No video

ጉዳይ ስርቂ 13 ሽሕ. እዚ ኢዩ እቲ ሓቂ ።

New eritrean movie 2024
DAHAY TV ‪@ZENATIGRIGNA‬ ‪@zarafltet‬ ‪@gereemunentertainment‬ ‪@AlenaWaltaHager‬ ‪@solomedia9376‬ ‪@tefetawitalkshow‬ ‪@fnanappinfotech‬ ‪@DrSharonWoldu‬ ‪@neshnesh_show‬ ‪@DasnaTv‬ ‪@KAPPHILI‬ ‪@yikealotv‬ ‪@maggyshow‬ ‪@MahdernaEntertainment‬ ‪@MahderPro‬ ‪@EriOneTouchEntertainment‬

Пікірлер: 744

  • @efremkidane6597
    @efremkidane65976 ай бұрын

    ዳዊታ ሞሖጎስ ይእክ። ንፍርሕና ዑቅባ ንሓተሉ፡ ቦታ ኣሎ 😢😢 ንሱ ድማ ንዘየለ ተስፋ ኣሚና ገንዘብና ንዘርእ ፡ ዳሓር ካኣ ንነብዕ ኣለና። !!! እዛ ብድሕርት ዘምጻካያስ 14000 ዶላር ንእሽተይ እዩ። ዘገርም እዩ። ብዝሕ ዓሻ ስብ እባ ኣብ ዓለም ኣሎ ዝገርም እዩ። ለይባ እንተኮይና ዋላ ኣደኣ / ዋላ ሓፍትካ ለይባ እያ። ዓለም ቦሻዕ ንኢሬትራውያን ተጻዊታትሎም ፡ ከዛክራይ ይክፍሉ ፡ ሙልየን ይከፍሉላ ኣለዉ ክክክክክክክክክክክክክክክክክክክ።

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    6 ай бұрын

    ሳብስክራይ በልለይ ሓላለይ ኣብ ናተይ❤

  • @muleredagahmus1518

    @muleredagahmus1518

    6 ай бұрын

    ዓለመ በሻዕ ክዓ ከይጥቀዕኪ ናብ መደያሲ. ዝሃብኩሙኒ እንኻዕ ሃብኩሙኒ እየ ክብለኩ ሆሆሇ

  • @meksebabraham3440

    @meksebabraham3440

    6 ай бұрын

    ​@@merhawitmuaz1619hasawi mebaasit wuxi kan maekelom telamit kema eki

  • @lewhatmedhanie4775

    @lewhatmedhanie4775

    6 ай бұрын

    Ewe wedey 😢😢😢😢

  • @grmaykedna6715

    @grmaykedna6715

    6 ай бұрын

    😢

  • @HenokGebi-we8vg
    @HenokGebi-we8vg6 ай бұрын

    እዛ ጋል 13ሽሕ ብጣዕም ኣቅልላ ትርኦ ኣላ ግን ብጣዕም እዩ ክንደየናይ ከም ዘሕዝነካ 😢 13ሽሕ ክንደይ ዓመት ከምዝወስደልካ ባዕልና እና ንፈልጦ ኣቲን ኣዋልድ ኣግባብ ግበራ በጃክን ።

  • @arsematesfaldet9820

    @arsematesfaldet9820

    6 ай бұрын

    3amet gere alku 10$ keman mebxah abnani alwa ezom ab africa zelwu gen ayredomn eyu

  • @HenokGebi-we8vg

    @HenokGebi-we8vg

    6 ай бұрын

    @@arsematesfaldet9820 ኣብ ኩህላህና እዩ ዘለናዮ ባዕልና እና ንፈልጦ ዳርጋ ልዕል 8ዓመት ገይርና ኣለና ግን ክዳናን ጫማናን ዘይቀየርና ኣለና ብሰንክ እዞም ኣብ ኣፍርካ ዘለው ብሓዋላ ንሶም ኣብኡ ኮይኖም ናይ ሰብ ገንዘብ እናበልዑ ብቀልል ዝመጽእ እዩ ዝመስሎም ግን ዘለናዮ ናብራ ንፈልጦ ባዕልና እና ግን ኣጆና መጀመያ ንባዕልካ ምካን እዩ ብዘይካ ወለድካ ገንዘብ ዝበሃል ዘይምስዳድ ።

  • @semharabraha6679

    @semharabraha6679

    6 ай бұрын

    Naybhaki kndey kertet elka ewe 13 azyu buzuh eyu gn ab Afrika zelo seb aklilu eyu zrio

  • @daniehagos3312

    @daniehagos3312

    6 ай бұрын

    Newuuu belenn bejaka eza kulu sebb adanagirino😢

  • @shkortv7035

    @shkortv7035

    6 ай бұрын

    Entyy do rehixenaluu iyen haken!!!

  • @erinamedia9501
    @erinamedia95016 ай бұрын

    ናይ ብሓቃ ዲያ 13 ሽሕ ኖርማል ኢዩ ትብል ዘላ። ኣቤት ንዕቀት በዓል እዚኤን ኣኽላባት ኢየን መንእሰይና ዘሕምማ ዘለዋ።😢😢😢😢

  • @meronuk8133

    @meronuk8133

    6 ай бұрын

    😂😂😂❤

  • @pawloshaben9730
    @pawloshaben97306 ай бұрын

    😮😮ዓለም ቦሻዕ ሲ ሓውኺ ኣብ ራጎ የመን ተታዙ ሓንቲ ሳንቲም ኣይትህብን 13ሽሕ ምንኣስ ሲ ኣድጊ ዘይብሉ በቅሊ ይንዕቅ እዩ። ስቅ ኢልካ ዓጀው ጀው

  • @amanuelh210

    @amanuelh210

    6 ай бұрын

    ኣድጊ ዘይኮነ ደርሆ ውን የብለንን ጾር ወድ ተባዕታይ ወይ ጽግዕተኛ ኮይነን ኢየን ዝነብራ ዘለዋ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሰሊጥወን ድማ ከምዚኦም ዓያሹ ኣወዳት ተረኺበን ገንዘብ የታልላ

  • @ygg949
    @ygg9496 ай бұрын

    እዛዓለም በሻዕ ዓሻ ኢያ ዋይ መርገም😢😢😢ኣጆኻ ማዓረይ ገንዘብ ሓቂ ጠፊኡ ኣይጠፍእን እዩ😢🙏

  • @akberetkidane7358
    @akberetkidane73586 ай бұрын

    ንዓኪ ኖርሞል ክከውን ይክእል እዬ ንደም ርሂጹ ዘምጽኦ ግን ብጣዕሚ ቡዙሕ እዪ ዘይኮና እንተፈሊጣ ንምንታይ ኣነን ንስካን ክንቅጽል ኣይንክእልን ኢና ኢላ ገንዘብካ ኣየድልየንን እዩ ዘይትብሎ ስቅ ኢላ ትበልዖ ኔራ እዛ ትግራወይቲ ሓፍትና ክኣ ለባም ለባም እያ ትጻወት ዘላ ንዓኣ ገንዘብ ብቀሊል ይመጻ ይከውን ብዙሕ ሰብ ኣሎ ትሕቲ 100 ደላር ንክክፈል ወርሒ ምሉእ ዝሰርሕ ዝለዝስ ለመጽመጽ ኣይጽቡቅን ቅዪ

  • @user-hl7bz2xj2b
    @user-hl7bz2xj2b6 ай бұрын

    ንኤርትራዊ ካብ ኤርትራዊ ን ላዕልሊ ጸላኢ የቡሉን😢😢😢

  • @user-vt6jw7jw3g

    @user-vt6jw7jw3g

    6 ай бұрын

    ሓበሻ ኩሉ ሰራቂ ወላ ትግራዋይ ወላ ኣምሓራይ ኩሉ ሓበሻ 😢

  • @rushbush7320

    @rushbush7320

    6 ай бұрын

    ​@@user-vt6jw7jw3gኣገባብ ግበር/ግበሪ ካብ ሃብቲ ገንዘብ ስርቂ ድኽነት ንመርጽ ሓበሻ ኣለና እዚ ኣብ ዓለም ሳሕቲ ዘጋጥም ንኩሉ ኣይትለክምዮ።ብፍላይ ኤርትራዊ መብዘሕቲኡ መንእሰይ ብጽፍሩ ሰሪሑ ብጽፍሩ ክሰርሕ ዝደሊ ዩ።ምስ ተጋሩን ኣምሓሩን ኣይተወዳድርዮ ንሕና ህዝብና ዳኣለና ንህዝቢ ትግራይ ኣዋጺኡ ዝዕንግል ደጀን መንእሰይ ዩ ዘለና።እዚ ሰብ ስጋብ 13 ሽሕ ታይ ክትገብር ብዘይ ቃልኪዳን ኣውጽይዎ ብዘይ ምስክር ብዘይ ስምምዕ ሽማግለ😮?13 ሽሕ ዶላር 2ይ ታ ሰብ ህይወታ ክትስእን ያ ተድኣ ብትክክል በሊዓቶ።3ይ ታይ ክገብር ዩ ዚ ጉዳይ ናብ ሞኒካን ታኒካ ኣምጽዩ ሽግሩ ክፈትሕ ዝሓስብ ዘሎ

  • @ngstihaylay6002

    @ngstihaylay6002

    6 ай бұрын

    ​@@user-vt6jw7jw3g ewe kulu seb eyu ketleka zgize😢

  • @knowledgeisneccessaryknowl5904
    @knowledgeisneccessaryknowl59046 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ዳዊታ ዝገርም ኢዩ ፡ ርእስና ኢንተዘይ ኮይኑ ሃገር ቀያይርካ ዝፍታሕ የለን ፡ ኣኽሊሉ ሓውና ውን ብትኣምር እቲ ሓቅን ቀንዲ ጸገምናን ገሊጽዎ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ። ምሁራትና ሓቂ ምዝራብ ካብ ጀመሩስ ደጊም ሽግርና ክፍታሕ ኢዩ ።

  • @elsasilu8793
    @elsasilu87936 ай бұрын

    ናይ ባሐቂ ዳዊተይ ካብ ኩሎም ትንእስ እስኻ ግን ካአ እቲ ዝለበምካ ውን እስኻ ኢኻሞ ከይደኸምካ ንገሮም እሞ እንታይ ክንገብሮም የሕዋትና እንድዮም ዳዊተይ ሽኮር እግዚአብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ለባም መስተውዓሊ ኢኻ ማዓረይ

  • @LuleyNatey
    @LuleyNatey6 ай бұрын

    ኣጆኻ ሓወይ ናተይ ነዓኻ ትኸውን ፈጣሪ ትፈርሕ ቅንዕቲ ሰብ ይፍጠረልካ🙏🙏🙏

  • @user-lw1cb3eq8i
    @user-lw1cb3eq8i6 ай бұрын

    ናይባሓቂ ደዊታ ሽኮር❤❤

  • @mulugetatemesgen3352
    @mulugetatemesgen33526 ай бұрын

    መምህር ዳዊት ናይ ብሓቂ ጽፉፍ መደብ።

  • @user-mi3eq4lj3e
    @user-mi3eq4lj3e6 ай бұрын

    ዓለም በሻዕ ኣላህ ይናዓል ሸክልክ።😢

  • @user-ts2sk4fy9v
    @user-ts2sk4fy9v6 ай бұрын

    ናይ በሓቂ ዳዊተይ

  • @yafiettekle612
    @yafiettekle6126 ай бұрын

    Dawit arkey xbuq aqerarba fetyeka zarkey።ግን እታ 13,000 ይስደዱልና ጾታና ቀይርና ክንጸንሕ ዝበልካያ ጌጋ እያ ሞ ኣርማ ዝዓርከይይ

  • @ariammebrahtu1340
    @ariammebrahtu13406 ай бұрын

    Dawit betamy neshetay eka gen betamy dema Labam eka kadem twaldka nerka dika betamy eka tegrmny ❤❤adnakitka eya 🎉

  • @user-if1do8qd4e
    @user-if1do8qd4e6 ай бұрын

    Dave wise man! Nice advice if they get it.

  • @miligidedey
    @miligidedey6 ай бұрын

    Dawit shikor ❤ naekan n neshinesh betaemiy eye zfetwekom.

  • @aduliskeskese7169
    @aduliskeskese71696 ай бұрын

    Well done dave! Well explained!

  • @user-jl5mt6ms2p
    @user-jl5mt6ms2p6 ай бұрын

    Edmen tenan yhabena kale knseme eina eway hsum treit

  • @user-qn8pp2du9o
    @user-qn8pp2du9o6 ай бұрын

    Tnxs

  • @yohanesgebretnsae2571
    @yohanesgebretnsae25716 ай бұрын

    Bravo Dav xebuk meglaxi so god job ❤❤❤

  • @joniboy7965
    @joniboy79656 ай бұрын

    2024 Single ዘለካ ንኡሰይ ዕድል ኣይገበርካን ባምቡላ ብ Online ግዛእ ካላስ 😂😂😂😂😂😂😂

  • @God-db9vp

    @God-db9vp

    6 ай бұрын

    ጥዑያት ከኣ ኣለዋ

  • @WeldayNebiy-wd4bt

    @WeldayNebiy-wd4bt

    6 ай бұрын

    Yhaysh

  • @dirarweldemariam2000
    @dirarweldemariam20006 ай бұрын

    ዳዊታ ትብሎ ብጣዕሚ ፈትዮ፡ እተ እተን ሓዊ ለይቶ ዝኾና ብሕብረተ ሰብን ግዲ ዘይብለን ጨካናት ክጥንቅቅሎን ኣለዎን ፡ ምኽንያቱ እቲ ወዲ ብጣዕሚ ኣደንጊጽኒ፡ ከሚካል እንዳተንፈስኩ ዘምጾኦ ገንዘብ በሊዓ ኣብ ትበጽሖ የብላን፡

  • @angishaestifanos3217
    @angishaestifanos32176 ай бұрын

    Belih menisey dawita tsbuk amelalsaka mesitni ageb kab mibal dehir aytibel nice job ghobez

  • @user-ng2gs6zv3b
    @user-ng2gs6zv3b6 ай бұрын

    Nay bhaki dawit bravo 🇪🇷❤️🇪🇷💯

  • @user-cz6vp2kw7t
    @user-cz6vp2kw7t6 ай бұрын

    Dawitey lebam abi seb❤❤❤

  • @user-ii3dw7it7h
    @user-ii3dw7it7h6 ай бұрын

    Dawity abi seb yak xebuk agelalxa u zekbdo adgi akbidka xeano negru😂😂😂❤❤❤❤❤❤ adiss kea miss mexaku ketkblni eka

  • @abelselomon1589
    @abelselomon15896 ай бұрын

    Great lomanti adniqeka live wexika mzrab xubuk aykonen endiu gn memhari etom denzizeom zelewu ykewn eu

  • @fguu8879
    @fguu88796 ай бұрын

    ዓለም ቦሻዕ ብጽብጽ ከመይ ጌሩ እዩ ኖርማል ዝኸውን ሓቅኺ ኢኺ ትግፈጥዬም ስለ ዘለኺ ነዞም ፋራታት ኣወዳት ሶ ኖርማል እዩ ንዓኺ

  • @zaebakulu8553

    @zaebakulu8553

    6 ай бұрын

    እነ ካብ ትግራይ እየ ዓለም ቦሻዕ ብጣዕሚ እየ ዝፀልኣ ት ትዛረቦ ዘላ ከዓ ሓሶትን ሌባ ሙኻናን የምልክት

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    6 ай бұрын

    ሳብስክራይብ በልለይ ኣብ ናተይ ማዓረይ❤❤❤

  • @fguu8879

    @fguu8879

    6 ай бұрын

    @@merhawitmuaz1619 ጌረልኪ ኣለኹ

  • @NAraya-nt5xw

    @NAraya-nt5xw

    6 ай бұрын

    Junta. kiserku. zerayeto mesekulome junta dekesa. temeseoo. kemeu meseliwa.

  • @tesfayaraya5825
    @tesfayaraya58256 ай бұрын

    Dawit jigna aytfana tebarek tele sdedely

  • @maryamdngley3422
    @maryamdngley34226 ай бұрын

    ጸሎት ግበር ኣምላክ ከርእየካ እዩ ባዕሉ

  • @rezenegebreslasie5404
    @rezenegebreslasie54046 ай бұрын

    ❤❤❤❤ ዴቭ ዓብይ ሰብ ዝሰምዓካ ሲኢንካ እንበር ኣቀዲምካ ነጊርካና ነይርካ ኢካ

  • @Mera-ml7ee
    @Mera-ml7ee6 ай бұрын

    Dawit haweyy Edmen tienan yhabeleyy fetari 💗

  • @Kerenxeada
    @Kerenxeada6 ай бұрын

    Ny bhaqi davi shikor👏👏🙏🙏🙏

  • @Gdhdnb-jp7zr
    @Gdhdnb-jp7zr6 ай бұрын

    ቃፅለሉ ፅቡቅ ትሞህርቱ ኣለዎ

  • @user-kx8vi6oz7h
    @user-kx8vi6oz7h6 ай бұрын

    Nay bhaqi dawit hawey belih seb ❤

  • @piterosamare3058
    @piterosamare30586 ай бұрын

    Nay bhaqi dawet jegna❤

  • @mebrihittedros6199
    @mebrihittedros61996 ай бұрын

    አምላክየ ካምዚ ኣድሕነና

  • @ZiziawtHle-hi6bx
    @ZiziawtHle-hi6bx6 ай бұрын

    Dawit hawey ♥️♥️♥️♥️🙏🙏🙏

  • @biniamtesfay5235
    @biniamtesfay52356 ай бұрын

    Ezia tgraweti si wedi tray zsreq wey ztalel zmesla mesleni. Wela beliaa ya anwey nice End

  • @user-bq2kk1xl1j
    @user-bq2kk1xl1j4 ай бұрын

    👍👍👍👍❤️❤️❤️❤️

  • @ibrahimsiraj9906
    @ibrahimsiraj99066 ай бұрын

    Meskenay Eritrawe Tewaredo.

  • @maha5351
    @maha53516 ай бұрын

    Ewayyy 13.000 Se menm Aykonen elkeyo Alem Bocha

  • @user-kr6im5ic1v
    @user-kr6im5ic1v6 ай бұрын

    Yes ksab biakal zeytelaleka edika miekab ❤❤❤

  • @user-qj7hc8px3k
    @user-qj7hc8px3k6 ай бұрын

    ❤❤👍

  • @mnasieabrham7677
    @mnasieabrham7677Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-dc2pm3bp8g
    @user-dc2pm3bp8g6 ай бұрын

    ❤❤❤❤كلام جميل

  • @user-il7os1sz7p
    @user-il7os1sz7p6 ай бұрын

    Dawit you amazing

  • @eritreafirst7329
    @eritreafirst73296 ай бұрын

    Eza 13 normal tbl zela,men ab eropa wey America bkemey genzeb ymexa sle zeytfelt donkoro zbl sm habwa.kaley kea ezi bzaba hagez habtu mkana zeykone,bzaba Emnet, kihdet, srki,ab kalka zeymxna,hatyat zeymfrah, eyu zhrkena zelo,neti ztetelme wn zehmimo zelo, kulukum eritrawian kidmi hadar mgbarkum gzie wesidkum telaleyu,bzitekalekum kulu gedifkum hagerkum.keadkum kabta kidsti adkum telaleyu,temrawu ab kolell ayninber.yekenyelna dawit hawna 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @Habrom

    @Habrom

    6 ай бұрын

    ዘይረሃጽካሉ nermal ኢዩ

  • @user-wh5oc7fd2t

    @user-wh5oc7fd2t

    6 ай бұрын

    Hawey marey eti kemey gerka kemtmtso zeflet normal ayblen eu endher hante zayhlfkalu gen normal eu😢

  • @michaels9142

    @michaels9142

    6 ай бұрын

    @@HabromYgerm u

  • @selamdelayt3949

    @selamdelayt3949

    6 ай бұрын

    Mejemerta ab srah alem nzeyelo emo kea kalot endasededlu znaber seb genzeb kemey gerka ymtsa kirdio aykilin yu. Kelil yu niu yhatit ysdedelu beka. Ezom zsedu zelewu yom seb zebelashwu zelewu. Wey kotibkum sdedu wey ab turgum zelewo tkal, wey kali mgbar. Bnushtoka zewahlelkayo ember bnushtoka zetfakayo genzeb ayhgzekan yu. Bezi zriyo zeloku Ertrawyan ahwatna genzeb kemey gerka kemzmitsa felitka atekakmau gn tmhrti zedlyo bzuh yu. Kndey kea alo ab srki tray znebr. Ane gn netom bhaki serihom rhitsom zemtsiuwo ahwatn ahatn temaharu genzebkum waga rhatskumn edmekumn yu mo hsebu ybl. Bebzelenayo selam❤️🙏

  • @Srafiel

    @Srafiel

    6 ай бұрын

    26:15

  • @km4199
    @km41996 ай бұрын

    Keep it up bro

  • @user-fk4en7pv1o
    @user-fk4en7pv1o6 ай бұрын

    You Right Bro❤❤❤

  • @yowhanamail7100
    @yowhanamail71006 ай бұрын

    Deve hawey Ambesa Memhr .Kabzian zeyhasba Lekimenana

  • @EyobFikre-eg8iv
    @EyobFikre-eg8iv6 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @user-ub7ih6gk4c
    @user-ub7ih6gk4c5 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @shkortv7035
    @shkortv70355 ай бұрын

    13 shehhh dollar normal yu dya zbelet iza 🐐 tmesl gual😂!! Mechem tegaruuuu hasot 😮 natkn ya ! Izi kulu nab seb sedidyo ztebhalki ki khimkyoo zeleki!

  • @danielalexalazar7460
    @danielalexalazar74606 ай бұрын

    ❤❤❤ dawita arkey ጠፉእካ እኮ ካብ ከመዚ ይሰውረና እዩ ዝበሃል 13,000$ ቀሊል ሪኣቶ ዋይ ሰብ ደቀይ

  • @abduhamed3085
    @abduhamed30856 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @user-jh1ln5gr1h
    @user-jh1ln5gr1h6 ай бұрын

    ኣንቲ ጋህታፍ ልባዕልኪ ልለመድኪ እንድኪ ፎእ ይካውልኪ ቲ😭😭😭

  • @wedishaibiya
    @wedishaibiya6 ай бұрын

    wawww alem besha nay bihaki nifiti

  • @samiyetsamiyet9542
    @samiyetsamiyet95426 ай бұрын

    ዳዊት ናይብሓቂ ለባም ኢኻ ❤

  • @genetzerabruk3854
    @genetzerabruk38545 ай бұрын

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @zemenashber9676
    @zemenashber96766 ай бұрын

    Ja nay bhaqi bro

  • @user-ug1ph3qy3s
    @user-ug1ph3qy3s6 ай бұрын

    አዛ ጋል ግን ናይ ኣአምሮ ጸገም ኣለዎ መስለኒ ከንድዚ ዘኣከል ገንዘብ ሰብ በሊዓስ ከመይ ከጥዕማ ኢላ ተሓስብ አረ ፈጣሪ ኣሎ ኣብ ሰማይ አቶም ናይ ደገ ውን ጸገም ኣለኹም አንታይ ኣሚንኩም ትሰድሎን ሰአካ ይሰደድ ዲዩ ገንዘብ

  • @NAraya-nt5xw

    @NAraya-nt5xw

    6 ай бұрын

    eta. zebeliato. tegraweyte Asmera zeabeyet tekewen.

  • @samrigrezihr.3352
    @samrigrezihr.33526 ай бұрын

    ❤😢

  • @user-ub7ih6gk4c
    @user-ub7ih6gk4c5 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @F-gu2nw
    @F-gu2nw6 ай бұрын

    😂😂😂 teshqu

  • @user-cg4rv2mt4l
    @user-cg4rv2mt4l6 ай бұрын

    Nay bhaki dawti haway❤❤❤

  • @M.SoloAb990
    @M.SoloAb9906 ай бұрын

    Strategy of ካብ ጳውሎስ ሰሪቅካ ንጴጥሮስ" ክክክክክ ካብ ሰብ ኣታትሊላ ንጽጉም ትሕግዝ ጉዳም ምስኪናይ ጽጉም ክትልክሞ!!!! እዛ ትግራወይቲ ትብሎ ዘላ ብናይ ዓዳ ልምድን ርድኢትን ስለ ዝኮነ ሽለል ግብዝዋ እንተ ምስና ግን ኣይ ስርሕን ሽዩ። እታ ኣጋብዝ ትምልዕስ ዘላ ጽብቅቲ ጋል ግን ዓገብ ጌፋ ትገብሪ ኣለኪ ቁንጅናኪ ጽባሕ ክፈርስ እዩ ክትሞቲ ኢኪ እዉን ምስቲ ሓያል ፈራዲ እዝግሄርኪ ብከመይ ከም ትራከቢ እሱ እፈልጥ!!!! ዓገብ ቁንጅናኪ ኣብ ጽቡቅ ትጠቀምሉ!!!! በዓል ምዕንጅሉ ከኣ ትምርቲ ፍተዉ!!!! ወደሓንኩም!!! ሓዉኩም ካብ ዓባይ ብርጣንያ!!!!

  • @user-qe7ce8bb5h

    @user-qe7ce8bb5h

    6 ай бұрын

    ጋል መን ዲያ ጋልቶም ኣልዒለ ኣምቢረ ( ጨድዓ ) 🤣🤣🤣🤣🤣

  • @selamawittsefamicael3122
    @selamawittsefamicael31226 ай бұрын

    Welcome ❤❤❤

  • @EyobFikre-eg8iv
    @EyobFikre-eg8iv6 ай бұрын

    Dawit arkey asmeayom eske kab dehar way way .kalie kea .aydelin enda bela behayli kem zeatwa ygebru dehar kea telimatni yblu .

  • @ibrahimsiraj9906
    @ibrahimsiraj99066 ай бұрын

    Anta hawey Ajoka bertti guall intekedet guall temexi!

  • @AbelWediaynom
    @AbelWediaynom6 ай бұрын

    Way guddd

  • @user-sq4hq6jq1k
    @user-sq4hq6jq1k6 ай бұрын

    bravo bro

  • @MerhawiDawit
    @MerhawiDawit3 ай бұрын

    ንፉዕ ከምዚ ናትካ ስሚዒት ክስመዓኒ ጸኒሕ ዳርጋ ወገንነት ዘሓዘት ትመስል ሓቂ ክዕምጸጽ ክትሪኢ ኮለካ ውሽጥካ ዕርፈቲ ዘይህብ ዘይተንግረ እንበር ዘይተግብረ የለን ምስላ ዓድና ካልእ ኣብዚ መጼም ዘይተዛረብሉ ውን ቡዙሓት ይህልው ይኮኑ እንበር ወዲ 26 ኮይነ ኣለኩ ሓደ ንገር ዝተመሃርክዎ ካብ ወዲ ሰብ እንተሉዩ ክተኣምኑ ከም ዘይብሉካ ዓቂንካ ክትዛረብ ክትልግስ ማለት ዘይጠዓሰካ ሓደ ሰብ ጌም ንጻወት እሞ ይስዕሮ ማይ ስተ እብሎ ሽንቲ ክሽይን ናብ ሓማም እንዳ ተበገስኩ እሱ ክምስል ሕራይ ይብለኒ ምልስ እብል ኣለኩ ስ እቲ ማይ ናብቲ ጅርደን ክመልሶ ይርክቦ way ተመሊስካ ግን ኢሉኒ ዝመልስኩሉ እሳ እያ ኔራ ወዲ ሰብ ኣይኣምንን እዩ ግን ይፍቅሮ እየ ካላኣይ በሊሕ ኣኣምሮ ዘለዎ ንምዳንግሪ ንከሙኡ በሊሕ ሰብ ማለት ፍርሃት ኣምላክ ዘለዎ ክተለዮ ከቢድ ኣይኮነን ብሕጽር ዝበለ እምነትካ ንፈጣሪ ዳ እንበር ንስብ ሰብ ተላዋዋጢ እዩ ደሓን ኣባድ ንብስካ ተዘይ ኮይኑ ምስጢርካ በዓልካ ሕዞ እዚ ወዲ ብክልተ ተበዲል ብስልዲ በቲ ውን ኣታ ዓሻ ድሩዝ እንዳበሉ የቃሽሽዎ እንታኡ ኣምጾ ክንድዚ ከምቲኣ ብውሽጢ ዝጀመራ ብውሽጢ ክውድኣ ኔርዎ ❤

  • @user-ri2fv4wp8j
    @user-ri2fv4wp8j6 ай бұрын

    ዴቭ ኣስሊ ከመይ ዲካ መቅሰን ጽቡቅ መደብ ባሓቂ ግን ጠፍካና ኣትን ኣሕዋትና ድማ በጃኽን መስጣ ይሕዋትክን ከይወርደክ ሰብ ኤህህህህ ክብለክን ጽቡቅ ኣይኮነን

  • @MikiHabtuHaile-ur5ep
    @MikiHabtuHaile-ur5ep6 ай бұрын

    የስ ተክክል ዳዋ ❤🎉❤🎉

  • @jemalkiflom9736
    @jemalkiflom97365 ай бұрын

    Ata hariffffff kef Alewo zrebaka

  • @user-mp6zy7qn1y
    @user-mp6zy7qn1y6 ай бұрын

    ቃሊዎት የሰምዓልና ዳዊታ ❤ በስ ናይ ዚ አን ጉዳይ ስኽራች' ዪ

  • @tekulugrmay5748
    @tekulugrmay57486 ай бұрын

    bseki nequx yneded Tulul diu zbehal eten hade klte hyawet dea tlkema eber seyTan beakalu dea men do rieewo eu nebona adam keteshta dey xegemekn si nehna dea dey dkumat ena etay alena diu🙏🙏🙏

  • @HHy-hz1du
    @HHy-hz1du6 ай бұрын

    ዝገርም እዩ 😢

  • @abrhamtareke6075
    @abrhamtareke60756 ай бұрын

    እንጀራ ዓለም ብላዕ

  • @abdelwohabadem
    @abdelwohabadem5 ай бұрын

    Nay bahaki dawit asli ❤❤❤❤❤

  • @abrahamkflom4607
    @abrahamkflom46076 ай бұрын

    አታ ኡኡይይይይይይ ዶ' ክብል 13 ሽሕ ዶላር ድዩ ወላስ 13 ቅርሺ ገሪምኒ እኮ!

  • @michaels9142

    @michaels9142

    6 ай бұрын

    Ygerm u

  • @Asmera_Lketo
    @Asmera_Lketo6 ай бұрын

    Nay bhaki ❤

  • @user-mz4rc9hn2q
    @user-mz4rc9hn2q6 ай бұрын

    ❤❤❤❤ dawa nebsi qexlo

  • @user-yq6wp9dn9g
    @user-yq6wp9dn9g3 ай бұрын

    ዋው ዳሓን እቶ ጀግና

  • @user-ti4xd9sl9y
    @user-ti4xd9sl9y6 ай бұрын

    ሓዳሰ አየ ነዚ ገዛ ሃይ❤😂 ፍለዉ ኢለ ኣለኩ እሰከ😂😊

  • @wusl1bllqblabqqbqqzzzqaadh273
    @wusl1bllqblabqqbqqzzzqaadh2736 ай бұрын

    Abesa deb xubuk agelalixa❤❤❤❤

  • @AbcDxv
    @AbcDxv6 ай бұрын

    ዋይ ዓለም ቦሻዕ ተረጋግኢ እሺ ዋ😢😢

  • @Muliex
    @Muliex6 ай бұрын

    Ya nay behaki deva hawey

  • @tsigeteka8732
    @tsigeteka87326 ай бұрын

    ዴቨይ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ

  • @zewdugalwembrttgray9281
    @zewdugalwembrttgray92816 ай бұрын

    ማሂ ጌጋ የኮነይ 13ሸሕ አሰር ሳንቲም እውን ሓራም እያ ሰለ ናትኪ ግን እግዚኦ እዩ 😊

  • @abelmehari7583
    @abelmehari75836 ай бұрын

    😢😢😢😢😢

  • @user-jo4mi9nb4p
    @user-jo4mi9nb4p6 ай бұрын

    Ati nay tigray genzeb aykonen

  • @ShishayHadish-df7rx
    @ShishayHadish-df7rx6 ай бұрын

    Dave 👍🏿👍🏿👍🏿

  • @shkortv7035
    @shkortv70356 ай бұрын

    Ab addis zelewaaa awalad betamiii yen tebelashyen zelewaa!!! 10 u sebeayennnn hakuu alo !!! Ane zfelten awald alewaaaa kmuuu zgberaaa !

  • @ahmedinomerdin5103
    @ahmedinomerdin51036 ай бұрын

    Kemzi kemaki balege deqenesteyo kabe alem Kem daynasor entezexenta kemey kulu Seb xeba mesetey e stopped girls I mean like this lady

  • @NatnaelGergish-zy3vh
    @NatnaelGergish-zy3vh6 ай бұрын

    ዴቨይ ያሆ ኣንበሳ ኢኻ ንስኻ ኩሉ ግዜ ምስ ትሓበንኩ እየ ብናትካ ቪዶታት ዝዓርከይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    6 ай бұрын

    ሳብስክራይብ በልለይ ሓላለይ ኣብ ናተይ ላይክ ናበልን❤

  • @NatnaelGergish-zy3vh

    @NatnaelGergish-zy3vh

    6 ай бұрын

    @@merhawitmuaz1619 ኣብሽር ብናይ ገዛና ዘለዋ ቴለፎናት ከይተረፋ ኽገብረልካ እየ ።

  • @user-du7uu3hy8x
    @user-du7uu3hy8x6 ай бұрын

    Dawit true answer🎉🎉

Келесі