🛑 ጓለይ ብለይ ጠዋሪ ኣቦ እየ ኣዕቢየያ - ኣደ ስዉእቲ ተጋዳሊት ኣብርሀት ገ/ኪዳን

Ойын-сауық

ንስድራ ጅግና ስዉእቲ ተጋዳሊት ኣብርሐት እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0942262490//0910461224 ክትረኽብዎም ትኽእሉ ኢኹም
ጀጋኑ ተጋደልትና ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም "
ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን ኣድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!
ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ብ0933263830//0987216972 ይደውሉ።
#gedliplus #GedliPlus #GEDLI_PLUS #TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna #gedli_plus
© Copyright: ገድሊ Plus
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
/ gedli.plu
t.me/Gedli_plus
/ gedli_plus

Пікірлер: 427

  • @Gedli_plus
    @Gedli_plus5 ай бұрын

    ንስድራ ጅግና ስዉእቲ ተጋዳሊት ኣብርሀት እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0942262490//0910461224 ክትረኽብዎም ትኽእሉ ኢኹም

  • @memen902000

    @memen902000

    5 ай бұрын

    አቤት ጅግንነት።

  • @user-fx6ys6yd6m

    @user-fx6ys6yd6m

    5 ай бұрын

    Gedli_Plus ካብዛ KZread ትረኽብዎ ቅርሺ ነዞም ስድራ ክትህብዎም ብትሕትና ንሓትት።

  • @menkemtsnat708
    @menkemtsnat7085 ай бұрын

    😭😭😭😭 ኣጆኪ ኣይትብከይ ኣዶ ጅግና ተጋዳሊት ኣብርሀት ጅግና ታሪኽ ይሰርሕ እንበር ኣይነብርን ክብርን መጎስን ንሰማእታት ትግራይ ።

  • @user-yx5vw1xb6b
    @user-yx5vw1xb6b5 ай бұрын

    ኣደይ ዘላቶ ተራእዩኒ ጋልነይ ምስ ወፀት ዋላ ሓንቲ ግዜ ዘይመፀት ተሪፋ ኣህ 💔💔😭😭ብሰላም ዕረፉ ሰማእታትና

  • @elsaberhe3671
    @elsaberhe36715 ай бұрын

    እምበር ኣብርሄት ክብርቲ ሂወትኪ ሂብኪ ንህዝብኺ ደብራህኪ 🙏🙏❤️💐 ክብርን ሞጎስን ንዉግአት ኩናትን ንስዉኣትን 👉💐❤️🙏🙏🙏ኣየይይይይ ከብዲ ወላዲት ኣዶ ትግራይ

  • @maryamawitchannel6962
    @maryamawitchannel69625 ай бұрын

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስዋኣትና ነብሳ ብሰላም ትዕረፍ ፅንዓት ንመላእ ስድራ

  • @GalTsiyon21
    @GalTsiyon215 ай бұрын

    ጀጋኑና እህ አደይ ፅንዓት ይሃብኪ💔💔😭😭

  • @Hareg675
    @Hareg6755 ай бұрын

    ኣደዋይ ፅንዓት ይሃብኺ😢🙏 ዋዕሮና ክብርን ሞጎስን ንአኹም😢🙏 ክንደይ መላም እባ ሰኣና ዓሕሕሕ

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy8445 ай бұрын

    ፅንዓት ይሃብክን ንወላዲት ዋዕሮ ተጋዳሊት ኣብርሀት ከምኡ እውን ንምሉእ ህዝቢ ትግራየይ ! ክብርን መጎስን ንስውኣት ጀጋኑና!!!

  • @ShahadSaad-lh4fs

    @ShahadSaad-lh4fs

    21 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @DesalegnGebremrdhn-tq7un
    @DesalegnGebremrdhn-tq7un5 ай бұрын

    ክንስእኖም ዘይግበአና መላምል ሲኢና ፅንዓት ንህዝቢ ትግራይ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና

  • @tessemamizer9907
    @tessemamizer99075 ай бұрын

    የቀንየልና ናዛ ጀግና እነ ዝረዳእክን አህዋት ዘቅረብኩምልና ገዱሊ ፕሉስ የቀንየልና

  • @LemlemMarkos-sk7ki
    @LemlemMarkos-sk7ki5 ай бұрын

    ስውአት ሀገረ እግዛብሄር ትግራይ ብሰላም ዕረፉ ❤❤❤

  • @user-ve5ej9gb8t
    @user-ve5ej9gb8t5 ай бұрын

    ወላዲት ዋዕሮ ❤ኣይከኣልኩን 😢

  • @samiraahmed1322
    @samiraahmed13225 ай бұрын

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና ፅንዓት ይሃብኪ ኣዶ ትግራይ 😭😭😭💔💔

  • @netsanettdf9263
    @netsanettdf92635 ай бұрын

    ኣሕዋትና ህዝቦም ከድሕኑ መስዋእቲ ኸፊሎም መራሕቲ ትግራይ ግን ውዕል ፕሪቶርያ ፈሪምኩም መስተይ ዊስኩምን ምስ ኣብይ መዐንደርኹምን ዕሾኽ ኾይኑ ይውጋእኹም ኣዕፅምቲ መላምል ኣሕዋትና 😭😭😭

  • @bettyboo7783
    @bettyboo77835 ай бұрын

    መቼስ ካብ ኳነ ኣምላክ ፅንኣት ይሀብኪ ኣደይ መኣረይ ወዯ እካ ትግራይ ብሙሉኣ ክድምስ ሱና እንድዩ ተሀሲቡ ነይሩ ፅንኣት ንህዝቢ ትግራይ ንፅናእ ኣምላክ ሰላም ራህዋ የውርደልና

  • @user-hh5jo7eb4b
    @user-hh5jo7eb4b5 ай бұрын

    ዋዕሮ ስውእቲ ኣብረሀት እግዚአብሔር ኣብ ሕቅፌ ቅዱሳን የንብርኪ 😢😢

  • @abielsolomon6322
    @abielsolomon63225 ай бұрын

    ኣጆኪ ኣደይ ማዓረይ ጋልኪ ዋዓሮ ጅግናያ ንስለ ህልውና ትግራይ እያ ተከፊላ ንዓኪ ካኣ ኣደ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ንምነየልኪ

  • @shoshosho5438
    @shoshosho54385 ай бұрын

    ኣደዋኒ ኣይካኣልኩይ 😢😢ኣዮክን ኣደዋኒ እግዚኣብሄር ኣምላክ የፅንዕክን🕯️🕯️🕯️✝️

  • @genetberhechanal
    @genetberhechanal5 ай бұрын

    ኣደዋይ ኣጆኪ ኣይትንብዒ ጋልክስ ጅግና እዩ እነኣ ሕነ ህዝቢ ትግራይ ፈድያ ክቡር መስዋእቲ ከፊላ ዛሓፍተይ ዛጅግና ብርሃን ህዝቢ ትግራይ👏👏👏👏

  • @negasiyoh6959
    @negasiyoh69595 ай бұрын

    እዛ ዋዕሮ ከመይ ከም እተሐብነኒ ቃላት የሐፅረኒ፡፡ ናይ ብሓቂ ጀግና

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru26495 ай бұрын

    ዝገርም ጅግንነት ጽንዓት ይሃብኩም ስድራ እዛ ዋዕሮ ጓል ትግራይ ንዓኣ ኻኣ ዕረፍቲ ዘልኣለም ይሃባ ፈጣሪ 😭

  • @tessemamizer9907
    @tessemamizer99075 ай бұрын

    እታ ጋዜጠኛ ብጣእሚ ጎበዝ እያ❤❤❤

  • @dfggdt9728

    @dfggdt9728

    5 ай бұрын

    ብጣዕሚይ

  • @amleg1388
    @amleg13885 ай бұрын

    ጀግና ዋዕሮና ኣብ መንበሩ ያንብርሒ።ኽብርን መስዋዕትን ድ ጀጋኑና 🙏🙏💝💝

  • @Wahsey21dngley
    @Wahsey21dngley5 ай бұрын

    ኣደዎይ ኣጆክን ፅንዓት ይሃብክን ንጅግና ሓፍትና ለ ኣብ ሕቅፉ ቅድሳን ሰማእታት የንብራ😢😢😢😢😢😢

  • @user-id6zw3vc5e
    @user-id6zw3vc5e5 ай бұрын

    እፍ ፅናዓት ይሃብኪ ኣደይ ማዓረይ😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @Kanal0809
    @Kanal08095 ай бұрын

    ዓሕሕሕሕ ክንደይ መላምል እባ ከፊልና💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @bxbbx7087
    @bxbbx70875 ай бұрын

    ኣጀክን ኣደዋይ ፅንዓት ይሃብክን😢😢

  • @user-kh6tm7lf4q
    @user-kh6tm7lf4q5 ай бұрын

    እግዚአብሔር አምላኽ ንስድራ ስውአት ፅንዓት ሀቦም ሓዘኑ ከቢድ እዩ ፅበፅሖ ጥራይ እዩ ዝርድኦ 😢

  • @user-ts2mk2rq9c
    @user-ts2mk2rq9c5 ай бұрын

    እቲ እትሰርህዎ ዘለኹም ስራህ ብጣእሚ እዩ ደስ ባሃሊ ቀፅልሉ ኽብሎ ዝደሊ ኻኣ ስልኪ ቁፅሪ ተተቅምጡ ክንደይ ጀጋኑ አህዋትና አለው ክቀርቡ ታሪኮም መእቲ ኽስነድ ካብ ህሞራ ኽሳእ አክሱም ብእግሮም መፅዮም ናምግዳል ዝወፁ አሃት ብዙህ ብዙህ

  • @nouennjjsjs6580
    @nouennjjsjs65805 ай бұрын

    እፍ ንብዓተይ ምቁጽጻር ስእነ😭😭😭

  • @negasiyoh6959
    @negasiyoh69595 ай бұрын

    ንኣአ መንግሰተ ሠማይ የዕርፋ ንወላዲት ከዓ ፅንዓት ይሃብክን፡፡

  • @user-zd1ub9nv2m
    @user-zd1ub9nv2m5 ай бұрын

    ኢጆኪ ኩላትና ኢሕዋትና ስእና ፅንዓት ይሃብክኝ ወለድና

  • @user-ll7vg4vd4c
    @user-ll7vg4vd4c5 ай бұрын

    ጅግና ኣደ ጅግና ትወልድ ኣጆኺ ኣዶ 💔💔💔ኣብርሀት ኣይሞተትን ኽቡር መስዋእቲ ኸፊላ ንህዝባ ድማ ኣብሪሃ እምበር 💔💔💔

  • @LemlemMarkos-sk7ki
    @LemlemMarkos-sk7ki5 ай бұрын

    አጆኽን አዶ ጀግና ዋዕሮ አብረሕት ጓልኸን ዳርጋ ዘይሞተት እያ ሰለምንታይ እዛ ጀግና ቡዙሕ ታሪክ ሰሪሓ እያ ሰለዚህ ብሰላም ትዕረፉ ❤❤❤

  • @duy6703
    @duy67035 ай бұрын

    ኣብ ሕቅፍ ቅድሳን የንብእኪ ክብርን መገስን ንስዋኣት አሕዋትና😭😭😭😭😭

  • @seeshp834
    @seeshp8345 ай бұрын

    ፅንዓት ይሃብኪ አደዋይ😢😢😢😢😢😢

  • @danielbitew4335
    @danielbitew43355 ай бұрын

    Heart braking 💔 rest in paradise my beloved hero. Prayers for the family of those lost that are giving their lives for safety of Tigray!!!

  • @RUGYyj
    @RUGYyjАй бұрын

    ፀላኢኪ ይንባዕ ኣደዋይ

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu13595 ай бұрын

    Egziabher. megeste. Semay. yeuarskum. Ahwatey.. Ak. Uaye. ✝️😢🙏😢😢

  • @brijap5171
    @brijap51715 ай бұрын

    እግዚኣብሔረ የፅንዕኪ ኣዶ ጅግና ዋዕሮ ብሰላም ዕረፊ😢

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay59315 ай бұрын

    ፅንዓት ያሃብኪ አዶ ትግራይ

  • @Saber-eu2qf
    @Saber-eu2qf5 ай бұрын

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና

  • @user-zj3te6ev6l
    @user-zj3te6ev6l2 ай бұрын

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና ፂንዓት ያሃብኹም 🥺😢

  • @netseriabtesfalem8560
    @netseriabtesfalem85605 ай бұрын

    ዋዕሮ ስውቲ ጅግና ኣብረሀት ሓፍትና ኣብ ገነቱ ይቀበላ። ንኩሎም ጀጋኑ ስውኣት ትግራይ ኣምላክ ኣብ ገነቱ ይቀበሎም

  • @hansaahanssa3230
    @hansaahanssa32305 ай бұрын

    ኣደዋይ ናነባዕኩ እየ ሰሚዓዮ ኣጆክን

  • @makitigraweyti1623
    @makitigraweyti16235 ай бұрын

    ልቢኻ ዝሰብር መስዋእቲ አሕዋትና እባ ስእና ተርፍና 💔😢😢😢 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @user-fz2ul9ef3u
    @user-fz2ul9ef3u5 ай бұрын

    Mamay marey ajokin tsniat yehabkin ado jigna tegadalit 😢😢😢😢😢💔💔💔

  • @askalutsegay9498
    @askalutsegay94985 ай бұрын

    ኣኅኅኅኅኅኅ ኣደ ትረኽብዮ ክብርን ሞጎስን ንሰማኣታትና።

  • @juniormedia-qd4pv
    @juniormedia-qd4pv5 ай бұрын

    tnx ሓርበኛታትና

  • @hsgdggzhdgdg7830
    @hsgdggzhdgdg78305 ай бұрын

    እዋይ ሓፍትተይ😢 ሓወይ ዉን ክፍለ ሰራዊት ፈንቅል ኣርሚ 15 ኣሃዱ እዩ ኔይሩ 😢ግን ተሰዉኡ💔ዕለት 22 ወርሒ ኣርባዓተ 2015 ተሰዉኡ😢😢😢😢ዓኽ ፅንዓት ንህዝቢ

  • @beletu7041
    @beletu70415 ай бұрын

    ዋዕሮ ጄገና ውፊቲ ፅንዕቲ ከክንዲ ህዝባ መስወእቲ ዝኸፈለት እሞድማ አብ ብሰላም ፕርቶርያ ተኹሲ ጠጠው ይበል ዓራርቦ ደቃይቅ ምስዋአ ዘይወፅእ ነስሐ ፅንዓ አኖታት ጀጋኑና ፅንዕለይ አዶ ጅግና ተ/ጋ አበርሄት

  • @Guassa
    @Guassa5 ай бұрын

    😢😢😢😢መንግስተ ሰማይ ይቀበላ ሰውእቲ ጅግና ተጋደሊት ኣብረሀት ገብረኺዳን ፅንዓት ንመላእ ቤተሰብ ኣዶዋይ ፅንዓት ይሃብኺ

  • @semerearaya7302
    @semerearaya73025 ай бұрын

    ጽንዓትን ጥዕናን ይዓድልክን እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣደይ ሓላል

  • @tsegagebre368
    @tsegagebre3685 ай бұрын

    Sad and heartbreaking rest in heaven waoro our condolences to the families

  • @user-co1hv3rs7d
    @user-co1hv3rs7d5 ай бұрын

    ኣብረሀት ጀግና ዋዕሮ መኽበሪት ሰራዊታ ለዋህ መጭንቅ ፀላአታ ኔራ 😢😢 ዓኽኽኽኽ ኣርሚ 15

  • @GenetGeberaneny
    @GenetGeberaneny5 ай бұрын

    ኣጀኪን ኣደዋይ ማዓረይ ፅንዓት ይሃብኩም ንመላእ ቤተሰብ🙏💔😭

  • @user-ef4se4fv5d
    @user-ef4se4fv5dАй бұрын

    ኣታ ጊደፉ መራሕትና ሕድሪ ስዋኣት ኣይትእብሩ😢😢😢

  • @maz7493
    @maz74935 ай бұрын

    ፅንዓት ይሀብኪ እማየ

  • @user-zx9ks7bs6m
    @user-zx9ks7bs6m5 ай бұрын

    😢😢😢😢😢ፅንዓት ይሃብኪ ኣደዋይ

  • @user-gk5tl8wo4t
    @user-gk5tl8wo4t5 ай бұрын

    ብሰላም ዕረፊ ጅግና

  • @user-hk4xk3sw4d
    @user-hk4xk3sw4d5 ай бұрын

    😢😢😢😢😢ኣጆኺ ኣደይ😢😢😢😢😢ዋዕሮና ብሰላም ዕረፊ

  • @user-gx6ct6sl5x
    @user-gx6ct6sl5x4 ай бұрын

    😢😢😢😢 ኣይ ኣፍ መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ፅንዓት ይሃብክን ኣደየ

  • @DanielNegasi-ny6iy
    @DanielNegasi-ny6iy5 ай бұрын

    ድሽቃኺ እንትንቁ ናብ ዕሱብ ፀላኢ ኣብሪ መስዋእትኺ እሕዲሩለይ ቅንኢ

  • @user-gj4bz3xz7h
    @user-gj4bz3xz7h5 ай бұрын

    ዋዕሮ ስውእቲ ኣብረሀት ኣምላክ ኣብ ገነት የንብርኪ😢😢ኣደዋይ ፅንዓት ይሃብኪ👏

  • @RakiKiros
    @RakiKiros3 ай бұрын

    ፀገማት ክሎም ትሕቲ ሞት አዮም።ቃል ጅግና ስወእ ኢብራሂም

  • @alexisgaltigray2849
    @alexisgaltigray28495 ай бұрын

    ኣብረሀተይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @eriilove2812
    @eriilove28125 ай бұрын

    kebrin megosn nekbrit sewueti jegna tegadlit😢💊💪

  • @user-kd9eb3bj9e
    @user-kd9eb3bj9e5 ай бұрын

    😭❤❤❤❤

  • @meratyngos5330
    @meratyngos53305 ай бұрын

    ዓሕሕሕሕሕ ኣየ ዓለም😢😢😢

  • @brktitkabo2588
    @brktitkabo25885 ай бұрын

    ብሰላም ዕረፍ 😢😢😢😢😢

  • @Mekeranaakll12.
    @Mekeranaakll12.5 ай бұрын

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 haftey mearey egziabher amlak byemanay edu ykebelki❤❤❤❤ mluat sdra dma xnat yhabkum kinat hsum dem seb zseti akkkkkkk😢😢😢😢😢😢😢😢lbka zsebr gzye

  • @user-cn8zv2rx5o
    @user-cn8zv2rx5o5 ай бұрын

    ፅንዓት ይሃብኪ ኣደዋይ😢😢😢😢😢

  • @ShambelNigus-pv3op
    @ShambelNigus-pv3opАй бұрын

    💔😭😭😭😭😭😭

  • @user-sb2hx1se7h
    @user-sb2hx1se7h5 ай бұрын

    ብስላም ዕረፊ ሓፍትና 😢 ልኣኺ ለንበዐ ቀሲኑ ኣይንበር ኣደዋይ❤😢

  • @mawchagebreyohannes5987
    @mawchagebreyohannes59875 ай бұрын

    ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና💪💖💪

  • @merigalmeles109
    @merigalmeles1095 ай бұрын

    ኣዶ ጅግና😢❤

  • @makitigraweyti1623
    @makitigraweyti16235 ай бұрын

    አቱም ሰባት ኣነስ ዓቅሚ ስእነ እዚኩሉ ክሰምዒ💔💔💔💔💔💔💔😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥

  • @arsamatvyoutube

    @arsamatvyoutube

    5 ай бұрын

    ዋላ አነ ከቢድ እዩ በሐቂ😢😢😢😢😢😢😢

  • @swswits2477
    @swswits24775 ай бұрын

    አጆኪ አደዋይ አይትንብዒ ጀግና እያ ንሳሰ ብክብረ ዓሪፋ ግን ምካአል አቡኒ አደዋይ ፀላኢኪ ይንባዕ😢😢😢😢😢😢

  • @user-xu5gj3vv6s
    @user-xu5gj3vv6s5 ай бұрын

    ሕዉሓት እትብሃል ውድብ ሲ ዘይምሕር ሕማም መፁ ይውስድኩም ኣንትም ርኩሳት ብስንኩኩም እታ ምስኪን ኣዶ ነቢዓ ኣሕ😢😢😢😢😢

  • @user-yb9sx7mi6j
    @user-yb9sx7mi6j4 ай бұрын

    ፀናዓት ያሃብኽን አዶዋ😢😢😢

  • @user-jk2ev9wk8o
    @user-jk2ev9wk8o5 ай бұрын

    ፅ ን ዓ ት ይሓብክን

  • @shifejack8850
    @shifejack88504 ай бұрын

    Ajok adoyeeee😢😢😢😢😢😢😢

  • @merhawitsehaye6718
    @merhawitsehaye67185 ай бұрын

    Ade Abrhet malet Ade mule Deknstiyo Alemna Eken ketkora yegbaken,Dehri Abrhet Entay Zekwen welad, Jegna Tezkarit Tehabni Weladit

  • @user-gb5yh5fd7g
    @user-gb5yh5fd7g5 ай бұрын

    ኣጆኹም ስድራ ጀጋኑ❤️💛🥹

  • @saraakebom6948
    @saraakebom69485 ай бұрын

    😢😢😭💔

  • @user-pe3qo7fz4z
    @user-pe3qo7fz4z5 ай бұрын

    ፀገማት ኩሎም ትሕቲ ሞትዮም ጀግና ስውእ አብርሃም

  • @user-zd1ub9nv2m
    @user-zd1ub9nv2m5 ай бұрын

    😭😭😭😭😭😭😭ኣደይ ዘግነየቶ ረኽብኪ ፅንዕት ይሃብኪ

  • @gebremedhinkahsay6978
    @gebremedhinkahsay69784 ай бұрын

    💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭

  • @user-bg5ck4mj9i
    @user-bg5ck4mj9i5 ай бұрын

    ዋይዋይ ኣቲ ጅጋና ብሰላም ዕረፊ😢 ኣይዘኽን ክብሪቲ ኣደዋይ ቅድመኪ ይስጠሐኒ❤

  • @YaBro-uw5lb
    @YaBro-uw5lb2 ай бұрын

    R.i.p 😭😭😭😭😭😭

  • @user-eh5iv3jq8p
    @user-eh5iv3jq8p5 ай бұрын

    ብሰላም ዕረፊ ዋዕሮ ሓፍተይ ❤️💛

  • @AlemqDesu
    @AlemqDesu2 ай бұрын

    Aytnbai ado tgray tnat yhabki,,😢😢😢 7:06

  • @melenadan1670
    @melenadan16705 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-bu7ev7he9o
    @user-bu7ev7he9o5 ай бұрын

    ክብርን መጎስን ልጀጋንና😢። ቀፅሉ ጀግኑና

  • @hiwotkidanu7150
    @hiwotkidanu71505 ай бұрын

    ካብቲ መስዋእቲ ንላዕሊ ዘሕዝን ወለዲ ብድሕሪኦም ሓዘን ከይኣክሎም ጥሜት ተወሲክዎ ልቢ ሰባሪ. ኣዶዋይ ፅንዓት ይሃበን. ዓክ ኣታ ከይድገም ይኮኖ ብሓዘን ሰብ ደኪሙ.

  • @herilove7188
    @herilove71884 ай бұрын

    😭😭😭😭💔💔💔

  • @Asqualgebrehiwot
    @Asqualgebrehiwot5 ай бұрын

    Mengst semay ywrski kebrti 😢😢😢😢😢 xenat nekbrti ❤newladit

  • @Acnt12
    @Acnt125 ай бұрын

    Eway adey xinati yhabikiyyy😢😢😢😢

  • @axsmawyan
    @axsmawyan5 ай бұрын

    😭💔

  • @user-bx2rm3my2i
    @user-bx2rm3my2i5 ай бұрын

    😭😭😭😭😭😭😭እዋይ ሓፍተይ ዓኽኽኽኽኽ ኣጀኪ ኣዶዋይ ማዓረይ ፅንዕ በሊ

Келесі