ጽጹይ ሓበሬታ/ እዋይ ግዜ ተቐያራይ ህግደፍ ተጠሊሞም/ ሎሚ ንሓመዱ ካብ ማእከል ኣዲስ

Ойын-сауық

ጽጹይ ሓበሬታ/ እዋይ ግዜ ተቐያራይ ህግደፍ ተጠሊሞም/ ሎሚ ንሓመዱ ካብ ማእከል ኣዲስ

Пікірлер: 543

  • @EriHome-fu2zq
    @EriHome-fu2zq14 күн бұрын

    ነዞም ን ኪሮስ ዘስተናዕቁ ዝነበሩ ሕጂ ክሓፍሩ እዮም። ሰብ ኣዲስ ብርጌድ ንሓመዱ የሐጉስኩምና።

  • @neshnesh_show

    @neshnesh_show

    14 күн бұрын

    ✅✅✅

  • @teddyboy7799

    @teddyboy7799

    14 күн бұрын

    Maaltu akilala ezi Agame wahid

  • @themaischannel7092

    @themaischannel7092

    14 күн бұрын

    Neshu ne selo media eba sher belelu 😂😂😂😂

  • @erimias5005

    @erimias5005

    14 күн бұрын

    ​@@teddyboy7799bdbd chnaei fanokkkkk tdkera alekn masks hzbi Tigray

  • @samrikidane1312

    @samrikidane1312

    14 күн бұрын

    ​@@teddyboy7799 rekayu do agame jeganu ena edeme nebereged nehamedu entay tesaenu lome eritreawi enta elekana ena neharek ember agame enta elekana ewy hagos zesemeana fano hawey

  • @Titi_Gual_TiGray
    @Titi_Gual_TiGray14 күн бұрын

    ብሞት ወዲ ወርቁ ሓሪርና ተቃፂልና ኡፍፍፍፍፍ ኣጆኩም በርጊደይ ወገናትና❤

  • @user-fc2tx9hf7q

    @user-fc2tx9hf7q

    14 күн бұрын

    mkbax eko sienayo

  • @simretkesete9505

    @simretkesete9505

    14 күн бұрын

    Nay behki harirna 😭😭😭💔💔

  • @tiblezbella5693

    @tiblezbella5693

    14 күн бұрын

    Ajona ! 💙💚🌿💚💙🙏

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zq14 күн бұрын

    _በጃኩም ድሕር ሕጅ ተጠንቀቁ ኣሕዋተይ አምላክ ክዓ ስላሙ ይልኣኻልና🥺🥺_

  • @rishane9576

    @rishane9576

    14 күн бұрын

    ባዓል እዚ ኣሸባሪ ንሱን ብጾቱን ዳኣ እንታይ ኮይኖም ድዮም ኣብ እንዳማቶም ዳስ ከይዶም እዮም እኮ ባዕሎም ጠንቂ ደምጹ ደለዉ እንታይ ምጥንቃቅ ኣድልይዎም ንሰብ ካኣ ይልክሙ ባዓል ሸየጥቲ ሃገር ኢዶም ኣይሳኣኑ

  • @tirhasmichael9453

    @tirhasmichael9453

    14 күн бұрын

    Kinstrarkuim eina 😂😂😂😂😂😂 gezyia teilwaty telwatyyyyyyyyyyyyvewa

  • @user-br9ig5ji7q
    @user-br9ig5ji7q14 күн бұрын

    ዓይኒ ኣባይኩም የደፈን ብርጌደይ ናተይ💪💪💪💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @AbdullhHani-bx5yu

    @AbdullhHani-bx5yu

    14 күн бұрын

    ዓይኒ ኣባይኩም የደፈን ብርጌደ አሓወተይ❤❤❤❤❤

  • @elsajefter5596

    @elsajefter5596

    14 күн бұрын

    ኣሜን ብርጌደይ🌿💙🌿💙🌿💙🌿👌👌👌💪💪💪🙏🙏🙏

  • @semharweldu5965

    @semharweldu5965

    14 күн бұрын

    💙💙💙💙

  • @Tglove--
    @Tglove--14 күн бұрын

    ተመስገን ታይ ይሳኣኖ ኣምላክ ልሓመዱ ልቅዲሚት♥️💛💙🌿

  • @Shre_0_4
    @Shre_0_414 күн бұрын

    ተጠንቀቁ ዞም ሓተይ ፈጣሪ ይሓልኹም ብትኸድዎ ኩሉ ፈጣሪ ፅላሉ የንብረልኩም🙏🥺❤️

  • @neshnesh_show

    @neshnesh_show

    14 күн бұрын

    🙏🙏🙏

  • @samrikidane1312

    @samrikidane1312

    14 күн бұрын

    Amennnn

  • @user-or7fs3wl4l
    @user-or7fs3wl4l14 күн бұрын

    እዝ ናይ ኣድስ ኣፊሩሑን ነይሩ ግን ተመስገን ብሰላም ሓልፊ ❤ ነሹየ እዞም ናይ ኣድስ ገፆም ኣይትዘርጉሑዎ ምጥንቃቕ የድል እዩ ኣሕዋተይ ማዓረይ ንወድ ወርቀ ሓዉና ሽምዓ ምዉሎዖም እዉን ክብር ይግበኦም ❤😢

  • @user-vm2jy4ks2h

    @user-vm2jy4ks2h

    14 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ዝሓብተይ ❤

  • @weinikeleta3461

    @weinikeleta3461

    14 күн бұрын

    Nay behaki Temesegen Amlakey 🙏🙏🙏✝️✝️✝️♥️

  • @user-or7fs3wl4l

    @user-or7fs3wl4l

    14 күн бұрын

    @@weinikeleta3461 ❤️🥰👏

  • @wedihaileab8917
    @wedihaileab891714 күн бұрын

    ካብ ዝሓሰብናዮን ዝተጸበናዮን ንላዕሊ'ዩ ብኣካል ምስታፈይ ክኣ ማራ የኹርዓኒ ብርጌድና ይዕወት💙💪

  • @user-nf2lg9bj1o

    @user-nf2lg9bj1o

    14 күн бұрын

    ፈጣሪ ይሓሊኩም በርጌደይ

  • @neshnesh_show

    @neshnesh_show

    14 күн бұрын

    Bravo 💙

  • @militenegasi172
    @militenegasi17214 күн бұрын

    አሰይ ኪሮሰይ ክግና ንስካን ብጾትካን ዕድመን ጥዕናን ይሃንምኩም ሰስኑ ሰስኑ ሽሕን ዋልታን ኩኑ ብሪካት የሕዋተይ 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @adjhdyr6672
    @adjhdyr667214 күн бұрын

    ገና ንሓመዱ ክዕምብቡ ምስ ትግራይ ዓደይ ተስፍ ኣለና ሓደ ህዝቢ❤❤❤❤❤ ኣምላኽ ይሓልኹም

  • @weinikeleta3461

    @weinikeleta3461

    14 күн бұрын

    Egziabeher Amlak haylekum hayle Samusom Yekun 🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤️❤️❤️

  • @dawitgebre323

    @dawitgebre323

    14 күн бұрын

    Guhaf agame

  • @daneilafewerki8244

    @daneilafewerki8244

    13 күн бұрын

    @@dawitgebre323wedi barya eseyas 😂😂😂😂😂

  • @dawitgebre323

    @dawitgebre323

    9 күн бұрын

    Barya nehageru hizbu serawtu halal donkoro guasa

  • @dawitgebre323

    @dawitgebre323

    9 күн бұрын

    ​@@daneilafewerki8244 barya nay hiwehat mukan ke wurdet

  • @galbeyene3328
    @galbeyene332814 күн бұрын

    ዝኩሉ ብርጌድ ናሓመዱ ኣዲስ ኣሎ ህግደፋ እውን ክንዳኡ😮 ዛሃገር ዳኣ መን ኣለዋ🤔ጊን ናይ ዚ ሓውና ሞት ክቅበሎ ኣይካኣልኩን ዘይፈልጦ ክንሰይ 😭💔

  • @erimedia4683

    @erimedia4683

    13 күн бұрын

    Komal agame ,1.5 million hezbi moyteka tekbilkayo si 😂1 🇪🇷eritrean moytu mekabl abyuka entay zeble shiger eu wedey 😂😂😂

  • @merahawitgaltigray
    @merahawitgaltigray14 күн бұрын

    ኣነስ ዝወዲ ካብ ሕለናይ ምእላይ ኣብይኒ በእውነት ዋይ ሓወይ😥ፅናዓት ይሃብኩም ደለይቲ ፍትሒ

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam1214 күн бұрын

    ነሹ ሰላምን ፋቅር ይሃበና ናይዞም ጀጋኑ ሞት ንሰላም ይኹን ህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤሬትራን ሕውነታዊ ርክቦ ዝቅፅለሉ ፀረ ህዝቢ መራሕቲ ዝወድቅሉ ይግበሮልና

  • @mhretabrha930
    @mhretabrha93014 күн бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምዑታት ደቂ እዞም ጀጋኑ ተሐበኑ 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @hgyy2926
    @hgyy292614 күн бұрын

    ንዓመታ ምስታ ትፈትውዋ ኣዴኩም ዝም ኣሕዋተተይ🤲🤲🤲🤲

  • @vipvip3278
    @vipvip327814 күн бұрын

    ዋው ቀሪብኩም ኣለኹም በርጌድ ንሓመዱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተበፂሕኹም ድኣ ታይ ተሪፍኩም ደጊም ኣጆኹም👍💙

  • @user-vm2jy4ks2h

    @user-vm2jy4ks2h

    14 күн бұрын

    ሳብስክራይብ በለኒ ዝሓፍተይ

  • @vipvip3278

    @vipvip3278

    14 күн бұрын

    @@user-vm2jy4ks2h ok👍

  • @user-xk5ig6wc4m
    @user-xk5ig6wc4m14 күн бұрын

    ኣዲስ ኣበባ በርገደይ የሕጉሺኩሙና ክብረት ይሃበሊና

  • @user-hk5zn3bw7o
    @user-hk5zn3bw7o14 күн бұрын

    በርጌደይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መቸም ግዜ ጅግና ዩ !!ባሓቂ ተስፋ ትገብር በቲ ሓደ ድማ ምዞም ኣራዊት ከመይ ዩ ክኸዉን የፍረሐካ ብዝኾነ ኣምላኽ ይሓልኩም ግን ሓደራ ሰብኩም ፍለጡ ተጠንቀቁ 🥺😢

  • @user-ts2no1ff8r
    @user-ts2no1ff8r14 күн бұрын

    🍻💙💙ገግዜካ ኣሎዎ ግዜ ተቀያሪ እወ ታ✊💙😂😂

  • @ErWy-bk6jj
    @ErWy-bk6jj14 күн бұрын

    ገና ላሓመዱ ክዕምብቡ እዮም ምስ ትግራይ

  • @user-vm2jy4ks2h

    @user-vm2jy4ks2h

    14 күн бұрын

    ሳብስክራይብ wedi🩵

  • @elsajefter5596
    @elsajefter559614 күн бұрын

    ማዓልካ ሶሎሜድያ ሰሚዕካዶ ናይጀርመን ክትብል ዉዒልካ ናይ ኣዲስ ኢዮም ከይትድርበሽ👌👌👌💪💪

  • @habtomberhane1541
    @habtomberhane154114 күн бұрын

    ,በርገዳውያን 💙💙💙✊

  • @user-jd4wy9xl8d
    @user-jd4wy9xl8d14 күн бұрын

    ኣጆኹም ነሸነሽ ሓወይ ላዓመታ ካምዚይ ደቂ መለይ አብ ማእከል ኤርትራ ክውዕሉ እዩም ዘይ ቅየር ጊዜ የለን ደቂ መለይ ጀጋኑ💙💙💙💙💛💛❤❤

  • @user-if1ll1ct1r
    @user-if1ll1ct1r14 күн бұрын

    Waw waw blue Revolution blue 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙 egziabher mefexemteu yeriena

  • @Teklitk
    @Teklitk14 күн бұрын

    ፋይናንስ ከድልየና እዩ በጃኩም ፋይናንሳ ጽሩይ ናይ ባንክታት መስርሕ ከድልየና እዩ፡ ስለዚ ሕጅ እያ እታ ሶዓትና ግዜና

  • @terezatesfazghi3859

    @terezatesfazghi3859

    14 күн бұрын

    Ab mulue Alem zelo abal birged nihamedu ab zezelenayo bank nay birged nihamedu bank akaebit

  • @mylife-1125
    @mylife-112513 күн бұрын

    ኣደ ኤርትራ ምስ ደቃ ክትራከብ ስደት ከብቅዕ እንተ ኮይኑ እዚ ዕላማ በርጊድ ንሓመዱ ሕዝዎ ዘሎ ማዕበል ህዝቢ ይንዋሕ ይሕጸር ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ዓዱ ምስ ስድራቤቱ ከኣቱ እዩ |ጭሮሖና |2024 ዓወትና ብሓድነትና ኣስጢምና ንሓዛ-- 💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @user-so1ov8qs8s
    @user-so1ov8qs8s14 күн бұрын

    ፈጣሪ ምሳኩም ይኩኑ ለባማት አሕዋትና ብርጌድ ንሓመዱ ❤❤❤❤

  • @user-tq2lu5mb9n
    @user-tq2lu5mb9n14 күн бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክ ምስ ደላይ ሰላም ይኩን ነሹ ሓወይ 🙏💓💓💓

  • @fnangebrhiwet-do6ks
    @fnangebrhiwet-do6ks14 күн бұрын

    ኣጀኹም በርጌዳውያን ጎቡዝኩም ሕጂ 💪💪💪💪

  • @Meri.2146
    @Meri.214614 күн бұрын

    ኣጆኩም ጀጋኑ ዓወት ንዓኩም ወገናትና ከምቲ ትደልዋ ነፃነት ሰላም ይፍጠረልኩም ይፍጠረልና ኣሕዋትና

  • @user-mw6cz6cu5w
    @user-mw6cz6cu5w14 күн бұрын

    ዋይ ተመስገን ተሻቂለሎም እየ ነይረ ሞ ደሰ ክብልካ አምላክ ምሰኦም ዩኩን❤❤

  • @zahracouch8452
    @zahracouch845214 күн бұрын

    Nesh Nesh, "Thank You" for translating Amharic to Tigrinia. Greatly appreciated!

  • @neshnesh_show

    @neshnesh_show

    14 күн бұрын

    🙏🙏🙏

  • @LediaLedia-bf9cw

    @LediaLedia-bf9cw

    13 күн бұрын

    00000000

  • @user-eg3mb7cb9c
    @user-eg3mb7cb9c14 күн бұрын

    ሰላም ነሹ ሐወይ ናይ ሎማዓንቲ ውዕሎ ነሽ ነሽ ዝኮነ መዓልቲ እዩ ብርጌድ ንሐመዱ አይተከአሉን❤❤❤❤ ሐውካ ካብ አዲስአበባ

  • @Tesfaeusinkey
    @Tesfaeusinkey14 күн бұрын

    ጽቡቅ ነሽ ኣበርኩተካ ኣብዚ ቃልሲ ልዕል እዩ እሞ ኣጆካ 💙💙💙

  • @neshnesh_show

    @neshnesh_show

    14 күн бұрын

    🙏🙏🙏

  • @kidan602
    @kidan60214 күн бұрын

    ኣጆኩም ኣሕዋተይ ሓርኑ💙✊

  • @mesami6156
    @mesami615614 күн бұрын

    " ኣምሓራይ ዝኣመነ ማይ ዝሓቖነ ''

  • @hailuweld
    @hailuweld13 күн бұрын

    ንዑቃት ሰልጠነ መላዕልትኩም ኣይኮነን ጂግና ምእንቲ ሓቂን ፍትሒን ርትዒን ሕግን ደው ዝበለ እዩ ደናቁር ባራዩ ድምሱሳት ሕልና ነቲ ጻዕዳ ጸሊም ዝብሉ ወስላታት ሰብ መሰል እንስሳ ኢዮም።

  • @hailuweld
    @hailuweld13 күн бұрын

    ኣምላክ መከራ ወለዲን ስደት መንእሰይ የብቅዕ ይበለና ኣምላክ ኣሜን

  • @user-db4xt8qh9n
    @user-db4xt8qh9n14 күн бұрын

    ጸግዒ ውጹዕ ምካንን ንነብሲ ብጻይካ ከም ነብስካ ምሕሳብን ካብ ዕድሜካ ምሉእ ብምስዳድካ ኩሉ ዕረ ጥዒምካ ይኣክል ዚበልካ ሰበይ ክጥዕሞ ሃገረይ ክትምዕብል በዓቢኡ ከኣ እግዚኣብሄር ዓለትነትን ጽልእን ከምዘይ ፈቱ ተረዲእካ ምስ ሓውካን ጎረቤትካን ህዝቢ ትግራይ ዚተፋቀርካ ፍትሒ ትደሊ መንእሰይ በርጌድ ንሓመዱ ብዘይ ጥርጥር ዓወት ምሳካዩ እግዚኣብሄር ሰሉሙ ይሃበና ኣብ ኣጉል ስንፍናን ባእስን ንዘለው ወገናትና ውን ሓቂ ክግለጸሎም እግዚኣብሄር ይሓግዘና

  • @solomonteshagerethiopian6483
    @solomonteshagerethiopian648314 күн бұрын

    We will never stop fighting the dictator until victory:::💙💙💙

  • @RobileKshsay-fp3mb
    @RobileKshsay-fp3mb14 күн бұрын

    በርጌደይ 💙💙💙👈

  • @YowhanesKahsay
    @YowhanesKahsay13 күн бұрын

    ዓጋመ ጸላኢ ህዝቢ አርትራ ተአከብ ተፈንጣሕ አንታይ ከትገብሩ ነሽነሽ ከልቢ ዓድዋ

  • @mesami6156
    @mesami615614 күн бұрын

    እዚ ናይ ኣምሓራይ ኣክቲቪስት ለይትን ማዓልትን ንወያነ ክረግም ንህግደፍ ክውድስ ጎሮርኡ ስጋብ ዝቆስል ዝምድር ዝነበረ ከምዚ ክቕየር ብጣዕሚ ጊሩሙኒ ።

  • @onelove323
    @onelove32314 күн бұрын

    ናይ ዓዳኹም ደርፊ እባ ተጠቀሙ ደቂ ጋሓፋት ናይ ኤረይ ደርፊ ኣትጠቀሙ ምሳኹም እሞ ከይትሓስብዋ ወትሩ ሃገረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @neshnesh_show

    @neshnesh_show

    14 күн бұрын

    😂😂

  • @onelove323

    @onelove323

    14 күн бұрын

    😭😭😭😭😭😭😭

  • @MahiAberahaley-qh9oc
    @MahiAberahaley-qh9oc14 күн бұрын

    ኣጆኹም ደቂ መለይ ጀጋኑ 💙💙 ክደምሰስ ጥራይ እዩ ዘሎዎ ህግደፍ ዝባሃል ፊጥረት😏

  • @user-vm2jy4ks2h

    @user-vm2jy4ks2h

    14 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ደቂ ኣደይ 😊❤

  • @user-ti4wv9ki3v

    @user-ti4wv9ki3v

    14 күн бұрын

    Key thasbyo

  • @zera1464
    @zera146414 күн бұрын

    great news

  • @user-fg8xc4xx7r
    @user-fg8xc4xx7r14 күн бұрын

    ኣምላክ አባይ ኢሳያስ ሰይጣንና ሰዓብቱን ውሰድካ ተዓረቅና🙏ሰላም ልኩሎ ህዝብ ♥️😔

  • @user-dh4iy2kl7g
    @user-dh4iy2kl7g9 күн бұрын

    😍😍😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏🙏🙏😍😍😍መብዛሕትኦም ኣምሓሮ ህዝቢ ካብ ዝብል ቃል ንላዕሊ ለካብጥ እዮም።ፁቡቅ ገርካ ፈልጥካዮም ኣለካ።🙏🙏🙏🙏😍😍😍😍👍👍👍👍👍👍👍👍🙏🙏😍😍

  • @SmretSmret-in4ot
    @SmretSmret-in4ot14 күн бұрын

    ዓወት ንብርጌድ ንሓመዱ💪💪❤❤ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ቤተሰብ ኩኑ ኣሕዋተይ😍

  • @Salemen1234

    @Salemen1234

    14 күн бұрын

    ተገምጠሊ 🤨

  • @semharkahsay1946
    @semharkahsay194614 күн бұрын

    ተመስገን እንኳዕ ብሰላም ተወደአ ፈሪሐ ኔረ ናይ ኣዲስ ።ዓይኒ ጸላኢኹም ይደፈን ዕሸላት የሕዋተይ❤❤❤❤

  • @shewitboersma1435
    @shewitboersma143514 күн бұрын

    በርገዳውያን ጸረ ህግደፍ ጩራ ብርሃን ህዝቢ 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd14 күн бұрын

    ነሹየ ኣነ ግን እዞም ኣምሓሩ ኣይመኑን እዮም መጀመርያ እዚ መደብ ተኻይዱ ምስተወድአ ናብ ሶሻል ሚድያ ምዉፃእ ይሓይሽ መስለኒ ታይ ከምዝገብሩ ኣይመኑን ኣምላኽ ፅላል ይግበረሎም 🙏♥️♥️

  • @Alexand188
    @Alexand18814 күн бұрын

    Great speech our hero😊

  • @merhawiwldeslasie6857
    @merhawiwldeslasie685714 күн бұрын

    Adisye zeloku aseyyyyyyy🎉🎉🎉🎉 nqdmit trayyy

  • @rahelkeshi5846
    @rahelkeshi584614 күн бұрын

    Egzabhier amlak selam yewrdelna

  • @user-xn5rr1tn3w
    @user-xn5rr1tn3w14 күн бұрын

    ሓደ ሰብ ከይጎደለ ብሰላም ክትዛዝምዎ ተስፋ ይገብር ናትኩም ሕማቅ ክንሰምዕ ዓቅሚ የብልናን በጃኩም ነሹዋይ ጥንቃቀ ግበሩ ሰብ ምስ ሞተ ሓዘን ንብዓት ትርጉም የብሉን ተጠንቀቁ ተጠንቀቁ ኣይትገርሁ ግርህና ንተጋሩ ኣይጠቐመናን😢❤

  • @hailuweld
    @hailuweld13 күн бұрын

    ኣነ ዝምነ ንሓዋሩ መንእሰይ ኣብዛ ሃገሩ ትምኒትን ሃረርታን ጂግና ወዲ ወርቁ

  • @miriamhabtemichael2393
    @miriamhabtemichael239314 күн бұрын

    Fetary yihalwom mesakin deqey. Awet yihabom . Tesfa alewa iza hager❤❤❤

  • @dehabtesfay769
    @dehabtesfay76914 күн бұрын

    እፍፍፍፍ አነስ ቁሪ አትዩኒ ከብደይ👉😭😭😭😭👉🌎😭😭😭😭 አምላክ ይአክለኩም በለና 🤲😢ናይ ፀገምን ፀበባን አሕዋትና👉💙💙💙💙 አምላክ አብገነት የንብርካ ይብራህ ሓወዮ🤲😢

  • @user-ci1vc5ri5t
    @user-ci1vc5ri5t13 күн бұрын

    ኣጀኩም ዛም ሓተይ ብርገደይ ንሓመድ ቀፅሉሉ ግን ኩሉ ስራሕኩም ብጥንቃቀ ኩኮን ኣለዋ❤❤️❤️❤️

  • @MedhanieKidane-mu9du
    @MedhanieKidane-mu9du14 күн бұрын

    Welcome ነሹ ደመይ Keep Up it Ma bro 💙🌿💙🌿💙🌿💙

  • @nigistigoitom9093
    @nigistigoitom909314 күн бұрын

    Good job BNH👏👏👏👏👏👏

  • @hailuweld
    @hailuweld13 күн бұрын

    ዕድመን ጥዕናን መናእሰይ ደለቲ ሓቂ ፍትሒ ርትዒ ሕጊ ሓሳብ ልብኩም የስምረልኩም ኣቦ ሓቂብ ፍትሒን ምሳኩም ይኩን ኣሜን ኣሜን

  • @goitomhalemchl7151
    @goitomhalemchl715114 күн бұрын

    አይ ነሹ መሕረር ይመችካ

  • @shishaytseadu
    @shishaytseadu14 күн бұрын

    ፎርሳ ፎርሳ ፎርሳ ደቂ መለይ ግዚኣትና ቀስ ብቀስ ይሰፍሕ ኣሎ። 🩵🩵🩵🎉🎉🎉

  • @YowhanesKahsay
    @YowhanesKahsay13 күн бұрын

    አረ ፋኖ ተሎ ግባና የሀ መንገሻ አስወግደው ለክባጥ

  • @Abelab642
    @Abelab64214 күн бұрын

    ኣጆኩም በርገደይ ኣብ ጎንኩም ኣለና ካብ ትግራዋይ ሓውኩም❤❤

  • @Lewhatey
    @Lewhatey14 күн бұрын

    ነሹ ሓወይ ብርክ ቀዳምን ሰንበትን ይግበረልካ ንዓካ እውን ብሉፀይ❤🎉

  • @neshnesh_show

    @neshnesh_show

    14 күн бұрын

    🙏🙏🙏

  • @user-wu4vy5xk1j
    @user-wu4vy5xk1j14 күн бұрын

    ንሶም ክዓ ነብሶም ክሕልው ሓብርዎም ብፍላይ ነቶም ካብ ደገ ዝኸዱ🥺🙏💖

  • @neshnesh_show

    @neshnesh_show

    14 күн бұрын

    ✅✅✅

  • @trhastesfagergs5789
    @trhastesfagergs578914 күн бұрын

    Amlak ms hakenatat u mo ajokum amlak msakum ykun 💪💪💪💪💪💪💙💙💙💙💙💚💚💚💚💚💚

  • @user-vm2jy4ks2h

    @user-vm2jy4ks2h

    14 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ጋል መለይ 💜

  • @ZebibaBelay-dn4dt
    @ZebibaBelay-dn4dt13 күн бұрын

    እንካዕ ደስ በለኩም ጎረቤትና ❤ from 🇪🇷❤

  • @yemanetesfa4228
    @yemanetesfa422814 күн бұрын

    ክክክክክክክክ ግርም ኢባ 95℅ተጋሩ ኣኪብካስ ብርጊረድ ንሓመዱ ረሳሓት ፍጥረት ሚዛን ይኹን ቺሮስ ኩሎም ዓጋመ

  • @dawitwoldu4491
    @dawitwoldu449114 күн бұрын

    Victory for young generation 💙💙💙💙🌿🌿🌿

  • @user-ck5fd8bc3i
    @user-ck5fd8bc3i13 күн бұрын

    ታክቲካዊ ለውጢ ይበሃል እዚ ኣብ ኢሮፓ ዳስ ምፍራስ እንዳተጸበዩ ህግደፍ ን ሓመዱ ኣብ ኣዲስ ናቱ ዳስ ሰሪሑ ኣሰንብዶም ኣታ ወዲ 🎉🎉🎉🎉🎉

  • @HamelmalHajjsb
    @HamelmalHajjsb14 күн бұрын

    አጀኹም ደቂ ህዝቢ

  • @yorsamore
    @yorsamore14 күн бұрын

    ሰይ ሰይ እልልልል ልእእልልልልልል💙💙💙💙💙👏👏👏👏👏👏

  • @AleneNguse-gq8jd
    @AleneNguse-gq8jd14 күн бұрын

    ኩሉ ግዜ በላይ መንገሻ ሓቂ ምስተዛረበ ኢዩ ። ሓሳቡ ክልትኡ ህዝብታት ውግእ ከይንኣቱ ኢዩ ዝብል

  • @mizankeshi4276
    @mizankeshi427613 күн бұрын

    Kulu hzbey 💙 feriha Entezey koinu neshu

  • @AmericanBestwings
    @AmericanBestwings14 күн бұрын

    Bergedawiyan tesfa hezbina 💙💙💙💙💙✊✊✊✊🥰🙌🥰🥰

  • @user-lj9pd7ru1g
    @user-lj9pd7ru1g14 күн бұрын

    24ጉንበት ድዮ ዘብዕሉ ዘለው በሉ እስከ ካብ ዘበነ መንደላይ ናብ ዘበን ንሓመዱ ኣሰጋግረና

  • @SeleRaya-ij6ni
    @SeleRaya-ij6ni14 күн бұрын

    ንቅድሚት❤ ብርገድ

  • @fishzeweldi8739
    @fishzeweldi873914 күн бұрын

    Good job

  • @LibanosAraya-yv9pg
    @LibanosAraya-yv9pg14 күн бұрын

    Amlak, aynetlkum defn yebl jegnu ahwatey

  • @mussieasmorum3206
    @mussieasmorum320613 күн бұрын

    Xelae hzbi Eritrea hgdf ab aden europen kdmses iu so med tegaru yhwatna nzelalem kneber ena

  • @ambesalowen5421
    @ambesalowen542114 күн бұрын

    ነሹ ጽቡቅ ስራሕ በርጌደይ ከኣ ኣምላኽ ብርክኻ የጽንዓዮ ኣምሓርኛ ምትርጋም ኣይትሕመቅ ኢኻ

  • @neshnesh_show

    @neshnesh_show

    13 күн бұрын

    💙🙏🙏🙏

  • @haneber7369
    @haneber736914 күн бұрын

    💙🆓Blue (✊ነሽ🏖ነሽ✊) Revolution!!!🆓💙

  • @samuelteame7210
    @samuelteame721014 күн бұрын

    Kiros king 🤴 ❤

  • @AmoraAmora-ws6is
    @AmoraAmora-ws6is14 күн бұрын

    ሰላምና ይብዛሕ ትግራይ ምስ በርገድ ንሓመዱ ❤❤❤❤

  • @terezatesfazghi3859
    @terezatesfazghi385914 күн бұрын

    Neshu Hawey hero bravo keep the good work bro

  • @neshnesh_show

    @neshnesh_show

    14 күн бұрын

    ❤️❤️❤️

  • @jeannettealemayo9307
    @jeannettealemayo930714 күн бұрын

    Thank so mache😮

  • @user-py8dv9ir9i
    @user-py8dv9ir9i14 күн бұрын

    ገና ኢየ ገና ወ ገና ትግራይየ ትግራይ ክብል እይ ገና 🤔🤔🤔🤔🤔 እዞም ሰባት ናይ ትግራይ ድዮም ናይ ኤርትራ 🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔what about Eritrea?our country?????????????

  • @kelatiteweldemedhin6613
    @kelatiteweldemedhin661314 күн бұрын

    ነሹ እዛ ጽልልቲ ንዘርኢ መርገም ፡ በርኔንተ፡ ማማ ትሓመና ኣላ ዝበለ ስሙ ኣይዘከርክዎን ኣብርሃ ገብረ ረሲዓቶም🎉፡ ሳሚ፡ ቴድሮስ፡ ኣድሓነት ጥራሕ ጸዊዓ

  • @lullbahri
    @lullbahri12 күн бұрын

    Brhedey 🙏💙💙

  • @samiabrha8099
    @samiabrha809914 күн бұрын

    Ewa Hji griimm

  • @simretkesete9505
    @simretkesete950514 күн бұрын

    Nay behki egziabhr nab adina neatwlu geza yemxlna

  • @medhin8187
    @medhin818714 күн бұрын

    ፍቕርያ ከልብስ ፎሲ ይብሉ ዓበይቲ😁😁😁 ህግደፍ ቆምጬ ኣሚኖም ሓዎም ይገፍዑ ኣታ ዓጋመ እናበሉ ብቦታ ክፅዉዑና ንዐኦም ፀርፊ ዩ ዝመስሎም ንዓና ግን ኩርዓት ዩ ። ልሓመዱ በሉ ኣቱም ህዝቢ ዓድኹም ኣቃንዑ ።💙💙👍

  • @user-mm4cm1ht1f
    @user-mm4cm1ht1f14 күн бұрын

    ዋው ኣብ ኣዲስ ኣበባ እውን በርጌድ ኣለው ድዮም🤔ፈጣሪ ይሓልኩም እስከ ሰላም የውርደልና 🙏🙏

  • @mussietn1966
    @mussietn196614 күн бұрын

    ኪሮሰይ 🖤

  • @user-eg3mb7cb9c

    @user-eg3mb7cb9c

    14 күн бұрын

    መርሐባ ሙሴ ሐወይ ዓቢ ሰብ❤

  • @user-vm2jy4ks2h

    @user-vm2jy4ks2h

    14 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ደቂ መለይ 🫶💜

  • @teresaaraiaberhe2842
    @teresaaraiaberhe284214 күн бұрын

    ኣብ ዝሃጸረ ጊዜ በራዩ ሓዘን ና ጎይቶኦም ከርክበሎም ኢዩ ። ንግዜ ንሃቦ .❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-xn5rr1tn3w
    @user-xn5rr1tn3w14 күн бұрын

    ኣጀኩም ኣምላክ ካብ ክፉእ የድሕንኩም ንሓመዱ ጀጋኑ💙

  • @samrikidane1312

    @samrikidane1312

    14 күн бұрын

    Amennn

Келесі