በየን ረኺብኪ እእእእእእእ

  • @goly9965
    @goly99654 ай бұрын

    አይተሓዙለይ ኢንተርቪወር ግን ወዲ ድዩ ወይ ጏል ?ንምፉላጥ

  • @mebrahtutsegahe7358

    @mebrahtutsegahe7358

    4 ай бұрын

    Eski gemeti

  • @goly9965

    @goly9965

    4 ай бұрын

    @@mebrahtutsegahe7358 ወዲ :: አብታ ዓይናዶ ግምት ?

  • @abrahamtesfai6597

    @abrahamtesfai6597

    4 ай бұрын

    Kilitueu eyu eya

  • @samsonsalaher3576
    @samsonsalaher35764 ай бұрын

    Ni mekele nab haftey dewile xewiaya network neru malet dyu

  • @mebrahtutsegahe7358

    @mebrahtutsegahe7358

    4 ай бұрын

    Ewe niru pipi katewu kelewu yekeftewo nerom

  • @teklebrhangebrehiwot7405
    @teklebrhangebrehiwot74054 ай бұрын

    "ሽንተይ ከይሰቲ ፐሬድ ኮይነ"ኢላ ሽንትን ፐሬድን እንታይ ዘራኽብ ኣለዎ መውፅኢኡ በበይኑ እዩ ካሊእ እቲ ትዛረቦ ዘላ ነገር ምንም መእመኒ የብሉን ንኣብነት ስልኪ ምሉእ ብምሉእ ኣብ ዘይነበረሉ ጊዘ ስልኪ ደዊለ ሓፍተይ ፀዊዐያ ገለታት ገለታት

  • @ghebresari739
    @ghebresari7394 ай бұрын

    Ajoki sister dehezin shigir kerni africa m'as eyu kiwidae endei

  • @user-yp6vg3bz4v
    @user-yp6vg3bz4v4 ай бұрын

    Hasote nay abotatkum nay sebhate nega kedemti

  • @yalem4806
    @yalem48064 ай бұрын

    ምግዳል እኮ ነዞም ከቢድ መወቃዕቲ እንተነይሩዎም ነዚኦም ከድህኑ ከምቱ ወይ ካብ ውግእ ሓይሊ ከይጎድል ከኸዱ ግድን እዩ ።ካልኣይ ሓኪም ሀዝቢ ወረዳ ሰራህተኛ ወይ ናይቲ ህብረተሰብ እጃም እዩ እዚ ኣብ ኺናት ዘጋጥም እዩ ከትኣምነሉ ይግባእ ኣብቲ ኹነታት ብዙህ ፀገም ከምዘጋጠመ ሩዱእ እዩ።

  • @Pamela-cb6gl
    @Pamela-cb6gl4 ай бұрын

    ዋይ 💔😡😢

  • @rona7755
    @rona77554 ай бұрын

    ረዚን ዩ።

  • @y0hannesbereket607
    @y0hannesbereket6074 ай бұрын

    Kkkkk charchi dia abeyi rekibki telefon dewilki zegerim eyu

  • @joeythelifewithspirit

    @joeythelifewithspirit

    4 ай бұрын

    ፈጠረሽን እያ ራምቦ ጁኔር 😂😂😂😂

  • @michaelghebreab1463
    @michaelghebreab14634 ай бұрын

    anta kndethsu ezaagal

  • @user-hn6dn4sb9k

    @user-hn6dn4sb9k

    4 ай бұрын

    ዝገርም እዩ ሓዶታ

  • @asefawasmeromtekli8017
    @asefawasmeromtekli80174 ай бұрын

    ስለምንታይ ኢኹም ሓሲያ ትብሉ፡ እንታይ ንምኽሳብ ኢያ እሞ ክትሕሱ፡ ቁስሊ ይሕስኽ ብጭቡጥ ይሕስኽ፡ ብዝኾነ ከምዚ ዝበለ ስቓይ ዝሓለፈ ሰብ፡ ብከምዚ ዝበለ ሂወት ዘይሰገረ ክፈልጦ ክርድኦ ኣይክእልን ኢዩ ግደፍዎ በቃ። ሓቂ ንምርግጋጽ ግን ሓውታ ምውካስ፡ ኣሃዱኣ ምውካስ ቀሊልን ፈረቓን እኮ ኢዩ።

  • @user-hn6dn4sb9k

    @user-hn6dn4sb9k

    4 ай бұрын

    ትሕሱ ደኣ attention ንምርካብ

  • @biniyamhaghos5391
    @biniyamhaghos53914 ай бұрын

    ኣቱም ሰባት ድምጽን ናይ ኣፋ ምንቅስቃስን በበይኑ ኣሎ ደሓር እቲ ታሪኽ ሕውስውስ ኢሉኒ ናታ ዲዩ ቲዘረባ ብሓቂ ?

  • @user-jg7sv8ff6e

    @user-jg7sv8ff6e

    4 ай бұрын

    yes

  • @yohanesgebretnsae2571
    @yohanesgebretnsae25714 ай бұрын

    Kkkkkkk Abet Afena 😂😂Emanki dyu?😂😂

  • @azebweldu7852

    @azebweldu7852

    4 ай бұрын

    😂😂😂😂😂😂ግደፍ ታ ማ እዋይ እንታይ ኢላ ክክክክ

  • @amicheonline1238

    @amicheonline1238

    4 ай бұрын

    😂😂😂😂😂😂

  • @asefudesta441
    @asefudesta4414 ай бұрын

    መን እዮ ገድፋኪ ዝከደ? ??

  • @wgtfelafl6367
    @wgtfelafl63674 ай бұрын

    ከምዚ ዓይነት ብልሓቲን ሜላን ኣብቲ ናይ መኸተ ቃልሲ ዘነበረ ብልሓት ንመሸቐጢ ዩቱብ ንጸላእቲ አሕልፍኩም ትህቡ አለኹም ኣብ ውሽጢ መኸተ እናሃለና ከምዚ ዓይነት ምሽጥር መባኸኒ ዝኾነ ዓገብ ክበሃል አለዎ ::

  • @Fish19610
    @Fish196104 ай бұрын

    ሓቂ ተኮይኑ ዕንኩዋእ ብሂወትኪ ወጻእኪ። እዚ ትብልዮ ታሪኽ ግን ተአማንነት የብሉን። ንሃብትኪ ብስልኪ ካብ መቀለ ደዊልኪ ጸዊዕኪያ? ቴለፎን ሃገረሰብ አይኮነን መቀሌ አይነበረን። ሓሳዊት ኢኪ። ፊልም ክትዋሳኢ ትክእሊ አብ መጻኢ።

  • @gomida1552
    @gomida15524 ай бұрын

    ክልተ ሰሙን ኣብ በዓቲ ኔሬ ክትብል ጸኒሓ: ንሓፍተይ ንመቀለ ደዊለ ሓቢሬያ። ኣብ በዓቲ ባትሪ? ኔትዎርክ? ክልተ ሰሙን ብዘይ መግብን መስተን ጸኒሐ ክትብል ጸኒሓ: እንጀራ ምስ መጸ በሊዕና። ብጣዕሚ ሕማቅ ተዋስኦ።

  • @melengaltigray
    @melengaltigray4 ай бұрын

    ሓሳዊት ኣይትበሉ ምሽጥር ስለ ዘዉፀት ድዩ ኹሎም ኣሕዋትና ተደብርዮ እዮም ተሪፎም ደጋፊ ዘይብሎም😢😭😭😭

  • @user-hn6dn4sb9k

    @user-hn6dn4sb9k

    4 ай бұрын

    ደብሪጽ እዩ ተሓታቲ 😂😂

  • @putin5933
    @putin59334 ай бұрын

    Bizuh hasot eniewo. Gin ziwereda gifee reuy eyu.

  • @zebibaosman9282
    @zebibaosman92824 ай бұрын

    ዋሕዲ ሰብ ሰለዝነበሮም እንታይ ይግበሩ ብ7 ሐገራት ብድሮን ተከቢቦም በዚሆሞም ሽግር እዩ ጦርነት ከቢድ እዩ ተጋርዋ ረቢ ያሐግዝኩም ንሻአላህ

  • @tesfaymekonen3914
    @tesfaymekonen39144 ай бұрын

    እዝ ኣብ ሓቂ ዝተሞርከሰ ትረኻ እዩ !

  • @Amanwediasefu
    @Amanwediasefu4 ай бұрын

    tdf ezi do neakum yahizn sean resehat merahti

  • @salamsalam1464
    @salamsalam14644 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @hybirdgenetic7096
    @hybirdgenetic70964 ай бұрын

    ኣታ እዞም ዓጋመ እንታዮም ኩሎም ፡ ሽንተይ ሰትየ ፡ዝብሉ ጸሚኦም ድዮም ፈሪሖም ምርዳእ ስኢና ፡መንደላይ መልሲ ክህበና ንጽበ

  • @efremhaile3632
    @efremhaile36324 ай бұрын

    ስንኩላትና መሕፈርቲ ተቐይርኩም ብዕሱባት ዘድልን ዘየድልን የዛርቡኹም ኣለዉ

  • @tesfayfarah774
    @tesfayfarah7744 ай бұрын

    😂 nace drama

  • @Trendy-nd9ho
    @Trendy-nd9ho4 ай бұрын

    ሕሾት

  • @user-qd2xq1ky6y

    @user-qd2xq1ky6y

    4 ай бұрын

    ማለት

  • @user-hn6dn4sb9k

    @user-hn6dn4sb9k

    4 ай бұрын

    ሕሾት😂😂😂

  • @abrahamtesfai6597
    @abrahamtesfai65974 ай бұрын

    Kilte semun bzey may? Tegerun hasotn eyu negeru.

  • @joeythelifewithspirit
    @joeythelifewithspirit4 ай бұрын

    ,ባዕላ ድያ ትፈጥሮ ዘላ ጽውጽዋይ ኮይኑ ይስምዓካ ይተሓዋወሳ ኣሎ ካበይ ናበይ እያ ተላኽዖ ዘላ 😂😂😂 ቅድሚ ሕጂ ዕጥቂ ኣይነበረናን ኢላ ኑይራ ሕጂ ኽኣ ምስ ሙሊእ ዕጥቃ ከምዝነበረት እውይ ከብደይ ተነፊሐ ክትኮስ ደልየ ከምዚከ ኣሎ ድዩ 😂😂😂

  • @aziebkidane1393
    @aziebkidane13934 ай бұрын

    😢😢ንምንታይ መኽንያት እዮም ክዋግኡ ከይዶም? ሕዋሓት ብዘይ ምርቻ ን 29 ዓመታት አብ ስልጣን ፀኒሖምስ፡ደሕሪ 29 ዓመታት አብ ኢትዮጰያ ምርቻ ተገሩ አብይ አሕመድ ተመሪፁ፡ሕዋሓት ንዘላአለም አብ ስልጣን ክነብሩ ስለ ዝተደለየ ድየ? ከም ተጋሩ ዝድንቁር ህዝብስ አብ ዓለም የሎን።

  • @Karneshmawi
    @Karneshmawi4 ай бұрын

    እዛ ጋል ሓኪም ክትርአ ኣለዋ ቁሩብ ናይ ሓንጎል ምዝንባል ጌራ ኣላ , ኣብቲ ዘረብኣ ትፍለጥ ደሓር ኣብቲ ዝሓለፈ ኣብ ሰረት መድያ ዝበለቶን ሕጂ ትብሎ ዘላን ገለ ገለ ፍልልይ ኣለዎ , ናይ የእምሮ ሓኪም ክትርአ ኣለዋ

  • @user-qd2xq1ky6y
    @user-qd2xq1ky6y4 ай бұрын

    ጅግንነትኩም ዓለም አዛሪቡ

  • @SisayFkr-qv1nx
    @SisayFkr-qv1nx4 ай бұрын

    መሊእኪ ምሽጥር ኣይተውፅኢ

  • @wgtfelafl6367
    @wgtfelafl63674 ай бұрын

    እቲ ታሪኽ ክስነድ አለዎ ዝብል እምነት አለኒ ይኹን እምበር ንዩቱብ መሸቐጢ ክኸውን ግን አይግባእን ኣሓት ወኣሕት በይዛኹም ንቲ ኹነታት አይሓለፍናዮን ኣብ ማእኸል እቲ ኹነታት ኢና ዘለና እስቲ ጽንዓት ሕዝና ንታሪኽ ንሰንዶ ግን ኣብ አየር አይነውዕሎ ንዝተወሰነ ግዘ ::

  • @tsehayeseyaseseyas1849
    @tsehayeseyaseseyas18494 ай бұрын

    Kkkkk mortar harimks Bombay ef1 Ka hzki wexiki aye wetehaderat junta kkkkk

  • @Tbebu2815
    @Tbebu28154 ай бұрын

    ጅብ ከሄደ ውሻጮኸ ነው ነገሩ። በመቀሌ ኣልጋጠስር ተደብቃቹ ነበር። የኘሪቶርያ ስምምነት ነው ከአልጋ ስር ያወጣቹ 😅😅😅

  • @smd7650

    @smd7650

    3 ай бұрын

    የጠንቛይ ዘር

  • @jemalYasin-wm2vd
    @jemalYasin-wm2vd4 ай бұрын

    ኣብዚሕክዮ

  • @user-hn6dn4sb9k

    @user-hn6dn4sb9k

    4 ай бұрын

    😂😂 I know

  • @hagosyohanns9443
    @hagosyohanns94434 ай бұрын

    ጭርጭር ዓበደ ዩ ናትኩምሲ፡ ህወሓት ክፍክር ሻዕብያ ይድክር። ፈኪሩ ፈኪሩ ሃዲሙ ናብ በዓቱ።

  • @DenemeDeneme-db8fi
    @DenemeDeneme-db8fi4 ай бұрын

    ጀጊናዋእሮ❤❤❤❤❤❤😂

  • @ermiastesf7298
    @ermiastesf72984 ай бұрын

    ሓሳዊት

  • @mustoffa-qd6bb
    @mustoffa-qd6bb4 ай бұрын

    ሻምበል ባሻ ምግበይ ተለኣኣኺ ድዮ? እወ አጥሊኡ! ዝኸብዳም ታፍቶም ሌባ ሠራቂ ተባሂሉ ናይ ሐጺን መጻንን 3 መኪና ምስ ዲሞርክአን ሕሩጭ እኽሊ ተገምጊሙ ክሲ ዝቀረበሉ ሓላዊ አድጊ ዝነበረ እዩ። ንተጋደልቲ ድሃሎም ተባሂሉ ብኒ ቆሻሻ ስብሓት ተላኢኹ ንአርሱ ዘዋረደ መሃይም ናይ ጣልያን ሻምበል ባሻ ከሐዲ እዩ። ጉድኣት ተጠወርቲ TDF ሠላማዊ ሰልፊ ኽገብሩ አይፍቀድን ዝብል ዝወጸሉ ሔሽከርን መሃይምን እንተኾይኑ ጥራይ እዩ። ዝወዲዛማዕምን አቡኡ ዘይፈልጥ ወዲ ሃንታ ናይ ሱዳን ማእምን ምዃንካ ውን ተፍልጥ። ገና ኸነቃልኤካ ኢና! ተጸበዬና!!!

  • @user-zx2xz4lk1g
    @user-zx2xz4lk1g4 ай бұрын

    For what? What did you achieve? You lost your youth, your future!

  • @dessiemichiel5765
    @dessiemichiel57654 ай бұрын

    እዋይ ፣ ሓሶት

  • @AidaKidane-kp2dg
    @AidaKidane-kp2dg4 ай бұрын

    ትዕሊም 😂😂😂😂😂 ኣየ ዓጋመ ሓሶት ከኣ ቦሎ እዩ

  • @AdemYafaroo

    @AdemYafaroo

    4 ай бұрын

    Wawጂግና።ወረቂጋልትግራደ

  • @sinnithm.6972
    @sinnithm.69724 ай бұрын

    እዚ ኲሉ ትብሊዬ ዘለኪ ተጋንፎ ነዛ ጠላም ንጃንዳ ማለሊት ሕወሐት ሌባ ሰራቂት ረዲኤት ህዝቢ ትግራይ ከምእውን ስልጣንኖም ከናውሑ ኢኪ ወፊርኪ ዓጀብ እንበር ወያነ በላዒት ደቃ ሪእናያ ብሙርኲስ ኽትሀድም ሰላም የውርፀልኲም ደቂ ድካ ህዝቢ ትግራይ ልቢ ግበሩ

  • @AmanuelTesfazghi-be1oj
    @AmanuelTesfazghi-be1oj4 ай бұрын

    ሓሶት በዝሑልክ😅😅😅😅😅

  • @user-xh4dp6ij4r
    @user-xh4dp6ij4r4 ай бұрын

    መበቆሉን ዕላማኡን ዝተወሰኑ መራሕቲ ጥራሕ ኣብ ዝፈልጥዎ ኲናት ፡ ብናይ ካድራት ሓሶትን ፕሮፖጋንዳን ዕሸላት ጠፊኦም ። ተቓላሳይ ምስ ምሉእ ጥዕናኡ ኣገዳሲ ፍጡር'ዩ ፡ ምስ ቆሰለን ምስ ሰንከለን ግን ከም ሸኽሚ ይፍንፈን ። እቲ ልዕሊ ዅሉ ዘሕዝን ድማ እቲ ድሕሪ ኲናት ዝቕጽል ህይወት ዘይዕረን ኣዝዩ መሪርን ምዃኑ ኢዩ ። 😢

  • @user-tf4fd4hu8b

    @user-tf4fd4hu8b

    4 ай бұрын

    ለክባጥ ኤርትራ ጉዳይ ሃገርካ ግበር ድሁል

  • @tsegisheeritrean530
    @tsegisheeritrean5304 ай бұрын

    አቤት ቦኾክ ቦኾክ ክክክክክ ወያኔ ሃሶት ጽቡቕ ጌራ እያ ሚሂራትኹም ክክክክክክክ

  • @user-zs1hd5ky2i
    @user-zs1hd5ky2i4 ай бұрын

    ራጂ እላግአበረት ሲ እታ ቡምባ ኣይረእይዋን ትብልሲ ዘይከውን ።

  • @redagetach
    @redagetach4 ай бұрын

    Poor ladies, why do you give your life for nothing? Advice others not to give your life for this ethnocentric ideology

Келесі