ወዲ መምህርን ዳዊትን ( ሰፊሕ ትንተና ) ቅኑዕ ወይ ጌጋ በሉ ...

Ойын-сауық

New eritrean movie 2023
DAHAY TV ‪@ZENATIGRIGNA‬ ‪@zarafltet‬ ‪@HDMONANEBARIT‬ ‪@gereemunentertainment‬ ‪@solomedia9376‬ ‪@AlenaWaltaHager‬ ‪@tefetawitalkshow‬ ‪@fnanappinfotech‬ ‪@DrSharonWoldu‬ ‪@neshnesh_show‬ ‪@MahderPro‬ ‪@MahdernaEntertainment‬ ‪@EriOneTouchEntertainment‬ ‪@DasnaTv‬ ‪@maggyshow‬ ‪@yikealotv‬

Пікірлер: 121

  • @merhawiaradoum9098
    @merhawiaradoum90985 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ገንዘብ ኩሉ ነገር እዩ ካብ እምነትካን ባህልካን ዘውጽእ ጥራይ ኣይኩን ኩሉኩም ኣብ ስደት ዘለኩም የሕዋተይ ብዝተክኣለኩም መጠን ገንዘብኩም ዓቅቡ ❤❤❤

  • @berhaneestifanos5788

    @berhaneestifanos5788

    5 ай бұрын

    እዛ ስራሓኽላባት ምዝዋር ጽብቕቲ እያ ግን ናብ ጀርመን ደለው ወዝዓያ ዳአኢት

  • @eritreafirst7329
    @eritreafirst73296 ай бұрын

    Admen tanan yhabka dawita, eti wedi memhr zbahal hzbun hbretesebn mzilaf minaess ember zefelto yeblun bako yu.bzkone welcome back 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @kebesazabeye9547

    @kebesazabeye9547

    6 ай бұрын

    sekt kndi wedi memhr yelen

  • @user-gg9jb3hx1b
    @user-gg9jb3hx1b6 ай бұрын

    Dave wedi Bible tenbeb dika entay ybel ymesleka kab habtam mengstesmay keatu gemel b ayni merfi kthalf yqell zbel alo ezia takleka eya meslni ❤

  • @user-ku9xm2ie5w

    @user-ku9xm2ie5w

    6 ай бұрын

    ምሉእ ብምሉእ ኣይኮነን እዚ ዓርከይ

  • @eritreanredsea8167

    @eritreanredsea8167

    6 ай бұрын

    ​@@user-ku9xm2ie5wEmo fetary zbelo 50/ 50 EU du hsabka genzeb sur hatiyat EU genzeb ka zeysdio yeln bmitawit. Heji ka ab Alem zelo mbzhatu geben Belo Amexi beti Elka beti Elka genze Habti mnqelu eu

  • @bzuyeumsara-xh9jm

    @bzuyeumsara-xh9jm

    3 күн бұрын

    Abona Abraham eko haftam eue neyru hawey

  • @abrahamogbatsiyon6591
    @abrahamogbatsiyon65915 ай бұрын

    Daniel great teacher👏

  • @SamuelEye1988

    @SamuelEye1988

    4 ай бұрын

    😂😂😂

  • @user-el5sk3zx1y
    @user-el5sk3zx1y6 ай бұрын

    ይበል ጥዑም ደሃይ

  • @estifanosmassias686
    @estifanosmassias6866 ай бұрын

    Thanks Daniel 👍👍

  • @PETERMiCHAEL-lk4ny
    @PETERMiCHAEL-lk4ny6 ай бұрын

    Dawita yeak😂😂 I love z Entrance❤❤❤❤ Keytikyira kef alewa!!!!

  • @Amen-vh8pt
    @Amen-vh8pt6 ай бұрын

    Tigrayan's song 🎵 ♥️

  • @kiserifre3085
    @kiserifre30856 ай бұрын

    Tanks dava

  • @filmonwoldemariam6716
    @filmonwoldemariam67166 ай бұрын

    Dawit bravo z🎉

  • @feven5770
    @feven57706 ай бұрын

    Welcome daweitay

  • @thanksmygod470
    @thanksmygod4706 ай бұрын

    I think so reality

  • @Temesgenmakel
    @Temesgenmakel4 ай бұрын

    ኣታ ንዓይ ከተጸልለኒ ኢኻ ዳዊተይ ብዓል ጥዑም ድምጺ❤❤❤❤❤❤❤

  • @mebratberhane7402
    @mebratberhane74026 ай бұрын

    Well come Dav❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-yf1xj1hm7q
    @user-yf1xj1hm7q6 ай бұрын

    ዴፍ ዓርከይ ቤላ ትንተና ርእሲ ኣበቱኡ ኣሎ ግን ዕትብ ኢልካ ኣቅርቦ እንታይ ትቅልድ ክኣ ፍለጥ ብዝተረፈ ቅኑዕ

  • @m.nassirsalih4148
    @m.nassirsalih41486 ай бұрын

    ከምዛ ሳዕስዒት ጌራ ተስሕቀኒ የላን ምስታ ሙዚቃ።ናይ ምንታይ ዓዲ ሳዕስዒት እዩ ግን?

  • @user-kx4hr6od6o

    @user-kx4hr6od6o

    6 ай бұрын

    ናይ ስሪላካ ሰዕሲዒት እዩ

  • @efyabrha9839
    @efyabrha98396 ай бұрын

    ዘይከውን ፍልስፍና እስከ ግደፉና በጃኩም ሰብ ሃፍታምን ወይ ገንዘብ እተረኺቡ ትዕቢት ንዕቀት ኣብ ልዕሊ ድኻታት ብገንዘቡ ግፍዒ እዳፈጸመ ኢዩ ዝነብር ድኻ ሰብ ግን በታ ዘላቶ ኣምላኽ እዳመስገነ ብ ፍቅሪ ይነብር ንኣብነት ኣብ ዓድና እንጀራ እዳበላዕና እበር ገንዘብ ሒዝና ኣይዓበናን ኮምኡ ሰለ ዝኾነ ከኣ ስድራና እታ ዘሎቶም ጺዒሮም ብፍቅርን ክብርታት ዘለዉ ኣተዓባብያ ኣዕብዮምና ኣብ ኣውሪጳ ከኣ ብዝኾነ ኣገጣሚ ሰብ ገንዝብ ስለ ዝሓዘ ስድራቤታት ተበታቲነን ውሉዱን ወልዳን ፍቅሪ ሲኢኑ ይነብር ኣሎ ናይዚ ውጺኢቱ ከኣ እትደልዮ ነገር ኩሉ ብ ገንዘብ ክረክብ ስለ ዝኻኣለ ኢዩ መጽፋ ቁዱስ ውን ሃፍታም፡መግስተ ሰማይ ኣይኣቱን ኢዩ ዝብለና ስለዚ ንነገራት ኣይትሓዋውስዎ

  • @user-kt4wu3yi9l

    @user-kt4wu3yi9l

    6 ай бұрын

    Neseka wen kemti kebehal zexenehe ab genzeb zeleka areaeya betami tehut u !!! Mexehaf kudus elka teqieskayo zeleka 100% guguy rediet eka hizka zeleka. b/c nay abonay (eyob) tarik menbeab kegedeseka u Kaleay kea ab mongo (ድኻ ን ድኽነትን) abi feleley u zelo selezi atehasasebaka keyro zearkey.

  • @efyabrha9839

    @efyabrha9839

    6 ай бұрын

    @@user-kt4wu3yi9l ድኻን ድኽነትን ንስኻ ስም ስለ ዘውጻኣካሉ ኢኻ እበር ብዙሕ እቲ ፍልሊዩ ከተረዳኣኒ ኣይትኽልን ምናላባት ናይ ኣተሓሳስባ ድኽነትን ስእነት ገንዘብ ኢኻ ክትብል ደሊኻ ግን እቲ ኣብዚ ኣውሮጳ ሰብ ሓዳር ዝፈላለዩ ዘለዉ ገዘብ ስለ ዝረኸቡን ብውልቆም ድልየቶም፡ክግብሩ ስለ ዝኽእሉ ኢዮም ኣትጻረፍ ከኣ ብ ሓሳብ ስለ ዘይተሰማማዕና ምጽራፍ ኣይድልን ኢዩ ግን ሓበሻ ጸሪፊ ባህልና እዲዩ እቲ ድኽነት ናትና ከኣ ምጽራፍን፡ምብዳዕን እበር ናይ እንጀራ ድኽነት ሲ ቀቲሉና ኣይፈልጥን

  • @RobielAbed-jc8mi

    @RobielAbed-jc8mi

    6 ай бұрын

    Oy hesblu da beruk deka ke men eu mengesit semay ketwo kkkkkk xenxeway bezuh

  • @user-zq4ub7dk4q

    @user-zq4ub7dk4q

    6 ай бұрын

    ሱቕ በል ተመሃር ፡ ሓሳዊ ብድኽነት ዝተለብለበ ሕብረተ ሰብ እንታይ ዋጋ ኣለዎ ? ሰብ ድኽነት ዝብህግ እንተሎ እስከ ንገረኒ ? ኣደኻን ኣቦኻን ገንዘብ ብምሓዞም ንዓኻ ዕብዮምኻ !! ገንዘብ ከይሓዝና ዓቢና ትብል ? ገንዘብ እንተ ዝህልወኒ ገመል ምገዛእኩ ፡ ብዕራይ ምገዛእኩ፡ ኣድጊ ምገዛእኩ ፡ ጤል ምገዛእኩ እንዳ በልኩም ዓቢኹም ሲ ሕጂ ። ብዓብዩ ድኻ መን ይፈትዎ ? ኣብ ድራማትስትን ፊልሚትትን ሲ ድኻታት ዘኽብር ፊልምትት ኣለኩም ድዩ ? ዘረባ ሃብታም ዋላ እንዳ ጸረፎም ኩሉ ይሰምዖ፡ ዘረባ ድኻ ድማ ከም ዘድመጸ እኳ። ይርስዕዎ ። ግዳ ስርሑ እሞ ነዞም ለባማት ኣሕዋት ከኣ ስምዕዎም ።

  • @Elias_25Nebil
    @Elias_25Nebil6 ай бұрын

    Bravo dawit ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mattiwoldu4024
    @mattiwoldu40246 ай бұрын

    Ewayyy ezi media gel kesmAna iu. Atum sebat knowledge knowledge

  • @user-og7sm9qn6p
    @user-og7sm9qn6p6 ай бұрын

    Dawitey werja ❤

  • @user-ek3pj8th3j
    @user-ek3pj8th3j6 ай бұрын

    ቲ ሓሳብ ጽቡቕ እንድዩ ኣነ ድማ ገንዘብ ወላኳ ግዜያዊ መፍትሒ ይኹን እምበር ጠቕላላ ግን ፍቕሪ ፡እምነት ፡ጥዕና፡ ክገዝእ ከም ዘይክእል ክንግንዘብ ይግበኣና ይብል ። ሙሉእ ሰውነት ኣለኒ ምባል ድማ ንከተመስግንን ንኽትጽዕርን ከም ዝመጻኻ ናይ ቀረባ መሰኻኽር ኢዮም። ድማ ከረዳኣካ ምናልባት ሰብ ዘጨንቖን ምሒር ከምዚ ከማይ ብምሒር ጭንቀት ድቃስ ዛኣብዮ ዘሎን ቲ ዘደለኽዎ ማዓስ ደኣሉ ክኸውን ህልምታትይ ዕድመይ ውን እሞ ድማ በቃ ወዘተ ወዘተ ኣብ ሕልምታቱ ዝነበሩ ሕጂ ኣብዚ ሰዓት እዚ ሸቐልቀል መሊእዎ ርእሱ ዝናወጽ እምበር ናይ በይነይ በራሪት በዓባያ ዘየምጻእኩዋ ዝብል እንተሎ መቸም ይፍጠረልካ ሞ ደሃይ ወርሕን ጸሓይን ድማ ኣኽባር ካባኻ ዩ ቲ ጉዳይ ብቻ እዚ ርእይቶ እንድዩ ደብዳቤን ደብዳብን ከይከውን ኣቡ ከለኻ ንኩሎም ሰላም በለለይ ። ናይ ዋይ ፋይ ከኣ ወርሓ ኣኺላ ኣላሞ ምስታ ናይ ክራይ በሓንሳብ ክክክክክ ርሑስ በዓል ምቁራት ክንዲ ኩለይ ሰላምን ጥዕናን።

  • @user-bf5bc4qj1l

    @user-bf5bc4qj1l

    6 ай бұрын

    ኣየ ሓበሻ ገንዘብ ሰለ ዘለካ ጥዕና፣ፍቅሪ እምነት ኣይህልወካን ዝበለ መንእዩ

  • @hhhjgbcvnkklk
    @hhhjgbcvnkklk6 ай бұрын

    ካብታ ማይክ ርሒቅ ኢልካ ተዛረብ ዳዊታ ድምጽኻ ቁሩብ ❤❤

  • @asmarino2070
    @asmarino20705 ай бұрын

    Kkk Dawit Asli Natka explanation yhayish kabzi medaw sebeyti

  • @sisim773
    @sisim7735 ай бұрын

    ይበል ኣቀራርባ። ግን ኢድን እግርን ዘለዎ ሃብታምዮ ክባሃል ከሎ እቲ ሰብ ሰሪሑ እቶት ከኻዕብት ዘለዎ ተኽእሎንምምልካት እዩ። ጉልበት እቲ ቐንዲ መሳርሒ ኣብ ዝነበረሉ ጊዜ

  • @afomkidane2861
    @afomkidane28614 ай бұрын

    ሑቡሸይ ኣይንደርበሽ ሃብቲ ዝበሃል ሎዕሊ ኩሉ ጥዕና፡ልቦና ትምህርቲ ዩ። ትሕዝቶ ጥራይ ኣይምሰለና 😏

  • @bellabella5908
    @bellabella59086 ай бұрын

    U re just so funny 😂🤣🙈🙈

  • @bereketamharaybereketamhar3135
    @bereketamharaybereketamhar31355 ай бұрын

    Dawit my favourite

  • @yberhane47
    @yberhane476 ай бұрын

    He is 100% right

  • @user-yw8gu1ug7f
    @user-yw8gu1ug7f6 ай бұрын

    ውዱእ❤❤❤❤❤❤

  • @selamawittsefamicael3122
    @selamawittsefamicael31225 ай бұрын

    Welcome ❤❤❤❤

  • @Complexity41
    @Complexity416 ай бұрын

    😂😂😂so funny man

  • @user-vj2fd8uv6v
    @user-vj2fd8uv6v6 ай бұрын

    brazo dawit ❤❤❤

  • @goitomabraha588
    @goitomabraha5884 ай бұрын

    Ata.wedi.me.bahli.nay abottna.subuk.aytgage

  • @user-lt9di2ff8i
    @user-lt9di2ff8i6 ай бұрын

    Dawa dawa yeake the great

  • @yordanosmehari3470
    @yordanosmehari34706 ай бұрын

    The first wealthy is healthy second knowledge then middle life everything need Borderline otherwise stress will come.

  • @shewitastgeba3928
    @shewitastgeba39282 ай бұрын

    Zerka zerka nab hgdef wedi memhr smka kebidatka ala

  • @user-vr6et8qu3r
    @user-vr6et8qu3r6 ай бұрын

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @user-bz6fw2fs1e
    @user-bz6fw2fs1e6 ай бұрын

    ay dawit

  • @user-ol3gy8df3i
    @user-ol3gy8df3i6 ай бұрын

    Kkkkkkkkkk😅😅😅😅😅😅

  • @SoloTewhado-vk7jn
    @SoloTewhado-vk7jn6 ай бұрын

    Xeyqi

  • @user-uj8vu2nz4o
    @user-uj8vu2nz4o6 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mebrihittedros6199
    @mebrihittedros61996 ай бұрын

    melkam gena dev wendme

  • @andemariamtesfom9763
    @andemariamtesfom97635 ай бұрын

    Nay bhaki bluxat meneseyat nay zi zemen. Dawit and Dani

  • @rahelg3097
    @rahelg30973 ай бұрын

    MADWIT HASWTI

  • @mehariteare2776
    @mehariteare27762 ай бұрын

    Dawitey ab hbretesebna kemzi yelen aytgage

  • @haftegabrandebrhan9930
    @haftegabrandebrhan99305 ай бұрын

    ata dawit bejaka arihikelna wediza lahasi eta wedi memihir tibiliwo denkoro wedimemihir ka tibliwo gahaf

  • @Habrom
    @Habrom6 ай бұрын

    ወዲ መምህር ግን ናይ ገንዘብ ከብርህ ደልዩ ዘይኮነስ ን ሻዕብያ ክሃርም ዘምጸኦ ሓሳብ ኢዩ።

  • @user-uo8zy4ym4l
    @user-uo8zy4ym4l6 ай бұрын

    Hiii virgin comment

  • @user-ze7tg8fq8k
    @user-ze7tg8fq8k5 ай бұрын

    Hasewti

  • @WintaAwet

    @WintaAwet

    3 ай бұрын

    Men eyu heswi

  • @merongebrezgi5391
    @merongebrezgi53916 ай бұрын

    Kkkkk😂😂😂😂 ehhh da dawitsi

  • @Halamadr146
    @Halamadr1466 ай бұрын

    ኢድን እግርን ድብል ናይ ድኻታት ምስላ ኢዩ መደዓዓሲ ነብሱ ኢዩ

  • @user-ms2jx3wx1w
    @user-ms2jx3wx1w6 ай бұрын

    Wedi memhr

  • @samze930
    @samze9306 ай бұрын

    Eza metewit zela musik kef alewa 😅😅😅😅😅

  • @davedavo9983
    @davedavo99835 ай бұрын

    😁😁😁🤭

  • @kubromfutuwi8983
    @kubromfutuwi89836 ай бұрын

    Kilae 😂😂😂😂

  • @Mera612
    @Mera6126 ай бұрын

    😂😂😂😂😂

  • @Mehariandemariam-mw2nv
    @Mehariandemariam-mw2nv6 ай бұрын

    😂😂

  • @damn-pg9in
    @damn-pg9in5 ай бұрын

    Eta agedasit tihizto nayza video kab 12:30 eya tijimir

  • @user-gh3ts4no3c
    @user-gh3ts4no3c4 ай бұрын

    ኣሕ😂😂😂😂😂😂😂

  • @DanielCom-iv8hz
    @DanielCom-iv8hz6 ай бұрын

    ዳዊታ ያ ሆሆሆ 😂😂

  • @Kiros.meksebalem
    @Kiros.meksebalem5 ай бұрын

    ገንዘብ ኢዩ ቁኑዕ መገዲ ገንዘብ ኢዩ ሂወት ገንዘብ ኢዩ ጥዕና ኹሉ ኢዩ

  • @Jgnaambesa
    @Jgnaambesa6 ай бұрын

    ዴቮ

  • @dirarweldemariam2000
    @dirarweldemariam20005 ай бұрын

    ክሓርእ ተደለየ እንታይ ክገብሮ? እምበር ኣነ ኣለኹ !!!!

  • @michaeltecle4305
    @michaeltecle43055 ай бұрын

    ዳዊት ወዲ መምህር ዝበሎ አልዒልካ ከትእርም ምፍታንካ ተጋጊኻ !ናተካ ዘይትገብር ወዲ መምህር ዳኒ ባህርያዊ ተፈጥሮ ዘለዎ ንጸላኢኡ ዝቃለስ አብ (revolution) ዝአምን ክብሩ ብቃልሱ ዘመፅኦ ክቡር መንእሰይ እዩ

  • @EndlessLove21

    @EndlessLove21

    5 ай бұрын

    anta brukey degifwo ember arimwo dyu temeliska smaya

  • @millionkubrom7961
    @millionkubrom79616 ай бұрын

    😂😂😂😂😂😂😂aye dawit

  • @user-di3up1cg3j
    @user-di3up1cg3j6 ай бұрын

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂👍🏽👍🏽👍🏽💙💙💙💙💙

  • @user-ps3fk8wx4f
    @user-ps3fk8wx4f4 ай бұрын

    2 baluxat menaseyt

  • @user-gm7rr7fp9n
    @user-gm7rr7fp9n6 ай бұрын

    Wedi memer azika hawutitka

  • @hanihaile5397

    @hanihaile5397

    4 ай бұрын

    Humm

  • @abrahamasteraye4272
    @abrahamasteraye42725 ай бұрын

    Tntena nay Dawit btami eyu zskeni

  • @selotesfagabir8988
    @selotesfagabir89886 ай бұрын

    What happened your old videos

  • @kibromsolomon5613
    @kibromsolomon56136 ай бұрын

    Alemna bhabtamat seb genzeb eya tmrah zela........bzey genzeb znebr ftur seb hasawi eyu.....habti agedasiyu.....tselaena dka ykun

  • @samuelb8089
    @samuelb80896 ай бұрын

    ኣብ ትግራይ አዱ ንዘሎ ሽግርን ጥምየትን መፍትሒ ዘይመጻሎም

  • @user-fu6nk3zy6f
    @user-fu6nk3zy6f5 ай бұрын

    Kabakas gelixka malet

  • @misghinashishay5764
    @misghinashishay57645 ай бұрын

    😂😂😂😂😂 ata tseyki dawit

  • @goikele600
    @goikele6006 ай бұрын

    kab dka genzeb gin dikinet hangol iu ziedede

  • @user-tl1op7cc8v
    @user-tl1op7cc8v6 ай бұрын

    Dekinet chewinet 😂😂😂😂

  • @eyasuasfaha7665
    @eyasuasfaha76655 ай бұрын

    ዴቭ ስዲ ኢኻ፡ ከሙኡ ይብሃል።

  • @user-zn1sx5ks4k
    @user-zn1sx5ks4k6 ай бұрын

    ዳዊት እከይ መጻንሒ ሰበይተይ ክክክክ

  • @ziontsehaye934
    @ziontsehaye9346 ай бұрын

    Dani great bravo ❤

  • @user-pv8nr1py1t
    @user-pv8nr1py1t6 ай бұрын

    Tegagika tray zeykone, abi gega eka tegagika, nska habtam tblo bnwatan genzebn eyu. Goitanan Medhaninan Eyesus Christos gn fqri, hwnet, yqre tbl lbi ZELATO eyu habtam ZKONE elu mhirna. Plus btaemi gguy zkone nay mexhaf Qdus meredaeta hibkana, "eti zelewo ywseko eti zeyblu dma kabta zelato twsedo" malet ngenzeb aykonen Hray. Fqri, hwnet and Yqre tbl lbi telato twseko, tezeyblu dma twsedo. Goitana nayzi alem habti kentu mkuani eyu mhirna. bfqrin hwnetn yqre mbhhaln gn semayawi habti dam dam knbl kem zelena eyu mhirna emo, DAWI HAWEY AYTGAGE TEAREM DMA!!! ABOTATNA NAY BEHAQI CHWATAT EYOM NEROM. NEANA DMA KBUR BAHLI AREKIBOMNA. NHNA NZMEXE WELEDO NEREKBOM BAHLI ENTAY AYNET BAHLI EYU GN NEAY BTAEMI EYU ZEFRHANI MKNIATU DRO DAWIT HAWEY KBRET MS HAFTI KEM ZTEASASER TMGUT ALEKA KNDI MS VALUE NAY FQRI HWNET YQRE MBHHAL TMHR

  • @nuredinnegash4037
    @nuredinnegash40376 ай бұрын

    ሃፍቲ ይሃብኩም እሞ እቲ ሃፍቲ ምስ ጥዓምክሞ ክአ ብዛዕባ ሃፍቲ ንገሩና ድኻታት ስለ ዝኾንኩም ኢኹም ክልቴኹም ተማርሩ ዘለኹም ምኽንያቱ ድኽነት ሃብቲ እኮ ከምዚ እዩ ኢሉ ድገልጽ ካብድኽነትኩም ፈጣሪ የገላግልኩም ህጻናት ዳዊትን እቲ ዘቅረብካዬን ፈትዩ ዝደክይ የለን

  • @milusayo
    @milusayo3 ай бұрын

    ገንዘብ ተደሊኹም ንግሆ ተሲእኩም ስራሕ ውፈሩ ሎቕመጽመጽ ኣይትበሉ ስርሑ ስርሑ ስርሑ

  • @Kfletemesgen-iz9jj
    @Kfletemesgen-iz9jj6 ай бұрын

    ዳዊት ደይ ጽሉል ዩ ወዲ መምህር ❤❤

  • @abrahamogbatsiyon6591

    @abrahamogbatsiyon6591

    5 ай бұрын

    denkoro

  • @Tesfausnkey12345
    @Tesfausnkey123454 ай бұрын

    ንስካ መጀምርታ ብነብስካ ተኣማመን ክንዲ ዳኒ ወዲ መምህር ከተምጽእ ሲ ተማሃር፥ መልሓሱ ሓጻር ኣይኮነትን ነራ ኣጸቢቅካ ትፈልጥ ኢካ ግን ኣብቲ ናትካ ደረጃ ወሪዱ ክምልሰልካ ስለ ዘይደለየ ኢዩ ሸለል ኣዚዙልካ። ስቅ ኢልኻ ለቁመጽመጽካ ቀጽል ጻዕዳ ዒሉ

  • @Herisportstigirina
    @Herisportstigirina6 ай бұрын

    ዳውት ክንደይ ኣዋልድ ሮውእካ 😂😂😂😂😂ኣለካ ሓንቱ ኣርማና እያ ሓቃ እያ

  • @eyasuasfaha7665
    @eyasuasfaha76655 ай бұрын

    ወዲ መምህር፡ እዛ ምዓዳ ንዓኻ ጥራይ ግበራ፡ወዓግ።

  • @gitup7918
    @gitup79185 ай бұрын

    Dawit Wedi SENAAFE fara meen flet beleka

  • @Lamekglove
    @Lamekglove5 ай бұрын

    እዚ ወድ መምህር ዝብሃል ኣፍልጦ የብሉን እቶም ናይ ቀደም ኣቦታትና ኣዝዮም በላሕቲ እዮም ኔሮም እቲ ምስላታት ኣቦታትና ከኣ ድኽነት ፍልጠት ዘይብሉ ማለቶም እዩ : ሃፍቲ ከኣ ንፈላጥ እዮም መሲሎምዎ : ድኽነትን: ሃብትን ስእነትን ርኽበትን ንፈላልዮ ::

  • @kisanet4715
    @kisanet47155 ай бұрын

    ዳዊት ሃታፍ ኮርማም እንታይ ዩ ኸ ዓሌትካ ገጽካ ትርሐቅ

  • @hlinaalenimsmde3145
    @hlinaalenimsmde31456 ай бұрын

    ዲቭ ይፈትወካ እድየ እዛ ሃፍታም ድኻ ኢሉ ኣራዳዳኣና ክነዐሪ ዝምህራ ዘሎ ሓቁ እዩ ኣብ ኢረትራ ሰሪሑ ዝሃፍተመ ትገልጽ ፊሊም ኣይተሰረሐን

  • @dawittesfamichael3223
    @dawittesfamichael32235 ай бұрын

    ቆልዓ ምኳን ከይተርፍ ክንደይ ክተሶርሖ ዝግባኣካ ከሎ'ስ ቆሎ ጥጥቆ

  • @luwammihreteab8465
    @luwammihreteab84656 ай бұрын

    Seb seb bmquanu yu kkebr delo bgenz aykonen. Metshaf kudus dika dbelka entay ybl meslika Haftam Mengste semayat kab zatu gemel bealni Merfe kthalf ykell eyu Zbel ezi malet kaa genzeb metfie slezkunu dka malet kaa zeyblu ember zeyserh malet aykonenen

  • @user-op7nx5ss2n
    @user-op7nx5ss2n6 ай бұрын

    ሃብታም ሰብ ድኣ ትዕብተኛ እንበር ሓደ መዓልቲ ንሓደ ሃብታም መኪና ሒዙ ረኺበዮስ ቀሰ በል ካይትረግጸኒ ኢለዮስ እንተ ረገጽኩኻስ ካብ ሓንቲ መኪና ኣይትሓልፍን ኢኻ ኢለኒ መኪና ሸይጠ ክኽሕሰካ የ ኢሉኒ ኣነ ኸኣ ሕክምና ክሳብ ዝኣቱ 8ተ ጋንሺ ክሳብ ዝስፈ ርእሱ ተርቲረዮ ይብለከም

  • @getrichortryingdie2140

    @getrichortryingdie2140

    6 ай бұрын

    Bogog bae 😂😂

  • @asmeretgurja9696
    @asmeretgurja96966 ай бұрын

    ወዲ መ ምህር ጹሉል እዩ

  • @user-xw3tn3eu9n

    @user-xw3tn3eu9n

    6 ай бұрын

    ንስኺ ኢኺ ጽልልቲ

  • @kisanet4715
    @kisanet47155 ай бұрын

    ወዲ መምህር መዳው, ማዳኻ ክጽላካ ጉልጉሎ, ሰበይታይ, ናይ 60 ታት ምስላ ተምጽ እ, መዳው ዋሒድ

  • @Merana10632

    @Merana10632

    5 ай бұрын

    ኣታ ብሃም ካብ ፍልጠት ነጻ

  • @milkiasabreha670
    @milkiasabreha6705 ай бұрын

    😂😂

  • @Gog-ok3ly
    @Gog-ok3ly6 ай бұрын

    😂😂😂😂

Келесі