ዓገብ ንበል ኣዴታትና ዓቢደን + ህዝቢ ትግሪኛ 1 ኢና ?

Ойын-сауық

New eritrean movie 2023
‪@ZENATIGRIGNA‬ ‪@zarafltet‬ ‪@HDMONANEBARIT‬ ‪@gereemunentertainment‬ ‪@AlenaWaltaHager‬ ‪@tefetawitalkshow‬ ‪@solomedia9376‬ ‪@MahderPro‬ ‪@MahdernaEntertainment‬ ‪@EriOneTouchEntertainment‬ ‪@DrSharonWoldu‬ ‪@neshnesh_show‬ ‪@maggyshow‬ ‪@yikealotv‬

Пікірлер: 246

  • @ariamemun9576
    @ariamemun95766 ай бұрын

    ሳጭን ጅግና ..... ኣቦ መነንት ዘብሄረ ተጋሩ ትግርኛ ተዛረብቲ ዮቆነልና ጋ/ዜ ዳዊት 🇪🇷😍🇻🇳🌹

  • @Sillysanriofan

    @Sillysanriofan

    6 ай бұрын

    😂😂😂😂😂😂😂😂ዶ

  • @omyafeitkiflu9458

    @omyafeitkiflu9458

    6 ай бұрын

    Nehna z here tigrigna

  • @germaymebrahtom436
    @germaymebrahtom4366 ай бұрын

    ካብ በሃሊኡ ደጋሚኡ ንስኻ ትገድድ ዝዓበያን ዝነአሳን ጹሉላት አብ ሚድያ ተቅርበን::

  • @Ayngage

    @Ayngage

    6 ай бұрын

    Hade resah seb eyu! Read my comment please...i posted seconds ago.

  • @Fili.eri-south
    @Fili.eri-south6 ай бұрын

    Good job specially at the end. 👌 all tigrgna are the same. That is fact. That's why we don't want any war among each other dave bro. 👉🙏💙🙏💙🙏💙🙏

  • @user-hg8dc4uk2y
    @user-hg8dc4uk2y6 ай бұрын

    መምህር ተስፋጽየን ጅግና ሳልኡያ ዛኹሉ ሰብ ነቂሓ

  • @user-gl4uk5nv7s
    @user-gl4uk5nv7s6 ай бұрын

    እዘን ሰበይትስ በስምኣም ኣብ ክንዲ ቁሩባንን ስግዳንንሲ ሕማቅ ዘረባ ኣብ እርጋነን😊

  • @user-yw8gu1ug7f
    @user-yw8gu1ug7f6 ай бұрын

    ኣታ ዛ መላጥ ሳጼን ሓቃ ያ ኣብዛ ጋዳይ ኣስሚረሉ ❤❤ኣብቲ ናይ ኣግኣዝያን & ኦሪት ዝብሎ እንድያ ፋሕ እንዳበለቶ ፡ዳዋ በርትዕ ጎበዝ

  • @zowdi810
    @zowdi8106 ай бұрын

    Wow you are amazing thanks my haro erterawe god bless to erterawe people and to you 🇪🇷 🙏

  • @ery-123-w62
    @ery-123-w626 ай бұрын

    ዳዊት ወደይ ለባም እቲ ኣብ ርእስካ ዘሎ ኔው በሎ ምስ ልበናካ ዝከይድ ኣይካነይ እዚ ወደይ 🙏 መደብካ ብጣዕሚ ኢና ንከታተሎ ቀጽሎ እዚ ወደይ 🙏🙏

  • @kisanet4715
    @kisanet47156 ай бұрын

    ስዲ ሰበይቲ ከም ጉዖይ, ሞንካ, ኣዱ ብሌን ገጸን ትርሐቅ

  • @michaelkiros6847
    @michaelkiros68476 ай бұрын

    ንተስፋጸን ክትሰምዕ እንተጀሚርካ እስኻ ምሱኡ ተጸሊልካ ኢኻ

  • @netseriabtesfalem8560
    @netseriabtesfalem85606 ай бұрын

    ኣታ እታይ ዝከነት ባዓለ ሰበቲ እያ። ብዓባያ። እዋይ ሕማቅ ግዜ እና በጽሕና

  • @user-jj4lh3lo6q
    @user-jj4lh3lo6q6 ай бұрын

    እግዚኦ ማሃረነ ክርስቶስ😢😢😢😢😢

  • @henokabraham9700
    @henokabraham97006 ай бұрын

    Thanks Dave for inviting tesfie

  • @filmonhailom6449
    @filmonhailom64494 ай бұрын

    It's true that we are taller in the morning 💯👏

  • @tesfayelemma9734
    @tesfayelemma97346 ай бұрын

    Wow! I think I found a new favorite! 😍 😊

  • @yorusalemghebreselassie5745
    @yorusalemghebreselassie57456 ай бұрын

    dawit your Right ❤❤❤

  • @zowdi810
    @zowdi8106 ай бұрын

    Wow daweta my haro you are amazing wade erterawe 🇪🇷 happy 20024 to you ❤️ my love 💓 ❤️ 😍 🎉

  • @habentesfahiwet739
    @habentesfahiwet7396 ай бұрын

    ክንድዚ ምጽብጻብ ተጀሚሩሞ ኣዳም ኣባሓጎናዩ ሄዋን ከኣ ዓባይናያ ብሓጺር ኣገባብ እቶም ቀቢላ ዝብሎም ዘሎ ውን ስድራናዮም እሞ ከየጽበብካ ሕሰብ በሎ እቲ ትግሪኛ ትብል እንድዩ ከምጽኣ ደልዩ ኣነ ከም ብሄረ ትግርኛ መጠን ደስ ምበለኒ ሓቂ ቀቢርና ዝመጽእ ደስታ ግን ኪኖ ሓጹር ይደርበ እንግሊዛዊት ዓባየይ ኣላትኒ ሆላንዳዊ ኣባሓጎ ዓለም ምሉእ ኣሕዋትዩ

  • @Abudi-ib7ej
    @Abudi-ib7ej6 ай бұрын

    በጭንቅላት የደረከው የሀላባ በርኔጠ በጣም አምሮብሃል የትግራይ ትስእር

  • @hehehehaw2293

    @hehehehaw2293

    6 ай бұрын

    Viva Eritrean Eritrean

  • @abrehetasmelash5365

    @abrehetasmelash5365

    6 ай бұрын

    እዛ ሰበይቲ ጥዕና የበላን መሕረት የውርደላ ዋላ ዝኾን ይኩን ሕማቕ ምዝራብ ኣይድልን እዩ ገጋ ገጋ ገጋ ዕገብ!!!!!!

  • @redomteklom5861

    @redomteklom5861

    6 ай бұрын

    ​@@abrehetasmelash53658 3tl4tltk444rtk4m4mm4tm😂

  • @redomteklom5861

    @redomteklom5861

    6 ай бұрын

    ​@@abrehetasmelash53658 3tl4tltk444rtk4m4mm4tm😂h

  • @rahelestif2112

    @rahelestif2112

    6 ай бұрын

    አህያ ራስህ ችለህ አውራ።

  • @MedhanieKidane934
    @MedhanieKidane9346 ай бұрын

    ንሕና ደቀን ንእርንብ ንሰን ፋሕ የብላልና ወይ ግዜ 💔💔😭😭

  • @girmayberhe112
    @girmayberhe1126 ай бұрын

    ብዓሌት ዘይኮንናስ ብኽብሪታት ኢና ሓደ እዩ ዝብለካ ዘሎ ድሕሪ ሸውዓተ ወለዶ ሕውነት የለን። ህዝቢ ትግርኛ ኣብ ሸውዓተ ወለዶ ምውሳቡ ካብ ዓሌታዊ ኣተሓሳስባ ነጻ ይገብሮ።

  • @user-lt6id9mu8k
    @user-lt6id9mu8k6 ай бұрын

    ንመጀመርታ ግዜ ተስፋጺዮን ዝብላዕ ዘረባ ሓቂ ብዘይ ማይ ዝዋሓጥ ዘረባ ሰሚዐሉ፡፡

  • @samuelweldemariam5737
    @samuelweldemariam57373 ай бұрын

    Ya tesfatsion abzia hakau allo ,bizuh mitenahle gin ahtsir avbillka, atkonen do itom tigrarna hizby, mistom asawirka kone tigre win ab welodo ahwat ina ❤

  • @abeltsegay875
    @abeltsegay8756 ай бұрын

    ንተስፋፅዮን ኣብ ካሉኡ ደኣ ምበር ኣብ ትግርኛ ዘለዎ ኣጣማምታ ኩሉ ጊዜ ቅኑዕ እዩ

  • @mera143eru
    @mera143eru6 ай бұрын

    ሳጨን እቲ ካልኡ ዝብሎ ገዲፍካ እዛ ሕጂ ዝበላ ሓቂ እዩ።

  • @user-zl6fo6yc3w

    @user-zl6fo6yc3w

    6 ай бұрын

    Ab kulu video dikum kemeu tbelu .yxaref koinu emsber nefeu eyu

  • @lemlemtesfaunei7017

    @lemlemtesfaunei7017

    6 ай бұрын

    ኤህ! ሸዉዓተ ወሎዶኻ 7077 ጥይት ይእቶኻ !ተስፋጽዩን ዓፋፍ!

  • @mera143eru

    @mera143eru

    6 ай бұрын

    @@lemlemtesfaunei7017 ለምለም ሓብተይ ዳሓን ዲክ🙄 ክንድዚ ትራገሚ ዳኣ🤔

  • @habentesfahiwet739

    @habentesfahiwet739

    6 ай бұрын

    ክንድዚ ምጽብጻብ ተጀሚሩሞ ኣዳም ኣባሓጎናዩ ሄዋን ከኣ ዓባይናያ ብሓጺር ኣገባብ እቶም ቀቢላ ዝብሎም ዘሎ ውን ስድራናዮም እሞ ከየጽበብካ ሕሰብ በሎ እቲ ትግሪኛ ትብል እንድዩ ከምጽኣ ደልዩ ኣነ ከም ብሄረ ትግርኛ መጠን ደስ ምበለኒ ሓቂ ቀቢርና ዝመጽእ ደስታ ግን ኪኖ ሓጹር ይደርበ እንግሊዛዊት ዓባየይ ኣላትኒ ሆላንዳዊ ኣባሓጎ ዓለም ምሉእ ኣሕዋትዩ

  • @yosiefmichael5427
    @yosiefmichael54276 ай бұрын

    ብ2 ነገራት እዮ 7 ወሎዶ ዝተባህለ ቀዳማይ ብ ጋር ሰብ እንተቀቲልካ ብሓባር ስለትኸፍሎ እንድሕር ተለር ዒኻ ካብቲ ጋር ውጺ ካማለት እዩ።ጋር ክትከፍል ዓቅሚ የብልካን ኣይምልከተካን እዩ። ካላይ ብሕማም ምኽንያት እዩ ።ቀቢላ ፈራዕና ዓለትና ሓደ እዩ ትርጉሙ። ኣብ ምስልምና ጥራይ እዩ መርዓ ዝፈቀደ።ድሒሩ እንደገና ዝፈቀደ ምስልምና።ኣብ ዓለም ኣዳምን ሐዋንን ናይ መጀመርያ ፍጥረት እንተኾይኖም ከመይ ኢልና መጺእና ?

  • @amarabrar7926

    @amarabrar7926

    6 ай бұрын

    Hto ke melsu mslmna eyu abu kolo first moslim abona Adam(adem) eyu u can check it in bible not only kuran

  • @girmalemmose5577
    @girmalemmose55776 ай бұрын

    Amete selam ygbrelna

  • @ZiziawtHle-hi6bx
    @ZiziawtHle-hi6bx6 ай бұрын

    Dawit hawey 🙏🙏🙏♥️♥️♥️

  • @loveghe
    @loveghe6 ай бұрын

    Dawit for your information. Tesfatsen means confused. Don't confuse yourself by watching Tesfatsion.

  • @elilta70
    @elilta706 ай бұрын

    እንታይ እሞ ክንብል ባህሉን ባህርኡን ዝጥፍአ አዴታት በዚሔን እግዝአብሄር ይቅረ ይበለልና ደይ ሱቱራት ነውራማት ኢየን ከምዚኤን ዓይነት 😌😌😌

  • @rttr3992
    @rttr39926 ай бұрын

    ❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍

  • @user-xq8qi1wl5b
    @user-xq8qi1wl5b6 ай бұрын

    ዳዊተይ 2024 ደኣ ገለ እዩ ፈናትልና 😂😂😂

  • @user-iz4ev2tf1s
    @user-iz4ev2tf1s6 ай бұрын

    ❤❤❤❤😢😢😢😢😢

  • @user-cz6vp2kw7t
    @user-cz6vp2kw7t6 ай бұрын

    Eway ade mhiret yewrdelkn xiklki fetari😢😢😢

  • @furtunaghirmy8829
    @furtunaghirmy88296 ай бұрын

    egzio 😢😢😢😢

  • @genetberhechanal
    @genetberhechanal6 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋት በጃኩም

  • @Hermonsport
    @Hermonsport6 ай бұрын

    🤣🤣🤣🤣🤣እንታይ ደኣ hashtag mention tag ጌርካዮ ንሰልጠነ ጽልእ ዶ ኣይኮኑኩሙኑ

  • @jontv6228
    @jontv62286 ай бұрын

    ተስፋጽዮን ዝበላ ሓቂ እያ ትግርና ኣብ ሞውስቦ ሓያላት ኢና ኣርሒቅና ኢና ንዋሰብ ስለዚ እዩ ካኣ ጥርልያ ኣውራጃ መስርሕ ኣታኣታትዩ በታቱነና።

  • @alembrhane4488
    @alembrhane44886 ай бұрын

    Tigrigna is one people

  • @user-du7uu3hy8x
    @user-du7uu3hy8x6 ай бұрын

    Good dawita🎉🎉🎉

  • @user-qv2rv5jr2b
    @user-qv2rv5jr2b6 ай бұрын

    ደቂ ትግርኛ 1 ኢና so he right.

  • @almazgiday9935
    @almazgiday99356 ай бұрын

    አንስቲ ዓቢደን መሕፈራት ሕፈራ ፎኦ ።

  • @berhaneghebremussie1573
    @berhaneghebremussie15736 ай бұрын

    Abehaluu teredieyo gn dukum atehasasba eyu zeru zeru tgrein eritrean hade ena kbl eyu germeny Österreich hade alet hade languag alewom gn ztefelaleyu mengstat eyom belley

  • @asterhaile3251
    @asterhaile32516 ай бұрын

    Weygod

  • @user-ul8oc7nz3o
    @user-ul8oc7nz3o6 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢 Zarkay 😊

  • @bitanyahadasalem6878
    @bitanyahadasalem68786 ай бұрын

    ዳዊተይ ወደይ እንቃዕ ዳሓን መጻእኻ ሓሚሙ ኢሎም ኣሰንቢዶምና

  • @user-sz6ib8qh6b
    @user-sz6ib8qh6b6 ай бұрын

    Ja haqu iyu tesfaxien❤❤❤ dawit hawna

  • @same8813
    @same88136 ай бұрын

    ተስፋጼንሲ ሓሳዊ እዩ ንባህልን ክውንነት ብንዑኡ ዝጥዕሞ ናይ ኣግኣዝያን ስነ ሓሳብ ክጥዕመሉ ኩሉ ሓሶት እዩ ዝነዝሕ ናይ ዚ ሰብ ዘረባ ኣይትገደሰሉ ዳዊት ሓሳዊ እዩ

  • @N.at.79
    @N.at.796 ай бұрын

    7 ወለዶና ካብ ኤርትራ ኢና ተመስገን ፈጣሪ ደቂ ሃገረይ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @N.at.79

    @N.at.79

    6 ай бұрын

    @@user-qw1jv9il6g ጽቡቅ ጥራይ ጥልያን ትዕወት ኣይትበል 🤪🤣🤣ወይከኣ ጥልያን ካቴድራለ ናትና ኣይትበለኒ።እምበር ጥልያን ድኣ ከመይ ዲና ንሕብዮ እዛ ባሕሪ ንዓዲ ገሊኦም ልኩት እኮ ኣበሎም።አሕዋቲና ንዋለድ ኢና ኒኒኒኒ እኮ ኣቢልዋ። ጢሉየ ኣሞረ ። ክጠምዮ ዝልምኑ ክጸግቡ ዝሸናድሑ ጓረቤት ኣለኩም ኤረትርይን ዝበለና ቆቃሕ ጢልያነይ። ሳልዮ ንክብርኻ

  • @user-cd2kp8vo3d

    @user-cd2kp8vo3d

    6 ай бұрын

    Kemu gerka nebska ateashashwa

  • @N.at.79

    @N.at.79

    6 ай бұрын

    @@user-cd2kp8vo3d ከመይ ማለት? አብራሃያ ዓርኩ

  • @tekletesfy1423
    @tekletesfy14236 ай бұрын

    Zehfirrr. ..teseteri... waeeeee.

  • @negasiyoh6959
    @negasiyoh69596 ай бұрын

    ኣምበሳ ወዲ ሓፍቲ ቀፅለሉ

  • @user-ol7wz7qf8q
    @user-ol7wz7qf8q6 ай бұрын

    سبحان الله العظيم

  • @tsegaaraya5672
    @tsegaaraya56726 ай бұрын

    ሰላም ዳዊት ግዜካ ይጥቀመላ ኣለኩ ኢልካ ትሓስብዶ እወ እንተኮይኑ ንምታይ እዩ እትዕላማ ብርግጽ በሊሕካ ግን እተን ዘለዋ ኣማረጽቲ ክልተ እየን ብርሃን ኣሎ ከምእውን ዝሑል

  • @FacheHagos
    @FacheHagos6 ай бұрын

    I miss you 2025😢

  • @NatnaelGergish-zy3vh
    @NatnaelGergish-zy3vh6 ай бұрын

    ዴቭ ዓርከይ ትሃሰኒ ኣለኻ ግን😂😂😂😂😂❤❤❤❤🎉

  • @user-zs1rr4bo6c
    @user-zs1rr4bo6c6 ай бұрын

    ሕጅስ እዛን ሰበይት ምስተን ኣዴታትና ድዩ ክትቆጽሪ ኣሕ😢

  • @sabatesfay9779
    @sabatesfay97796 ай бұрын

    ከም ተስፋጽየን ጌሩ ብዘይ ህብእ ምብእ ሃቅ ዝዛረብ የለን ጽፍፍቲ መልእኽቲ እያ ነቶም ኣጋመ ኢሎም ዝጻረፉ

  • @hannahaile5669
    @hannahaile56696 ай бұрын

    ህዝቢ ትግርኛ ማለት እንታይ ማለት እዩ? ለቁማጽ ንስካ ትግራዋይ ኢካ ወይ ድቅላ ትግራይ

  • @Dawittv

    @Dawittv

    6 ай бұрын

    Yes i'm tgraway እንታዲኻ ሞ ክተምጽእ ?

  • @N.at.79

    @N.at.79

    6 ай бұрын

    ለዋህ ኤርትራዊ ዘረባይ ስምዓኒ ዓፍራ ከይትረግጽ መሲሉካ እምኒ። 2) ኣብ ሰማይ ዘሎ ደበና ይሃርም ዶኾን ዓድና ክሪኣ ነደይ ተሓቃቂፍና ኣብ ልዕሊ ቀላያት ማያት ቀይሕ ባሕሪ ኣንጠልጢሉ ዘሎ .......ደርፊ ባርያ አስተማቅሩ እስከ

  • @medhaniekesete5588

    @medhaniekesete5588

    6 ай бұрын

    ካብ ትግራይ ዘይውለድሲ ኣይጭዋን ይብሉ ኣቦትትና

  • @N.at.79

    @N.at.79

    6 ай бұрын

    @@medhaniekesete5588 ሸሕ ግዜ ተኾነ ሕያዋይ ኣይትእመን ትግራዋ ይብሉ ኣቦታትና።

  • @freweyne865

    @freweyne865

    6 ай бұрын

    @@N.at.79አቦኻ ናይ ጣልያን ሐሽከር ስለዝነበረ እዩ አብ ኮሙሽታቶ ናይ ተረፍ ጥልያን pasta እናበልዔ ስለ ዝዓበየ. ኮይኑ ግን አይትሐዘሉ.

  • @user-uh4cr5sb8d
    @user-uh4cr5sb8d6 ай бұрын

    ኣብቲ ሻውዓይ ወለዶ ምምርዓው ኣርሒቅካ ንክትከይድ ስለ ዝገብረካ ሓቁ እዩ ኣብቲ ቁጽሪ ግን ተጋግዩ ኣሎ 😂 4X 7=28 ኣበሓጎታትን ዓባይን ኣለው

  • @user-vc3hd8qx3e
    @user-vc3hd8qx3e6 ай бұрын

    Saxyen zbhal seb berki giru gda rieska tezsebrelna

  • @SASE-TV
    @SASE-TV6 ай бұрын

    ሰላም ኩቡራት የሕዋተይ ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም እባ ሳብስክራይን ግበሩለይ ❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤

  • @HalukBilgi-py6ek
    @HalukBilgi-py6ek6 ай бұрын

    Kamy hawey natey

  • @makelewelday6956
    @makelewelday69566 ай бұрын

    Dev naba bejaka nabti tefikayo zenberka tefalna bejaka 😂😂😂😂😂

  • @user-hx4wc8yn7n
    @user-hx4wc8yn7n6 ай бұрын

    ኣዴና ኣይትበሃል 😂😂😂😂😂😂

  • @reneelie2783
    @reneelie27836 ай бұрын

    I like your 👒

  • @user-lv2db4vr4b
    @user-lv2db4vr4b3 ай бұрын

    Atum sebat kamey diyu hiwetkum bisiki gaxabuu tigrigna awadat tewaridom awalid tigrigna tahzunuu bihaqiii way gizeee

  • @selamamanuel-rm2ui
    @selamamanuel-rm2ui6 ай бұрын

    Waww dawit kkkk eta qobie keteshqeka ❤❤❤

  • @halalqebatse8965
    @halalqebatse89656 ай бұрын

    በስማኣም እዋይ እዛ ጫሓም ዓባይና እንታይ ረኺቡዋ ግን ናትካኸዳኣ እንታይ ምበልካኒ?

  • @user-br6nn2jd3y
    @user-br6nn2jd3y6 ай бұрын

    Uyyyy ata gdef waee entay u zbl zelo zsebeay dawit tezarebo bejaka bwshti meado😢😢😢😮

  • @jerryjery1201
    @jerryjery12016 ай бұрын

    New bela eza sebeyti ezia xelaeku!

  • @GualAmlak333
    @GualAmlak3336 ай бұрын

    Ewayyy hafirna ko

  • @brgednihamedu9389
    @brgednihamedu93896 ай бұрын

    Saxien zemedka u dawita 😊😊😊

  • @henokabraham9700
    @henokabraham97006 ай бұрын

    My model tesfie

  • @BrightHope-HorizonMedia
    @BrightHope-HorizonMedia6 ай бұрын

    እዛ ወዲ መጅኒና

  • @yoditsiem3998
    @yoditsiem39986 ай бұрын

    Egzio u zble

  • @tsegaaraya5672
    @tsegaaraya56726 ай бұрын

    ብፍላይ ኣብናይ ሃይምኖት ጉዳይን ናይሃገርን እወ ሃገር ስቅኢልካ ኣብ ተጠልጢላ ኣይኮነትን ሃገር ዝተባህለት ፣እወ ኣብ ስደቶ ሙወጺካ ክንደይ ህርዱግድግ ኣሎ ።

  • @senaitnegasi6046
    @senaitnegasi60466 ай бұрын

    Kabzom kulom welfasat natka eyu zshbeni ❤

  • @elsaembaye1787
    @elsaembaye17876 ай бұрын

    Biwihudat adetat kulen adetat kiwikela ykiela diyen dawitom please adey egele abiden bel damber please 🙏

  • @baarn5671
    @baarn56716 ай бұрын

    😢😢😂😂😂😂😂

  • @MMT1858
    @MMT18586 ай бұрын

    Kkkk Anta Abey rekibkyo ezi video Dave

  • @rahsienterteiment1491
    @rahsienterteiment14916 ай бұрын

    ኣጋ ዝርጋን እርጋን

  • @putin5933
    @putin59336 ай бұрын

    Substandard analysis on sheweate weledo!! Genetics zifeltu tewekes. Nay kereba zemed ente tewasibka himum nay miwlad edilka gefih eyu. Abahagotatna kabaka yihishu. Bi tewesaki bi zaeba tseazega bizuh entezeybelka yimirets abey abey alewun mekedi mikniatomn sinud eyu.

  • @wuneshgebreamlak6051
    @wuneshgebreamlak60516 ай бұрын

    Eza aqoxaxera weleda nay mosubo betaemi tegagik aleka kemu aykonen zequxer zebuk greka temahar bezaeaba aqxaxera welodo

  • @user-lo3hi4fn8z
    @user-lo3hi4fn8z6 ай бұрын

    ዳዊት አነ ዝብለካ ናይ ተስፋጽዮን ቪድዮታት ሓደ ኢልካ ክትስምዖ ፈትን ይጠቅመካ ዩ ።አነ ሕጂ ዳርጋ ፍርቂ በጺሒ አለኹ እቲ ጸርፊ ገለ ገድፊካ ባሓቂ ባሓቂ ይጠቅም ዩ ምኽንያቱ አንቢቡ ስለ ዝመጽእ ብመጽናዓቲ ዩ ዝዛረብ ።ግን ካብ ጽሊኢ ካብ ንዕቀት ውጽእ ኢልካ ስምዓያ

  • @rozaabreha6862
    @rozaabreha68626 ай бұрын

    ተስፉጬን ዒንኪላሎ

  • @Abeba1985
    @Abeba19856 ай бұрын

    ከምዚአ ዛእስመሰለት ጋሕባ ረሥሕ ሰበይት ረኤ ሰምዔ አይፈልጢን

  • @munir5489
    @munir54896 ай бұрын

    እወ ንሕና እዞም ቀቢላ ኣርሒቕና ስለ ዘይንዋሰብ " ኤርትራውይን ኢና " ንብል ። ዓድናን ዓውድናን መሬትናን ፉሉጥ ስለ ዝኾነ ።

  • @tsegaaraya5672
    @tsegaaraya56726 ай бұрын

    ሕልናይ ዝፈቅዶ ምዝራብ ተዘይኮይኑ ከይብሉኒለ ሸለል ዝብሎ የብለይን ስልልዚ እትዘሎ ስብ ኣፎ ዝሃቦ ኩሉ ቲሕምሕም በዚሑሎ ስለዚ ጉዳይ ተሓሓቂና ክሳዕ ትጽዒ ብዓል ዳዊት ክኣ ኣብ ዘመና ዘይትሰምዕዎን ዘይትኣትዎን የለንሞ ፣መስመርኩም እሞ ሓዙ

  • @bingo8314
    @bingo83146 ай бұрын

    Permutations formula ygtma u tesfaxion

  • @user-rz8br4fq3z
    @user-rz8br4fq3z6 ай бұрын

    Ageb Xiyaf Zereba Nourii .Adetat Wey Abeyti Yehwat Aynigage .Intay Iyou weridna Ertrawian .Adetat Yimida Imber .Xiyaf Zereba .Gega Iyou .

  • @BelayneshSyum-nu2sv
    @BelayneshSyum-nu2sv6 ай бұрын

    ዳዊት ሰላም እታ በዓለገ ሰበይት ብድሕሪአ ናይ መድኒሃአላም ፎቶ አቅምጣ ብዕልግና ትዛረብ አለ ብሕይ ሰዓት ክትቆርበሸ እያ ዘለዋ እንምበር እይ ክትዛረብ ዘሕፊር እዩ ንሳሄ እተው በልዋ አረጊት ሰበይት እየረ::

  • @habenmeso6839
    @habenmeso68396 ай бұрын

    መጉሃይት ደቃን ኣዝማዳን ዝኮነት ሰበይቲ ስዲ ኪኢለዮ ኢላ እኮ እያ

  • @rajaosman1192
    @rajaosman11926 ай бұрын

    Dawit the marriage is religious moslems can marry their 1st cousins. Not language or tribe Eritrean/ Canadian/ Gebertty sister

  • @MrEre4ever
    @MrEre4ever6 ай бұрын

    wechmad agame

  • @freweynikidane4943
    @freweynikidane49436 ай бұрын

    Hakika Amlak edu yanbrelna zefrh ewan eyu

  • @TemesgenKidanebrhane-bj3vs
    @TemesgenKidanebrhane-bj3vs6 ай бұрын

    ፕሪፈሪ ኢዩ እሞ ንባዕሉ ሳጨን

  • @SelahAli-pq3hl
    @SelahAli-pq3hl6 ай бұрын

    Dawita shikor ❤❤😅

  • @redwanmustofa-mo8bx
    @redwanmustofa-mo8bx6 ай бұрын

    Tesfazion hasakh aletawi emo ms azmadka endikha dea twaseb zelekha xenawi

  • @adbt3565
    @adbt35656 ай бұрын

    እሞ ንግሆ ንነውሕ እንተ ኮናስ፡ ወቲሩ የሓድር ነብስና ማለት እዩ

  • @user-zx3io1mq6u
    @user-zx3io1mq6u6 ай бұрын

    Dawet tereka beselam

Келесі