ነቶም ዝጠራጠሩ ኣረድእዎም (ይሁ1፡22-23) (Menfesawi Drama) Eritrean Orthodox Tewahdo Church 2021

ብናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተ ክርስቲያን መድኃኔ ዓለም ኣብ ቅድስት ሃገረ እስራኤል ብምኽንያት መበል 13 ዓመት ምምስራት ቤት ትምህርቲ ሰንበት ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተ ክርስቲያን መድኃኔ ዓለም ብኣባላት ክፍሊ ስነ ጥበብ ዝተዳለወ መንፈሳዊ ድራማ።

Пікірлер: 253

  • @user-im7lp7fm8t
    @user-im7lp7fm8t3 жыл бұрын

    ኣነሲ ቀኒኤ እምበር ሎምሲ ሰናይ ቅንኢ ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም

  • @bisratalem5987

    @bisratalem5987

    3 жыл бұрын

    ዋላ ኣነ

  • @yordanosgebremaskel4679

    @yordanosgebremaskel4679

    3 жыл бұрын

    Naybahaki kal hiwet yesmalna yehwatna btami nfuat btami kudus knei hizni ane kaa neshtey kabakum siane eske belu bereketkum ayfeleyena edmen tanan yhabkum

  • @michaelteklay2105
    @michaelteklay21053 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ቃለ ሕይወት የዝመዓልና ኣምላኽ ጻጋኡ የብዝሓልኩም ማሕበረ ማርያም። "ነቶም ዝጣራጠሩ ኣረድእዎም፡ ካብ ሓዊ መንጢልኩም ኣናግፍዎም" ይሁ. 1፡23-24 ንዓና ንምእምናን ድማ ኣቦታትናን ትምህርቲ ቤተ ክርስቲያናን ምስ ሕጋ ከም ዝግባእ ፈሊጥና፡ ብምግባር ኣጊጽና ክሳብ ፍጻሜ ዕድሜና ክንጸንዕ ናይ ሥላሴ ቸርነት ናይ ድንግል ማርያም ኣምላድነት ኣይፈለየና። ብዓቢኡ ድማ ተዂላ ካብ በጊዕ ፈሊና ክንፈልጥ ኣምላኽ ይሓግዘና። ቆርበት በጊዕ ተኸዲኖም ካብ ዝመጽኡ ሓሰውቲ ነብያት ክንጥንቀቕ ይግበኣና። ማቴ.7፡15 2ይ ጴጥሮስ 2፡1 "ግናኸ ነብያት ሓሶት ድማ ኣብ ማእከል እቲ ህዝቢ ተንሲኦም ነበሩ፡ ከምኡ ኸኣ ኣብ ማእከልኩም መምህራን ሓሶት ኪትንስኡ እዮም፡ ናብ ርእሶም ቅልጡፍ ጥፍኣት እናምጽኡ ድማ፡ ክሳዕ ነቲ እተሻየጦም ጐይታ እኳ ኪኽሕድዎ እዮም፡ ንሳቶም ናይ ጥፍኣት ምፍልላይ ኣስሊኾም ኬእትዉ እዮም።"

  • @tsehayeandom2816

    @tsehayeandom2816

    3 жыл бұрын

    ቃል ሕይወት የስም ዓልና ሚኪኤለ ተክላይ ብሓቂ ጽቡቕ ኣሎካ ። ነዚ ከነተግብር ኣምላኽና ኣሓግዘና ። ኣብታ ቅንዕቲ እምነት ናይ ኣቦታትና ይጽንዓና

  • @jaka3099
    @jaka30993 жыл бұрын

    ብሓቃ እዋናዊት መንፈሳዊ ፊልም እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም ቀጽልዎ ልበይ ተንኪፋትኒ ብሓቂ ገለተሰሚዕኒ ነቢዐ ንብዓ ጣዕሳን ሓጢኣትን እግዚኣብሄር ቡምሕረቱ ይጠምተና ማሕበርኩም ይባርክ ።

  • @tsehayeandom2816
    @tsehayeandom28163 жыл бұрын

    ቃል ሕይወት የስም ዓልና ፡ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም ብሓቂ ኣዝያ መሃሪት ዝኮነት ድራማ እያ እሞ ካብዚ ዘለኩሞ ንላዕሊ ኣብ ቀጻሊ ክትብርትዑን መደባትኩም ክተሕይሉን ኣምላኽና ኣምላከ ቅዱሳን ይሓግዝኩም ። ነቶም ዝጠራጠሩ ኣረድእዎም ካብ ሓዊ መንጢልኩም ኣናግፍዎ ፡ ይሁዳ 1 ፡22-23

  • @user-xl9lx7kh9w
    @user-xl9lx7kh9w3 жыл бұрын

    ቤት ትምህርቲ ሰንበት ቅድስቲ ድንግል ማርያም ቤቴ ክርስትያን መድሃኔ ዓለም አምላኽ ናይ ኣጎልጉሎትኩም ዘመን ይባርክ ናይ በሓቂ ጽቡቅ ትምህርቲ አምላኽ ኣብ ልብናየሕድሮ።

  • @hagostesfay4254
    @hagostesfay42543 жыл бұрын

    ቃለ ሕይወት የስምዓልና ኣምላከ ቅዱሳን እግዚኣብሔር ጸጋኹም የብዝሓኩም ደቂ እምብርሃን። እግዚኣብሔር ነቶም ዝጠራጠሩ ካብ ሓዊ መንጢልና ከነውጽኦም ሓይሊ መንፈስ ቅድሱ ይልኣኸልና

  • @trhasnegasi2809

    @trhasnegasi2809

    3 жыл бұрын

    Kali hiwet yesmaalna amlak

  • @do-it-right.
    @do-it-right.3 жыл бұрын

    "ነቶም ዝጠራጠሩ ኣረድኡዎም፥ ካብ ሓዊ መንጢልኩም ኣናግፍዎም።" ይሁ 1፥22-23 ቃለ ሕይወት የስማዓልና! እግዚኣብሔር ሰላሙ ይሃበና ኣሜን!

  • @burtakanb5816
    @burtakanb58163 жыл бұрын

    አሜን፫ አባታችን ባለንበት ይባሩኩን በፀሎትወ አስቡን ላቱም እድሜና ጤና ይስጠወት 💒🇪🇹 በሰደታ እኛንም ሰደተኞችን ታሰበን💚💚💚💚💚💚💚💛💛💛💛💛💛💛💛💔💔💔💔💔💔💔💔🇪🇹

  • @teklitkidane8444
    @teklitkidane84443 жыл бұрын

    ቃል ሕይወት የስማዕልና አምላክ ቕዱሳን ጸጉኡ የብዛሕልኩም ካብዚ ንላዕሊ ክትብርትዑ ምሕረት አምላክ ኣማላድነት እመ ብርሃን ሓለዋ መላእክት ጸሎት ቕዱሳን ምስ ሙሉኣት ምሓበር ይኹን ኣሜን

  • @wegahatamar4869

    @wegahatamar4869

    3 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለሂወት የሰመፀልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @user-vp8pj9mm1o
    @user-vp8pj9mm1o3 жыл бұрын

    ኣሜን 3+💞💖✝️⛪️💞💖🤲🙏እዝግዮ ምሓረና ኩሩስቶስ 💔💔💔😭😭😭😭 ብሃሪት ቅድስቲ ኣርእስትን ኣቀራርባን ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና 🙏ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልኩምልዑል እግዛብሄር ኣምላክ 💞💖✝️⛪️🤲🙏

  • @samihaile2124
    @samihaile21243 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ጸጋኡ የብዝሓልኩም፡ደስ ዘብል መንፈሳዊ ተዋስኦ፡ነዚ ተረዲእና ክንገብሮ ዝግብኣና ስራሕ እዩ'ሞ፡ኣብ ሃይማኖትና ጸኒዕና ክነብርሃ ሓይሊ ይሃበና

  • @tsehayeandom2816

    @tsehayeandom2816

    3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @user-vp8pj9mm1o

    @user-vp8pj9mm1o

    3 жыл бұрын

    ኣሜን 💞💖ኣሜን 💞💖ኣሜን 💞💖✝️⛪️💞💖🤲🙏

  • @medhanietewelde9755

    @medhanietewelde9755

    3 жыл бұрын

    ኣሜን

  • @azmeratewelde1327

    @azmeratewelde1327

    3 жыл бұрын

    amen nay bhaki

  • @tesfitgbreab3219
    @tesfitgbreab32193 жыл бұрын

    ናይ በሓቂ መሃሪት ዝኮነት ድራማ እግዝኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዕድሜኩም ይባርኽ 🙏🙏🙏ናዕና ከኣ ናብ ቤቱ ይምረሓና🙏🙏🙏 ኣሜን!!!

  • @michaelbrhane521
    @michaelbrhane5213 жыл бұрын

    ቃለ ሕይወት የስማልና ደቂ እመብርሃን ካብዚ ንላዕሊ ክትሰርሑ ኣምላከ ቅዱሳን ሓይልን ጥበብን ይሃብኩም

  • @askalselemon5741
    @askalselemon57413 жыл бұрын

    ደሰ ዘብል መንፈሳዊ ኣብ ሃይማኖትና ጸኒዕና ክነብርሃ ሓይሊ ይሃበና 🙏🙏🙏

  • @sawudatv3434
    @sawudatv34343 жыл бұрын

    Amen amen amen qal hiwet yesmealna egziabhier amlak xega yebzhalkum btami des zebl menfesawi film nay ❤ rekibeya

  • @weldemichaelokubazghi6893
    @weldemichaelokubazghi68933 жыл бұрын

    Amen amen amen 🙏🙏🙏 hiwet zewuhb tmrti amlak nay ageglot zebenkum ybark ahwatey🙏🙏🙏🙏

  • @mehariyemane3289
    @mehariyemane32893 жыл бұрын

    ቃለ ሕይወት የስመዓልና ደቂ እመብርሃን ኣምላኬ ቁዱሳን ጸግኡ የብዘሓኩም ።

  • @SalamSalam-cx4fz
    @SalamSalam-cx4fz3 жыл бұрын

    ኣነሲ ቀኒኤ እምበር ሎምሲ ቅንአ የሕዋትይ ጽገኡ ኣምላክ የብዝሓልኩም ኣሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤

  • @ambesjon3075
    @ambesjon30753 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ደቂ እመብርሃን የሕዋተይ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም ንዓና ድማ ዝተማሃርናዮ ዘስተውዕል ኣዒንተ ልቦናና ከፊቱ ኣብ ጽላት ልብና ክሓድር ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ኣብ ልብና የሕድሮ!!!

  • @mbrhetfitiwi2658
    @mbrhetfitiwi26583 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ቡሩካት ማሕበርኩም ይባርከልኩም.ንዓና ድኩማት ድማ ብጥበብ ቤትና.ክንፈልጥ ዝሓገዝኩሙና ኣዚና ነመስገን ካብዚ ንላዕላ በርቲዕኩም ክትመጹ ብሓቀውታ ንጽበየኩም ተባረኩ

  • @user-vw6rq1bv9w
    @user-vw6rq1bv9w3 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ብሓቂ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ክብራት ኣሕዋተይ

  • @user-kt3wd2jx3x
    @user-kt3wd2jx3x3 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብራትን ፍትዋትን ናይ መንፈስ ኣቦታትና ካብዙይ ንላዓሊ ንክተገልግሉ እግዚአብሔር አምላክ ጥበቡን ምሽጥሩን ይግለጸልኩም አሜን ፀጉኡ የብዘሐልኩም

  • @almazhabtom658
    @almazhabtom6583 жыл бұрын

    Amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏. Nay behaqe Abi tmhrte eu. Kale hiwet yesmailna.

  • @danielhabtom4569
    @danielhabtom45693 жыл бұрын

    amen amen amen qale hiwet yesmalna hawtey

  • @kidanekidane8434
    @kidanekidane84343 жыл бұрын

    ቃል ሕይወት የስምዓልና ኣዝያ ደስ ተብል ድራማ ኣምላክ ፀጉኡ የብዝሓልኩም

  • @natnaelteklia2032
    @natnaelteklia20323 жыл бұрын

    ኣሰይ🙏 ደስ ዘብል 🙏መንፈሳዊ🙏 ፊልም ኣምላኽ🙏ጸግኡ🙏 የብዝሓኩም 🙏ኣሜን ኣሜን🙏ኣሜን

  • @febi.febiti
    @febi.febiti2 жыл бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዓልና ናይ በሓቂ ጽቡቅ ትምህርቲ

  • @senaitabraham6187
    @senaitabraham61873 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ማይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርኽልኩም ፡ ጀመርቲ ዘይኮንኩም ፈጽምቲ ክትኮኑ ኣምላኽ ይሓግዝኩም

  • @natsnetgirmatsion1561
    @natsnetgirmatsion15613 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ጸጋ በዲበ ጸጋ ይዓድልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ

  • @maednmaedn6768
    @maednmaedn6768 Жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስማዓና እዝጋኣቢሄር ጸጉኡ የብዛሓልኩም ናይ በሓቂ ክንኮኖን ክንገብሮን ዘለና ዩ ኣምላክ ሃይማኖትና የጽናዓልና ክብርን ምስጋናን ንየሱስ ክሩስቶስ ምስ ወላዲቱ ማሪያም ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏✝️⛪️❤☝️

  • @ftwika31
    @ftwika312 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ሂወት ይስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ክቡራት ኣሕዋተይ

  • @user-ce5sc7mj1r
    @user-ce5sc7mj1r3 жыл бұрын

    Amen amen amen kal hewet yesmolna tsgan brketn mskulna ykun🙏🙏

  • @merhawiberaki9610
    @merhawiberaki96103 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወኣት የስማዓልና ደቂ እመብርሃን እግዛቢሄር ጽጉኡ የብዝሓልኩም

  • @madeadibo9393
    @madeadibo93933 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡራት የሕዋትትት እግዚኣብሄር ዘስተውዕል ዓይነ ልቦና ይዓድለና

  • @yonaskinfe6164
    @yonaskinfe61643 жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስማልና ኩብራት ኣሕዋተይ ጸጋ የብዝሓልኩም ኣምላክ ንዘስትውል ኣቢ ተምርቲ አዩ። ኣአንተ ልቦናና ይክፍላልና ኣምላክ ።

  • @abaditkidane4396
    @abaditkidane43963 жыл бұрын

    ቃለሂወት ይስማዓልና ብሐቂ ማሃሪት መንፋሳዊት ድራማ ጽጉኡ ይብዛሐልኩም ፎቁራት ድቂ እመብርሃን ቀጽልወ

  • @hyabzemu4538
    @hyabzemu45383 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም

  • @user-zk2yh2yj2k
    @user-zk2yh2yj2k2 ай бұрын

    ኣሜን❤ ኣሜን❤ ኣሜን ❤ቃል ሂወት የስማዓልና

  • @gebreyesussolomon6357
    @gebreyesussolomon63573 жыл бұрын

    Amen amen amen kale hiwet yeasmalana 🤲🤲🙏🙏🙏🙏✝️✝️✝️💞💞💞💞💞💞💞💚💚💚💚💚

  • @zenaytes8770
    @zenaytes87703 жыл бұрын

    ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና ዓባይን ኣዝያ መሃሪት ብሓቂ ማሕበረ ማርይም ቀጽሉዎ

  • @teweldebrhananebrhane6207

    @teweldebrhananebrhane6207

    2 жыл бұрын

    ሃይ ዜኒ ሓወይ ከመይ ኣለካ

  • @melakem3777
    @melakem37773 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና

  • @millionmehari3255
    @millionmehari32553 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ መሃሪት መንፈሳዊት ድርማ እግዚኣብሔር ኣምላክናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ መስተውዓሊ ኣእምሮ ይሃበና ኣብ ሃይማኖትና ይጽንዓና ኣሜን🌿 🙏🏽🌹🙏🏽🌹🙏🏽🌹🌿

  • @tirhastewelde3216
    @tirhastewelde32163 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ናይ ኣገልጉሎት ዘበንኩም እግዚብሄር ኣምላኽ ይባርኽ።

  • @user-yt7mz9xh7t
    @user-yt7mz9xh7t10 күн бұрын

    ቃል ሂወት የስመዐና🙏🙏

  • @fkadufkadu7933
    @fkadufkadu79333 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ኣሕዋት መንፈሳዊያን ማሕበረ ቅድስቲ ማሪያም እስራኣኤል ጸጉ የብዝሓልኩም ቀጽልዎ። ኣማላድነት ቅድስተ ቁዱሳን ድንግል ማርያምን ጾሎት ቁዱሳን መላእክቱን ምሕረተ ኢግዚኣቢሔር ኣምላኽናን ኣባክሃትኩም ይብዛሕ።

  • @user-su7ni2cq3f
    @user-su7ni2cq3f3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናብሓቂ ቃለ ሂወት የስማዓልና🙏🙏🙏🙏🙏😭😭😭😭

  • @user-if4pg4ve1z
    @user-if4pg4ve1z3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት የስማዓልና ይሓወትና ጸጋ የብዘሕልካም

  • @henokandom2684
    @henokandom26842 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ቃልኩሙ እሙን ውእቱ ዝንቱ ኣምላክ ኣስቢ ቅዱሳን እሴተ ጻድቃን ይክፈልኩም

  • @user-cb2ww7ce9u
    @user-cb2ww7ce9uАй бұрын

    ቃል ህይወት የሰምዓልና ኣምላክ ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏❤❤❤❤❤

  • @mhretabsolomon7514
    @mhretabsolomon75143 жыл бұрын

    ኣሜን! ቃለ ሂወት የስመዓልና። ጸጋኡ የብዝሓልኩም ደቂ እመ ብርሃን ኣሕዋተይይይ።

  • @sk4858
    @sk48583 жыл бұрын

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna egzabhier amlak xega yebzh

  • @mebgeb4740
    @mebgeb47403 жыл бұрын

    ኣሜን (፫) ቃል ህይወት የስምዓልና እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ብሓቂ ብጣዕሚ መሃሪት መንፈሳዊ እግዚአብሔር እቲ ዝሰምዕናዮ ኣብ ጽላት ልቦናና ይሕድሮ ብትግባር ክንግብሮ ክርስትያናዊ ስራሕ ኢዩ'ሞ ኣምላክ ብጽጉኡ ይደግፈና።

  • @zizusuzey6213
    @zizusuzey62133 жыл бұрын

    Ewey anes enqa tewhdo konku ewey ane qudus qeni yhdere egzabheri yebarekum 🙏🙏🙏🙏

  • @banagebremichael8078
    @banagebremichael80783 жыл бұрын

    Amen amen amen (3) kale hywet yesmalna egzabher amlak mis kulatna ykun, zi semunayo dima ab lbina yhduro Amen (3)🙏🙏🙏♥️♥️♥️

  • @medhanietewelde9755
    @medhanietewelde97553 жыл бұрын

    ኣሜን ኣምን ኣሜን ቃል ሂወት የስመኣልና መሃሪት ዝኮነት ትምህርቲ

  • @temutigsslaseihalulie2489
    @temutigsslaseihalulie2489 Жыл бұрын

    እግዚኣብሔር ኣምላክ መስተወዓሊ ልቦና ይሃበና ኣሕዋተይ ኣብ እምነትና ክንፀንዕ ቅዱስ መንፈሱ ን ጥበብን ይዓድለና

  • @haileabeyob9312
    @haileabeyob93123 жыл бұрын

    ኣሜን ቃለ ሕይወት የስምዓልና ፍትዋይ የሕዋት አምላክና ወዲ ድንግል ማርያም ጽግኡ የብዝሓልኩም

  • @shewittukue4992
    @shewittukue49923 жыл бұрын

    ቃል ሂወት yesumalna አዝጋብሄር ኣምልካ tegea ybzhalukam

  • @merhawizereslasie4059
    @merhawizereslasie40593 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሕይወት የስምዓልና እግዚኣብሔር ዕጽፍን ድርብን ገይሩ ጸግኡ የብሓልኩም።

  • @letushletush4015
    @letushletush40153 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐና።

  • @user-tc6kj6dg9g
    @user-tc6kj6dg9g3 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ሂወት ይስመዐልና ፀጉኡ ይብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ ኣገልጉለትኩም ዘመን ይባርኩም እግዚእብሔር

  • @user-uz5kf1ss7r
    @user-uz5kf1ss7r2 жыл бұрын

    አግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኩም ይብዛሕ ክቡራተይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ዝሰማአናይ አብ ፅላት ልቦናና ይፅሓፈልና አሜን 👏👏👏

  • @AbCd-gr3ef
    @AbCd-gr3ef Жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ቃለ ሂወት የሰመዐና እግዛብሔር ኣምላክ ፀጋ በረከቱ የብዘሐልክም ፍትዋተይ🙏🙏🙏✝️🌹🌹🌹🌹

  • @evenezerhabrom4055
    @evenezerhabrom40553 жыл бұрын

    እግዚኣብሔር ዘበንኩም ይባርኽ ቃል ህይወት የስማልና

  • @berhanekiflu3065
    @berhanekiflu30653 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማኣልና በረከት ጸሎት ቅዱሳን ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን ነኣኩም ኣነቃቅሑ ዝመሃረና ሉኡል እግዚኣብሔር ለዘለኣለም ይክበር ይመስገን ኣሜን

  • @zainazaina2750
    @zainazaina2750 Жыл бұрын

    ብሓቂ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህወት የስመዐልና ብጣዕሚ ማሃራይ ዝኮናትምህርቲ ናይ ኣገልግለት ዘመንኩም ይባረክ፫

  • @genettewelde7944
    @genettewelde79443 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ብሓቂ ዓቢ ትምህርቲ እግዝኣብሄር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም የሕዋት ንዓና ንዱኩማት ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና ዘስተውዕል ዓይነ ልቦናና ይዓድለና::

  • @user-yu1hw3jw6g
    @user-yu1hw3jw6g2 жыл бұрын

    _አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡን በረከቱን የብዝሓልኩም ክን እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡራተይ_

  • @habenwedifino9701
    @habenwedifino97013 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማልና ።አግዛብሔር ኣምላክ ጸገኡ የብዝሓልኩም።

  • @mhruazu4632
    @mhruazu46323 жыл бұрын

    አምላክ ጽ ግኡ የብዝሓልኩም ደቂ አምብርሃን የሕዋተይ ናይ ኣጎልጉሎት ዘብንኩም ybarik

  • @Bri_Tgraweyti....
    @Bri_Tgraweyti....2 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዝሕ ናይ ኣገልግሎቶ ግዜኩም አምላክ ይባርከልኩም ናይ ብሓቂ ማሃሪት ድራማ ሰናይ ነገር ክንሰርሕ ኣብ እምነትና ክንጸንዕ ኣምላከ ቅዱሳን ይደግፈና👏✝️🍀

  • @user-jr1jl6cw7q
    @user-jr1jl6cw7q Жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት ያስመዐልና ጸጋኡ ያብዘሐልኹም በርትዑልና እግዚአብሔር ያሓግዚኹም

  • @user-sn6vt6oh8s
    @user-sn6vt6oh8s3 жыл бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐና ልኡል እግዚአቢሄር ፀግኡ የብዘሐልኩም

  • @luciahaile490
    @luciahaile4903 жыл бұрын

    Amlack xegeu yebzehalkum btaemi mehari zkone tmhrti agelglotkum ybarek

  • @user-cx4gy6gy9c
    @user-cx4gy6gy9c3 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብራት እሕዋትና እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሐልኩም ንዓና ውን መስተውዐሊ ዓይነ ልቦና ይሃበና ሰናይ ግብር ክንገብር ኣምላክ ይሓግዘና አሜን

  • @sabahsabah4927
    @sabahsabah49273 жыл бұрын

    Àmen amen amen kale hiwet yesmalna yehwatey mearey

  • @dswffeef9659
    @dswffeef96592 жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስምዐና ብጣዕሚ መሃሪ ድራማ ፀግኡን ረዲአቱን የብዘሐልኩም

  • @berhaneteklehaymanot7663
    @berhaneteklehaymanot76633 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ቅዱስ እግዝኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ናይ ኣግልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም ይቀድሰልኩም ኣብ እምነትና የጽነዓና እመብርሃን ወላዲት ኣምላክ ጸሎታ ኣይፈለየና

  • @user-dt1yh3lc6k
    @user-dt1yh3lc6k3 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓና ደስ ዘብል እግዚአብሔር ኣምላኽ ጸግኡ የብዘሐልኩም

  • @user-hu1dv8wi4s
    @user-hu1dv8wi4s2 жыл бұрын

    ቃለ ህይወት ያሰማልን

  • @tsighahanaissak3532
    @tsighahanaissak35323 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓክና የሕዋተይ ኣምላክ ቁዱሳን ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ኣብዚሑ ይባርከልና ብሓቂ ክብርን ምስጋናን ንኣምላክ ይኩኖ ዝማሃረና ዝገሰጸና

  • @nha5412
    @nha54123 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስመዐና ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏

  • @redaetedros5300
    @redaetedros53003 жыл бұрын

    Amen Amen Amen qale hiwet yasmina egziabher amlak xegu yebzhalkum yehwat 🙏🙏🙏💒🙏🙏🙏

  • @luwamfistum8207
    @luwamfistum82073 жыл бұрын

    Amlak xegu yebzhalkum btaemi des tebln meharitn

  • @semerabbehabolom5666
    @semerabbehabolom56663 жыл бұрын

    Amen Amen Amen

  • @amarahassan2472
    @amarahassan24723 жыл бұрын

    Amen amen amen bhaki kale hi wet ysmealna Egzabiher tsegu yebzehelkum Ashwater nay ❤💖aglglet zemenkum ybarkelkum tsbuk tmhrti eyu

  • @metkelmirach6910
    @metkelmirach69102 жыл бұрын

    Amen amen amen kal hiwet yesmealna kbrat yhwat xegue ybzahlkum agzabiher

  • @fevengonetse3981
    @fevengonetse39813 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስማዓልና ኣሕዋት እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዛሓልኩም

  • @biniam5322
    @biniam53223 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም

  • @brktiteklehaimanot2482
    @brktiteklehaimanot24823 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ መሃሪት እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ።

  • @tesfaslasietesfaslasie5303
    @tesfaslasietesfaslasie53033 жыл бұрын

    ኣሜን ቃለሒይወተወ የስምዓልና!!!ኣብታ ኣማናዊትን ጽዕትን ናይ ንቅዱሳን ኣቦትትና ዝተዋህበት ኦርቶዶክ ተዋህዶ ሃይማኖት ኣሰሮም ክንክተል ናይ መድሓኒኣለም ኢየሱስ ክርስቶስ ኣምላኸና ምሕረት:ናይ እመ ኣምላኽ ኣማላድነት:ናይ ቅዱሳን ጸሎቶም ምስኩልና ይኹን!!

  • @ermyasnebyi7812
    @ermyasnebyi78123 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና እግዝኣቢሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ። ኣሜን።✝✝✝🙏🙏🙏⛪⛪⛪

  • @hayathabashah5222

    @hayathabashah5222

    3 жыл бұрын

    ⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️አሜን

  • @user-vf6io8ws5g
    @user-vf6io8ws5g3 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክቡራት አሕዋተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 🙏🙏🙏

  • @milonmilon6338
    @milonmilon63382 жыл бұрын

    ብሓቂ አምላክ ፀግኡ የብዘሐልኩም ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ ክብራት አሕዋትና

  • @luela4890
    @luela48903 жыл бұрын

    Tebareku Eskekemtom lewohet Kemteni Aediettno Tsulum Tebark Brinidabelkm tegosu Kemzi Elkum menifesquds tmhiru🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤❤❤

  • @petroszerit6770
    @petroszerit67703 жыл бұрын

    Amen Amen Amen ❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @user-hu2ho8rf7b
    @user-hu2ho8rf7b5 ай бұрын

    ብሓቂ ቃል ሂወት ይስመዐና ኣምላክ ❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🤲

  • @dawithabtemariam6677
    @dawithabtemariam66773 жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስማዓልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ገላጽን መሃርን እዋናዉን ትምህርቲ

  • @selmselm9212
    @selmselm92123 жыл бұрын

    ቃል ህወት የስመዓና አምላክ ፀጉ የብዘሐልክም

  • @fitsumrussom8464
    @fitsumrussom84643 жыл бұрын

    ኣሜን ስለ ቃሉ ክብርን ምስጋናን ን እግዝአብሔር ይኩን። ቃል ሂወት የስምዓልና፡ እግዝአብሔር ጸጋኡ የብዝሓልኩም ክቡራት የሕዋትን ኣሓትን።

Келесі