🛑 ሽንተይ ምቁፅፃር ይኣብየኒ - መስዋእቲ ብፂተይ እስካብ ሕዚ የንብዐኒ _ ተ/ጋ ፅጌሬዳ ካሕሳይ
Ойын-сауық
ንተጋዳሊት ፅጌሬዳ ካሕሳይ ብሞራልን ብሃሳብን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0942206880 ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም
ጀጋኑ ተጋደልትና ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም "
ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን ኣድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!
ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ብ0933263830//0987216972 ይደውሉ።
#gedliplus #GedliPlus #GEDLI_PLUS #TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna #gedli_plus
© Copyright: ገድሊ Plus
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
/ gedli.plu
/ gedli_plus
t.me/Gedli_plus
Пікірлер: 207
ንተጋዳሊት ፅጌሬዳ ካሕሳይ ብሞራልን ብሃሳብን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0942206880 ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም
@syumnelo4525
3 ай бұрын
Aye tegaru hasoti aytnfihu eti natkum serawit ember nay Eritrea si dspiln meliewo u
@hevenmahry2529
3 ай бұрын
@user-hm4bd1qi5g
3 ай бұрын
Ye ertirya serawti yerasun hizb enkiwan lesidet siwet dinber laye eyeyazu yemidefru nachew
አዶ እሸላት ክልተውላእሎ ማህጸንክን ይባረክ ብጣእሚ ጀጋኑ ወሊድክን አእቢክን ንመስዋእቲ ድማ ከም አብርሃም በጊእ አቅሪብክን ደቅክን ተሰዊኦም ቆሲሎም ብጸጋ ተቀቢልክን ክብሪ ይግባአክን ከምኡውን ኩልክን ወለዲ ትግራዎት አብይ ክብሪ አለኒ ደቅክን ከም በጊእ አብርሀም መስዋእቲ ንክከፍሉ አቅሪብክን መሪቅክን ሰዲድክን ብመስዋእቶም ድማ ተሀቢንክን ዝገርም ትገርማ አዶታት አዶ ነጋሲ አዶ ኮኮብ አዶ አብረሀት ከምኡውን ናይካልኦት አህዋት አዶታት ኩለክን ከምዝተሰውኡ እንተይኮነስ ሀዘንክን ውህጥ አቢልክን ከምዝተመርአው ንአዶም ንህዝቦም ክትብላ እንተለክንሲ ይገርመኒ አቤት ጽንአት
ጅግንነት ተጋሩ ንዓለም ዘገረመ ታሪኽ እዩ ሓደ ነገር ግና ይጎድለና ዋጋ ጅግንነትናን ሃገርናን ዘይማሓዝና ይሕዝን
@alganesh-xe4yb
3 ай бұрын
Ms ashat wererti milionat wererti nhanti kilel eziom Alem zegermu geganu Adna kea befnchaom klekulna eyom ngize ngdefoooo
Shikor gual Tigrai wearo ❤❤❤❤TDF 🐅 🐅 🐅 🐅 🐅 🐅 🐅
የኔ ጅግና❤❤❤❤❤
ጀጋኑ ዋዕሮታት ዕደመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣር😢❤❤❤
ናዓኽን ሪኤ እንከለኹ ስበይትነተይ ፅሊኤዮ😢 ኣቤት ጅግንነት
እግዚአብሔር ምሳኺ ይኹን ጅግና ተጋደልቲ ፅግሬዳ ዋዕሮ❤❤❤
Thanks for your service jeganuna ❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዋዕሮና❤❤❤❤
እግ/ር ምሳኺ ይኹን ዋዕሮና
ሸኳረይ ጀግና ሓፍትና አጀኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤
ጅግና ዋዕሮና ኣጀኪ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@GenetChannel-uo3rv
3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤❤
አጆኪ ጅግና ሓፍትና ❤❤
ጅግናና❤❤❤
ጅግና ዋዕሮ✊✊✊
ጅግና ሓፊተይ መጀመርያ ድንግፂ ትብል ዳሕር ግን ፀወታ ጎይላ ይመስል አረ ምክልካል እንተኮንካ ድቃስ ይመፀካ እዩ ድካም እንተሃሉ ብድቃስ ዝማረኩ አለው ሰለዚ እዛ ጅግና ትዛረቦ ዘሎ ሓቂ እዩ አጆክ ጅግና ሓፊተይ ጥይት ከይቀነዘውካ እዩ ዝወስደካ አብ ውግእ ቃንዛ እንተዝህልዎ መን ክጋደል ነይሩ አብ እዋን ሕክምና እዩ ቃንዛ ዘሎ እሞ አጆኩም ጅጋኑ ::
የቀንየልናናናና ሓፍተይ
ዋዕሮ ❤❤❤❤❤❤❤❤ጅግና ኢኪ ኣጀኪ ዛሓፍተይ❤❤❤❤❤
❤️❤️💛🥰🙏🙏🙏 God bless
ኣጀኪዋዕሮጅግናትግራወይቲ
ጅግና ዋዕሮና ኣጀኪ
ጅግና ሓፍተይ❤❤❤❤❤
አምላኬ ምሳአክ ይኩን ጀግና
Jgna waero kem kedem ki kitkoni Amlak yhagizki agioki kulu kihalif eu ❤❤❤
😢አጆኪ ጅግና ሐፍተይ ናተይ
❤❤❤❤🙏🙏🙏
Welcome
🙏❤
እንቃዕ ዳሕና ወጻኺ፡ እንበር እዚ ዘይድሊ ውግእ መንእስያት ኣብዚ በጺሕኩም። ኣጆኪ ፡
❤❤❤
God bless you sweetie❤
Respect❤
Shekmi iy tbliy tezarebi ajoki qusli kelbiy ygberelki ajoki.
❤❤❤❤❤❤❤
Ajoki jegna wearona
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
ብፂት ጅግና ጋል ጀጋኑ❤❤❤❤❤
❤️❤️💪💪
Gual Tigray jigna kuraetna❤️❤️🙌
❤❤❤❤❤
ሸኮር ጋል ህዝቢ ዕድመን ጥዕናን ፈጣሪ ይሀብኪ ክንርእየኪ ንምነ🙏🙏🙏🙏🙏
❤❤❤🎉
ኣሕሕሕ ማዓረይ 😢😢😢 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
ጅግና ሓፍተይ ኣጆኺ ።
አጆኺ ማአረይ ጅግና ዋእሮ❤❤❤❤
@GenetChannel-uo3rv
3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤❤
ጀግና ጋልዞም ጀጋኑ እስይይይ ዋዕሮና እቲ ስነ ልቦናኣስ ደስ ትብል ❤❤
ጀግና ሓፍተይ አጆኺ
❤️❤️❤️👍
ዋዕሮ❤
❤❤❤❤❤ jigna waero ajok bitsitey❤❤
❤❤❤❤😢😢
❤❤❤😊😊😊
Meskin God bless your health! gn hasot aytzarebi eza haftna nay tienaki gberi hji wn mesarhi aytkuni
@user-co8zh4wy1t
3 ай бұрын
ኣቡኡ ነይርካ ዲኻ ዝዋዓለ ይንገር እኮ ተባሂሉ ዩ ሰለዚ ኣይትጋገ
@jerryjery1201
3 ай бұрын
@@user-co8zh4wy1t I respect ur comment. I feel sorry for the situation of this beautiful young lady. However she shouldn’t distort the truth as it will not solve the problem that she or the general population currently encountered. No body would want her to be a weapon of the political scavengers of that region again (so I am basically protecting her if you got my message). Thank you!
🥰🥰🥰🙏🙏🙏
Wearo gual Tigrai ❤️ ❤️ ❤️ ❤️ ❤️ ❤️ ❤️ ❤️
ዋዕሮና💪❤
ዋዕሮና 💋💛❤️
💛💛💛❤❤❤👍👍👍
ጀግና ዋዕሮና እንኳዕ ተረፍኪ ፅጌ tdf❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅
Thank you for your service dear Tisgereda. May the Lord God bless you and heal your entire body, in Jesus' precious name l pray
Hero
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏
❤❤😢
😢😢
💪💪💪💪💪💪💪
❤❤waero
Wishtey Demiyou wayane I Will see u soon
😢😢😢😢😢ኣጆኪ ማዓረይ😢😢😢
ሓፍተይ🎉❤
ንእሽተይ መንጆሪኖ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ሻዕቢያ አመንዝራ ስርዐት ንህዝቢ ትግራይ ሰላም አስኢንዎ አረሜናዊ ስርዐት መሳኪን ህዝቢ ትግራይ ፈሪሓ እግዛአብሄር
💪💪💪💪💪💪❤️
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
I hope you get well soon ❤❤❤❤ Anbesit
♥️♥️💊💊
ክብሪ ናዓኽን ዋዓሩ ደቂ ህዝቢ ትግራይ
ኣጆኺ ጋል ዓደይ ሓዊኺ ኣብቲ ትደልዮ ክትበጽሒ ኢኺ❤❤❤
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏
@bahtaleake5969
3 ай бұрын
Enqae hiwetki dhanki zhaftey Kibrn misganan NEGZIABHER Amlak ykun
ዊዕሮ❤❤❤❤
Very sad hezibey ajoki mearey 💔💔💔💔🙏
😢😢😢😢😢😢
Marey da hemak gezi 😢❤
❤❤❤❤❤❤❤💙💙💙💙💙💙💙
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
waro jegna
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
💪💪💪💪💪💪💪💪💪
ዋይ ሓፍተይ ካልኢ እንተተረፈስ ሙሉእ ሕክምና ዘይግበረላ መንግስቲን ህዝቢን ሰራዊትና ጥዕነኦም ናዉሕሶም ነኽብሮም
😢😢😢😢
ዋዕሮ ተጋዳሊት ትግራይ ነፀላእትኪ ረመፅ ኮንኪዮም ንኩሎም ጨካናት ወረርቲ ሐይልታት
ዋዕሮ ጓል ትግራይና መድሕን ህዝብና👌🇻🇳🎉❤
jgnitey 🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤
ጀግና ሓፍተይ ኣጆኽ❤❤😢
❤❤❤❤❤😘😘😘😘😍😍
😘😘😘🌞🔥🔥🙏🏻